Hagos Weldegebriel (Suzinino) ሱዚኒኖ PART-2 Interview @ Master Entertainment (ክፋል-2)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 718

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b Місяць тому +585

    ሲዚኒኖ ኣቦ ጥበብ እዩ ትብል ላይክ ሃበኒ👍

  • @mera5023
    @mera5023 Місяць тому +89

    ሱዚኒኖ ወርቂ ኣፉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ .. ካብ ኩሉ ሓሳቡ ክህብ ከሎ ደምዳሚ መልሲ ዘይኮነ "ንዓይ ብዝርደኣኒ" ክብል ከሎ 👏

  • @weldatmisgun817
    @weldatmisgun817 Місяць тому +38

    Suzinino is not only comedian he sounds more like a sociologist and psychologist. Who is agree with my point please hit the like button.

  • @BUFERI
    @BUFERI Місяць тому +118

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ጥበባዊ መኣዛ ዘለዎ መግቢ ኣእሙሮ'ዩ እዚ ኣንደበትካ። ብትሕትና ትግሃትን ካብቶም ዝምራሓሎም ሞዴለይ ኢኻ ሓጎስ ።ንዝሃብካና ክቡር ግዜ ብልቢ የመስግን!! ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ምሉእ ኣሳልጦን ዓወትን ይምነየልካ!!

    • @johni7071
      @johni7071 Місяць тому

      ወዲ ኤረይ ንስኻ ተቕርቦም መደባት ጵብብቕ እዩ አጆኻ ቀጽሎ

    • @yafetsolomon8438
      @yafetsolomon8438 Місяць тому +2

      meri hawey wala nska kubur seb iki kem medebkan eteqrbo hasabkan i appreciate you ❤

    • @kokobhabtemichael300
      @kokobhabtemichael300 Місяць тому +2

      Meri jigna you make me addicted by your program

    • @yorushyab4856
      @yorushyab4856 Місяць тому +2

      Meri hawna tedngena aleka meshet sdedelna

  • @SirakFrezghi
    @SirakFrezghi Місяць тому +96

    በጃኹም ኣይትግለጽዎ ምኽንያቱ ገሊጽካ ኣይዉዳእን ዩ ❤❤❤❤❤

  • @cambonitube9225
    @cambonitube9225 Місяць тому +67

    Hagos Deserves Respected "Doctor" !!!
    ሓጎስ ብኹሉ መዳዪ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ይግብኦ!!!
    እታ መጽሓፉ ሮማን ከኣ ፍሉይ ኖብል ዝዓይነቱ ሽልማት ክውሃቦ ይግባእ ይብል።

    • @elfazmulugeta2079
      @elfazmulugeta2079 Місяць тому +1

      Abey trkeb eta mexhafu plz

    • @hiwetzelalem3274
      @hiwetzelalem3274 Місяць тому

      @@elfazmulugeta2079ab zkone nay habesha nay mexahfti dukan trkeb eya

  • @natusium7936
    @natusium7936 Місяць тому +170

    Respect ,ዘለዎ ስነጥበብኛ፡፡፡፡በቃ፡፡፡፡

    • @natusium7936
      @natusium7936 Місяць тому +4

      why,you laughing

    • @Hope17.2.24
      @Hope17.2.24 Місяць тому

      @@natusium7936 for his spelling

    • @SamuleTesfsalem
      @SamuleTesfsalem Місяць тому +2

      ዘድንቆ ጅግና ስነ ጥበባዊ ስዙኒኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዓለም❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤።

    • @ST-qz8jf
      @ST-qz8jf Місяць тому +2

      Suzi I proud of you so that gbu gohead ❤❤❤, ብስለት እኮ 100℅√√√√√√•

    • @diallosamrawit6996
      @diallosamrawit6996 Місяць тому +2

      Hagose Legend the best of best,God belss you

  • @erilove98
    @erilove98 Місяць тому +56

    Suzinino legende eilka allaku.
    Mesay zesemama .
    Like habani👍🏾

  • @lieltiteame7753
    @lieltiteame7753 Місяць тому +34

    ዘረባ ዘጸብቐሉ ሰብ ።❤❤❤❤ long life, healthy and warm greeting....

