🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Halleluja Jesus Kristus he is alfa and amiga No one with out Jesus Kristus halleluja the path of the way Jesus Kristus 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
I think this is a good start. But, as you said, it is good idea to elevate meeting by the two church leaders. The difference between the two churches is not major. I think it is a good start the two churches to go ahead to be reunited. Let alone the two churches, the Protestants should be included in this unity discussion
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu abotat amyen ❤❤❤Degmdgaym
Diyakon Yohannes Amlak ybarka...kalat yebleyn.Btami nemesgneka....
Amen amen God is great thanks God to hear this God blessed you❤❤🌹🌹
This is great teaching to the two church members.
ሰላም ወሰናይ ኣላይ መደብ! ተለፎንካ ምደለኩ። ብኩሉ ኸኣ ገሪሙኒ። እግዚኣብሔር ይባርካ
ኣምላክ ይባርኽኩም ናይ በሐቒ ብሉጽ ዝኮነ ኣስተምህሮ ሂብኩምና ተባርኩ
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤
Thank you so much God bless you all Iam very happy and blessed
I enjoyed this topic. It brings us knowledge and life to each of us.
Amen tebareku ❤❤❤❤
Amlak edmen teenan yhabkum.....
Amen 🙏 🙏 🙏
[ መዝሙር ዳዊት 134 ]
3 ሰማይን ምድርን ዝገበረ እግዚኣብሔር ካብ ጽዮን ይባርኽኩም።
Bitaemi subuk astemhro Fetari Eghizabher Amlakina aamrokum yesfahayo.
ኣነስ ብጣዕሚ ነቢዕ😅😅
God bless you ❤❤❤
Very good explanation and thank you so much
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Halleluja Jesus Kristus he is alfa and amiga No one with out Jesus Kristus halleluja the path of the way Jesus Kristus 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Good ❤❤❤❤❤❤
kubur haw berket eti kemzi eilka mehsabka azu des zebelu senay tebgso bmkxal abeity likawntyi adimka medeb serieka akrbelna thanks
Good job 👏👏👏🎉
ታ ሊንኪ ስኢነያ
ቅዱስ ኣቦና ር/ጳ/ ጳ ዮውሃን ካልኣይ ክሊቴን ሃይማኖታት ንምቅርራብ ዝገብሮ ቀሊል ኣይነበረን። ብፍላይ ነቲ መንፈስ ቅዱስ ካብ "ኣቦን ወልድብ ኢዩ ዝሰርጽ" ዝብል መርገጺ ካቶሊካዊ ቤተክርስትያን፡ ነቲ ፍልልይ ንምጽባብ ነታ ካብ " ወልድ" ትብል ኣብ ሓጹር (ብራከት) ከም ዝሰፍር ንምግባር ጻዕርታት ምክያዶም ይገልጽ'ሞ፥ ጌጋ ይኽልኣለይ፡ ኣብቲ ዘተ ወይ ኣስተምህሮ ዝተጠቕሱ ኣይመስለንን።
🙏❤️🙏❤️🙏
ጎይታ ይባርክካ ድያቆን ዮሀንስ ጽቡቅትምህ ርቲ አምላክ ይባርክካ ያረት ኩልና ከምዚ ናትካ አተሐሳስባ ይህልወና ብጣዕሚ አሰካፊ እዩ
ጎይታ ይምሐረና ንሕና ኤርትራውያንስ ተከባቢርና ንከይ ንክርስትናን ምስ አሕዋትና ምስልምና ተከባቢሩ እዩዝከይ ህዝብና ኦቦታትናን አደታትናን ተከባቢሮም ይከደ ዋላ አብሀገር ዘሎህዝቢ አብስደት ግና መስመርና ንስሕት አሎና ይቅረበለልና ጎይታ ይባርክከ ኩቡራት የሕዋት ድያቆን ዮሀንስ አባሰለሙን መርሐባ አባ በረከት ሐውና ኢሱ ሐውና ከላትኩም ተባረኩ አምላክ ዐወት ይሀብኩም ፍረጻማኩም ትሐፍስሉ ይግበርኩም ነቲኦም አብትን አብት ክንላካዕ ንውዕከአ ምሕረቱ የውርደልና ጎይታ አመን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️
ክብሪ ይሀብካ ድያቆን ዮሀንስ ተባረክ ጽቡቅ ትምህርቲ ናይብሐቂ ብሩክ ምሸት እዩ ጎይታ ይባርኩም መርሐባ አባዮሀንስ 🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️🙏🙏
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏
