ድሕሪ ኣንካራ፡ ንኣብይ ኣሕመድ ግድን እዩ ሕልሚ ዓሰብ ክደግሶ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 31

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 Місяць тому +1

    ❤welcome brother

  • @mussieghebre2
    @mussieghebre2 Місяць тому +4

    ጹቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ሄኖኽ ምስ ካልድ !

  • @Sick0fTraitors
    @Sick0fTraitors Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤استاذ خالد دايما منك نستفيد شكرا ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AramAlemey
    @AramAlemey Місяць тому +1

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደባት ብሰፊሕ ቀጽልዎ

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 Місяць тому +1

    Great analysis, brother Khalid 🎉🎉🎉🎉

  • @quatt.w3141
    @quatt.w3141 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MichaelIssack-c1r
    @MichaelIssack-c1r Місяць тому +1

    ❤❤❤

  • @suudymohammed8366
    @suudymohammed8366 Місяць тому +1

    Nice job

  • @AmenAsier
    @AmenAsier Місяць тому +1

    Merhaba Khaled and Henok 🎉

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 Місяць тому +2

    Kelte belustigt tekalesti stbuk tentena ajokum kestlwo ✌️✌️✌️✌️

  • @Nowadays-qv5xq
    @Nowadays-qv5xq Місяць тому +2

    ህዝቢ ኤርትራ ነዛ ቃለመጠየቕ ክርእያ ተስፋ ይገብር፣ ብፍላይ እዛ ናይ ደቡብ ሱዳን ዘምጻኻያ ኣብነት። ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተገብረ ስለምታይ ኣብ ኤርትራ ክግበር ዘይክእል ክግበር ስለ ዘይተደልየ እዩ። መርገም እዩ ብከምዚ ዓይነት መራሒ ክትምራሕ።

  • @AstbhaYemane-n4p
    @AstbhaYemane-n4p Місяць тому +3

    አነስ የሐጉስኪምኒ ብሓንሳብ ምስራሕኹም የሳልጠልና
    ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ💙

  • @b.nehamedu8218
    @b.nehamedu8218 Місяць тому +1

    💙💙💙🌹🌹💙🌹❤❤❤💙💙💙❤❤❤💙💙❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @AlemAlem-om4xh
    @AlemAlem-om4xh Місяць тому

    አቢ ከምቶም ደቃሉ ደቂ አዲዃላ ማለሊት ሀገሩ ዝሸጥ አይኮነን

  • @Ali-horreAburus4823
    @Ali-horreAburus4823 Місяць тому +2

    Danakils sea boats and land Arho ; local, régional and international trade links were replaced by the Colonial power Ships , Trains , Trucks and planes. Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi Місяць тому +1

    19977ዘረባኹም ቢዝዒባ ጂቡትኸ ኢንታይ ነበረ።።።።ድሕሪ ኢሰያስ ሃገር ኒከላኸል

  • @lulqeihbahri9061
    @lulqeihbahri9061 Місяць тому

    𝙵𝚘𝚛𝚌̧𝚊 𝙴𝚛𝚒𝚙𝚖(𝙷𝚎𝚗𝚘𝚔𝚊) 🎉

  • @B.Nihamedu-b9v
    @B.Nihamedu-b9v Місяць тому

    Abiy dihri Ankara zeykone kem abotatu kulu gize eyu zegediso.

  • @efremogbamicael729
    @efremogbamicael729 Місяць тому

    ኣብ ጁባ ወነንቲ ሓይሊ ኤሌትሪክ ኤርትራውያን ንሰለስተ መዓልቲ ከምዘጸልመትዋ ይዝረብ። እዚ ማለት ስግረ ዶባዊ እከይ ተግባራት ህግደፍ’ዩ።

  • @gezamandinoasmerino8044
    @gezamandinoasmerino8044 Місяць тому

    Solution tezeb

  • @freweiniyemane6679
    @freweiniyemane6679 Місяць тому

    ዓሰብ ናትን ገንዘብና ወዳኣፌ ደው ይበለልና ካብ ህልምኩም ተበራበሩ ኣብ አሪትራ ዘሎጂግና መሪህነት በል ግጉይ ተንታኒ

  • @Solomon-u8g
    @Solomon-u8g Місяць тому +1

    ቅድሚ አንካራኸ ካብ ምሕላምዶ የዕሪፍኩም ኔርኩም ኢኹም?

  • @michaeltekle66
    @michaeltekle66 Місяць тому +1

    ዝኸበርኩም አሕዋት አነ ሐንቲ ነገር ክብላ ዝደሊ ከምኡ እውን ከተቃለሑለይ ዝደሊ ኢሳያስ እዚ ኩሉ ዓመታት አብ ጎረባብቲ ዝገብሮ ወሎ ምትእትታውን ምስልጣን አሸበርትን ተቓወምቲ ኤርትራ መቃለሲ ቦታ ከይረኽቡሞ ካብ ስልጣኑ ከይእለ እንተዘይኮይኑ ካልእ ሐሳብ የብሉን።

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 Місяць тому

    ሬድዋ፡ ጣልያን ኣብ እዋን ንጉሠነገሥት ዮሃንሥ ልክዕ ከምዚሕዚ ደጊሞሞ ዘለው ስራሕ ባንዳነት ሚኒሊክ ጠፊእዎ ኣይኮነን። ብናይ ገንዘብ/ሌረን ጠባናጁን/ጠያይትን ጣልያን ተጠቒሙ ንባዕሉውን ሓዊሱ ኣብትሕቲኡ ከምዘእተዎም ኣንዳዕዲኡ ይፈልጦ እዩ። ኣብሓቂ ዘይንታያ ባናዱ ዝዕንዱሩላ ኢትዮፕያ ዝበልካ እንተበልካ ጸገም የብሉን።

  • @russomgebremichael8543
    @russomgebremichael8543 Місяць тому

    ezom sebat ayelalekum adi abeto adi gaedad merhano ntkal elom entay ytskemlu.

  • @Fitsum-el6kq
    @Fitsum-el6kq Місяць тому

    ኤርትራ መጥፍኢአ ዝኮነ ተደሚራ ህጂ ዶ የሄይሽ ህግደፍ ደገፍቱን ደናቁር ስብስብ አዋሪዱና
    ምስ ዘየባእስ አባኢሱ ምስ ተጋሩ።

    • @B.Nihamedu-b9v
      @B.Nihamedu-b9v Місяць тому

      Gidefena bejaka Ethiopia mewaeelom bahri mis belu eyom.

    • @freweiniyemane6679
      @freweiniyemane6679 Місяць тому

      ተጋሩ ሰብ ድዮም ህግደፍ ደኣ ካብዚኦም አኢንተ ዝምሕረና ኢባ በል ወይጦ ሓውን ክክክክ

  • @mebrahtughebretensae2459
    @mebrahtughebretensae2459 Місяць тому

    ከም ኢ ሰ ያ ዝ ሕ ሱ ሑሱ ር ፡ ኣ ም ሰ ሉ -መ ራ ሕ ሃ ገ ር ብ ሃ ላ ይ ኣ ሎ ዶ ይ መ ስ ለኩ ም ?

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 Місяць тому +1

    🩵🩵🩵🩵🩵