🔴ወለደይ ደስ ኢልዎም ሰሪሐዮ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 647

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah 2 місяці тому +7

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብሪ ወላዲ ዝፈልጥ አምላኽ ዝዓደሎ እዩሞ መኽበሪኺ ውለዲ ዊንቱየይ💚🥰

  • @Gal_tgray
    @Gal_tgray 2 місяці тому +15

    ዊንተይ ወሓለ ❤ንፍዕቲ ጓል ትግራይ ፅሪቲ ፍጥረት ❤️💛 ከመዚ ገይርካ ኣብ ዓድካ ምስ ስድራ ዝውዕለላ ማዓልቲ ናፊቀያ 😢እፍፍ 😥 ምግቢ ዓደይ እምበር ናፊቀዮ 😔

  • @berihatesfay1964
    @berihatesfay1964 2 місяці тому +11

    ብሓቂ ደስ ይብሉ ቀፅልሉ ❤
    ብመዝሙር ምፅና ሼር. ላይክ.ሳብስክራይብ ንገብረልኺ እንተ ደርፊ ግን የንገብርን ምስጋን ንኣምላኽ

  • @lilihafithalofom270
    @lilihafithalofom270 2 місяці тому +10

    ብዝሐዝ ግዜ ምሰ ወለድኻ ምንባር ዝትዓደለ ጥራሓ እዩ ዝረኽቦ🎉🎉❤❤

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 2 місяці тому +6

    እሰይ ሙናየይ ኢድ ይባርኽ ብሓቂ ጎበዝ ወለዱ ዘኽብር ኹሉ ግዜ ሕጉስ እዩ ዕድመ ደማ ይዉስኽ ቀፅልሉ ዛምበይተይ ሙዚቃኽዉን ብሃንቀዉታ ንፅበየኪ ኢና ብሰላም ምፂ❤❤❤

  • @hhhi1246
    @hhhi1246 2 місяці тому +2

    ወለደይ ቆሪቦም ምስበልክስ ከመይ ደስከምዝበለኒ 👏❤ወለደይለ ቆሪቦም ክርኢ ኣምላክ ስደተይ የሕፅረለይ👏

  • @ADHDafgy
    @ADHDafgy 2 місяці тому +5

    ከም መልክዓ ተግባራ ምቅርቲ የንየ ለባም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ውብ

  • @ጓልሰብዓእንደርታመቀለ
    @ጓልሰብዓእንደርታመቀለ 2 місяці тому +6

    ዋሓለ አነስ ካብ አካዳድናኺ ከይቀረየ እየ ለድንቀኪ ብአብዝሓ ባህላዊ ሰለትኸደኒ ቀፅልሉ

  • @ህዝቢ-ረ9ኰ
    @ህዝቢ-ረ9ኰ 2 місяці тому +3

    ሙናይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ደስ ዝብል ስራሕ ይፎትየኺ ኢየ ❤️❤️❤️❤️❤️🙏

  • @MolowHadabaga
    @MolowHadabaga 2 місяці тому +3

    ❤❤❤ካቡዚ ዝዓቡ የለን ሓዳሮም ይባሩኪ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤ዋሓሎ ዝሓፍተይ❤❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 2 місяці тому +3

    ሙናዋይ ሽኮር❤❤❤
    አዘኪርክኒ ማማዋይ ባባዋይ ክቀርቡ ከለው ከምዚ አዘጋጅየሎም ይፀንሕ ነይረ😢❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 2 місяці тому +2

    ሙናዋይ ወሓለ ኢኺ❤ሓንቲ ዝተረፈትኪ ፀጉሪኺ ክትሽፈንዮ ነይርኺ ፀጉሪ ሕማቅ እዩ ናብቲ እንጀራ ይኣቲ እዩ።

  • @ሠላም-ጰ3ቸ
    @ሠላም-ጰ3ቸ 2 місяці тому +2

    ለባም ጎበዝ ናይወለድኪ ምርቃት አብ ፅቡቅ ከብፅህኪ እዪ ዛሀፍተይ ተባርኪ❤❤❤😂

  • @AlemAlem-i7d
    @AlemAlem-i7d 2 місяці тому +2

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ሙናየይ እግዛቢሄር የክብርኪ ከምዚ ገርካ ንወለድካ ብጣዕሚ እዩ ሓጎስ ዝስዐካ ምችውተይይ💝💞💝💝💝