  • @TripoLib
    @TripoLib Місяць тому +32

    ከማካ ላባም መስተዋዓሊ እዩ ተሳኢኑ ዞሎ ሓጎስ ሓወይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናኣን ይሃብካ ዝሓወይ

  • @grge7732
    @grge7732 Місяць тому +24

    ቃላት ሲኢነልካ ኣቦ ጥበብ ፡ ናይ ጅግና ጅግና ኢካ

  • @nahomsahle1023
    @nahomsahle1023 Місяць тому +20

    ሓርነት ኣብ ክውንነት wawa , wonderful wisdom of knowledge. Much Respect Suzinino

  • @EsmailAbadam
    @EsmailAbadam Місяць тому +50

    ኣኽ ሙሁሪን ሩጉኢን ሕግ ሰማይ ካብዛ ጀባና ርሲና ትሓስቦ ኒላዕሊ ዩ እሉና ሱዝኒኖ ቡሉጽ ሰብ❤❤❤❤ከምዚ ከማይ እትድኒቁ like ሃቡለይ ስከ

  • @tekabr6946
    @tekabr6946 Місяць тому +8

    ብስለቱን ርግኣቱን ልዕሊ ትፅቢተይ ኔሩ ብልሒ ኣዝራርብኡ ኣወዳድቃ ቃላቱን ካብ ቅድሚ ሐዚ ዝረኣኽዎም ዝተፈለየ እዩ ። Wowwww ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስዚንኖ 👍

  • @risack8640
    @risack8640 Місяць тому +2

    Videos like should have gone viral - inspiring and thought provoking interview. Thank you hagos

  • @ኤሪStreetmedia
    @ኤሪStreetmedia Місяць тому +10

    As an engineer, i really proud of you that you are eritrean and i am one of the first fan of doctor Myles ,but i would like to say you, please continue doing your work ,because our mind is now inspired...ርእስና ከይባላሾ ሓልዎ ሱዚኒኖ ከም ኣbo kulu ንእሽተይ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ. Sorry ክንዲ ኣቦይ ስለ ትከውን ኢለ አየ. Thanks a lot for your contribution and inspiring our mind

  • @DawitMebrahtu-j6u
    @DawitMebrahtu-j6u Місяць тому +29

    ሕጂ ኢንተርቪውካ ኣይንደልን ኢና ከምዞም ትሪም ትሪም ሓንቲ ፊልም ሰሪሖም ዓመት ምሉእ ዝዛረቡ ከይትኸውን። ንስኻ ዘለኻዮም ጥበባውያን ኢድኩም ምስ ኣከብኩም ዩ ጥበብ ኣፍ ሞት በጺሑ ዘሎ ስለዚ ትንሳኤኻ ትንሳኤ ጥበብ ኢዩ'ሞ ብስራሕ ምጸና። ናይ ሾው ኮይኖም ዘለዉ ናይ ሓሶት ኣርቲስት ብዙሕ ዘይተሰርሐ ናይ ጥበብ ስራሕ ከም ዘሎ ብግብሪ ኣርእየና❤❤❤❤ ጥዕና ዘለዎ ነዊሕ ዕድመ ከኣ ይሃብካ

  • @abusaidsalh1625
    @abusaidsalh1625 29 днів тому +2

    መሽኣላህ ሓጉሻ ስደትካ ኣብ ጥቅምኻ ከምዘዉዓልካዮ ስሪሕካ ምስክርዮ ዕድመን ጥዕናንዮ ይሃብካ

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 Місяць тому +26

    ዮናስ ውን Thank you ደስ ዝብሉ ኣገደስቲ ሕቶታት ስለ ዘቅረብካሉ ንሓጎስ። ካልእ ተማሳሳሊ መደብ ምስ ዓበይቲ ደረስትን ዳይረክተራትን ንኽተቅርበልና ውን ይምሕጸነካ እምበር ነዚ ከምዚ መደብ በቶም መዛኑኻ ተዋሳእቲ ጥራይ እዩ ተባሒቱ ዘሎ። ንኹሉኹም ዝኣክል ባይታ እዩ ዘሎ ሞ ብምዕሩይ ንኽትጥቀሙሉ ይምሕጸነኩም። ሓጎስ ውን ኣብዛ ቻነልካ ከምዚ ዓይነት መደብ ንኽቀርበልና ዝካኣለካ ንኽትገብር ይምሕጸነካ።

