ሕማም ተነጽሎ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 22

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 5 місяців тому +3

    ናይ ብሓቂ ኣብ ግዜኡ ተዛሪብካሉ. ጽቡቕ ኣገላልጻ. ቀጽሎ ፊሊ 🙏.

  • @AdasAngosom
    @AdasAngosom 5 місяців тому

    Thankss ❤❤❤❤

  • @helenkifle2842
    @helenkifle2842 5 місяців тому

    ❤❤❤❤ thankis bor my king❤❤

  • @freweiniteklia6818
    @freweiniteklia6818 5 місяців тому

    Nay bhaki xibuk geyrka gelxkayo fili hawey ! emberkes nab limdi ms tekeyrus azyom eyom ashegerti nktkyrom😢 gn ka ezi thbena zelka mkri btami eu ztekmena kexlo yekenieley🙏❤❤

  • @WELDZGI
    @WELDZGI 4 місяці тому

    ሰላም ሓወይ መደባትካ ጽቡቅ ኢዩ ቀጽሎ ኣብዚ ኣርእስቲ ኣምጺኢኻዮ ዘለኻ ብዛዕብኡ ምኽርታትካ ክትልግሰለይ ብምንታይ ክረኽባ የቀኒየለይ።

  • @gaberadi
    @gaberadi 5 місяців тому +2

    Excellent job but make it short and sweet. God Bless!

  • @NgusseOkbe
    @NgusseOkbe 5 місяців тому

    ይበል ኣገላልጻ ፊሊ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ

  • @Ruteygrande
    @Ruteygrande 5 місяців тому

    Tsbukn gzyawn zkone tmhrti eyu Filihawey txs😊🙏

  • @merhawimikiel8219
    @merhawimikiel8219 5 місяців тому +1

    Fili abesa Xubuk tmhrti eyu qexelo abesa

  • @shalot7286
    @shalot7286 5 місяців тому

    👍🌹🌹🌹🌹🌹♥️

  • @wediazmarino6375
    @wediazmarino6375 5 місяців тому

    ❤❤❤

  • @WELDZGI
    @WELDZGI 4 місяці тому

    መግቢ ዝኾነ ምኽሪ poww

  • @zerithabtom8640
    @zerithabtom8640 5 місяців тому +1

    ሕጂ’ውን ሓደ በሊሕን ሓያልን ማራኽን ሰብ ኢካ የቕንየለይ።

  • @tsadeydelaytifkernselamn5484
    @tsadeydelaytifkernselamn5484 5 місяців тому

    👍

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 4 місяці тому

    ኣዝዩ ማሃሪ ዝኾነ ሓሳባት ኢኻ ተቕርብ ኩቡር ሓው ኣጆኻ በርትዕ እናበልኩ፡ ኣብ ጉዳይ ናዓኻ ትመስል/ዝመስል መጻምዲ ምርካብ ካብ ነብሰይ ጀሚርካ ቡዙሕ ሰብ ኣሸጊሩ ዘሎ ናይ ማህበራዊ ናብራ ጉዳይ ኢዩ ሞ ጠንቁን መፍትሒኡን ካብ ዘንበብካዮም ኮነ ካብ ተሞኩሮኻ ገለ በለና ።

    • @filmonpsycho11
      @filmonpsycho11  4 місяці тому

      Yeah mebeb kgebrelu eye hakka eka xegem koynu alo

  • @Selam256
    @Selam256 5 місяців тому

    Gele aynet tmhrt Fili hawey! Anes tht 30 eye gni btami mirsae si wala eti zresakilu bota ye zeyzkro

    • @ጉማረ
      @ጉማረ 5 місяців тому

      ኣነ ከማን ንብረት ኣብ ኢደይ እንከሎ ይደልዮ ገዛ ዓጺዮን ኣይዓጸክዎን ንምርግጋጽ ካብ መገዲ ይምለስ ወዘተ 😂😂😂

  • @zebibest7362
    @zebibest7362 5 місяців тому

    ልክዕ ከምቲ ንኽደኖን ንበልዖን እንመርጽ ሰብ ኣብ ምምራጽ ውን ኣይንሕመቕ ምኽንያቱ ገለ ሰብ ኣብ ልዕሊ ሽግርካ ሽግር ኢዩ ዝውስኸልካ!!ሰብ የሕምም, ሰብ ይፍውስ።

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 2 місяці тому

    🅰️ ተነፅሎ ንስለምንታይ ወይከአ ብኸመይ ምኽንያት ኢኻ ተነጺልካ ዘለካ ብቕልጡፍ ፈሊጥካ አብሐፀርቲ ኡዋናት ወይ ሂወታት ሐደፍታሕ ክትረኽበሉ እንድሕርደአ ዘይኪኢልካ አብ ሐፀርቲ እዋናት ብቡዙሕ ምኽንያታት ክጎድአካ እዩ ምኽንያቱ 👍ተነፅሎ ክንብል እንከለና ሐደሰብ ካብሰባት ስለዝርሕቕ እዩ እምበር ሐደሰብ ካብተፈጥሮ ከምኡዉን ካብካልኦት ፍጡራት ስለዝርሕቕ አይኮነን OTHERWISE ፍልጠት ምህዞ ምስረታ ምችኡነት CONVINCE ናይ ሂወትና ገና አብዝቕፅለሉ ዘሎ ኤእ ተነፅሎ ከጋጥመካ አይግባእን እንተአጋጢሙ እውን ንስለምንታይን ብኸመይን እዩ ዘጋጥመካ ዘሎ ፈሊጥካ ፍታሕ ክትረኽበሉ እዩ ዝግባእ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ የቐንየለይ