  • @Hagush_gal_kiki21
    @Hagush_gal_kiki21 2 місяці тому +3

    ምስ ቆረብቲ ይብላዕ ዩ በረከት ሰለ ዝኮነ

  • @ugyugyytgty9690
    @ugyugyytgty9690 2 місяці тому +3

    ታደለሸ መመርጥ ነው በእውነት በረከታቸው ይደረበን አይይ ሰደት አረ ቅዱስ ቁርባን ናፍቀኝ ምን ልሆን😢😢😢

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 місяці тому +1

    ተባረኺ ዛሓፍተይ ውለዱ ዝኽብር ዕድመን ጥዕናን ይወሰኾ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ

    ዋይ አነ ከምዚ ይገብር ነይረ ንዓባየይ አየ ስደት😢 እና እግዚአብሔር አምላክ ይባርክኺ ዊንታየይ ዋሕለ ❤❤❤❤

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 2 місяці тому +1

    ዋሓለ ኢኺ ዊንቱየ ከምቲ ንወለዲኺ ከምዚ ጌርኪ ዝተቀበልክዮም ውላድኪ ከምኡ ጌሩ ይትኣዘዙኺ❤❤❤

  • @edenzer8597
    @edenzer8597 2 місяці тому +4

    ካብ ስድራይ ካብ ዝፍለ ነዊሕ ዓመታትት ኮይኑ ኣብ ዓደይ ኩሉ ከይክኣልኩ የ ወጺአ ዓድና ኣዘኪርክና ኩሉ ገዛኹ ኣተሓጻጽባ እቅሑ ኩሉ ደስ ብሃሊ

  • @GhgDfgs
    @GhgDfgs 2 місяці тому +3

    Asay munawy anes kiftwki tsryti❤❤❤

  • @sisayHalefom
    @sisayHalefom 2 місяці тому +3

    ሙና ማአር እግሐብኤር ይባርክሽ ማአርይ ናተይ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚💚

  • @Tsige-zn7re
    @Tsige-zn7re 2 місяці тому +3

    ሙና ሓፍተይ ጎቦዝ መሕበ ሙድዋ ተጠቀሚ ማንካ ጽብቅ ኣይኮነን

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚

  • @MadiHen-k3d
    @MadiHen-k3d Місяць тому

    ማዓረይ ከዚ እየ እካታተለለኩ ኢቱብኪ ብጣዕሚ ለባም ንወለድኪ ንምሕጋስ ኢልኪ ፃዕራም ዛበተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 2 місяці тому +8

    ምቅርተይ ጎበዝ ኢኪ ❤❤❤ ግን ምስ ዝቆረቡ ምብላዕ አይክአልን ዝብል ትምህርት የብልናንኮ ።
    ስጋወደሙ ምስተቀበልና ማለት ምስቆረብና ክንገብሮም ዘይግብኣና ነገራት ፦ ብዙሕ ምዝራብ ብዙሕ ምብላዕ ምራቅካ ምትፋእ ክዳንካ ምቅያር ስግደት ምስጋድ ነዊሕ መንገዲ ምካድ ማስቲካ ምብላዕ ዋላ ስጋ ዘይምብላዕ ምክንያቱም ዓፀሚ ተጋጢሙና እንቱፍ ከይንብል ምእንቲ ካብዚኦም ንጥንቀቅ ክሳብ ፅሐይ ትፀድቅ ። ካልእ ምስሰብ ምብላዕ ምሕዋስ ግን አይክልከልን እዩ።።።።

  • @Love-t4l8q
    @Love-t4l8q 2 місяці тому +2

    ጎብዚ ሙናየይ ብጣዕሚየ ዝፈትወኪ ቀፅልሉ ዛምቤተዋይ መቀለ ተመፅየ ክረክበኪ ይደሊ እየ🎉❤❤❤❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 2 місяці тому +4