    • @hagosdebesay8000
      @hagosdebesay8000 Місяць тому +1

      😍😍😍😍😍😍

    • @JosiHadgu-n5i
      @JosiHadgu-n5i Місяць тому +1

      ❤❤❤

    • @EmbayeGrebrat
      @EmbayeGrebrat Місяць тому

      ማዕርነት!
      ብዘይቀልዓለም ከምዚ ሓውና ኩቡር ስነጥበባዊ ሱዚኖ ዘስተምሃሮ፡ እዘን የሕዋትና ጥራይ ዘይኮና ንሕና ውን ክንስደት ከለና ልዑል ትጽቢት ኢና ንገብር፡ ንኣብነት ከምቲ ብእስነተይ ኣብ ፊልም ዝርእዮ ዝነበርኩ ይመስለኒ ኔሩ፡ ኣሰብኡት ሓበሻ ውን መጻምድና ወላ ስራሕ ውዒላ ኣብ ገዛ ኩሉነገር ክትቅርበልና ክንጸበ የብልናን፡ እንተ እዚ ገዝሚ ዝብሃልኮ ጠቅላላ እንተተኣገደ ከማን ተመራጺ ኢዩ፡ ከመይሲ ብፍላይ ኣብ ገለ ሃገራት ክሳብ ምቅታልን ድቂ ጋልሂዋን ምንጻልን የከትል ምካኑ ይንገር🙏🏽
      🤝❤🕊

  • @nakfanakfa6734
    @nakfanakfa6734 Місяць тому +12

    ኣዛ ኢንተርቪው ብ ጋዘጠኛ ኣስመሮም በርሀ ተትምራሕ ምስቲ ናይ ኮሜድያን ሓጎስ ወልደገብርኤል ዘሎ ጥበብን ክእለተን ብዙሕ ኻብዚ ንላዕሊ ምተበርበረ ይብል ኣነ ምኽንያቱ ጢኑ ብዙሕ ድፍር ኢሉ ከምዚ ክብል ኣይክእልን ዋላ ካ ንፉዕ ተኾነ ግን ኣብ ከምዚ ምስ ዓበይቲ ስነ ጥባባውያን ዝገብሮ ቃለ ምሕተት ብዙሕ ኣይዓግበሉን እየ ኣነ ከም ሓሳባይ እዚ ሓሳብ ናይ ውልቀይ አዩ ።
    Anyway ጸቡቅ መደብ የቀንየልና ሓጎሲኖ ስለቲ ዓቢ ልቦኻን ትምህርትኻን and also ጢኑ

  • @ambesageryebio8482
    @ambesageryebio8482 Місяць тому +8

    ናይ በሓቂ ረዚን ሰብ ሓጎስ ወለደገብሪኤል ሲዚኒኖ ሓወና ባዓል ዓቢ ልቦና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ሓወይ

  • @Dawitweldeab
    @Dawitweldeab 27 днів тому +2

    ዘይድገም ሓጎስ ሲሲኒኖ ኮሚዲ ብድሕሪካ ኣብ በዓል ዳዊት እዩብ ብጅብኦም ዝሓስቡ ብምውዳቁ ብጣዕሚ ዘይዕድሊናታት ይገብረና I am proud of you the best comedian in Eritrea

  • @efigebrhiwit1555
    @efigebrhiwit1555 Місяць тому +29

    ኣርእስቲ ሂቦምካ ነቲ ኣርእስቲ ዝዉክል ርእሲ ዘለካ ዘሕብን ኣርቲስቲ ኢካ ❤

  • @husseinnoor5763
    @husseinnoor5763 Місяць тому +20

    Hagos, you aren't only comedian but you are a consultant of social life. You are amazing and gifted person

