Dehay Eritrea ኢሳይያስ ሕቶይ ኣየሐጎሶን፤ ግን ክምልስ ፈቲኑ....! ደሃይ ኤርትራ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 106

  • @samsomyohannes2151
    @samsomyohannes2151 3 дні тому +12

    ምሕረት የውርደልካ ብሰላም ተመለሰና ሳልሕ ዓቢሰብ።

    • @koala10ish
      @koala10ish 2 дні тому +1

      Askut akuar Jeberti Wedi Shire-Woquro! Entay adieka y'milketeka b'zaiba Eritrana? Kid lab uguumlaandika qelibom netom gaigaat qondafin wegenka!

    • @donbosco3732
      @donbosco3732 2 дні тому

      @@koala10ish ኣየ በዓል መሕረር ከይትምሃሩ ደኣ 😭

    • @koala10ish
      @koala10ish День тому

      @@donbosco3732 chid qondaaf! askuut! entay adieka milketeka b'zaibaa eritrana!

  • @samraawatta2484
    @samraawatta2484 2 дні тому +3

    ፁቡቅ ኣስተምህሮ ዕድመኻ ይንዋሕ ኩቡር ሓዉና ሳልሕ ደሃሰ ቃዲ ብጣዕሚ ፁቡቅ ትምህርቲ እዩ

    • @koala10ish
      @koala10ish 2 дні тому +1

      Askut akuar Jeberti Wedi Shire-Woquro! Entay adieka y'milketeka b'zaiba Eritrana? Kid lab uguumlaandika qelibom netom gaigaat qondafin wegenka!

    • @donbosco3732
      @donbosco3732 2 дні тому

      @@koala10ish 😡😡😡

    • @koala10ish
      @koala10ish День тому

      @@donbosco3732 chid qondaaf! askuut! entay adieka milketeka b'zaibaa eritrana!

  • @asmarino99o42
    @asmarino99o42 2 дні тому +1

    ምስ ምሉእ ጥዕና ክትምለሰና ብልቢ ይትስፎ። All the best wishes!

  • @Tesfaldet1
    @Tesfaldet1 2 дні тому

    ብሐቂ ደስ ዝብል መግለጺ, ሳሚ የቀንየልና:: ሳልሕ ከም ወትሩ ምስ ዓሚቅ ፍልጠት! ምሕረት የውርድ ጸሎት ደስ እንዳበለኒ

  • @berhanewoldemichael5953
    @berhanewoldemichael5953 2 дні тому +3

    Brilliant as usual bro Saleh Gadi. Thank you bro Samuel too for your searching questions.

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 2 дні тому +1

    Thanks Dehay Eritrea and Salih Gadi for beautiful story and your bold views.

  • @YemaneAbrha-d9m
    @YemaneAbrha-d9m 2 дні тому +4

    Welcome dehay Eritrea
    Sami ThankS Mo.

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 дні тому +1

    ሕልሚ ህ ኩሉ ህዝብ ወተሃደር ክከውንዩ ሰምሩሉ ከኣ❤❤❤

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 2 дні тому +2

    ቀጽለሉ ሳልሕ ኣዘናጋዕን መሃርን መደባትካ:: የቀንየልና ከኣ መብርሂ ናይታ ጡጥ ዝተወተፈት ኣፍንጫኻ::ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ::

    • @koala10ish
      @koala10ish 2 дні тому

      Askut akuar Jeberti Wedi Shire-Woquro! Entay adieka y'milketeka b'zaiba Eritrana? Kid lab uguumlaandika qelibom netom gaigaat qondafin wegenka!

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 2 дні тому

      @@donbosco3732 ቀጽለሉ ዝብል ኤርትራዊ የብልና ኣታ ትግራዋይ (ቀጽሎ) ኢና ንብል ::

    • @donbosco3732
      @donbosco3732 2 дні тому

      @@koala10ish 😡😡

    • @koala10ish
      @koala10ish День тому

      @@donbosco3732 chid qondaaf! askuut! entay adieka milketeka b'zaibaa eritrana!

