እሙ እንኳዕ ብሰላም ተገላገልኪ ❤ surprize ን እንዳ heny emu ጌርናዬም

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 547

  • @tsige1234
    @tsige1234 2 роки тому +86

    ደስ ክትብሉ ብርሃን ገፆም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤🙏🙏

  • @ትግራወይቲ-ጰ2ኈ
    @ትግራወይቲ-ጰ2ኈ 2 роки тому +59

    በስምኣብ ደስ ክትብሉ ኣደይ ማዓረይ💘💘💘 ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ደቂ ሓላላተይ💘💘💘 እሙን ሄኒን እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ንውላድኩም ከኣ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም🙏💘💘💘 ኣነ'ውን ቦክሪ ጓል እየ ዝምነ የስምረልኪ በሉኒ🙏ናወለድናለ😄

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ 2 роки тому +57

    እንቃዕ ብሰላም መፃኩም ምጭዋት ስድራ ፍትው ዘብለኩም ደቂ ሪመይ እሙየ እመብርሃን ብሽልምትኪ ተውፅኪ 🙏❤️

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 2 роки тому +2

      ኣሱየ ጋል ትግራይ ምቅርትይ ሳብሰክራይብ ብልኒ ብፍቃድኺ ሓላልይ

    • @ኣሱጋልትግራይ
      @ኣሱጋልትግራይ 2 роки тому +1

      @@Grmaneshyoutube ጌረልኪ ኣለኹ ክብረተይ ❤️

    • @ኣሱጋልትግራይ
      @ኣሱጋልትግራይ 2 роки тому +1

      @Queen Dabo ኪዊን ዳቦ ጌረልኪ ❤️

  • @bereketi2308
    @bereketi2308 2 роки тому

    ናይ ብሓቂ ከምዚ ህያብ ድህብ ሰብ ዳሪጋ የለን ማሪየም ቲሓልወና ንዓኣ ዝኣምን ኩሉ ግዚየ ክሕጎስ ኢዩ።

  • @zenebuniguse2373
    @zenebuniguse2373 2 роки тому +31

    ዋው እንኳዕ ደስ በለኩም በድጋመ እንዳ ቤሪ ዳኒ ምሳኹም ሓብሮኹም ምስረኤኽዎም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ😍😘🙏

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 2 роки тому +1

    ኣሰይ ደስ ትብሉ ላስሓቅኩም ንበሩ ኣሕዋተይ ንሓፍትና ገንዘብኪ የብዛሓዩ ዳኒ ሓዉና ለ ኢድኻ ይባረኽ ወድዞም ኣኽሱማውያን ሰብ ጥበብ ❤🙏

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ-ጐ5ደ

    እሙየ እንኳዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ማዓረይ ሄኒየ እንኳዕ ደስ በለካ ብዝተረፈ ኩልኩም ፍትውትው ኣሕዋተይ😍😍😍😍

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 2 роки тому

      ሜሪየ ምቅርትይ ሳብሰክራይብ ብልኒ ብፍቃድኺ ሓላልይ

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 2 роки тому +16

    በስመአብ ደስ ክብል ብሓቂ ኳዕ ደስ በለኩም ንሓፍትና ከኣ ኣብዚሑ ይሃባ ንሰኣሊ ከኣ ኢድካ ይባረክ ክንዳኹም ውሽጠይ ብሓጎስ መሊኡ ተመስገን♥️😘

  • @ትርሓስዩቲብTrhasYube
    @ትርሓስዩቲብTrhasYube 2 роки тому +22

    ዎዎዎ ብሓቂ ደስስ ዝብል ዉህብቶ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተክኣላ🥰❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 2 роки тому +2

      ትርሓሰ ሓላልይ ሳብሰክራይብ ብልኒ ብፍቃድኺ ምቅርትይ

  • @habentekle5125
    @habentekle5125 2 роки тому

    እንቃዕ ኣደይ ማርያም ምሓረትኪ ኡሙ እንቃዕ ሓጎሰኩም ጹቡቃት ካብ ሓፍትኩም ኤርትራዊት ኣብ ኣዲስ ዘለኩም ተጋሩ ይቱበራት ንፉዓት ኢኪም ኩሉኩም ግን ሓንቲ ነገር ክነቅፈኩም ምስ እንዳ ኤፍሬም ከም ቀደም ይርኤኩም የለኩን ተፋቀሩ ዞም የሕዋተይ እንተ ተጋግየ ግን ይቅረታ