  • @ኪሮስዩጥበብ
    @ኪሮስዩጥበብ Місяць тому +13

    ሓጎሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እግዝኣብሄር ኣምላክ ናይ ጥበብካ ጸጋ የንወሓዮ። ክበር ንበር ንዘለኣለም

  • @iseyasEyasu
    @iseyasEyasu 26 днів тому +2

    ኣቦ ጥበብ ኣምላክ ስላሙ የብዝሓልካ

  • @majuhabtemariam9081
    @majuhabtemariam9081 Місяць тому +20

    ስዚኖ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት እካ እሞ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @seareokubalibanos189
    @seareokubalibanos189 Місяць тому +13

    ዝገርም ክብረት ዘለዎ ኣዘራርባ ከም ስዚኒኖ ተዝከዉን ኩሉ ህዝቢናስ ከመይ ኣይነት ርግኣትን ሰላምን መሃለዎ ህዚቢና ❤❤❤❤❤

  • @eseyassemere-db9ym
    @eseyassemere-db9ym Місяць тому +15

    ኣዝዩ ቡሉጽ ሓሳባት ጥበብካ ይዛሪ ብርዕካ ትሰስን ሱዚ ❤❤❤

  • @KimoSanjohn
    @KimoSanjohn Місяць тому +12

    Kubur hawey hagos suzinino Respect 100%kebret yehabeka neftwena nekbereka ina adneketi suzinino like habuni

  • @zumadidat5258
    @zumadidat5258 Місяць тому +15

    ጅግና ህይወት እዩ እዚ ሰብ።

  • @mehretabkidane
    @mehretabkidane Місяць тому +1

    Thanks suzinino your comments will be reverberating across our youth and is going to have a lasting memories. Thanks for singing Yemane barya's song

  • @AmanuelAsfaha-ce7of
    @AmanuelAsfaha-ce7of Місяць тому +8

    መጽሓፍ ኢኻ በቃ ነፍሲ ወከፍ ቃላትካ ተምስጦ ዩ ዝፈጥረለይ ሓጎሰይ ❤❤❤

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 Місяць тому +9

    Thank you Hagos words of wisdom and well said. God bless you and your family brother.

  • @MussieGebremichael-k2w
    @MussieGebremichael-k2w Місяць тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሱዚኒኖ

  • @BergedNhameduFthawi
    @BergedNhameduFthawi Місяць тому +10

    ሱዚኒኖ ኣቦ ሕልናን ኣቦ ጥበብን ዕድመ ጥዕናን ይሃበልና፡ ኣብ ትገብሮም ዕዶታት ኣብ ኤሮፓታት ተስፋ ይገብር ምሳካ ንክውዕል ኣጆካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ብድጋመ!!!

  • @kisanettumuzghi6615
    @kisanettumuzghi6615 Місяць тому +4

    ናይ ብሓቂ መምህር ናይ ሂወት ኢካ ሲዚኒኖ ዓቢ ስብ ❤❤🥰🥰

  • @wedihabtom167
    @wedihabtom167 Місяць тому +2

    Suzinino abo tbeb legend big respect for you

  • @mihretabtesfamikael7715
    @mihretabtesfamikael7715 Місяць тому +1

    መምህሪ ሐጎስ ወልደገብሪኤል ሱዚኖ ናይ ባሐቅ ልቦና ዘለው ምክሪን ማዕዳን ዝሀብካና እግዛብሄሪ ጸጋኡ የብዛሐልካ ናይ ባሐቅ መስትውዐላይ ኢካ ሞ ሰፍሕ የእምሮ ይሀብካ የቀንየልና፡

  • @africaunite9673
    @africaunite9673 Місяць тому +1

    Wonderful interview, Hagos!!!! Great questions, Yonas!!!! Hagosino, Edmen TiEnan Yihabka FeTari. Mulu’e MiHret dima Yigberelka!!