    ሕልበት ኣሳራርሓ ግን ይፋላለ እዩ ኣብ ኣፅቢ እንዳስላሴ ግን ከሙኡ ኣይኮነን ❤ብዝኮነ ይመቸኪ ❤

    • @hadasshshay3636
      @hadasshshay3636 2 місяці тому

      ሕልበት ብጥሕኒ ኣይኮነን እኮ እዚ ሕልበት ካብ ዓተር እዩ ዝስራሕ መዓረይ ❤

    • @liliaregawi-ll5oz
      @liliaregawi-ll5oz 2 місяці тому

      @@hadasshshay3636 እም ኣብ ኣፅቢ የለን

    • @winaentertainmentt
      @winaentertainmentt  2 місяці тому

      Ewe ab axumen kebabiun eyu zefelet

  • @ባህራን480
    @ባህራን480 2 місяці тому +2

    OoH btaemi des behali bereketom ms kulatna ykun Amen🙏🙏🙏

  • @wedimenberu
    @wedimenberu 2 місяці тому +3

    ትባረኪ ኣኽባሪኺ ዉለዲ❤🎉❤🎉❤

  • @hiwihiwihiwi
    @hiwihiwihiwi 2 місяці тому +3

    ዊንታየ ውሓለ እስክለ ሓጋዚኪ ውለዲ መአረይ ❤❤

  • @KkkKkk-zp5sn
    @KkkKkk-zp5sn 2 місяці тому +3

    ዊንተይ የኔ ቆንጆ❤❤❤

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 2 місяці тому +1

    ሙናዋይ ታዓደልኪ ኣምላክ ሓጎሰ ይመለእልኪ ዛቤተይ😘😘😘

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
    @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 2 місяці тому +4

    እሰይ ምእዝዝተይ ተባረኪ ዝሓፍተይ❤😘

  • @drtt2855
    @drtt2855 2 місяці тому +3

    ዊንታ ሽኮር አነስ ክፈትወኪ ዋሓሎ መክበሪት ወለዳ ኢድ ይባርክ❤❤❤

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 2 місяці тому +1

    Betami gobez eki mearey ketselelu

  • @ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ

    ዊንተይ ብልጽቲ ይፈትወኪ እየ❤

  • @FhGj-sk3yv
    @FhGj-sk3yv 2 місяці тому +3

    እስይይይይይይይ ዋሓለ ዊንታይ ኣነሰ
    ክፈትወኪ ማዓት ብዉላድኺ ተሓጎሲ ክብረተይ ፍትዉትዉዉዉ እየ ዘበለኪ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ZaydMebrahtom
    @ZaydMebrahtom 2 місяці тому +3

    እሰይ ዛምበይተይ ዋሓለ መኽበሪት ወለዳ ዘኽብረኪ ውለዲ❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому +1

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚

    • @ZaydMebrahtom
      @ZaydMebrahtom 2 місяці тому +1

      @@tsegatsega238 👍👍❤️

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ 26 днів тому

    ዋሕለ ወለድካ ምሳካ ለሃለዉ ክትካናከኖም ክትእዘዞም ናዓቶም ደስ ክደብሎም ባኣካ ሕጉሳት ክኮኑ ክንደይ ተዐድልቲ እዩ ሙና ምቅርተይ❤

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg 2 місяці тому +2

    አሰይይይ ብልፅተይ ውሕልልነት 100%❤🎉

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 2 місяці тому +3

    ሙናየ ወሓለ ይበል ዋዉዉዉ የብል ግን ሓንቲ ኢንታ ረኺበ ብማንካ ኣይተኹሲ ኢኺ መኾስ የለን ድዩ ብመኾስ ዕንጨይቲ ግበሪ እነኺ ተትህልይ ኮ ግደፊ መለትኪ ኔራያ

  • @Mehari-r7j
    @Mehari-r7j 2 місяці тому +2

    ኣነስ ምሒር ፍቕሪ ዩ ዘለኒ ምሳኺ ሙናዋ ጽብቕተይ ስራሕኪ ለ ብጣሚ ጽቡቕ ዩ ቀጽልሉ

  • @Sane-pk5df
    @Sane-pk5df 2 місяці тому +3

    ናይ መጀመርያ እየ 😂ዊንቲየይ ወሓለ

  • @embagg6318
    @embagg6318 2 місяці тому +2

    እዝውቲ እኪ መዓረይ ፈጣሪ የክብርኪ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 2 місяці тому +1

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 2 місяці тому +2

    ❤❤❤❤❤wahale eki welelay nay men ke kthzi naten wahalalu tegaru ebey yfetwekn yednkekn eye kulu srahtki des eyu zblemiy❤❤❤❤

