Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ክምርቐኪ በሊ ነዊሕ ዕድመ ፡ሰፊሕ እንጀራ፡ ምሉእ ጥዕና ይሃብኪ ብርኽቲን ምእዝዝትን ኮር ሓጎስ ናይዛ ቤት ኢኺ ሓቆም ኢዮም ንስኺ ዝተወለድክላ መዓልቲ ሕጉሳት ኢና ክብሉ ምሉእ ሓጎስ ይግበርውልኩም።
ሱፍ ክደንዮም ሙናዋይ ብውላድኪ ክትረክብዮ ኢኪ ዛመዓረይ ተጋሩዋይለ ነበረታትዐዮ ወለዲ ትግራይ ተማዕሪጎም መዓርግና እዩ❤💛❤💛❤👏ንሓውክለ እንካዕ ደስበሎ❤👏
ንኣቦኺ ውን ጋቢ ገዚእኺ ሳፕራይዝ ግበርዮ ሙናየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ ደስ ኢሉኒ ማማየ ናሓውኪ ውን እንኳዕ ደስ በለኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም😘😘🎉
ዋይ ወንታየ ቃላት ስእነልኺ🍫💚ኣምላክ ዘይሓሰብክዮ ይርዳእኺ 🍩
ብቀደማይ ኡነት ማራ ተሰሚዕኒ ኣብ ቀረባ ማዓልቲ ንማዘር ወርቂ ገዚእኺ ስቭራይዝ ትገብርየን ትኾኒ ተስፋ ይገብር ኢለ ኾሞትስ ክፅሕፍሲ መዳም ፀዊዓትኒ ብኡ ገይረ ረሲዐዮ ሐጂ ዛ ቭድዮ ኸይረእክዋ ዛ ኣርእስቲ ብቻ ሪኤ ማርያምን ደስ ኢልኒ ደስ ናበለኒ ካኣ ኾምንት ይፅሕፍ ኣለኹ ዛ ብድዮ ኻኣ ደስ ናበለኒ ክሪኣ እየ መድሂናኣለም የሐጉስኺ ኣሐጊስኽኒ🥺
Amen za haftey
ጽቡቅ ገበርኪ ዌንታየ አደስ ትተሓጎስ ድአ ፈጣሪ አብዚሑ ይሃብኪ መዓረይ♥♥♥
ዊንታ ብሐቂ ንፍዕቲ ሐጋዚት ስደራ ! ምርቃ ወለድኪ ይብጻሕኪ From Eritrea❤🎉
ክብሪ ይሃብኺ ብደቅኺ ትኽበሪ ኢኺ። ንወላዲኻ ምኽባርን ምሕጓስን እቲ ዝዓበየ ትዕድልት ሃፍትን እዩ።❤❤❤
እሰይ ዛምበይተይ ወለድኻ ናይ ደስታ ንብዓት ክነብዑ ተለዉ ህንደይ ደስ ይብል ሓዉኺዉን ብጥበቡ የዕብየሉ ፈጣሪ አየኑ ፅሒፈ አየኑ ክሓድጎዋ በቃ ሃምዙ እሳቶም ዝተሓጎስዎ ስኽዉን ብዉላድኺ ተሓጎሲ ካብኡ ዝዓቢ የለይ❤❤❤ አያዋኺ እዉን ሱፍ ወይካዓ ጋቢ ወይ ሳዓት ካብዚአን ምኽንያቱ ኣብዝሓ ናይ ስብኣይ ማዓርግ ስለዝኾነ❤❤❤
ዊንታ ሽኮር ❤🎉 ንምንታይ እኽ like ትዓፅይዮ ክፈትዮ ብጣዕም እዩ ደባር ??
