ዘርእን ዓጺድን መስከረም፦

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 16

  • @okubaybeyene6231
    @okubaybeyene6231 Місяць тому +3

    ዮዲታ ክትሰምዖ ደስ ዝብለካ ደሱ ስለ ዘቅረብክልና ነመስግን ኣብ እዛ ሸፋቱ ነሮም ዝበላ ኣነ ኣይሰማምዓን ምኽንያቱ ሽፍታ ኣበየነይቲ ገዛ ኣትዩ ድራር ይረክብ ኩሉ ዝገብሮ ብመጽናዕቲ እዩ እዚኣ ገዋኑ እዮም ናበይ ይኸዱ እንታይ ይገብሩ ኣይ ፈልጡን ነሮም ጋውና ውን ኣይ ገልጸሙን በናና ዘይ ብላ ባስ ወይ ገረብ ኣይ ትድይባን እያ ስለ ዚ ካልእ ስም ቀይረሎም ደሱ ካልእ ጂ15 ኣብ ሳሕል ወዲ ድኻ ርኢቶ ዘለዎ ዝተማህረ ቀቲሎም ዝደርበይዎም ቁጽሪ የብለሙን ሕጂ ቀታሊ እንተ ተቐቲሉ እንታይ ክሳራ ኣለዎ ምኽንያቱ ክትለት ካብ ምቅጻል ብዉሑዱ ቀኒስና ማለት እዩ ኣነ ከም እዛ ናይ ደሱ ደቆም ከማን ክቐትሉ ይኽእሉ ነይሮም እዮም ማለት እዩ ካልኣይ ኣብ መወዳእታ እሞ ሓቲቶም እንድዮም እዋእ እሰያስ ሓቲትካዮ ከም ዝቐትለካ ይፈልጡ ነሮም ምኽንያቱ ኢሱ ኣዚዝዎም ሰብ ይቐትሉ ነሮም ሕጂ ቀታሊ እንተ ተቐቲሉ ሰላም ይርከብ ግን ኩሎም ስለ ዘይ ተቐትሉ ነዚ ወለዶ ይቐትልዎ ኣለዉ።

  • @HaimanotGheba
    @HaimanotGheba Місяць тому +1

    This is so good. Please Yodita give him a chance, he is so talented. Thank you Desu, you are one to watch I really enjoyed listening this very interesting discussion

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 Місяць тому

    ደሳሌ ክትሰምዖ ዘይምነወካ ግልጽነት ዘሎዎ እዩ. ትግሪኒኡ ብጣዕሚ ጥዑም እዩ.

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 Місяць тому

    Thanks for service oll🎉🎉❤

  • @AaronZeraiMilyoab
    @AaronZeraiMilyoab Місяць тому

    Crictical and free thinker! Dessale Great!

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 Місяць тому +1

    ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ግን ባዓል ንስካስ ሃድምካስ ትገብሮ እንተ ሃሊካ ደይትገብሮ 😊

  • @AaronZeraiMilyoab
    @AaronZeraiMilyoab Місяць тому

    ኣብዚኣሞ! ሓደ ውልቀሰብ ንሓደ ቅዱስ ዕላማ ህይወት ከፊሉ ዝጭበጥ ነገር ከምጽእ ምስ ብጾቱ ክወፍር ይኽእል'ዩ። ኣብ ጎዕዙኡ ድማ ካብ ብጾቱ ይኾን ንሱ ህይወት ክኸፍል ባህርያዊ"ዩ። ኣብ መንጎ ንሱ እንተተሰዊኡ እቶም ብጾቱ ነቲ ቃልሲ ጨውዮም ኣንፈቱ እንተ ኣስሒተሞ፣ ነቲ ዘየለ ሰብ ሽፍታ ክንብሎ ኣይካኣልብ ኢዩ።

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 Місяць тому

    መርሓባ ደሱ እንቃዕ ብደሓን መጻእካ

  • @kiros123
    @kiros123 Місяць тому +1

    Merhaba desu and yodita xbuk medeb🎉🎉❤❤

  • @fsehayeteklay7563
    @fsehayeteklay7563 Місяць тому

    Desu,dereja nqhatka btami des zbl.Entekone hade 80 Amet abilu ywesdelu ykewn eu ,ezi hbreteseb n krduo,nsu keman ente haliu eu .!!!!!

  • @jaymike4218
    @jaymike4218 Місяць тому +1

    ኣዝዮም በላሕቲን፡ሕጹባት ማዓንጣ ተቓለስቲ ኣለው። ነት ኩውንነት ናይ ኤርትራ ቃልሲን፡ነቲ ግብዝነት ኣብ ሕብረተስብና ዘሎን ዘንጸባረቕን ግና፡ ከም ደሳለ ጌሩ፡ ብንጹርን፡ብቕንዕና፡ነቲ ነገራት ከምዘለዎ፡ብዘይ ስክፍታ ዘቐምጦ ብዙሕ ኣይራኣኹንሞ፡ ከምዚ ኽልመድ ዘለዎ ጉዳይ እዩ።

  • @michaelwoldeab7425
    @michaelwoldeab7425 Місяць тому

    Awate 🎉🎉🎉🎉🎉isaias🎉🎉🎉🎉desale 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GoitomM
    @GoitomM Місяць тому

    ቃልሲ ህዝቢ ኢርትራ ንባዕዲ ኣሳጒጉ ንመሬት ሓራ ኣውጺኡዋ።
    ኤርትራ ልክዕ ከምተን ጎረባብታ ኰይና።
    ከምንቲ ኣብ ሱዳን ዘይዴሞክራሲያዊ ስርዓት በሺር ን30 ዓመታት ንህዝቢ ሱዳን ኣበሳቢሱ ናብዚ እውሪዱዎም ዘሎ ኰይኑ። ሱዳን ሃገር ካብ ምባልን ምድምሳስ ጽቡቕን ሕማቑን ታሪዀም ኣይድምስሱ: ሱዳን ነጻ ሃገር ኣይኰነትን ኣይብሉን እዮም።
    ኢትዮጵያ ልዑላውነታ ክትሕሉ እትቃለስ ዘላ ሃገር እያ: ብቓልሲ ንጉሳውን ኢትዮ ዝቖመት ሃገር እያ።
    እንታይ እዩ ጸገምካ ምስ ጀጋኑ ኤርትራ?
    ኩሉ ኣህዛብ ጀጋኑ ኣሎውዎም: ምግናን ድማ ዘይቅቡል ኰይኑ ኣብዞም ናትና ጥራይ ኣይኰነን ዘጋጥም።

    • @Meko86
      @Meko86 Місяць тому

      ሓራ ዝወጽእ ፍጡር ዘስተንፍስ እንበር መሬት ዕጨ-እምኒ ጎቦ ማይ ባሕሪ ኣይኮነን። ህዝቢ ኤረትራ ሓራ ወጽዩ'ዶ እዩ እቲ ዘረባ። ኣይወጸን። ዝበዝሑ ተጋደልቲ ብቅንዕና ኣንጻር ባዕዲ ክቃልሱ ወፊሮም ምስ ወፈሩ ዝጸንሖም ቃልሲ ግን ሓድገኛ በላዒ ብጸቱ ምዃኑ ይርእዩን ይሰምዑን ነይሮም ማለት ነቶም ግዳይ ዝኾኑ ብቕንዕና ዝተቃለሱ ውሑዳት ገዲፍካ።
      ናይ ሱዳን ሓርነትን ቁጠብን ምስ ኤረትራ ከተዋዳድሮ ምፍታን ዕሽነት እዩ። ብሱዳን ተሰዲድና ተግደደ ግደደ ብኒ ጸጊብካ ትሓድረሉ ዓዲ እዩ።
      ሻዕብያ ማለት ኢሰያስ ማለት እዩ ማፍያ ቦስ ኮይኑ ንዕኡ ዝጥዕሞ ጥራይ እንዳገበረ ንይሩን ይነብርን ኣሎ። ነየናይ ታሪኽ ክትዕቅብ። ሓተላ ታሪኽ።

  • @samuelgebredngl3834
    @samuelgebredngl3834 Місяць тому

    Desu bzeleka rihqetin nixaren kab xelaena shaebya azyeeeeee eye zedniqeka. Aboka, Akoka, haweboka, Amoka qeteltika tekoynom eko “they are criminals “ xelaetey eyom Period !!!!! Stick on that desu hawey

  • @AaronZeraiMilyoab
    @AaronZeraiMilyoab Місяць тому

    ኣብዚኣሞ! ሓደ ውልቀሰብ ንሓደ ቅዱስ ዕላማ ህይወት ከፊሉ ዝጭበጥ ነገር ከምጽእ ምስ ብጾቱ ክወፍር ይኽእል'ዩ። ኣብ ጎዕዙኡ ድማ ካብ ብጾቱ ይኾን ንሱ ህይወት ክኸፍል ባህርያዊ"ዩ። ኣብ መንጎ ንሱ እንተተሰዊኡ እቶም ብጾቱ ነቲ ቃልሲ ጨውዮም ኣንፈቱ እንተ ኣስሒተሞ፣ ነቲ ዘየለ ሰብ ሽፍታ ክንብሎ ኣይካኣልብ ኢዩ።