  • @selamselam2549
    @selamselam2549 2 роки тому +9

    እሙየይ ማዓረይ እንኳዕ ማርያም ማሓረትኪ ሄኒ ካዓ እንኳዕ ኣቦ ኳንካ ❤እዉይ ዳኒ ኢድ ይባርክ👌።❤❤

  • @yirgalemgebretsadik3513
    @yirgalemgebretsadik3513 2 роки тому +1

    ኣስይይይይይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኹም ይብዛሕ እሙየ በድጋሜ እንቃዕ ማርያም ኣውጸኣትኪ ዳኒ ሓውና ከዓ ኢድካ ይባረክ

  • @fritagebereselama8074
    @fritagebereselama8074 2 роки тому

    ብጣዕሚ ገራሚ እንኻዕ ደስስ በለኹም ንኹልኩም ሙቁራት አሕዋተይ! እንቋዕ ማሪያም ብስላም አጋላገለትኪ ኡሙየይ ።

  • @salamhathubi1685
    @salamhathubi1685 2 роки тому +1

    አሰይይ ደሰ ትብሉ💝💝💝💝💝💝

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 роки тому +7

    ኣሰይ ዝፈትወኩም ናተይ ተኣካኪብኩም ሪአኩም ደስ ኢልኒ ሰሓቅኩም ይብዘሐልና
    በተለይ እንዳ ኢዛና ተትነብሮ ፍልይ ዝበለ ሓጎስ ምተሓጎስኩ ብዘለክምዎ እመቤታችን ትሓልወለይ ሓላላት ደቂ ሪመይ❤💛❤💛❤💛❤💛✊✊✊✊👏👏👏👏

  • @shadkonjo787
    @shadkonjo787 2 роки тому

    ፈትየኩም.ከሙዋት.ደለየ.በአዉነት.ፈጣረ.,ዕዲመን.ጥዕናን.የሃበለይ.አሙየ.ደግመ.አንካዓ.ዲንግል.ማረያም.ብሰላም.አጋላገለትኪ.ሄኒየ.አንካዓ.ደሰ.በለካ.ክሉክሙ.ሸኮሪናታት.አክም.ፊትያተይ.ሩሑሱ.ባሕትይ.ይግበረልና

  • @letish3773
    @letish3773 2 роки тому +44

    እንዳኒ ምስ ራኣኽዎም ደስስ ኢልኒ ዳኒየ እግዚአብሔር ጥበቡ የብዘሐልካ ዝሓወይ❤❤😍

  • @ዕባይሃገረትግራይMytdf
    @ዕባይሃገረትግራይMytdf 2 роки тому +7

    እሙየ እሙ ብራሃነ ብሽለሙተኪ ታውፃእኪ🙏 ግን ኣንዳ እዛና እባ አመፃእና ናፊቅናይም እኮ😢💕💖💖

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 2 роки тому +1

      የድንግል ማርያም ልጅ ምቅርትይ ሳብሰክራይብ ብልኒ ብፍቃድኺ ሓላልይ

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ 2 роки тому +9

    እሙዋይ እመብርሃን ብሽሉምኪ ተውፅእኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩለኩም ሙቁራተይ ወሃቢት እውን እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተከአልኪ እመብርሃን ሓላዊትኪ ትኩን ዝሓፍተይ❤🌷🕊

  • @ያአብስራሙሩፅ
    @ያአብስራሙሩፅ 2 роки тому

    አረ ተጋሩ አሕዋተይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል በእውነት እንካን ማርያም በሰላም አጋላገለትኪ መሊአ ስኢላ ኩሒላ ተውፅእኩ ሽኮሪና ሐፈተይ ውለድ ማንታ ማንታ ተጋሩ

  • @ማሾጓልትግራይ-በ2በ
    @ማሾጓልትግራይ-በ2በ 2 роки тому +1

    ውይ ኣነስ ክፈትየኩም መዓት ብልቢ እመብርሃን ምስ ሰሓቅኩም ተንብርኩም ኩብራተይ እሙ ምቅርተይ ከዓ እንቋዕ ብሰላም ተጋላገልኪ 👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @usren7
    @usren7 2 роки тому