ታይ ፀገም ኣለው
Eshi
ሙናዋይ ዘን ወርቂ ክንደይ ሂብክለን ክንደይ ግራም እየንከ መልስለይ ህያበይ ተገዲስኪ
ልቦናኪ ኣድኒቀዮ ፡ ኣቦኺ ድማ ኣብ ልዕሊ ሰበይቱ ዘለዎ ክብሪ ኣርእዩና ኣምላኽ ይባርኽኩም
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ዊንታየ🥰🥰❤❤ ሐዚለ ግን ተጠንቀቁ ፈላጥካ እዮ ዝሰርቀካ ካብ ፈታዊኩም ተጠንቀቁ🥰🥰
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዊንታ ሓፍተይ ብዉላድኪ ታሓጎሲ 😍🙏
የኔ አናት ምስ ማማ ነቢዐ😢 አና ባዓል ጥዕነአን ይኩን ማማተይ🎉♥️ ቱዝጠፈአ ደማ ሕማመ ጻመአን ሒዙለን ይኪድ ኣደዊተይ💋🥺
ዋው። ዊና !# ዊና ማለት ኣብ ኤርትራ ክልተ ከረምት ዘለዎ ሰሜናዊ ኣጻድፍ ሕዙእ ለምለም ቦታ ዩ ። ፍልፍል ሰሎሙና ፡ ብጥቅልሉ ዊና። ከፍ ኣለኪ ኣብ እንዳ ትሕሽ ስለ ዝከታተልኩም የ ። ሰላም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💝💝💝 ቀጽልዮ።
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ዊንታ ሽኳር ምርጥ እንዳትሕሸ ፅብቅቲ ተዋሳኢት ኢኪ
ብውላድኺ ትሓጎሲ ዊንታየ ምራቀ ወለድን አሕዋትኽን ይብጳሕኺ❤❤❤
ምናዋይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላኸ
ግርማ ተካደኒ እንምቤተዋይ
ተመስገን ኣሰይይይይይይይ እንኳዕ ደስ በለኪ ኣደዋይ ግርማ ተሸለሚ ዊንተይ ኣብ ቀረባ ግዜ ከም ትገዝእላ ተስፋ ነይሩኒ❤❤❤🙏🙏🙏
እንቃዕ ደስ በለኩም በለካ ዝሓዉና ዉላድኩም ድማ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብየልኩም 🙏♥️
ኣሰይ ኣደዋይ እንካዕ ደስ በለኪ ዊንታየይ ለባም❤❤❤❤❤
ብወላዲኪ ተሓጉሰ ዊንታየይ❤❤
ሙና ለባም እድመን ጥእና ይሀብኪ ❤
ብጣዓሚ ንፍዕቲ ዊንታይ እግዚአብሔር ንወለድኩም ኣክብሩ እዩ ዝብለና እም ክብሪ ያሃብኪ እግዚአብሔር ❤ንሓውና እውን እንኳዕ ደስ በለካ እግዚአብሔር አብ ዓውይይ ደረጃ የብፅሕካ 🎉
ዋውው ተመሰገን ኣምላኽይ ደሰ አልኒ ብጣዓሚ እፍ ቃደማይ ብንባዓት ወድአያ ሕጂ ግን ብታሓጋሰ ደሰ አልኒ ደሰ ይብልኪ ሚናዋይ ግርማ ተኻደኒ ኣዶሰ ኩሉ ግዜ ተትሓጎሰ ደሰ ይብል ኣቦዋኪ ካኣ ካብ ብቃደመይ ኣድንቅዮም ደሰ ይብሉ ኣቦ ማለት ንሓውናለ አንኮዕ ደሰ ቦሎ ናዓኪዉን አንኮዕ ደሰ ብለኪ ርሔሰ ጥምቅት ይገብረሎ ❤❤🙏🙏🥀🥀🥀
ኣቱም ህዝቢ ኣነ ምስ ዝበኸየ ናበኸኹ ርእሰይ ሓሚመ እንታይ ክገብር😢😂ዊንተይ ተባረኺ ብውልድኪ ተፈደዪ❤❤❤❤❤❤
እቲ ሰናይ ተግባራት እኮዩ ዘብክየካ😢
እንኳእ ደስ በለኩም መላእ ቤተሰብ ዊንታዬ ተባረኪ ብውላድኪ ተሀጎሲ አብዛ አለም እዚአ ንወለድካ ምሁጋስን ዝመስል ይለን እሞ ትባሩኪ ተባረኪ ❤❤❤