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 дні тому

    Pleasant conversation! Thank you both....

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd День тому

    ኣቦና ሳልሕ ኣዝዩ ምሁር ኢዩ ግደፎ ዕድምኡ ምሉእ ዝደከመ ኢዩ ሕጂ ኣይትወጥሮ

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 2 дні тому +1

    و الله أنا نفس الحال طبيعتي مع أستاذ صالح جوهر
    إنسان عادي بسيط

  • @ادريسحامد-د8ث
    @ادريسحامد-د8ث День тому

    اللهم شفاء لا يغادر سقما

  • @ابوهاشم-ت1غ
    @ابوهاشم-ت1غ 3 дні тому +2

    حلقه قيمه مشاءالله

    • @koala10ish
      @koala10ish 2 дні тому +1

      Askut akuar Jeberti Wedi Shire-Woquro! Entay adieka y'milketeka b'zaiba Eritrana? Kid lab uguumlaandika qelibom netom gaigaat qondafin wegenka!

    • @Sick0fTraitors
      @Sick0fTraitors 2 дні тому

      ​@@koala10ish
      Ata wedi melisha sernay wedi barista 😂 entay alekum bejeka xerfi deki teref komandis

    • @koala10ish
      @koala10ish День тому

      @@Sick0fTraitors chid qondaaf! askuut! entay adieka milketeka b'zaibaa eritrana!

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 2 дні тому +1

    Well done statement by Salih . 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @teshemetekle7274
    @teshemetekle7274 22 години тому

    ሳላሕ ብጣዕሚ ቡሱል ሰብ ኢዩ። ዕድመን ይሃቦ። ኣብ ኤርትራ:ኩሉ ወታደር ኢዩ።ብውትድርናዊ ስምዕት ኢዩ ከኣ ዝዕብለል።ኩሉ ግዜ ኢየ ዝሓስበላ:ሳላሕ ግን ኣስፊሑ ገሊጽዋ። ወታሃደር ኣብ ሃገርና ኣይፍራሕን ኢዩ።ኩሉ ወታደር ስለዝኮነ:ኣየክብሮን አይፈርሖን ስቢላዊ ርህራሄ'ውን የብሉን።ኩሉ ወታደር ጌረሞ

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 3 дні тому +2

    Thank you 👍🏿 politics and deployments 👊🏿💙👊🏿💙👊🏿💙🌿🙏🏿🌿🙏🏿📺

    • @koala10ish
      @koala10ish 2 дні тому +2

      Askut akuar Jeberti Wedi Shire-Woquro! Entay adieka y'milketeka b'zaiba Eritrana? Kid lab uguumlaandika qelibom netom gaigaat qondafin wegenka!

    • @yohannesdesta6954
      @yohannesdesta6954 2 дні тому +2

      @koala10ish 👽 age dolls 👈🏿 ዝህዝን ኤዮ ዝህፍር ኢዮ ።🤖🤖

    • @ThePer777
      @ThePer777 2 дні тому +1

      @@yohannesdesta6954ጥዕና የብሉን ጆኒ ደስታ

    • @yohannesdesta6954
      @yohannesdesta6954 2 дні тому +1

      @@ThePer777 thank you 🗝️ 🙏🏿 🌿💙🌿💙🌿💙☑️

    • @koala10ish
      @koala10ish День тому

      @@yohannesdesta6954 chid qondaaf! askuut! entay adieka milketeka b'zaibaa eritrana!