  • @Seluala
    @Seluala Місяць тому +8

    Sizininuo eway lebuna ,kemaka yebzhulna kubur memher 🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @rozinaissak1845
    @rozinaissak1845 Місяць тому +3

    What do we learn from this brilliant guy ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @saliemtesfamariamgoitom233
    @saliemtesfamariamgoitom233 Місяць тому +2

    Bitaemi tsibuk eilal.
    Very interesting!!!
    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gowinfinance
    @gowinfinance Місяць тому +8

    You know what, Suzinino is not just an artist, he sound as if he is expert in psychology and sociology too...

  • @mebhadush3360
    @mebhadush3360 Місяць тому +7

    Hagos u are not only comedian.
    U are also a singer and psychologist.
    Keep up well done brother ❤.

  • @michaelmhretu9976
    @michaelmhretu9976 Місяць тому +10

    Wawwww❤ suzi ብፍላይ ኣብ 27፥01 ክሳብ 29፥05 ፉሉይን ሓቅን ኣገላልጻ ነመስግነካ ኣቦ ጥበብ ሱዚ።

  • @asmeri8401
    @asmeri8401 Місяць тому +1

    You are amazing Suzu Hawey I’m admiring you for real
    Very calm and knowledgeable
    Pease Eritrea 🇪🇷

  • @senay6334
    @senay6334 23 дні тому +1

    ዋው ይበል ሱዘንኖ ኣይሆብ ተመርዕዩን ምጭዋት ውሉዳት ክህልውውዎ ❤❤❤❤❤

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 Місяць тому +1

    LEGEND! your Kindness showed us the light of your soul ❤❤❤

  • @kisanettumuzghi6615
    @kisanettumuzghi6615 Місяць тому +3

    ስዚኖ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻትኢካ ከማካ ይብዛሓልና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤❤❤🥰

  • @yonasmekonen276
    @yonasmekonen276 Місяць тому +8

    ሓጎስ መምህር ህይወት!

  • @ZdGidey
    @ZdGidey 29 днів тому +1

    ቃላትካ ኣእምሮካ ይሕድስ ዝገርም ኣገላልፃ እዩ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ንስራሕካ ኣሳልጦ ይምነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🥰🥰🥰🥰❤

  • @SirakISAAK
    @SirakISAAK Місяць тому +1

    Ktefana zeygbaka eka tefikana kubur snetbebawi sizunino good advice ❤❤❤

  • @SemharSemu-b2g
    @SemharSemu-b2g Місяць тому +1

    Wwwww suzinino beka megilexi sienelu edmen tenan yhabeley fetari nberelina memhar kulu eka🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @azisn45
    @azisn45 Місяць тому +1

    My dear, you are an undeniable success! You’ve impacted so many lives, bringing happiness to your community and contributing to their wellbeing, both mentally and emotionally. Your ability to educate through your humor is truly remarkable. We’re so happy to see you back, and we’re here to support you all the way. Please take care of yourself! ❤️
    I love how you addressed respect for women, stating that it’s not something that needs to be questioned or legislated-it’s just a fact. You tackled key societal issues directly and offered practical solutions. Your emphasis on tolerance, especially in relationships where two individuals from different backgrounds come together, really 👏 . And your message about self-care!

    • @hagosdebesay8000
      @hagosdebesay8000 20 днів тому +1

      😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @morality2089
    @morality2089 Місяць тому +1

    You are successful Suzinino, as you are doing interesting educational work that we can learn from.
    Thank you.