    _ፁቡቅ ውህብቶ ናይ ብሓቂ ማርያም ኣዴና እመ አምላክ ክብሪ ንዓኺ_ ውሃቢት ሓፍትና እመ አምላክ ትሓልኺ

  • @tiemtinguse5107
    @tiemtinguse5107 2 роки тому +3

    እሰይ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ እኳን ብሰላም መፃኩም ኤሙና ሄኒ እኳን ደስ በለኩም ንሕና ደስ ኢሉና ዘወለድኩም እዉን ውለዱ ኩበዱ እሙየይይይ እኳን ማርያም ብሰላም ገላገለትኪ

  • @madmad2695
    @madmad2695 2 роки тому +4

    እልልልልልልልልል እንዃዓ በሰላም ትግሌገላኪ አሙያይ እሰይይይይይ እንኳዓ ድሰ ብለኩም ደቂ ዓድይ ፅሩያት❤❤❤❤❤👏👏👏

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 2 роки тому

    እንቃዕ ሓጎሰኩም ደቂ ዓበይቲ 😍

  • @genetberhe1230
    @genetberhe1230 2 роки тому +5

    ንታፎቶ ዘልዓልካ እውን ኢድካ ይባረክ ❤

  • @Haregte
    @Haregte 2 роки тому

    ደቂ ዓደይ ደስስስስስስ ባሃልቲ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርኩም እሙ ግን ቆልዓ ምሕቋፍ ኣይተልምድያ ጨናኪ ለሚዳ ዳሓር ንበይና ኣይትድቅሰልክንን ከም ዓባይ ሓፍትኪ ምክሪ ክልግሰልኪ🤩

  • @rahelra865
    @rahelra865 2 роки тому

    እልልልልልልልልልልል እንካዕ
    ብስላም ተጋላገልኪ እዞም ናህና
    ደስስስስስ ክትብሉ

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135
    @akebrtgaletewhedogalesehul5135 2 роки тому

    እንኳዓ ማሪያም አወፅትክይ እንኳዓ ክልተ ርእስክይ ገበርትክይ ብጥበቡ የዕብየልኩም ህፃንኩም ሓዳርኩም ይባረክ

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና

    እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም ሓላላተይ ደስ ክትብሉ ፀላኢ ዓይንኩም ይፍሰስ ኣሕዋተይ ማዓረይ እናሳሓቅኩም ንበርሉና

  • @gdvh9917
    @gdvh9917 2 роки тому +20

    ኣስይ ደስ ክትብሉ ደቂ ዓበይ ትግራይ ♥️♥️♥️💌

    • @rufta12.
      @rufta12. 2 роки тому

      @queendabo ቤተሰብ ሆኛለው እንደማመር

  • @mseswark599
    @mseswark599 2 роки тому

    እንካን እመብርሐን ወላድት አምላክ በሰላም ገላገለችሽ ሕዝበ ክርስቲያኑን በሙሉ ለዚሕ ታብቃን ድንግል ማርያም የኛ እመቤት እድሕ ክብር ለናታችን ይሑሉ በርስዋ ምልጃና ቸርነት ነው

  • @roozroozy6793
    @roozroozy6793 2 роки тому +6

    ዋውውውው እንካዕ ብሰላም ተገላገልኪ ዝሓፍተይ ዳኒ ሓውናም ኢድ ይባርክ ክብር ሓውና😍😍😍😍😍

  • @kisanetberhe9672
    @kisanetberhe9672 2 роки тому +2

    Emu enqae Mariam bselam 🙏🙏🙏🙏🙏🙏awtsaetki btaemi eye zednkekum haftkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @srnaithailemaryam5106
    @srnaithailemaryam5106 2 роки тому +2

    እንካዕ ብሰለም ተጋላገልኪ እዛ ህፃን ሰለም በልዋ ሰለም ሕዛ እያ መፅኣ

  • @rgbeabrha4221
    @rgbeabrha4221 2 роки тому

    እንካዕ ደስ በለኩም ሙቁራተይ😍😍😍😍😍

  • @ትርሓስዩቲብTrhasYube
    @ትርሓስዩቲብTrhasYube 2 роки тому +15

    ገዛና ምቁራት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም🥰እሙየ እንኮዕ ብሰላም ተጋላገልኪ❤ብሽልሙኪ ተዉፅእኪ ፅጋበይ🥰❤❤

