Tegaru leaders are falling into the sinister plans of the regime whose sole intention has been first to eliminate you and second to continue to harm the people. History shows us decline of Tigray had followed division of its leaders and their fighting to the bitter end. So leaders of the day division among yourselves is putting everyone in Tigray under imminent danger. We therefore urge you and plead with you to unite and save the people from extinction as you have been doing.
Because she is telling the truth, sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous doesn't have a shame at all
Who the f*** are you to tell the majority of tegaru what to do sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous Shabia sympathizer doesn't have a shame at all
Kkkkkkkkkk because she is fair telling the truth, sibhatawian corrupted arrogant self-centered guhilatat billioner and millioner Shabia sympathizer narcissistic dogmatic doesn't have a shame at all
ተባረኺ ኣደይ!!! ህልቂት ይኣክል!!! ንለብም!!!!❤❤❤
ኣምበሳ ኣዶ ትግራይ ማለት ከምዘን ወላድት እየን ኣጆኽን ኣብ ጎድንኽን ኣለና
ሠራዊትን ህዝብን ሓደ ተኮይኖም ፖቲከኛታት ዘምፅዕዎ ነገር አይክህልን።
Selam ❤❤
ትግራይ ብውሑዳት ስሱዓት ሕርፈተ ስልጣን ዘለዎም ክትሕመስ ብ21 ክ/ ዘመን ኣዝዩ መሕፈሪ እዩ. ውድብ ህዝቢ ስራዊት ትግራይ ሐደ እዩ እንትብል ከላ መንጀሪኖ ( ኣብ ስራዊት እኮ ናይ ውሱናት ዓረና 3ይ ወያነ ብሐፈሽኡ ኣባላት ተናሐናሕቲ ውድባት ብተራን ብኣማራርሓ ስራዊት ትግራይ አለው ስለዚህ ከመይ ገይሮም ብፖለቲካዊ አመለኻኽትስ ሐደ ይኾኑ ? ስራዊት ትግራይ ናይ ሐደ ውድብ መገልገሊ ክኾን ኣይግባእን ብሕገ መንግስቲ ትግራይ ብሐጺሩ ስልጣንን ሐላፍነቱን ናይ ህዝብና ስላም ጸጥታን ድሕንነትን ምርግጋጽ ጥራሕ እዩ መንግስቲ ካውርድ ክሾም ወላ ሐንቲ ቑንጣር ስልጣንን ሓላፍነት ኣይብሉን አብ ዝኾነ ዓዲ . ንአብነት ብናይ አፍሪካ ሕብረት ሕጊ ዕልዋ መንግስቲ ኣይፍቀድን እንድሕር ናይ ዶ/ ር ደብረ ጽዮን ገ/ ሚካኤል ፍንጫል ህወሓት ኣብ አፍሪካ ከምዝነብር ተረዲእዎም ማለተይ እየ ) ጸላእትናስ ውድብን ህዝቢ ትግራይ ሐደ ስለዝኾነ ብጆኖሳይድ ክናጥፍኦ ኢና ዝበሉ ስለዚህ እቱ ናይ ጨፍጫፍ ማኑዋል ( መስርሒ መዝገብ ) ካብቱ ናይ ውድብን ህዝብን መንግስትን ዘይፈልይ ናይ ውድብ ህወሓት ፕሮፖጋንዳ ምኳኑ እዩ. ብሐፈሽኡ መንጀሪኖ ዝበለቶ ውድብ ህዝቢ መንግስትን ሐደ ኢና ሐደ ኮይንና ኢና ዝብል ዘረባ ግዚኡ ዝሓለፎ ማእኸል ድሕረት ፖለቲካን ን21 ክ/ ዘመን ዘይምጥን ብምኳኑ ግዚኡ ዝጠልቦ ኣይኮነን. እቱ ማእከል ውጥጥ ፍንጫላት ህወሓት ስልጣን / ወንበር እንዳተብሃለ ይዝረብ ይጽሐፍ ንርእይ ኣለና ኮይኑ ግና እቱ ሐቂ ካብ ብብደረጅኦም ዝፈጸምዎ ገበን ንከይሕተቱ ብቡድን ናይ ገበን ማግኔት ዛተኣኻኸቦም እዙይ ብምኳኑ ስልጣን ተሒዝና ኢና ተሓጋጊዝና ገበንን ከይንሕተት ኢሉውን ሕቶ ንዛቕርቡን ምስጢር ዝፈልጡ ከም አመልና ንኣስሮም ንቕጥቅጦም ንስውሮም ንቐትሎም እዩ እቱ ናይ ጭካነን ኢስብአዊ ብኔትዎርክ ዝተጠላለፈ ናይ 30 ዓመታት ድሑር ጸረ ፍትሒን ዲሞክራሲ ልምዲ ክዕምብብ እሶም እሽካብ ዕለተ ሞቶም ንጉሳት ክኾኑ ክብሮም ክሕለ ኩናት ብምኽፋት መንእሰያት ንዓረር ንክኾኑ TDF ህዝቢ ናትና እዩ ዝብሉ ዘለው ብዘይ ምንም ሕፍረት ዝተወስኑ ካብ ሕገ መንግስቲ ትግራይ ዝጣሐሱ ናይ ስራዊት መራሕትን ኮር መራሕትን ብምስላፍን መግለጺ ብምውጻእ ኣራዊትን ዝኸፈሉ ዓይኖም ብጨው ሐጺቦም ኣብ ምዕንዳር ዝርከቡ ብእዋኑ ቀልጢፎም ተዘይታኣረሙን ንህዝብን ይቕሬታ ተዘይሓተቱ ውጽኢቱ ውን ኣብ መንጎ ተጋሩ ሲቪል ወር እዩ መወዳእትኡ ጸላእትና ዘይዛዘምዎ ጆኖሳይድ ትግራይ ብተጋሩ ይዛዘም ክኽእል እዩ ኢሉውን ህዝቢ ትግራይን ትግራይን ዝቕጽለሉ ኩነታት ኣይክህልይን ማለት እዩሞ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ መንእስይን ስራዊት ትግራይ ምስ ህዝብኻ ወግን ፖለቲካ ውድብ ድሕሪ ህዝቢ ትግራይን ትግራይ እዩ . ውድባት እየን ካብ ህዝቢ ዝፍጠራ ህዝቢ ግን ካብ ውድባት ኣይፍጠርን . ውድብ ህወሓት ግን የካቲት 11 ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝተጀመረሉ እንዳሀለወ መደረ ክገብሩ እንተለው የካቲት 11 ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጠረሉ እዩ እንዳበሉ መደረ ያስምዑ ብዘይምስትውዓል ብፖለቲካ ስኻር . ህዝቢ ኣብ ሐደ ማዕልቲ ( የካቲት 11 ) ከመይ ገይሩ ይውለድ ? እንድሕር ኣብታ ዕለት ተወሊዱ ጻባ ኣዲኡ ይጠቡብ እምበር ከመይ ገይሩ ብረት ንምሓዝ ይሓስብ , ጸላእትን ፈተውትን ይሓስብ , ይቃለስ , ይዕወት ? እዙይ መልሱ ህዝቢ ትግራይ ቕድሚ ህወሓት እዩ ተወሊዱ ብ19 66/67/68 ዓ/ ም ኣይኮነን ተወሊዱ ጌጋ እዩ መደረኹም አርሙዎ እቱ ብረታዊ ቓልሲ ትኽክለኛ ክብሪ ሃብዎ ዝተስውኡን ስድራ ስውኣት ኣካሎም ዝጎደሉ ክካሐሱ እንዳተገብኤ ንስኹም ግና ዛግድሽኩም ናይ ውልቀ ረብሓኹም ንምሕላው ስልጣን ብምቁጽጻር መንእሰይ ናብ ኩናት ናዓጎድኩም እሱ ብዓረር ክነድድ እስኹም ክበርሀልኩም ንጉሳት ትግራይ ንክትኾኑ እዩ ሕልምኹም ኮይኑ ግና ይኣክል ትብሀሉ አለኹም ትግራይ ክአሽጋግርዋን ክመርሕዋ ምስ ከባቢኣን ጎረባብታን ዓለምን ረብሐ ህዝብና ማእኸል ብምግባር ጽኑዕ ዲፕሎማሲን ህዝቢ ርክብ ካትግብሩ ስብ ሙያ ልምዲ ትምህርቲ ብቕዓት ዘለዎም ዝተምሓሩ መንእሰያት አለዋ ስለዚህ ዕድልን ናቶም መንእሰያት ብምኳኑ ብኽብሪ ይኣኽለና ተነሲህና ቤ/ ክርስቲያን / መስጊድ ከይድና ክንጽልይ ዝብል ኣታሐሳሰባ ኣብ ኣእምሮኹም ንክሐድር አምላኽ/ ኣላህ ይሓግዝኩም እናበልኩ ይስናበተኩም ደቂ ዓበይቲ . ቕዱው ማዓልቲ❤ .