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 2 дні тому +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤

  • @SHaile-xu9ub
    @SHaile-xu9ub 2 дні тому

    ሰላም ሳሙኤል፡ ሰላም ሳልሕ
    ሳልሕ፡ ምሕረት ትረድ!
    ትኣምን እንተዀንካ ትሰምዕ ማርያም ድዓሪ
    ጽቡቕ ገይሩ ይስምዓካ'ዩ እቲ ዘይሰምዕ ደብሪ
    ኣይትትሓለል ጸሎትካ ድገሞ ደጋግሞ
    ፍረ ነይብሉ "ቀዳማይ ጸላኢና" ዘ-ተቓውሞ
    ኣወል ወዲሓወቦና መልስታት ካብ ሃበካ
    ቁጸሮ ብደብሪ ብዕሊ ከም እተሰማዕካ

  • @saidmahmoud5376
    @saidmahmoud5376 2 дні тому +1

    thnnx thnx nay feltet umket zelewo gasha mekrabka samel hawey🎩

    • @koala10ish
      @koala10ish 2 дні тому +1

      Askut akuar Jeberti Wedi Shire-Woquro! Entay adieka y'milketeka b'zaiba Eritrana? Kid lab uguumlaandika qelibom netom gaigaat qondafin wegenka!

  • @omermangit
    @omermangit 2 дні тому

    as always Ustaz Saleh position is mature and practical.

  • @bingbang-kv9yt
    @bingbang-kv9yt 2 дні тому

    Thank you memhir Saleh

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 2 дні тому

    Lebamat kem baal kibur salih yebzahalna ! Yekenyelna!❤

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 2 дні тому +1

    🎉🎉🎉🎉❤

  • @AbdullahAli-ry5ix
    @AbdullahAli-ry5ix 2 дні тому

    Allah yashfik akhi Saleh

  • @wolderufael
    @wolderufael 2 дні тому

    Ya Ustaz, wish you a successful surgery and a quick recovery. We need you to be back soon. Thank you for your service and thank you Dehay Eritrea. መላመዱ ጸሎት ክንገብረካ እና 😂

  • @mohammedhassen2839
    @mohammedhassen2839 15 годин тому

    ربنا يشفيك ابو جوهر

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 дні тому

    ሸይጣኒን ህ ኣይዒርቁንዮም ክሳብዒለተ ሞቱ❤❤❤

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd День тому

    ሓግዞምበር ኣይተዋጥሮ እዚ ዘብኣይ ሰላም ዝፈቱ ኢዩ ድሓር ኣስላማይ ክስታናይ ኣይብልን ዘሎ (ፍቅሪብፍቅሪ ኢዩ) ኣሎና ሓውበይ ሳልሕ