  • @kalkidan555
    @kalkidan555 2 місяці тому +2

    ሙናየ ፁብቅቲ❤️❤️

  • @FgyyGg
    @FgyyGg 2 місяці тому +3

    ኣሰይ ፅሪቲ ኢድኪ ይባረኽ ዝሓፍተይ 😘

  • @AmaaqwwSswgde
    @AmaaqwwSswgde 2 місяці тому +2

    ሙናየ ደስባሃሊ ዝያዳይ

  • @madamray-gx5ub
    @madamray-gx5ub 2 місяці тому +2

    ዋሓለ ❤❤❤❤

  • @Mille-s6l
    @Mille-s6l 5 днів тому

    ኣየታንትኪ ንወለዲኪ ተክብር እዝጋብሄሪ ይሓግዝኪ

  • @goodboyhabasi1287
    @goodboyhabasi1287 2 місяці тому +2

    ሙናየይ❤❤

  • @rgatgebreslaseinugse9933
    @rgatgebreslaseinugse9933 Місяць тому +1

    ጎበዝ ኢኺ ብሓቂ❤🎉

  • @gal_tigray_498
    @gal_tigray_498 2 місяці тому +1

    ዎሐለ ኢኪ ወለላይ😘😘😘😘

  • @ngstingsti8002
    @ngstingsti8002 2 місяці тому +3

    ዛናይሕንባሻ ብግልባጡ ሸሓነ ግበርዮ ልምለዕሉ ክምችይ ልምጥቃዕለ ልኸይቃፅል ኢድኺለ

  • @KndahaftiZetewhdo
    @KndahaftiZetewhdo Місяць тому

    ናይ ባሓቂ ንፍዕቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤

  • @ሰሉ-ጀ7ዸ
    @ሰሉ-ጀ7ዸ 2 місяці тому +1

    ምናዋይ ❤🎉50k ነብፀሕያ👏

  • @SOLAKL
    @SOLAKL 2 місяці тому +3

    ሙና ሽኮር ናይ ብሓቂ ብኩሉ ዋሓለ ሓንቲ ካብተን ጪዋታት ስድራቤታት ተጋሩ. ብካልእ ኣዛራርባ ድማ እንድሕር ሓደ ሰብ ኣብ ሓደ ግዜ ብሓንሳብ ዝተፈላለየ ኣጣሚሩ ዝሰርሕ ኮይኑ "ተዉለ" ትብሎ ናይ ሎሚ 100/100 ወሲድኪ ኣለኪ ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚

  • @shewit1999
    @shewit1999 2 місяці тому +3

    ዊናየ ሸኮር ወሓለ 🥰🥰❤️❤️❤️

  • @BerheKashi
    @BerheKashi 2 місяці тому +1

    ይመችዉኺ ውኒታ ዓሳ ካብ ቀደሙ ብጣዕሚ እኽ ትምችዊኒ❤❤❤❤❤❤

  • @gdfgvfs7302
    @gdfgvfs7302 2 місяці тому +1

    Eshi munawa sikorrrr gobez abtirfi gizeki kemzi sirhe bitami eu des zblena ab sidet zelena❤❤❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 2 місяці тому +1

    አሰይይይይይ ምናዋይ ዋሓለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላኽ ቅዱሳን ምስ ክቡራት ስድራ ቤትኪ❤❤❤

  • @tigraytigraweyti6747
    @tigraytigraweyti6747 2 місяці тому +1

    ዋውውውው ጎበዝ ተባረኺ ውሓለ ኢኺ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @DseraMerea
    @DseraMerea 2 місяці тому +2

    ኣሰይይይይ ዋሓለ ኹሉ ዘዓደላ❤

  • @agh65ngjlc12
    @agh65ngjlc12 2 місяці тому +2

    ዋሓሎ❤❤❤

  • @hiwetgrimy7857
    @hiwetgrimy7857 2 місяці тому +1

    N weledki kemzi gerki sle zehegoskyom tebareki zhaftey mkrti ❤❤❤❤❤❤

  • @AlemKelali-ow4oh
    @AlemKelali-ow4oh 2 місяці тому +1

    ዊንተይ ቀንጆ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @danaittewelde222
    @danaittewelde222 2 місяці тому +1

    Munayey gobez za haftey merayayey eki gobzi

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ 2 місяці тому +1

    ዋዉ ሙናየ ዋሓለ እኪ❤❤❤❤

  • @BenyasGoitom-ey4lg
    @BenyasGoitom-ey4lg 2 місяці тому +1

    ዕደመን ጥዕናን የሃበኹም ደስ ተበሉ ሰደራ።

  • @hiwetgrimy7857
    @hiwetgrimy7857 2 місяці тому +1

    Asey brkti wehale kem Adetata tebareki zhaftey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yetewhadoljoch
    @yetewhadoljoch 2 місяці тому +1

    እንዳ ስላሴ 2 ዓመት ተካርየ ተማሂረ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንደር እዩ