ንትግራይን ህዝቢ ትግራይን ዝረብሕ ኣቀራርባ በርትዑ
ዋይ ውርዴት ኣብዙይ በፂሕና ናብ ተምሀሮ ጥይት
Great mother. Say no to war. Let's be on her side.
ጉጅለ ደብረ ፅንተት ክርሸኑ አለወም😢😢😢
ምልእክቲና ሰላም ሰላም ሃቡና
Tigray Broadcast Service ,ኧብ ወፃኢ ፣ኣብ ውሽጢ ኧዲ ካብ ለለዉ Media ተወዳዳሪ ለይብሉ ሀቐኛ Media ሀቂ ልሕዝቢ ለቕርብ ሚድያ እዩ ። ናሕዝቢ ወገን ፣ በ ብጊዚዑ እላቕረበ ሃድነቱ ፣ ታሪኩ ለስመኤና ሕዝባዊ ወገንተኛ እዩሞ የቐንየልና ። ሼር እላበልና ኢና ።ካብ አሜሪካ
ኣምላኽ ይመስገን አታ ሉጓም ኣብ ኢድ ህዝቢ ትግራይ ምውዳቃ አዚ ወርቃዊ ታሪኽ ዝጽሓፈ ህዝብን መንአስይን ትግራይ ካብ ግሃነብ ዝድሕን ይመስል ኣሎ ኣምላኽ ምስኡ ይኹን
እዛ ወላዲት ባሓቃ እያ
ፅቡቕ ሀበረታን ትንታን እዩ!!
ገና ሓደብሓደ ክእረዩ እዮም !!!👏🏽👏🏽👏🏽
ባዕልኪ ክትውድእዮ ናይህዝቢ ድልየት መንጀሪኖ የግርም ሓዙ ፈረጥረጥ ኣይክነንሕዋሐት የላን ዓነውነው
ሕጂ ግርም ትግራይ ሓደ ዝገብር ምዝራብ ፅድቂ እ
ሕጂ ግርም ትግራይ ሓደ ዝገብር ምዝራብ ፅድቂ እዩ
ካብ ህሉፍ ተሞክሮ ዘይትማሀር ዮዲት ጉዲት ብህዝብና ትህጭጭን ትቅልድ ዘላ ጄነሳደር ህዝብና ምካኑ ትፈልጥ ዶ ትኮውን?
ተጋሩ አብ ትዕዝብቲ ወዲቅና
ተደጋጊፍና ህዝብና ካብ መከራ ከነውፅእ ዝግበአናስ አብ ንሰ ንሳትና አብ ምብላዕ ክንውዕል
አብ 21 ክ/ዘመን አነ አብ ወንበር እንድሕር ዘይተቀሚጠ ዋላ ዝፈረሰ ይፍረስ አተሓሳስባ አብ ምንታይ ዩ ከብፀሐና
እገለ ካባይ ዝሐሸ ብቅዓት አለዎ እሞ ንሱ ይምረሐና ንምንታይ ዘይባሃል ?