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 2 дні тому +1

    ሰላም
    ሕቶ ጉዳይ ናይ ኤርትራ ካብ ከም ሶማልያን ሊብያን ናጻ ሃገር ምዃን ናብ ብፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክትቁረን ዝብል ሓሳብ ንምንታይ፧ ካበይ ተበጊሱ? ብኸመይ ዝበለ ላዕልን ታሕትን ፖለቲካዊ መስርሕ ሓሊፉን? እቲ ዝነበረ ጸቕጥን ድፍኢትን እንግሊዝን ኣሜሪካን ምስ ሃይለስላሰ ብምስምማዕ ኣንድነት ዝብል ፓርቲ ክምስረትን ህዝቢ ሓሳቡ ክገማማዕኝ ዝግበረ ዝነበረ ሸርሕታትን ንምንታይ ክፍጸም ተደልዩን ኣብቲ ሞንጎ ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ኣይነት ጽዋ ኣሕዲሩን? እዚ ኩሉ ሸርሕታት ምስተሓልፈውን ብእንግሊዝ ኣብዝተገብረ ሕቡእ መጽናዕቲ ይኹን እምበር ህዝቢ ኤርትራ 75% ንናጽነት ከምዝደልን ረፖርት ከዝተገብረን ይፍለጥ።
    ስለዚ ናብቲ ብፈደረሽን ውሳነ ክድሚ ምውሳን ዘነበረ ናይ ኣሜሪካን እንግሊዝን ሸሕታት ዝተጻወሮ ጸዋታ ክርሳዕ የብሉን። ገለገለ ኤርትራውያን ተዓሲቦም ኣንድነት ይበሉ እምበር እንግሊዝ ብሱዳን ኣቢሉ ኣብ በዓል ከረን ምስ በጽሐ ንህዝቢ ዝህቦ ዝነበረ መታለሊ ተስፋ ናጻ ክንገብረኩም ኢና ዝብል ምንባሩ ምሳርገጸ ግን ምስ ኢትዮጵይና ኣሜሪካ ብምሽራኽ ነቲ ናጽነት ዝብል ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ብምዕባጥ ነታ ብኣጋጣሚ ጎብለል ዓለም ኮይና ዝወጸት ኣሜሪካ ንምሕያል ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ንምቁጽጻር ኤርትራ ስለዝመረጹዋን፣ ከተማታት ኤርትራ ኣስመራ ብሕልፊ ነቶም ጸዓዱ ክትነብረላ እተብህግ ሃገር ብምዃናን እቲ ዝነበረ ማዕባለ ክድምሰስ ስለዝደለይዎን፣ንናጽነት ኤርትራ ክዓግትዎ ብመልክዕ ፈደረሽን ምስኢትዮጵያ ቆሪንካ ንኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብትሕቲ ምቁጻሮም ንምእታው ዝተገብረ ውሳነ እምበር ቁንጣሮ ከዳዓትን ጠለምትን ሲ ሹዑ ኔሮም ሎሚውን ኣለዉ፣። ብሓቂ ንናጽነት ኤርትራ ከተዓናቕፍ ዝኽእል ብኤርትራውያን ባህግን ድሌትን ዝተበገሰ ሓይሊ ግን ኣይነበረን፣ ኣብቲ እዋን እቲ ንኢትዮጵያ ዝፈልጣ ብዙህ ህዝቢ ውን ኣይነበረን። እቲ ናይ ኣንድነት ሓሳብ ሃይለስላሰ ብፕ። ሩዝቨልት ነቲሓስብ ተዋሂብዎ ምስመኸሩ እንግሊ ድማ ነቲ ሓስብ ስለዝነበሮ ብሓባር ዝተእልመ ሓስብ ፈደረሽን እምበር ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዝተበገሰ ኣይነበረን።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 2 дні тому

      ናይ ሕጂ ዘይትገብር እዚ ታሪኽ እዚ ዘመናት ዘረብረበና ሕጂ እንታይ ይተግበር ኤርትራ ቆዋሚት ጽንእቲ ሐገር ብኸሙይ ትኹን ብ ኸመይ parliament ብቅዋም ተቀይዱ ዝኸይድ ተነውሐ 4 5 ዘይበዝሕ መሪሕነት ምርጫ ዝግበረላ ሐገር ንነፍስወከፍ ሕጊ ልእሊ ኩለን ዝኾነሉ ምግባር

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 2 дні тому

    ስምምዕ ሩዋንዳ፡ ክንጠዓሰሉ ዝግባእ ዕድል ዘምለጠና ይመስለኒ። ድሕሪኡ እዩ ዝበዝሐን ዝዓበየን ውግእ ሓሊፉ። ኣሽሓት ሂወት ውን ምደሓነ ኔሩ። ታሪኻዊ ጌጋ እዩ ኔሩ 😢

  • @mikitesfa663
    @mikitesfa663 2 дні тому +1

    ተመዚንካ አንቁኦብ ከለካስ ሃርማዝ ኪትከውን ትፍትን ምካንካ ሳልህ ፡ትፈልቶም መሲሉካ አንበር ን ህግደፍ ኣይትፈልታን አካ ።

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 2 дні тому +1

    እዚ ጀሃድ ኣስተዊዕልኩምሉ ዶ? ኣብ 40ታት ህዝቢ ኣንድነት ይብል ኔሩ ይብልስ እቶም ኣስላም ከይጠቀሶም ሓሊፊ?