ሙናየ ተባረኪ እንኳዕ ደስ በለክን አነዉን ብታሓጓስ ነቢዐ❤❤❤❤❤❤❤
ብሓጎስ ነቢዐ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ ዊንተይ
ወይ ተባረኪ አነለ ለደይ ከምዚ ክገብራ አየ ልገዛ ትብል ወርቃ ሸይጣ ገዝኣ ኣሰርሓ የስምረልኪ አባ በሉኒ 🙏🥺
Yesmerelki zambetey
ሙናየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ እና ብጣዕሚ ደስ እሊኒ ብጣዕሚ እዉን በኽየ ለደዋይ ለእንኳዕ ደስ በለን❤❤❤❤
ሙናየ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ጎበዝ ዛሓፍተይ ብሓቂ ገራሚ ስራሕ እዩ እግዚአብሔር ምስ ሙሉእ ቤተሰብኺ ይሓሊኺ።ንሕና እውን ልኣኺ የምስለና ፈጣሪ ፀግኡ የብዘሐልኺ።❤❤❤❤❤
ፈጣሪ ፅቡቅ ሂወት ይግጠምኪ ዊንቱሽ ኣነለ ለደይ ልገዝኣላ ይግበረኒ
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ማዓረይ የኔ ለባም ብዉላድኪ ታሓጎሲ ማሚተይለ ንካዕ ደስ በለኪ ❤❤❤❤❤❤❤
ክንደይ ገዚእክዮ ዊንቲ ንገርኒ እባ💙
ንቦኺ ካኣ ሳዓት እና ሸሚዝ ❤ዛምበይተይ ❤
ሰላም ዊንቱ ጎበዝን ለባምን ኢኺ ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ ግን ድምፂ ጥራት ይጎድሎ እዩሞ አስተኻኽሊ
ዊንታይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ፈጣሪ ❤❤🎉🎉
ማሪያምን ደሰ ኢልኒ ዊታየይ ብቃደማይ ካብደይ በሊዓናኒ ነይረን እየንዋ ብዉላድኪ ተሓጎሲ ዛሓፍተይ😊
ብጣዕሚ ደስ ይብል ጋል ግርማ ገዛ እያ ዝባሓል ሓቒ እዩ ሙና ዕድምን ጥዕናን ይሓብኪ
ግርማ ተዓደሊ ዛሕፍተይ❤❤❤
ቃላት ሲኢነልኪ ሙናየ ብደቅቂ ተሓጎሲ ሕጉስ ናብራ ይሃብኪ❤❤❤አነለ ከምአ ገይረ ንአደይ ከሐጉሳ ክንደይ ክንደይ ሂብክሎም ክንደይ ግራም እዮም ተገዲስኪ መልስለይ ዛምበተይ👏👏👏
ዊንታየ❤ለባመይ ❤ብእዉነት ነቢዐ ዕድመ ይሃብኪ ለባመይ❤
አስይይ ለባም ጋል ለባማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብደቅኪ ታሓጎሲይ👏👏👏💐💐
ብስም ኣዲኣ Subscribe ግበርዋ የሕዋተይ ዊንተይ ካኣ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ልክዕ ምስ ኣዴኺ ኢና ተሓጊስና መዓረይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ካብቲኦም ኣብ ትግራይ ኣትየ ክረኽቦም ዝደሊ ሰባት ንስኹም ኢኹም ዊንተይ ምስ family ናትኺ ክረክበኹም ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ኣብ ዝፈቀዶ ❤️❤️❤️❤️🙏
ዛናይ ወርቂ ተገዲስኪ መልስለይ ክንደይ ግራም እዩ ክንደይ ገዚእኽዬ
ተባረኪ ሙናየ ዛምበይተይ❤💛❤💛❤👏