  • @grmawigrum4075
    @grmawigrum4075 Місяць тому +2

    ሓጎስ ዘገርም ዕሙቀት ዘለካ ኢኻ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ። ኣብቲ ኣቦ ጓል ስለምንታይ በይኑ የግዝም ዝበልካዮስ፡ ኣነ ውን ብዛዕባ እዚ ቡዙሕ ግዜ እየ ዝሓስብ፡ ኣባጋግሳ ገዝምን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን ግን ሕቆን ከብድን ኮይኖም እዮም ዘለዉ፡ መበገሲኡ እቲ ኣቦ ጓል ነታ ጓሉ መሰላ ማለት እቶም ኣወዳት ኣብቲ ዓዲ ስለዝተርፉ ካብ ገዛ ክሳዕ ቀላሚንጦስ ክወርሱ እዮም፡ ንሳ ግን ናብ እዳ ሰብኣያ ስለትኸይድ እዩ ኣቦኣ ብጺሒታ ሂቡ ዝሰዳ ስለዚ ኣቦ ጓል ንጓሉ እዩ እንተለዎ ይህብ እንተዘይብሉ የብሉን ዝብል ኣባጋግሳ ከምዝነበሮ ይንገር።
    ኣይኮነን ንወለዲ ንኹሉ ንፈላጢ እዩ ንምንተይ ጓል ወለደ ዘብል ከይዲ በጺሑ ዘሎ፤ ደቂ 12-15 ክሊ ዕድመ ከለና ሓደ ዓርክና ካብ ሸውዓተ ኣሕዋት በይኑ ወዲ ስለዝነበረ እዘን ኩለን ኣዋልድ መን ከግዝመን እዩ ይብለና ኔሩ።
    ከምዚ ናይ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ ግን ሓቅኻ ኢኻ ኣሰካፊ እዩ ዕሙቅ ዝበለ መረዳእታ የድልዮ እዩ።

  • @habtomgebray9871
    @habtomgebray9871 Місяць тому +2

    Suzinino abo tebab fetari edmean tenan yehabka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freweyniyohans5217
    @freweyniyohans5217 Місяць тому +3

    Merhaba abi seb meglxi bleyn sne lbonaka Egzabher Amlak hiwetka ybark❤🎉❤🎉❤🎉 🙏 🙏 🙏

  • @Robi-94
    @Robi-94 Місяць тому +3

    ቃላት ማፊ ናዓኻ ዝከዉን ሱዚ ❤❤❤

  • @robeltadese6555
    @robeltadese6555 28 днів тому +1

    ብሉጽ ናይ ሃገርና ስነጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ Respektvoll 🇪🇷🥰❤️😊🙏🏽😇

  • @Ruta0922
    @Ruta0922 Місяць тому +1

    ብሓቂ ዘይትድገም ኢኻ ሱዚኒኖ ❤, እታ ብጥበብ ጌርና ክንምህሮም ዝበልካያ ግን ኣይሰማማዕን ,ዳርጋ 90% ናብ ዘይከውን ረሳሕ ፖለቲካ ኩሎም ካብ ስነምግባር ወጻኢ እዬም ኣዋልድ ውን ከምኡ ክምህራ ዘይኮነስ ክምሃራ ውን ኣይክእላን ,መልሓሰን ሕምብርተን ተወቂጠን ሲ እንታይ እየን ክምህራ እሞ, ኣለዋ እተንዓበይቲ ከም ክብራ, ዝኣመሰላ ግን ውሕዳትን ዘይተቀልቀልትን ኣብ መድያ እየን እተን ዝርኣያ ግን ንሕና ንሓፍረለን ከም ኣዋልድ ,Thank u so much ❤

  • @SamielTsegay-l4w
    @SamielTsegay-l4w 28 днів тому +1

    God bless you suzunino hawuna tanks for the evening

  • @AduliTrending1
    @AduliTrending1 Місяць тому +12

    ሱዚኒኖ ሎሚ ካብ መዓሙቅ ልቡ ኣውጺእዎ Respect 🙏🙏🇪🇷

  • @NohGhide
    @NohGhide Місяць тому +3

    Kab Bulux Seb Bulux Libona Abi timihrti . edemn tenan yehabka Fetari Suzinino ❤️🙏👍

  • @ZergaberRedi
    @ZergaberRedi Місяць тому +5

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kingoftheunknown6448
    @kingoftheunknown6448 Місяць тому +4

    Wawww burk aemro kemaka ybzuhulna zemen hiwetka ybarek mmeliska wesk 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fitwibirhane7897
    @fitwibirhane7897 Місяць тому +4

    ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ሲዚኒኖ ዓይኒ ጥበብ❤❤❤❤❤

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 Місяць тому

    I mate your beloved guest in Seattle for the first time in person in Seattle wa with my family we were impressed 👌 we love and respect him!