    • @MustafaMohammed-v2d
      @MustafaMohammed-v2d День тому

      አንታ ደንቆሮ ጃሃድ ማለት ተቓላሳይ ማለት ሙኻኑ ትፈልጥዶ ትርጉም ናይ ጃሃድ ከይፈለጥካ አይትጽሓፍ

  • @ابوهاشم-ت1غ
    @ابوهاشم-ت1غ 2 дні тому

    الله يشفيك يا ربي

  • @noah2020
    @noah2020 23 години тому

    ታሪክ አይተዳሉ ፍርቃ ምስ ሱዳን ይብሉ ከም ዝነበሩ ኤእ ንዓይ ንአንጭዋ አብ ልቆታ ናበይ ኩሉ ናበይ ተብሎ አለካ ይርዳአና እዩ:: ውጻእ ካብ ጸቢብነት

  • @ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ

    Salh jeljal rewai galu haxabi meakoru akar aslamay bedankkkkk

    • @Romeonice
      @Romeonice 2 дні тому

      First of all use your name then focus on the discussion don’t use religion shame on you unless you are from other nation as an Eritrean you could have never said that shame on you classless

  • @mikitesfa663
    @mikitesfa663 2 дні тому +1

    ኪላ ንስካ ሙሩጻት ቃላት አንበር ንሃገር ዝከውን ሃሳብ የብልካን በታኒ አንበር ኣካቢ ኣይኮንካን።ንታሪክ አንዳ ኣስታረርካ ከም ኪዳን አንዳ ገልበትካ ኣይተዘንቱ ።ሳልህ

    • @habteghebre785
      @habteghebre785 2 дні тому

      Tegadelti miszi sivil znebere hibreteseb Eritrea kithiwesun kitsemamiun aytikielun ekum Hager nskum trah zemxaikuma timeslekum ab hiwteta trah ekum tinebru

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd День тому

    Let him

  • @Ae91scd
    @Ae91scd День тому

    ደሀይ ኤርትራ : ንኽቡር አያናን አቦናን ክቡር ሳልሕ ጋዲ ሀብታም ተሞክሮኡ ከካፍለና ምዕዳምካ ምስጋና ይግበአካ:
    ክቡር ሳልሕ : ሕክምናኻ ዕውት ኮይኑ ምሉእ ጥዕና ክትረክብ ይምነየልካ ን ይጽልየልካን::

  • @bashayk8170
    @bashayk8170 2 дні тому +1

    "ኮቦሮ ለኸይ ለኸይ ከየሕማ ድዩ ወይለየኸይ ከየሕማ ድዩ" ጆሃሪኖ ኣትርር ኣቢልካ ህረሞ እቲ ኮበሮኻ።

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 2 дні тому

      @@bashayk8170 ትግራዋይ ወዲ ርሹናት

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 дні тому

    ሓው ሳልሕ ፡ እቲ ፍታሕ ብጃዝካ ኢሳያስ ተቐየር ኢልካ ምምጽዳቕ ዘይኮነስ ፡ ብመሰረቱ ኢሳያስ ክእለዩ ዘለዎ ፡ ገለ - ጽቡቕ ሓሳባት ' ኳ ' ንተለካ ፡ መርገጽካ ግን ብዙሕ ንጹኡር ኣይኮነን ።

  • @hidaatephrem3159
    @hidaatephrem3159 2 дні тому

    ኢሳያስ ንዓኻ ሰብ ዝቖጽረካ ገይርካ ትሓስብ? እዋይ ህውተታ!

  • @TedAsgedom
    @TedAsgedom 2 дні тому

    Unfortunately he don't know how to research to find John foster Dullas quote about Eritrea. He don't qualify to talk about Eritrea if he missed this landmark history that shapes modern Eritrea.

    • @kebreabmedhin4421
      @kebreabmedhin4421 2 дні тому

      ሐውና ቅድም ጽሑፍካ እሞ አጽሪ
      ደሐር ጽረፍ : ደፋር ዓሻ ! !