ኣደዋይ እንኳዕ ደስ በለኪ ክብር ሓውና እውን እንኳዕ ደስ በለካ
ብጣዕሚ ደስ ይስ ይብል ጋል ግርማ ገዛ እያ ሙና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤#ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ሪኢኩም ከይትሓልፉኒ #ብወላዲትኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይ ደስ ይበልኽ ኣዶ ግርማ ትኻደን እዛ ሓፍትና🙏💚😍😍
ኣሰይ ምቅርቲ 😢😢😢 ኣክትዕክኒ ካብ ሓውኪ ኤርትራዊ❤ምስታ ኣደ በክየ በቃ😢😢
ኣሰይ ወንታየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ናተይ ንብዓትኸ ታይ ይብሃል😢😢😢
ዋዉዉ ያዕብክ እዛ ፅርይተይ❤❤❤🎉🎉❤ከምቲ ንወለድኽ ዘሐጎስኽዮም ናዓኽ ዉን ዝሐጉስ ዉልድ ያሃብክ ፈጣር❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉
ላባትሽ ደሞ የጣት ወርቅ ❤❤❤❤
ብወላዲትኪ ታሓጎሲ ዝሓፍተይእንኳዕ ደስ በለካ ሓወይ ❤❤🥰
ኣሰይይይ ተባረኪ ሙናየይ ብውላድኪ ተሓጎሲ ለባመይ❤❤❤🎉
እሰይይይ ዊንታየይ ብዉላድኪ ተሓጎሲ ❤❤❤❤❤ውይ ኩላይ አነ ነቢዐ ምስአን
Edme yhabki marey msakn bekye ane wala betami gobez eki ❤❤❤❤
ዊንታየይ ለባመይ ኣደዋይ እንካዓ ደስ በልኪ ሓውና ውን እንካዓ ደስ በልካ 🎉🎉🎉❤❤❤❤
ግን ናተይኮሜት ረኢኩም ይተሓለፈኒ ደሙረኒ ሰደተኛ ሓፍተኩም ኣሕዋተይ🥺ኣባራተትዕኒ ኣይክፍልን❤
ምናወዋይ ላባም እንኻዕ ደስ በለክን ማማዋይ❤❤
ለባመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን በእውነት ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ❤
ተባረኪ ዊንትሸይ መዓረይ ❤❤❤❤
ሙና ዓባይ ሰብ ተባራኺ ዓባይ ኹኒ ❤️😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ታዓድልኪ ወላድትኪ ብህወት እንተላ እዝ ምግባርኽ ፈጣርኽ ኣመስግን 🙏🙏🙏🙏 ዕድሜን ጥዕናን ያሃብኪ 🙏🙏🙏
ንኣቦኪ ሳዓት ግዝእሎም❤
እሰይይ ዝሓፍተይ ብርክቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ዘይሓሰብክዮ ኩሉ ጊዜ የሐጉስኪ😘ዕድመን ጥዕናን ንመላኣ ቤተሰብኪ ዊንታዋይ🥰🥰👏
ኣሜን❤
ክንደይ ሂብክሉማ ፅሓፍለይ ንወላዲተይ ከምናትኪ ከሐጉሳ እየዋ❤
ሙናየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሂወትኪ ሓጎስ ይምላዮ
ብሓባር ኩሉኹም እንኳዕ ደስ በለኩም❤❤
እንቋዕ ኣፈፀመካ እንቋዕ ደስስስ በለካ ውላድካ እውን ብጥበቡ የዕብየሉ🥰🙏
ሰይ ዌንታዋይ የኔ ቆንጆ ንስክውን ብውልድኺ ኽትረክብዮ ኢኪ የኔ ማስ