  • @letinat.gergis3584
    @letinat.gergis3584 Місяць тому +1

    Kulu zbelkayo haqi eyu, tesfa ygebr seb kmaharelu!! You are the best 👌🏾 👍 😍

  • @AlexanderRezene
    @AlexanderRezene Місяць тому +3

    ሓጎስና እንቃዕ ገጽካ ረኣና ጹቡቅ ሓሳብ ጢኑ ዘቢሀረ ቶሮንቶ ቀጽሎ ኣታ ሰባይ❤❤❤🎉😊

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 Місяць тому +11

    ሓጎስ ዓቢ ሰብ❤❤❤❤❤ ልቦናኻን ልዙብ ቃላትካ ዋውውውውው❤❤❤
    ኣብቲ ናይ ገዝሚ ዝበልካያ ግን፡ቅሩብ ዝያዳ ዳህሳስ ከተድልየካ እያ።ማለት ኣቦ ወዲ ነቲኣ ጓልን ኣዲኣን ክሳብ ዓባየታትን ሰይቲ ሓው ኣቦኣን ናይ ክዳን ወጻኢታት ዝገብሮ፡ንምትካእ እዩ።ነቲኣ መርዓት ካብ ግዜ ሕጸ ክሳብ ግዜ መርዓ፡ኣቦ ወዲ እዩ ዝኸድና ካብ ጨርቂ ክሳብ ወርቂ፡ ስለዚ ንኣቦ፡ወዲ ነቲ ወጻኢታቱ ንምሕዋይ ተባሂሉ ዝወሃብ ደኣ እምበር ካልእ ኣይኮነን።ዝያዳ ግን ኣብ ሕጊታት እንዳ-ባ ብዛዕባ ነዚታት ምኸመይ ይትንትኖ፡መጽናዕትኻ ክምልሰልካ እዩ።እምበር ኣቦ ወዲ ዝያዳ ወይ ማዕረ ኣቦ ጓል ወጻኢታት ይገብር።

  • @SelteneTeweldebrhan-ff6qq
    @SelteneTeweldebrhan-ff6qq Місяць тому +5

    ብሓቂ ሱዚ ኣነውን ናይ ወትሩ ዝሃሳበይ ዩ ሰለምንታይ ኣቦግስል ጥራይ ብዛዕባ ገዝሚ ይሓስብ ዝብል ሓሳብ ወትሩ ዩ ዝመላለሰኒ

  • @weynitesfay5878
    @weynitesfay5878 23 дні тому +1

    ኣብ መጀመርታ ናትና ብሉጽ ኮሜድያን ሕጂ ከኣ ልቦና ዝመልኦ ሱዚኒኖ ❤❤❤

  • @HabtomTewolde-v5q
    @HabtomTewolde-v5q Місяць тому +1

    The ever gentle and respectful artist

  • @FilmonGhidewon
    @FilmonGhidewon Місяць тому +1

    Suzinino I like ur way of explanation .you are smart and respect full person tnx alot.

  • @padrepadrhino4733
    @padrepadrhino4733 Місяць тому +1

    The most decorated and complete artist ❤❤❤

  • @Asmarino525
    @Asmarino525 9 днів тому

    ሱዚ ኒኖ ❤ሐዉና አብ ጥዕናካ ሙሉእ ድሕነት ❤አብ መዓልታዊ መዳያትካ ሰላምን ቅሳነት❤አብ ስራሕካ ዓወትን አሳልጦን ❤ንምነየልካ❤ጢኑ ሐዉና ከአ ብጣዕሚ ነመስግነካ ❤ብጣዕሚ ዝነአድ ስራሕ❤THANK YOU ❤

  • @hanimaya1172
    @hanimaya1172 Місяць тому +1

    Wowwwww respect 🙏, kemzi elka hasabka share b migbarka blibi yemesgineka. We miss you ❤❤❤❤

  • @Bahgi12xbah
    @Bahgi12xbah Місяць тому +4

    We need more People like Hagos❤❤

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 Місяць тому +2

    We need more people like you we miss you how can we help you ❤❤❤❤

  • @denaytselemun3118
    @denaytselemun3118 Місяць тому +2

    abi timihrti kabzi interiviw tiray tekedihu zeywda libona kab libi zimelie eyu zifesis zibhal bihaki big respect suzi❤❤❤❤❤❤

  • @SamuelMengstab-f6h
    @SamuelMengstab-f6h Місяць тому +2

    ሱዚኒኖ ኣቦ ስነ ጥበብ ኩሉ ቲዛረቦ መሃሪ ዩ ❤❤❤❤❤❤

  • @Senatteklei
    @Senatteklei Місяць тому

    Wow Amazing explanation God bless you, Hagos.