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 2 дні тому

    ወያነ / ህ ወ ሓ ት / ማሕበራዊት ነይራ
    1991 ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣቶዉ
    ከም ሳልሕ ዚበሎ ከይዶም

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 2 дні тому

    ሳሙኤል እዚ ምሳኻ ዘሎ ሳልሕ ቃዲ ካባኻ ዘይሐይሽ ልሕቲት ከዳአ እኮእዩ

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd День тому

    Deqs belo

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 2 дні тому

    እዋይ እርጋን 😂 ኣይ ካብ ምህሮ ኣይ ካብ ኣእምሮ። ብቐደሙ ወዲ ሽረ እንታይ ቁምነገር ክህልወካ።

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 2 дні тому +3

    ኣትን ከዳዓት ሓሰውቲ ደመኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ደገ ኣሪግክን ጋሕ ክትብላ ኢኽን::

    • @koala10ish
      @koala10ish 2 дні тому +1

      Ewe ezi qondaaf jeberti agame entay m'lketo nay eritrana gudaay!

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 2 дні тому

      @koala10ish ንስኻ ንባዕልኻ ትግራዋይ ኢኻ ትመስል ኣብ ኤርትራ ጀበርቲ :ትግርኛ'ኩናማ ኢሉ ዝፈላሊ የብልናን::

  • @kebreabmedhin4421
    @kebreabmedhin4421 2 дні тому

    ክቡር ሐውን መሳድድትን ሳልሕ፣
    ብመጀመርያ አብ ጥዕናኻ ምሉእን ውጽኢታውን ክትከውን ናይ ልቢ ምንዮተይ እገልጸልካ ከምቲ ንስኻ እትምስክረሉን እትገልጾን ሚክኤል ከ ረ ን በቲ ናተይ እምነት አሰንየ ናብቲ ልዑል አምላኽ ኩልና፣ ጸሎተይን ምንዮተይን እገልጸልካ "አልፍ ሰላምተክ" ኪገርመካ ኩለን እተን አብ ኩወይት ዝገለጽካየን ጉዳያት 98% ተኻፊለየን አለኹ ፣ ኩሉ እቲ ዝገለጽካዮ ብምርሳዕ እንተዘይአ
    ጉዲለሉ ቃል ብቃል ከምዝዝክሮ ከምኡውን እቶም ዝከራኸሩኻ ዝነበሩ 4 ሰባት ሐደ ብሐደ እፈልጥ አብተን ሐያሎ ዝኾና ዝሃብካና አስተምህሮ (ኮርስ) እውን ተኻፊለየን ነይረ።
    ብዝኾነ አይተሕመመና ንበረልና፣ራህዋ ናይዛ እትፈትዋ ሃገርካ ከየርአየ አይቕተልካን አይሰደናን ፣
    ዘፈትወካ ዐርክኻ
    ክብረአብ ፍስሃየ
    ካ ና ዳ

  • @ThePer777
    @ThePer777 3 дні тому +1

    ኣንታ ወዲ ዐጄ ጾርካ ዘይተራግፍ።

    • @koala10ish
      @koala10ish 2 дні тому +1

      Askut akuar Jeberti Wedi Shire-Woquro! Entay adieka y'milketeka b'zaiba Eritrana? Kid lab uguumlaandika qelibom netom gaigaat qondafin wegenka!

    • @ThePer777
      @ThePer777 2 дні тому

      @@koala10ishእንታይ ኢካ ትብል ዘለካ ህበይ ዐርከይ?

    • @koala10ish
      @koala10ish День тому

      @@ThePer777 chid qondaaf! askuut! entay adieka milketeka b'zaibaa eritrana!