ህዝበይ ካብ ዝጎድእ ስልጣን ይትረፈኒ ንምንታይ ዘይንብል
ከምታ ንኹናት ክተ ት ኩሉኻ ትግራዋይ ዝበልናዮ ስልጣን ውን ናይ ኩሉ ትግራዋይ ዩ ንምንታይ ዘይንብል ?
ከምዚ ኢልካ ስልጣን ሰብ ዘይብሉ ሒዝካስ ንመን ኢኻ ክትመርሕ
ብስሩ ኸ ንስልጣን ዝተወለደ ሰብ አሎ ድዩ ?
ወይ መነባብሮና አነ መሓድረሉ አታዊ ካብ ስልጣን ስለ ዝኾነ ድዩ ?
ፈትለወርቅ እስኽ ልቅቅ እልኹ ክድ በዛ መንእሰይ መናጦ 😭😭😭
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና ቀጽልሉ
Alula is the best poletician
ተጋሩ ንቅሑ ሆ ምስ ልበለ ሆ አይትበሉ ከይትብልዑ
ብጥይት......
አዶ ትግራይማለት እዚኧን 'የን እዎ ባእሎም ምስ ደቆም ይኺዱ!! እዞም መናጦ!!!
የኛ ፕሮፌሰር “ኖሜንክላቱር” ደሞ ምንድነው?😂
“ኖሜንክሌቸር” ለማለት ነው?😂
“ክነው “አድርገህ ሙተሃል !😂
Best video 😢
አሉላ ነይ ባሓቂ ጀግና
አረ ተምሃሮና ታይ እዮም ጌሮም ነስተውዕል ተጋሩ ተማሃሮና ሊዕሊ 100 ቅርሺ እዮም ከቡራት እዮም መሰሎም ይታሓለ
መንጃር ንመን እያ ህዝቢ ትብል ዘላ????? ብሽም ህዝቢ ምሽቃጥ ጠጠው ይበል።
Yes brother
❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉ንTBS🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤selam Yhabkum
ብሓቂ እንትርኢ ጀጋኑና ምስ ጆኖሳይድ ዝፈፀመልና ሻዕብያ ብሓባር ክሰርሑ እዮም ኢልካ ምሕሳብ ዘይቅኑዕ እዩ-ሬሮፖጋንዳ እዩ።
አምበሳ:* ኣዶ:ትግራይ**!! ያዒሳባ*..! ሓቅኺ*..! እወ* መንእሰይ:ትግራይ*ልብ:በል/ ኣስተውዕል**!! ብሂወትካ:ንስጣኖም: ይንግዱልካ'ለው**!! መን: ን መን:ክሞት!!?? ደቀምን:ባላቶምን:ወፂኦም: ንስልጣኖም:የዋግኡ፤ይሙቱ:ተደልዮም**!! ቆላሕ:ኢልካ:ከይትሪኦም፤እህ:ኢልካ:ከይትሰምዖም**ንባዕሎም:ኢሎም:ባዕላቶም::ጋ*..ሕ.*.. .ይበሉ**!! እዞም: ይሁዳታታት*!! ህዝቢን:ሃፍቲ:ትግራይ:ምርጋፅን: ምብዝባዝን በቃ: ፤ ይኣ * ኽለኩም.... በሎም**!!