ተባረኺ ዊንታየ ፅሪቲ ወለዱ ዘኽበር ሰብ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ❤
ሙናየ ብማዘርኪ መልስለይ 😢ጠቅላላ ክንደይ ወዲእኪ ልማዘርኪ ወርቂ ንገርኒ
ንወለድኪ ንሓውኪ ስጠታ ዘክበርኪ ፈጣሪ ይባረከኪ ውንታይ ደስ ዝብል 💞
ኣሰይ ምቅርቲ ዝወለደስ ይታሓጎስ
ንእነዋኺን አባክን እንቋዕ አሐጎሰኹም ብመጀመሪያ ንሐውኺ ኸአ እንቋዕ አፈፀመኻ congratulations , ንስኺ ኸአ ጎበዝ ❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ንሙሉእ ቤተሰብ ተመንየ ሐቦኛ ሐፍትና
ኣሰይ ዛቤተይ ብዉላድኪ ትሕገሲ ይግበርኪ ወለላይ💘♥️
ኣሰይይይ ዝሓፍተይ❤❤
ዊንቲየ ዋዕሮ እንቋዕ ደስስ በለኺ ሓዚንና ኔርና እሞ ብውላድኪ ታሓጎሲ❤❤🎉🎉🎉🎉🙏
ተባረኺ ዛሓፍተይ❤❤
❤❤❤❤❤ደሰሰ ክብል እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣዶ ካብ ዓለም ዘሎ ኩሉ ዝበለፀት እያ
ዋዊዉዉ❤❤❤❤
ተባረኪ ዛሓፍተይ ግርማ ተዓደሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እንካዕ ደሰበለኩም ኩቡራት ወለዲ❤❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤
Gobez wintu nay behaqi zidneq hiyab ne weladitki bemgbatki kab delay selam feqri Eritreawi hawki Mehari kab hagere Switzerland 🇨🇭
Yekeniyeley zu hawey
እሰይይይይይይይይይይይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ ዓባይ ሰብ ❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ ለባም ሓፍተይ ብእ/ር ኢድ ረኸብዮ
በተለይ ንማማ ዝገበርክዮ ደስ እዩ እልኒ እግዚአብሔር ባዓል ጥዕነአን ይግበረለን😘🙏
ዒስራ K ንምልአያ ትጋሩዋይ❤
እቱ ዝዓበይ ኣብ ዓለም ኣዴኻ ተሓጉሳ ምራኣይ እዩ ዊንታ ሽኮር ተባረኪ❤🙏
ንስድራ ስዋዓት ብዓቅሚኪ ሃገዚ ብኣቦኪ ሽም
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ የኔ ቆንጆ❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤
ብእነት ነበዐ😢😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፈጣሪ
ዊንቲየይተባረኺ መክበሪት ስድርኣ ክንደይ ወዲኤናልኪ ልወላዲተይን ሓፍተይን ክሽልመን ደልየ
Kebabi 100000
ክምርቐኪ በሊ
ነዊሕ ዕድመ ፡ሰፊሕ እንጀራ፡ ምሉእ ጥዕና ይሃብኪ ብርኽቲን ምእዝዝትን ኮር ሓጎስ ናይዛ ቤት ኢኺ ሓቆም ኢዮም ንስኺ ዝተወለድክላ መዓልቲ ሕጉሳት ኢና ክብሉ ምሉእ ሓጎስ ይግበርውልኩም።