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 2 дні тому

    محمد عمر محمود ؟
    هل أخو لل صالح حري ؟

  • @georgisteklemichael2979
    @georgisteklemichael2979 2 дні тому

    Gedi wants Shabia officials to use diplomatic language with subversive governments that vehemently opposed Eritrean independence and who are hostile to deplomatic language. what surprises me most is himself never used diplomatic language when dealing with his fellow Eritreans.
    I stopped listening to him because of his undeplomatic language and plus his opposition emanates from personal grudges as he illustrated it during this interview.
    It is easy to point a finger at others and accuse them of being undeplomatic and full of hatred, but yet you operate out personal grudges and you puruse undeplomatic approach with your own brothers and sisters. And then you expect others to change when you remain unchanged.
    So my recommendation for Gadi is to pose and reflect on this interview
    You need to heal from those grudges you are harboring first. Let it go off.
    Charity begins at home.
    Be the a gent of change. Set an example: change your own approach to your fellow Eritreans, and speak from a positive and higher ground, then people will follow you and change their approach towards you and others.
    Instead of using belittling, degrading and sarcastic language. Use uplifting, appreciative and inspiring language.

  • @kiflymerhu832
    @kiflymerhu832 2 дні тому

    years of bla bla,... without result.

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 3 дні тому +3

    ከልቢ ሕወሓት ሰብ ረኺብካስ ነዚ ድርባይ

    • @Hadera-od7jn
      @Hadera-od7jn 2 дні тому

      Nisikha ikua zeytirebih seb ikh ita kiletka nisa iya kkkk terati! Fesi adgi niakhas kem tisegid zigebrukha baal telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray imnetu ethiopia hibret andinet iyom!kkk😂

  • @habtommahdere4187
    @habtommahdere4187 2 дні тому +1

    ክላእ ኣበይ ትነብር ጥፉእ ደኣ ኢኻ ኩለን ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ዝነበራ ሃገራት ብመሰረት መግዛእታዊ ዶባተ ናጸነተን ተዋሂበን ክንሰን ኤርትራ ግን ስለምንታይ ብፈደርሽን እሞ ድማ ምስ ኩሉ ትሕተ ቅርጺ መጎዓዝያን ኩባንያታትን ንባዕልኻ ጠዋይ ምኽሪ ሒዝካስ ኣይትሓፍርን ቁሩብ

    • @Hadera-od7jn
      @Hadera-od7jn 2 дні тому

      Nisikas entay yetiyika ab eritreana teref shint dergi amharay dikala gonder mikhanka ketefilit dikha hagazi zedgideka telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet Ethiopia zelewo hagazi khonka kkkkkk😂

  • @koala10ish
    @koala10ish 2 дні тому +1

    Askut akuar Jeberti Wedi Shire-Woquro! Entay adieka y'milketeka b'zaiba Eritrana? Kid lab uguumlaandika qelibom netom gaigaat qondafin wegenka!

    • @mussieberhane4858
      @mussieberhane4858 2 дні тому

      ጸማም ሐደ ደርፉ ንበዓል መን ዲኻ ተሰኪምካ ትኸይድ ዘለኻ

    • @noorsaad6043
      @noorsaad6043 2 дні тому +1

      ሓደ ረሳሕ ሰብ @koala መሽረፈት መለመኒ ሒዝካ ኮለል ትል ዘለኻ አብ ወጻኦ ክዲ መዳስ ሳእኖም ጀበርቲ አይትበቅዕን ኢኻ

    • @bingbang-kv9yt
      @bingbang-kv9yt 2 дні тому

      N Aflito kikoneka jeberty 1 Aliet Aykonen Kab 1 bota zmexie jeberty shem yu lekie kem Tgrinia yu abza Ertra Kea wedebat yu

    • @Hadera-od7jn
      @Hadera-od7jn 2 дні тому

      Anta nisikha khe intay gedisika bizaiba hagerna eritreana teref shinti dergi amhara dikala ikha wey ka teref shinti dergi amharay dikala gonder lalibela kkk hagazi telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet Ethiopia zelewo hagazi khonka kkkkk🤑🤑🤑

    • @alisaid9015
      @alisaid9015 День тому

      Fasciste Higfawi guahaf.tim bel.