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ 🎉❤🎉❤

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 2 місяці тому +2

    ወሓለ ኢኪ ሙናዋይ❤

  • @Brhan4834
    @Brhan4834 Місяць тому +3

    ደምርኒ ኣሕዋተይ ጀማሪት እየ

  • @TsehayYoutub-u1w
    @TsehayYoutub-u1w 2 місяці тому +2

    ዕድመን ይብሃኪ ለባመይይይ❤❤❤

  • @selamfkri4960
    @selamfkri4960 2 місяці тому +2

    አሰይ ደስ ክትብሊ ዋሓለ

  • @brhanTekle2778
    @brhanTekle2778 2 місяці тому +2

    ወለላይ❤

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ 2 місяці тому +1

    ሙናየይ ዋሕለ❤

  • @awtashnegussie8574
    @awtashnegussie8574 Місяць тому +1

    ጐበዝ ብጣዕሚ ን ጊደይ ን ባዐል ገዛአን እንካዕ ናብዝይ አብፀሐኩም 🙏🏾ንኩሎኩም አንካዕ ደስ በለኩም ❤️💛❤️ ሰላም በልለይ ,ንዐብይ ሐውኪ ሰላም በልለይ , ሰላምታካ በፂሕኒ ኢዮ በልለይ ❤️💛❤️💛❤️💛🥰🥰🥰🌺🌺🌺🌺

  • @denkeneshame1816
    @denkeneshame1816 Місяць тому +1

    ጎበዝ ኢኪ ባሓቂ❤❤❤❤❤

  • @ufig6973
    @ufig6973 2 місяці тому +2

    ሙናየይ ዝፈትወኪ❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 2 місяці тому +1

    ወሓለ ኢኪ ሙናየይይይ ባሓቂ❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 2 місяці тому +3

    ዊንተይ ፅሪቲ 💖💖💖

  • @Vyygg-c3n
    @Vyygg-c3n 2 місяці тому +1

    ምቅሪተይ ❤❤❤❤❤❤

  • @KahsuGidey-nh9jx
    @KahsuGidey-nh9jx 2 місяці тому +2

    ሙናየ ዋሓለ ሳብሰክራይብ እሰኪ ንግበረላ ንዛሓፍትና ነበራታተዓያ ❤❤❤

  • @Mercy-xx9gw
    @Mercy-xx9gw 2 місяці тому

    Betami des zebel ❤️🙏🏽

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 2 місяці тому +2

    ሙና ሽኮር ካብ ምድራፍስ ይምሓረና

  • @Alame-e5w
    @Alame-e5w 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤ዋውውውው❤❤❤

  • @GalTgrayyouTube
    @GalTgrayyouTube 2 місяці тому +2

    ኢድ ይባርክ🎉🎉ዊንታ ሽኮርር❤❤❤❤❤

  • @AmalSaad-mw8ov
    @AmalSaad-mw8ov 2 місяці тому +4

    ብውላድኪ ርኮብዮ ክፈትወኪ

  • @meberatasefa9657
    @meberatasefa9657 2 місяці тому +1

    ዋውውውውውውው🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp 2 місяці тому +2

    ኢድ ይባርክ ሙና ሽኮር❤🎉

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey 2 місяці тому +3

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ ብስም ቅንያት ኣሸንዳ ሓባይብ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @AsAs-qu7dh
    @AsAs-qu7dh 2 місяці тому +1

    marey tebareki❤❤🎉

  • @gereltamidya
    @gereltamidya 2 місяці тому

    ዊንታየይ አነስ ፍቱውውውውውውውውውውውውእንድየ ዘብለኪ ብልፅተይ❤❤❤ውሓለ እነንሽቲ🎉❤❤

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
    @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ 2 місяці тому +3

    ፀግርኪ ግን ተሸፈኒ ምግቢ ክትሰርሒ ከለኪ 😌 ዛሓፍተይ😊

  • @amanuelaboneh
    @amanuelaboneh 2 місяці тому +1

    Gobez za haftey shkorina ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @titial9069
    @titial9069 2 місяці тому +2

    ወይነይ ፅሪቲ❤❤❤

  • @ተግራይዝዓደይ
    @ተግራይዝዓደይ Місяць тому

    ተባረኪ ፅሪተይ 😍😍😍😍

  • @JgWd-u1y
    @JgWd-u1y 2 місяці тому +2

    ዊንታየይ ምቅርቲ ወሓለ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Merry-wf7ib
    @Merry-wf7ib Місяць тому +1

    ገወዝ❤