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 Місяць тому +3

    ሓጎስ ለባም ዕጉስ መግለጺ የብለይ ንዓኻ በቃ, አድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏❤🇪🇷🇪🇷

  • @zedebredenagle3507
    @zedebredenagle3507 Місяць тому +2

    ብጣዕሚ ካብ ምሁር ምሁር፥ ብዙሕ ዘንበበ ለባም። ኣጣቓቕማ ቃላቱ ይገርም።

  • @sameriboy4661
    @sameriboy4661 Місяць тому +1

    Wow best ever artist great idea great advice thank you 🙏 Egzabihier admen heanan yehabka 🙏

  • @ebrhimosman619
    @ebrhimosman619 Місяць тому +7

    Salamat deqi Eriyyy xaedu ❤ Suzenino nugos senetbeb 💕 ajoka nihna baka hubunat enna 🥀Edmen tennan yehabka fatari inshallah 🥰🤲🤲🤲🥀🤙👊👌🌸🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕✌️✌️✌️✅✅✅

  • @erit1914
    @erit1914 Місяць тому +1

    He is the best. God bless you, my brother ❤

  • @elsaseium179
    @elsaseium179 Місяць тому +1

    Professor zbel qal wen ywhdeka iyou Suzinino edmen tenan hagos zmeleo hiwet ymneyelka ms muluat sdrabetka ab srahka kea asalto yhabka❤❤❤

  • @NatsnetTela
    @NatsnetTela Місяць тому +5

    Kbur seb meten nebsu yekbrela kbret yhabelna nfetweka snetbebegna hagos suzinino🎉🎉🎉🎉

  • @desu2932
    @desu2932 Місяць тому +7

    Wawwwwwww suzi smart you are like Albert Einstein
    Niberelna kiber halwelna

  • @habtomyemane2401
    @habtomyemane2401 Місяць тому +2

    ሱዚኒኖ ዋና ልቦና
    ሱዚኒኖ ዋና ሕልና
    ሱዚኒኖ ዋና ጥበብ
    ኣብ ዘለካዮ ዓንብብ

  • @SunShine-xx5mq
    @SunShine-xx5mq Місяць тому +4

    Wow you are amazing 👏 I have No words suzneno god bless ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfahiwetyohannes2443
    @tesfahiwetyohannes2443 Місяць тому +2

    Really Great interview GBU Hagos suzi❤❤❤

  • @MussieTsegay-l5s
    @MussieTsegay-l5s Місяць тому +1

    ane sie Azmarino kemey zabele yu zey temeleseley hato yu neru haji gan abaka riayo Thanks suzie ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hajawigodayfmaworld4331
    @hajawigodayfmaworld4331 28 днів тому +1

    Full respect legend's ✌🏾🇪🇷❤🇪🇷🙏🏾

  • @TeshemeTesfabrhan
    @TeshemeTesfabrhan Місяць тому +6

    እንኳዕ ሰላም መጻኩም ስዚኒኖ ኩቡር ስነጥበባዊ ❤❤❤❤❤ የቀንየሊና ጣኒ

  • @DawitTekle-ew4eb
    @DawitTekle-ew4eb Місяць тому +1

    Szinnu bejaka kulu gzie mxana abzi mida nska eka thgezena kemti mhaztka eyom ab hmaq ete wediqom zewdquka zbelkay nska kea bezi natka sne mmharka knmhar nkel ena abi zkone xelawi sle zkonka so thank you szinnu kab blbi zekbreka ❤

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj Місяць тому +1

    Big respect big bro Suzinino, we love u so much❤❤❤