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 2 роки тому +1

    ኣሰይ ኢድ የባርክ ዳኒየይ 💖

  • @RobilRobil-t9w
    @RobilRobil-t9w 2 роки тому +1

    ተጋሩዋኒ ፀሩያት 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 роки тому +1

    ኣሰይይይ ተጋርዋይ ፅርያት ፍርዪ ❤️😍😍⛱😍😍

  • @birhan830
    @birhan830 2 роки тому

    እንኳዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ሄኒለ እንኳዕ ደሰ በለካ

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 2 роки тому +1

    እሰይ ፅሩያተይ ብርሃን ገፆም እንዳ ኤቤልስ ፋሚሊን እንዳ ሄኒ እሙን ኩላትኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዘኽብረኩም ሓዳርኩም ይባረኽ ኣፋቒሩ ኣፃልእኹም ፈጣሪ ዓይኒ ሓሳድ ይኸውለልኩም🙏መደባትኩም ብጣዕሚ ስሓብትን ምሃርትን እዮም ቀፅልዎ🙏❤❤❤
    ናይዚ ስኣላይ UA-cam እንድሕር ሃሊዎ ሊንክ ግበሩልና ክነተባብዖ🙏❤❤❤

  • @mesiTube-m9q
    @mesiTube-m9q 2 роки тому +1

    ዳንየ ማዓረይ ብጣዓሚ ንፉዕ ኢካ ዝሓወይ ኢድካ ይባረክ

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 роки тому +2

    ❤👏🧸🕊🌻🌽🌽 እንዳ ኢዛና ኣባይ?????

  • @letaykalay1893
    @letaykalay1893 2 роки тому +1

    እሙየ እንኳዕ ብሰላም ተገላገልኪ ዝሓፍተይ ንኩልኹም እንኳዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ ።

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ

    እሙ እንኳዕ ብሰላም ተጋልግልኪ ተመስገን ኣምላከ እና ዳኒ ለባመይ ተስፋ ኣለና ክትስርሐልና

  • @ኣኽስማዊትትግራይ
    @ኣኽስማዊትትግራይ 2 роки тому +5

    ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ ዓይኒ ፅላኢኹም ይደፍን ፍቅርኩም ይብዛሕ ከምዚ ኢልኩም ክትመጹ ኣለኩም ምስ ሰደራይ ዝወዓልኩ ይመስለኒ ንዓይ 😔
    እሙየ ብደጋሚ እንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ሙሉእ ጌራ ተወፀኪ 💊💜💙

  • @سارحبشي
    @سارحبشي 2 роки тому +5

    🥰🥰🥰ብጣዕሚ ደስበሃሎ ሽኮሪናታት ፍቅርኹምን ሕብረትኹምን ከቅንእ ፈጣሪ ይሓልኹም ኣይፈላልኹም🙏❤❤❤

  • @netanetwelde4038
    @netanetwelde4038 2 роки тому

    አሰይይይ አይፈላሊኩም ኡሙየይይ እንኳዕ ማርያም አዉፀአትኪ ተመስገን ታሓጎሰይ ወሰን የቡሉይይ

  • @selam801
    @selam801 2 роки тому +2

    እሙየይ እንኳን ብሰላም ተገላገልኺ እመ ብርሃን ብሸልምኺ ተውጽእኺ

  • @ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ

    ይገርም እዩ ፎቶ ይመስል ጎበዝ ሰኣላይ😘

  • @Aነኝየደንግልማርያምልጅነ

    አሰይይ አንኳዕ ብሰላም መፅአ ኩም አሕዋተይ ደም ብጣዕም ደሰ ክትብል ዕደመና ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣር 🙏💘💘💘💘💖💖💖💖