ሱፍ ክደንዮም ሙናዋይ ብውላድኪ ክትረክብዮ ኢኪ ዛመዓረይ ተጋሩዋይለ ነበረታትዐዮ ወለዲ ትግራይ ተማዕሪጎም መዓርግና እዩ❤💛❤💛❤👏
ንሓውክለ እንካዕ ደስበሎ❤👏
ንኣቦኺ ውን ጋቢ ገዚእኺ ሳፕራይዝ ግበርዮ ሙናየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ ደስ ኢሉኒ ማማየ ናሓውኪ ውን እንኳዕ ደስ በለኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም😘😘🎉
ዋይ ወንታየ ቃላት ስእነልኺ🍫💚ኣምላክ ዘይሓሰብክዮ ይርዳእኺ 🍩
ብቀደማይ ኡነት ማራ ተሰሚዕኒ ኣብ ቀረባ ማዓልቲ ንማዘር ወርቂ ገዚእኺ ስቭራይዝ ትገብርየን ትኾኒ ተስፋ ይገብር ኢለ ኾሞትስ ክፅሕፍሲ መዳም ፀዊዓትኒ ብኡ ገይረ ረሲዐዮ ሐጂ ዛ ቭድዮ ኸይረእክዋ ዛ ኣርእስቲ ብቻ ሪኤ ማርያምን ደስ ኢልኒ ደስ ናበለኒ ካኣ ኾምንት ይፅሕፍ ኣለኹ ዛ ብድዮ ኻኣ ደስ ናበለኒ ክሪኣ እየ መድሂናኣለም የሐጉስኺ ኣሐጊስኽኒ🥺
Amen za haftey
ጽቡቅ ገበርኪ ዌንታየ አደስ ትተሓጎስ ድአ ፈጣሪ አብዚሑ ይሃብኪ መዓረይ♥♥♥
ዊንታ ብሐቂ ንፍዕቲ ሐጋዚት ስደራ ! ምርቃ ወለድኪ ይብጻሕኪ From Eritrea❤🎉
ክብሪ ይሃብኺ ብደቅኺ ትኽበሪ ኢኺ። ንወላዲኻ ምኽባርን ምሕጓስን እቲ ዝዓበየ ትዕድልት ሃፍትን እዩ።❤❤❤
እሰይ ዛምበይተይ ወለድኻ ናይ ደስታ ንብዓት ክነብዑ ተለዉ ህንደይ ደስ ይብል ሓዉኺዉን ብጥበቡ የዕብየሉ ፈጣሪ አየኑ ፅሒፈ አየኑ ክሓድጎዋ በቃ ሃምዙ እሳቶም ዝተሓጎስዎ ስኽዉን ብዉላድኺ ተሓጎሲ ካብኡ ዝዓቢ የለይ❤❤❤
አያዋኺ እዉን ሱፍ ወይካዓ ጋቢ ወይ ሳዓት ካብዚአን ምኽንያቱ ኣብዝሓ ናይ ስብኣይ ማዓርግ ስለዝኾነ❤❤❤
ዊንታ ሽኮር ❤🎉 ንምንታይ እኽ like ትዓፅይዮ ክፈትዮ ብጣዕም እዩ ደባር ??
ታይ ፀገም ኣለው
Eshi
ሙናዋይ ዘን ወርቂ ክንደይ ሂብክለን ክንደይ ግራም እየንከ መልስለይ ህያበይ ተገዲስኪ
ልቦናኪ ኣድኒቀዮ ፡ ኣቦኺ ድማ ኣብ ልዕሊ ሰበይቱ ዘለዎ ክብሪ ኣርእዩና ኣምላኽ ይባርኽኩም
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ዊንታየ🥰🥰❤❤ ሐዚለ ግን ተጠንቀቁ ፈላጥካ እዮ ዝሰርቀካ ካብ ፈታዊኩም ተጠንቀቁ🥰🥰
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዊንታ ሓፍተይ ብዉላድኪ ታሓጎሲ 😍🙏
የኔ አናት ምስ ማማ ነቢዐ😢 አና ባዓል ጥዕነአን ይኩን ማማተይ🎉♥️ ቱዝጠፈአ ደማ ሕማመ ጻመአን ሒዙለን ይኪድ ኣደዊተይ💋🥺
ዋው። ዊና !# ዊና ማለት ኣብ ኤርትራ ክልተ ከረምት ዘለዎ ሰሜናዊ ኣጻድፍ ሕዙእ ለምለም ቦታ ዩ ። ፍልፍል ሰሎሙና ፡ ብጥቅልሉ ዊና። ከፍ ኣለኪ ኣብ እንዳ ትሕሽ ስለ ዝከታተልኩም የ ። ሰላም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💝💝💝 ቀጽልዮ።