ትሕትና ዓባይ ቃል ኢያ ኣብ ክርስትና። ካብ የሱስ ክርስቶስ ንማሃራ ኢና።
❤❤
Petecost bseleste slase aykon eyom ztmeku I now that very well
❤❤❤❤አሜኀ❤❤❤❤
[ ግብሪ ሓዋርያት 20 ]
28 ስለዚ ንርእስኹምን ነታ ብገዛእ ደሙ ዘጥረያ ቤተ ክርስቲያን ኣምላኽን ክትጓስዩ መንፈስ ቅዱስ ኤጲስ ቆጶሳት ገይሩ ኣብኣ ዝሸመኩም ኵሉ መጓሰ ሓልዉ።
ጽቡቕ ሓሳብ እዩ እንተኾነ ግን ቀሊል ኣይኮነን ፣ ስለዚ ካብ ተዋህዶ ዓበይቲ ካህናት ካብ ኮተሊኽ ከኣ ዓበይቲ ኣቦታት ኣምእኪልኩም ብወግዓዊ መገዲ ብቆጸራ እንተዝኸውን ጽቡቕ ኔሩ ክቡራት የሕዋት። ፍልልይ የብልናን ከኣ ኣይትበሉ ፣ሓደ ኔርና እንተ ንከውን ንምንታይ በበይኑ ስርዓትን በበይኑ ኣካይዳን ኣምልኾን ንጥቀም ኣለና ።
I think this is a good start. But, as you said, it is good idea to elevate meeting by the two church leaders. The difference between the two churches is not major. I think it is a good start the two churches to go ahead to be reunited. Let alone the two churches, the Protestants should be included in this unity discussion
How can I buy your book? With all my respect
ሰላምካ ይብዛሕ በዚ ርኸበና እሞ፡ መጽሓፍ ክንልእኸልካ። ነመስግን።
ጥምቀት ናይ ጓል አብ 80 ምዕልቲ ትጥመቅ ወዲ ከኣ አብ 40 መዕልቲ ይጥመቅ ንምንታይ ? አብርህ እንተ ተብሉልና ፅቡቅ ነይሩ 🙏
መበገሲኡ ካብ ቡሉይ ኪዳን ኣብ (ዘሌዋውያን 12) ከይኮነ ኣይተርፍን ዩ ንኣፍልጦ ግን ጽቡቅ መብርሂ እንተ ዝዋሃበና ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ 🙏
hearay diykon hawey eti flly ngerena kotolki ????
Selam hawey
Kab part 1 jemirka hdie ilka semaiyo abu temelisuka alo
Katolikaweyan Some Nebiyat Zejsomuwa Selementay iyu
መን በለ? ድሓር ክኣ ጾም ዝኾነ ሰብ ክገብሮ ዝኽእል ንስጋኻ ቀጺዕካ ብፍቅሪ ኣምላኽን ሰብ ንምዕባይ ኢዩ::
Ambesader Nay ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኢኹም።⛪️☦️ንስኹም ዝተወለድኩምላ መዓልቲ ብርኽቲ እያ።
Ezi aba yonas zibelo orthodox dekikum yimharu hakom ayom
Kitilet kendi mebegisue zeyimimhar ayu
Pente and johba witnes bseleste slasie itmekun eyom how can the same paptizm
Wedi seb msfelete msteredea ktmek alewo ybl meshaf kudus
Kidsnakum yerieyena
Amo ti filliy tray nigeruna????ember 1 tekoyina selemintay kab orthodox nab Catholic kimetsu mihyrkum nab Catholic akebyilk tekyruwom?????
Selam wesenay
Kab part 1 jemirka hdie ilka semaiyo abu temelisuka alo
ከምዚ ጌርካ ኣብቲ ዘቀራርበካ ኣቶኪርካ ምዝታይ ብስለት ኢዩ። ኣምላኽ ሓደ ኢዩ መድሓኒናውን ሓደ ኢዩ። ይመስለኒ ኢቲ ቀንዲ ዶግማ ማለት ሰብ ዝድሕነሉ መገዲ ሓደ ኢዩ ንሱ ድማ በቲ ናይ መስቀል ውዕለት ኢዩ። ጸላኢና ድማ ሓደ ኢዩ ንሱ ድማ ሰይጣን (ኤፈሶን 6:10-16)። ስለዚ ምስ ፕሮተስታንት ዘየዛቲ ምኽንያት ዘሎ ኣይመስለንን። ኢቲ ዝኸፍኤ ምንዕዓቕን ጽልእን ኢዩ። ከምዚ ኢናገበርካ ኣምልኾ ኮንቱ ስለዝኾነ። ንሓው እናጸልኤ ንእምላኽ የፍቅር እየ ዝብል የውሃንስ ሓሳዊ ኢዩ ይብሎ 1የው: 4
ብጣእሚ ኢዩ ዘህዘን እዚ ዲያኮን ኦርቶዶክስ ኣይኮነን ካልእ ኦርቶዶከስን ካቶሊክን ካብ መኣስ ሃደ ኮይኖም ሃደ ኣይኮናን ናይ ኦርቶዶክስን ካቶሊክን ጥምቀት ይፈላለ ኢዩ ኣዝየ ሃዚነ ግን
ተላለዮ እሞ ምስ ፈለጥካዮ ትምስክር እምበር ከመይ ጌርካ ከይፈለጥካዮ ዲያቆን ናይ ኦርቶዶክስ ኣይኮነን ክትብል ትደፍር::
ድሓር ክኣ ብመርትዖ ንዝተነገረካ ጉዳይ ጥምቀትሲ ብዘይ ዝኾነ መርዳእታ ይፈላለ ኢዩ ምባልካሲ እንታይ ኢና ክንገብሮ?
መዳናገርቲ ከም ናትክም ከዲንከም ሲ እታ ኣብ ክሳ ደደ ዘላ ጻዕዳ እንታይ እያ ናይመን ሃይማኖኖት ትመስል ቶክላ ስ ኣብ ውሽጢ በጊዕ እዩ ነገሩ
ምእታው አብያትኒ
🙏❤🙏❤🙏
🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