  • @ጋልውቅሮ-ቨ8ፀ
    @ጋልውቅሮ-ቨ8ፀ 2 роки тому +1

    ኣሰይይይ ደሰ ክትብሉ ኣምላክ ፋቅርኩም የብዘሓዩ ኡሙየይ ማርያም ብሸለምቲኪ ተውፅእኪ

  • @ውቅሮዛዓደይ
    @ውቅሮዛዓደይ 2 роки тому

    ተጋሩ ፀሓይ ገፆም😍😍😍😍😍😍

  • @skmike5138
    @skmike5138 2 роки тому +1

    ዳሄኒ እሞ እንኳዕ ደስ በለኩም ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየሎም ወለዶም እምየይ ማርያም ብሽልምታ ተዉፅእኺ 🙏❤ እንዳ ኣቤል ፅርያት እዉን.ብጣዕሚ ንፈትወኩም ኣትና ቀፅልወ ❤እንተ ምስ ዳኒ ግን ካፋቱ በለካ ለኸዐካ ዝኾነ ቂጣ ምንጢ ዘቅርብልና ዘሐሸ ነገር ከቅርቡ ከም ማሓዝትኩም ምኸርወም

  • @teklaysaymon5662
    @teklaysaymon5662 2 роки тому +1

    ተጋሩዋኒ ክብረት ሓልዮት ፍቅሪ ሓጎስ ባህሊ ኩሉ ዘማልኡ Viva Tigray

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 роки тому

    ዳኒ ብጣዕሚ ዓብዮ ምየ እድ ባርክ

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 роки тому +2

    ሙቁራተይ ክትዛረቡ ከሎኩም በብሓደ ንክንሰምዖ ብዘይ ምህዋክ ከም እንዳ ገሬ እሙን 💒🧸👏🕊🥛💐☔️🥰✌🏻🌿🌿🌿

  • @eyasualhasa6311
    @eyasualhasa6311 2 роки тому

    እሙየ። እንኳዕ ብሓጎሰ። ወፃኺ ሄኒየ። ኻዓ አንኳዕ ኣሐጎሰካ

  • @abuand1382
    @abuand1382 2 роки тому

    እንኳዕ ሰላም መርያም መፀኪ እሙየይ ብሸልምትክይ ትውፅእክይ መዓረይ

  • @vvvv9130
    @vvvv9130 2 роки тому +1

    ዕድመን ጥዐናን ይሃብኩም ሙቁራተይ

  • @kokobeasfaw1504
    @kokobeasfaw1504 2 роки тому

    እስይ ደስ ባሃልቲ ደቂ ሓላል መሬት

  • @ሄሩ-ዐ6መ
    @ሄሩ-ዐ6መ 2 роки тому

    እንካዕ ብሰላሞ ተጋላገልኪ ኡሙየይ ሄኒየይ እውን እንካዕ ደስ በለካ

  • @user-pz5dg8hw9d
    @user-pz5dg8hw9d 2 роки тому +1

    እሙየ እንካዕ ብሰላም ተገላገልኪ ዝያዳይ❤❤❤❤🙏

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 роки тому +3

    ኣሰይይይይ ምቁራተይ ደስስ ክትብሉ ብሕብርኩም የንብርኩም ብዝወፀ ይተከአልኪ ዋሃቢት ሓፍትና እውን ዳንየይ ለ ኢድ ይባርኽ ብሓቂ ንፉዕ በኡነት❤❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞✅

  • @vhbh3532
    @vhbh3532 2 роки тому +2

    ኣሰይ ከምዚ ጌሩ ምስ ስድራኩም የስሕቅኩም ❤❤❤️❤️

  • @ተስፉ-ደ4ኘ
    @ተስፉ-ደ4ኘ 2 роки тому

    ህያብ በል ኣሕዋተይ

  • @ነፂጓልኣሉላ
    @ነፂጓልኣሉላ 2 роки тому +25

    እመየ ኩሉ ግዜ ኣይትሕቆፍዮ ለሚዱ ከቸግረኪ እዩ ኣብ መደቀሲ ኣልምድዮ👏❤💞🔐💊

    • @ሄሩየማራናታቻናል
      @ሄሩየማራናታቻናል 2 роки тому

      ሳብኪራይብ ገበረለይ ብፈቃዱኪ ክብረተይ❤👏

    • @ነፂጓልኣሉላ
      @ነፂጓልኣሉላ 2 роки тому

      @@ሄሩየማራናታቻናል ኣብዩኒ ነቂጹ ማርያምን😢

    • @ሄሩየማራናታቻናል
      @ሄሩየማራናታቻናል 2 роки тому

      @@ነፂጓልኣሉላ ኣጆኪ ነፃየይ መኣረይ ጓል ዓደይ መኣረይ❤😍

    • @dearmom2633
      @dearmom2633 2 роки тому +1

      @@ሄሩየማራናታቻናል ጌረልኪ ፅብቅተይ

    • @oneday12212
      @oneday12212 2 роки тому

      @@ሄሩየማራናታቻናል ትግራወይቲ ዲኪ ክንገብረልኪ

  • @ተመስገንኣምላኬ-ረ2ቐ
    @ተመስገንኣምላኬ-ረ2ቐ 2 роки тому +8

    _ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ እመብርሃን ጽላልኩም ትኩን ሙቁራተይ_ 🥰🥰🥰❤