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ዊንታ ሽኳር ምርጥ እንዳትሕሸ ፅብቅቲ ተዋሳኢት ኢኪ
ብውላድኺ ትሓጎሲ ዊንታየ ምራቀ ወለድን አሕዋትኽን ይብጳሕኺ❤❤❤
ምናዋይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላኸ
ግርማ ተካደኒ እንምቤተዋይ
ተመስገን ኣሰይይይይይይይ እንኳዕ ደስ በለኪ ኣደዋይ ግርማ ተሸለሚ ዊንተይ ኣብ ቀረባ ግዜ ከም ትገዝእላ ተስፋ ነይሩኒ❤❤❤🙏🙏🙏
እንቃዕ ደስ በለኩም በለካ ዝሓዉና ዉላድኩም ድማ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብየልኩም 🙏♥️
ኣሰይ ኣደዋይ እንካዕ ደስ በለኪ ዊንታየይ ለባም❤❤❤❤❤
ብወላዲኪ ተሓጉሰ ዊንታየይ❤❤
ሙና ለባም እድመን ጥእና ይሀብኪ ❤
ብጣዓሚ ንፍዕቲ ዊንታይ እግዚአብሔር ንወለድኩም ኣክብሩ እዩ ዝብለና እም ክብሪ ያሃብኪ እግዚአብሔር ❤ንሓውና እውን እንኳዕ ደስ በለካ እግዚአብሔር አብ ዓውይይ ደረጃ የብፅሕካ 🎉
ዋውው ተመሰገን ኣምላኽይ ደሰ አልኒ ብጣዓሚ እፍ ቃደማይ ብንባዓት ወድአያ ሕጂ ግን ብታሓጋሰ ደሰ አልኒ ደሰ ይብልኪ ሚናዋይ ግርማ ተኻደኒ ኣዶሰ ኩሉ ግዜ ተትሓጎሰ ደሰ ይብል ኣቦዋኪ ካኣ ካብ ብቃደመይ ኣድንቅዮም ደሰ ይብሉ ኣቦ ማለት ንሓውናለ አንኮዕ ደሰ ቦሎ ናዓኪዉን አንኮዕ ደሰ ብለኪ ርሔሰ ጥምቅት ይገብረሎ ❤❤🙏🙏🥀🥀🥀
ኣቱም ህዝቢ ኣነ ምስ ዝበኸየ ናበኸኹ ርእሰይ ሓሚመ እንታይ ክገብር😢😂ዊንተይ ተባረኺ ብውልድኪ ተፈደዪ❤❤❤❤❤❤
እቲ ሰናይ ተግባራት እኮዩ ዘብክየካ😢
እንኳእ ደስ በለኩም መላእ ቤተሰብ ዊንታዬ ተባረኪ ብውላድኪ ተሀጎሲ አብዛ አለም እዚአ ንወለድካ ምሁጋስን ዝመስል ይለን እሞ ትባሩኪ ተባረኪ ❤❤❤
ሙናየ ተባረኪ እንኳዕ ደስ በለክን አነዉን ብታሓጓስ ነቢዐ❤❤❤❤❤❤❤
ብሓጎስ ነቢዐ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ ዊንተይ
ወይ ተባረኪ አነለ ለደይ ከምዚ ክገብራ አየ ልገዛ ትብል ወርቃ ሸይጣ ገዝኣ ኣሰርሓ የስምረልኪ አባ በሉኒ 🙏🥺
Yesmerelki zambetey
ሙናየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ እና ብጣዕሚ ደስ እሊኒ ብጣዕሚ እዉን በኽየ ለደዋይ ለእንኳዕ ደስ በለን❤❤❤❤
ሙናየ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ጎበዝ ዛሓፍተይ ብሓቂ ገራሚ ስራሕ እዩ እግዚአብሔር ምስ ሙሉእ ቤተሰብኺ ይሓሊኺ።ንሕና እውን ልኣኺ የምስለና ፈጣሪ ፀግኡ የብዘሐልኺ።❤❤❤❤❤
ፈጣሪ ፅቡቅ ሂወት ይግጠምኪ ዊንቱሽ ኣነለ ለደይ ልገዝኣላ ይግበረኒ
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ማዓረይ የኔ ለባም ብዉላድኪ ታሓጎሲ ማሚተይለ ንካዕ ደስ በለኪ ❤❤❤❤❤❤❤