  • @ዮዳሄንኹሉ
    @ዮዳሄንኹሉ 2 роки тому +10

    ሰላምኩም ይብዛሕ ዝፈትወኩም🥰
    እንኳዕ ደስ በለኩም ናሳሓቅኹም ንበሩ ውለዱ ኽበዱ ፍረዩ🥰❣️

  • @usren7
    @usren7 2 роки тому

    ኣሰይ...ብሓደ ክእክብ ኢልኹምስ ደስስስ ክትብሉ
    ፅሩያት ኣመችኹም ሕበሩ ስመሩ ተጋሩዋይ💛❤

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 2 роки тому

    እልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን እንካዕ ማርያም ብሰላም ገላገለትኪ እሙዋይ ሽኮርርርር❤ እንካዕ ደስ በለኩም ማርያም ብሽልሙኪ ተዉፅእኪ ❤🌹

  • @almealme4726
    @almealme4726 2 роки тому

    እሰይይይይ ዝፎትዎኩሙ ሰባት እንዕ ደስ ቦሎኩሙ 🙏

  • @usren7
    @usren7 2 роки тому

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ዞምሕዋተይ እወ እክብ ኢልኹም ምፅልና እንዳ ዳኒ ለ ፁቡቅ መፅእኹም😊

  • @alexxender3396
    @alexxender3396 2 роки тому

    ስላምኩም ይብዘሐና አሕዋተይ

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 роки тому +8

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ዘርኢ እንኳዕ ደሰ በለኩም ብጣዕሚ እየ ድማ ንኩሉኩም ዝፈትወኩም❤❤❤❤💊✌

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 роки тому +1

    ኣስየየይ እንካዕ ብስላም መፃእኩም እሙየይ እንካዕ ብስላም ተጋላገልኪይ

  • @Mebrahti_BeIay
    @Mebrahti_BeIay 2 роки тому +1

    ፅቡቃት ስድራ ኹሊኹም❣️❣️❣️
    ኢድ ይባርኽ ጥበበኛ ሳአሊ ገራሚ ስእሊ👌

  • @ትግራይመቦቆልስልጣነእያ

    ዋውውው እንቋዕ ደስ በለኩም ንሉልኹም ፍትዋተይ ዝተረፍና እውን ንዓኹም የምስለና

  • @ወረደምህረት
    @ወረደምህረት 2 роки тому +1

    እንኳዕ ማርያም ብሽልምትኽ ኣውጸአትኪ እንኳዕ ደስ በለኩም
    እሙ ኣስሕቓትኒ መመልሳ ንሳዓረት ህጻንኩም ትጥምታ ሓቂ ድዩ ቆልዓ ወልደ ትብል ትመስል😆😆 ሳዓረት ዝበልኩሉ ምኽንያት ንት ኣብ ትግራይ ዘጋጠመስቓይ ንስኹም ተሕልፍዎ ዘለኹም ዘሕለፍኩምዎን ዳኒ እድ ይባርኽ ፍቕርኹም ድማ ድማ ናትና ምዃንኩም ኮርዕና ንበርልና

  • @zewezewelde9835
    @zewezewelde9835 2 роки тому

    እንኳዕ ደስ በለኩም

  • @kingcllojh8605
    @kingcllojh8605 2 роки тому +2

    ኣሰይይይ ደስስ ክትብሉ ፅሩያት ደቂ ዓደይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣይፈላልኩ 💕💕እሙየ ሓላለይ እመብርሃን ብሽልምኪ ተውፅኪ ፅሪተይ 💋💕ብሓቂ ደስስስ ክትብሉ እናሳሓቅኩም ንበሩልና ደቂ ዓበይቲ ፍትውትውውውው 💕💕💕

  • @ዓባይትግራይ-ኈ5ቀ
    @ዓባይትግራይ-ኈ5ቀ 2 роки тому

    አሰይ ገዛና እኮዕ ብሰላም መፃክም አተስተዋሕድዎ ድማ መግለፂ ፍቅር እዩ እበር እዝይ ንዓክም ዓቢክም አይኮነንን

  • @fanuseyhalaley224
    @fanuseyhalaley224 2 роки тому +1

    Asey emu enqea beselam tegalageliki ellll

  • @መሲጓልትግራይ
    @መሲጓልትግራይ 2 роки тому

    ደስ ብሃልቲ ደቅታ ሓላል መሬት ትግራይ ዓደይ
    ስላማ ይመለስ ዓድና እዞም ኣሕዋተይ እንሕጎሰሉ እንስሕቐሉ ግዘ ይኹነልና ፍቕርኹም ብዝሕ ይበል

  • @DgG-ji1sr
    @DgG-ji1sr 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ

    እንኳዕ ደስስስስስ በለኩም እሙየ
    እመብርሃነይ እንኳዕ ብሰላም ገላገለትኪ ዝያዳይ

  • @one_love_lift
    @one_love_lift 2 роки тому

    ፍቅርኩም የብዘሐዮ ፅቡቃተይ ደስ ምባልኩም ከሙዙይ እክብ ኢልኩም ብምርኣየይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ደቂ ዓደይ ምቁራት👏♥️

  • @ብሪጓልሃገረትግራይኣጆኪዓ

    ኣሰይ ዞም ናተይ ፅሩያት ደቂ ሓላል መሬት ፀላእ ዓይንኩም ይደፈን ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም ወትሩ ሕበሩ

  • @mariamathyoubi839
    @mariamathyoubi839 2 роки тому +1

    ብጣዕሚ ዝገርም ጥበብ እዩ ኢድካ ይብባረክ 🍂🍂ድንግል ምሳኩም ትኩን ፍቅርኩም ይብዛሕ 🤲🤲🤲

  • @danitgraweyti5465
    @danitgraweyti5465 2 роки тому +1

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዝወፀ ይተክኣልኺ ፅቡቅ ዉህብቶ
    ጥበብካ ይስፋሕ ደኒ ከዓ

  • @kdjnnrr6390
    @kdjnnrr6390 2 роки тому

    ኣሰይይይይይ ምቁራት ፊጥረት 💘💘💘💘💘💘💘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @makegerziher9793
    @makegerziher9793 2 роки тому

    እመብርሃን ብሽሉም ተዉፅእኪ ማዓረይ

  • @gfjh8228
    @gfjh8228 2 роки тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት

  • @meri6388
    @meri6388 2 роки тому +4

    እሙየ እንኳዕ እመብርሃን ብሰላም ገላገለትኪ ሄኒየ ደሞ እንኳዕ ደስ በለካ ንኩሉኹም ክኣ ፍትዉትዉ ኢና ነብለኩም ስሓቁም ብዝሕ ይበል ኣሕዋተይ ማዓረይ😍😍😍

  • @Haweyhawey99
    @Haweyhawey99 2 роки тому +8

    ደቂ ትግራይ ፅሩያት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም እንኳዕ ደስ በለኩም ሙቁራተይ❤❤😍😍😍

  • @mrim222
    @mrim222 2 роки тому

    እንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ እሙየ ንኩለኩም ፍትው ትው ተጋሩ ዋይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @yordi______gzy7479
    @yordi______gzy7479 2 роки тому

    ፍቅርኩም ይበዝሕይ አግዚአብሔር አምላክ ደቂ ሓላል መሬት

  • @Hiwen-youTube
    @Hiwen-youTube 2 роки тому

    እንካዕ ብሰላም ተጋላገልኪ ኣሙየይ
    ሙቁራት ኣሓዋትይ ዕድም ጥዕና የህበኩሙ ኣምላክ ኣየፈላሊኩሙ ኣምላክ👏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @goopmuholli4371
    @goopmuholli4371 2 роки тому

    እሙየይይ ሓፊተይ ዶሞ እመብርሃን ብሽልምኪ ትዉፀአኪ ዚያዳይ🙏🥰🥰🥰🙏🙏