ክንደይ ገዚእክዮ ዊንቲ ንገርኒ እባ💙
ንቦኺ ካኣ ሳዓት እና ሸሚዝ ❤ዛምበይተይ ❤
ሰላም ዊንቱ ጎበዝን ለባምን ኢኺ ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ ግን ድምፂ ጥራት ይጎድሎ እዩሞ አስተኻኽሊ
ዊንታይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ፈጣሪ ❤❤🎉🎉
ማሪያምን ደሰ ኢልኒ ዊታየይ ብቃደማይ ካብደይ በሊዓናኒ ነይረን እየንዋ ብዉላድኪ ተሓጎሲ ዛሓፍተይ😊
ብጣዕሚ ደስ ይብል ጋል ግርማ ገዛ እያ ዝባሓል ሓቒ እዩ ሙና ዕድምን ጥዕናን ይሓብኪ
ግርማ ተዓደሊ ዛሕፍተይ❤❤❤
ቃላት ሲኢነልኪ ሙናየ ብደቅቂ ተሓጎሲ ሕጉስ ናብራ ይሃብኪ❤❤❤
አነለ ከምአ ገይረ ንአደይ ከሐጉሳ ክንደይ ክንደይ ሂብክሎም ክንደይ ግራም እዮም ተገዲስኪ መልስለይ ዛምበተይ👏👏👏
ዊንታየ❤ለባመይ ❤ብእዉነት ነቢዐ ዕድመ ይሃብኪ ለባመይ❤
አስይይ ለባም ጋል ለባማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብደቅኪ ታሓጎሲይ👏👏👏💐💐
ብስም ኣዲኣ Subscribe ግበርዋ የሕዋተይ ዊንተይ ካኣ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ልክዕ ምስ ኣዴኺ ኢና ተሓጊስና መዓረይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ካብቲኦም ኣብ ትግራይ ኣትየ ክረኽቦም ዝደሊ ሰባት ንስኹም ኢኹም ዊንተይ ምስ family ናትኺ ክረክበኹም ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ኣብ ዝፈቀዶ ❤️❤️❤️❤️🙏
ዛናይ ወርቂ ተገዲስኪ መልስለይ ክንደይ ግራም እዩ ክንደይ ገዚእኽዬ
ተባረኪ ሙናየ ዛምበይተይ❤💛❤💛❤👏
ኣደዋይ እንኳዕ ደስ በለኪ ክብር ሓውና እውን እንኳዕ ደስ በለካ
ብጣዕሚ ደስ ይስ ይብል ጋል ግርማ ገዛ እያ ሙና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤#ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ሪኢኩም ከይትሓልፉኒ #ብወላዲትኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይ ደስ ይበልኽ ኣዶ ግርማ ትኻደን እዛ ሓፍትና🙏💚😍😍
ኣሰይ ምቅርቲ 😢😢😢
ኣክትዕክኒ ካብ ሓውኪ ኤርትራዊ❤
ምስታ ኣደ በክየ በቃ😢😢
ኣሰይ ወንታየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ናተይ ንብዓትኸ ታይ ይብሃል😢😢😢
ዋዉዉ ያዕብክ እዛ ፅርይተይ❤❤❤🎉🎉❤ከምቲ ንወለድኽ ዘሐጎስኽዮም ናዓኽ ዉን ዝሐጉስ ዉልድ ያሃብክ ፈጣር❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉
ላባትሽ ደሞ የጣት ወርቅ ❤❤❤❤
ብወላዲትኪ ታሓጎሲ ዝሓፍተይ
እንኳዕ ደስ በለካ ሓወይ ❤❤🥰