ዓሽ ገና ፀላእትና ዓይንና እናረአየ ከም ጨው ክመኩ እዮም ገና ገና ክባልዑ ገና
💛❤️
Haile dedebit media ነዛሒ ራዕዲ ይተዓፀው
እተን አዶ መልሰን ጠስሚ የስተየካ።
ሰመዕኻ ዝይሙኖ አቃራርባ ጥራሓ ዘየኮነስ ተሲፋ ሰጭ አቃራርባ አዩ ቀፅሉሉ
ሽግር ትግራይ/ኤርትራ ምንጩ (ካብ ጎንደር ስኻድ) ስብሓት ነጋ,ኢሳያስ ኣፈወርቂ,በረከት ስምኦን, ኣብይ ኣሕመድ,ገዱ ኣንዳርጋቸው ገብሩ ኣስራት ናይማን ዘፂልእ የብሎምን ንምምሳልምበር ኩሉም እዚኦም ባህጎም ሓደዩ ዝመስረትዎ ክልል ኣምሓራ ድሕሪ ኣገውን ቅማንትን ቀፂሉ ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ቆሪስካ ቀፂሉ ብቛንቓ ወራር ስዒቡ መላእ ትግራይን ኤርትራን ምውሓጥ ዓባይ ኣምሓረይቲ ኢምፖር ምህናፅ ይስራሕ ኣሎ።
ንትግራይ ዝጠቅም ሚድያ❤
ዕሉል ፋሽሽታዊ ርኹስ ውልቀሰብ
እሞ እቶም ናብ ሸዋ እናተፀውዑ ዝኸዱ አለው ተባሂሉ ዝእመነሉ እንተኾይኑ ሲ እዚኦም ካብ መሪሕነቶም ዘይውገዱ
❤❤
ሁሉም በየተራ ይደርሰዋል ወንጀለኛ አያመልጥም
Brgid nhamedu 😂😂😂😂😂 Berebere lekumuley kab Addis😂😂😂
GEREME. ANETE. EBEDE. 😂😂😂😂😂
ሚድያኩም ብብቕዓት, ዓሟቕ ትንታነ, ብሓቀኛነትን ንህዝብን ንሓቅን ዝወገነ ከም ኣክሱሟውያን ሚድያ ❤❤🎉🎉
እልል ጀግኖች እንኳን ታሠራ ገና ሌላውም
መንግሶቲ ለብሉ ዐዲይ ሕዞቢይ ብጭንቂ ይነብር
ሐደ ሚድያ ወይ ተንታኒ እየ ባሃሊ ናይ ህዝቢ ውግንና ተዘይብሉ ነእሽተን ጊዜ ከዳናግር እበር ርሑቅ አይጓአዝን ከም አሉላ ዝመስልልልልል
እዋይ ኣንቱም ስባት እንታይ ዝገብሩ ቆልዑ እዮም ኣብ ስንባድን ፍርሕን ትእትውዎም ኤረ ስላም ኣውርዱሎም እንታይ ዝገብሩ እዮም ልቦም ትዘንብዎም?
Ntigray dtenkefe always tabuk aykegatimon
ዕድመ ልክዕ ጃንዳ ማለለሊት እናበለ ምስ ዛናሽዎም ህግደፍ ዝፅግዑ መህፈርቲ እዮም ጉጅለ ስብሃት አደመ ፡፡
ጃንዳ ወየኔ ዝብሎም ዝጽግዑ መሕፈርቲ እዮም ጽቡቅ እሞ ጁንታ እንዳበለ ሕዝቢ ዝጨፍጨፈን ዘጨፍጨፈን ዝጽጉዕኸ ጀጋኑ ድዮም? መልሲዶ ምሃብካና
ደ.ፅየን፤:ዓለም:ገ.ዋህድ፤ ዝንጀሪኖ ን ካለዖትን*!! ኮቶ:ትሪኡና**!! ዋላ: ነኺስና:ነኻኺስና ኣጥፊናኩም :ሕነ:ህዝቢ ትግራይ: ክንፈዲ: ኢና*!!
በኽቲ
"ህዝብን ሰራዊትን ውድብን ሐደዩ"
በዚ አረአእያ ህዝቢ ይምራሐሎ አብ 21 ክ/ዘ
ኣነዝገርመኒ ጦሩነት ዝኾነ ኣካል ኸምዝደሊ ዋላ1 መረጋገፂ የለን፡፡ ቡዙሕ ሰብ ግን ግደፉና ገለመለ ይብል ዋ እወ ኣነን ንሱኹምን ዳኣ ኣይትረቡሹና ንብል?? ታይዶ ኼና ኢና?? ስራሕና ንሰርሕ ብዘለና ሂወትና ንመርሕ ታይከፊኡና?? እቲ ኽንሓስቦ ዝግባእ ንባዕሎም ኾይኖም ንትግራይ ዝተርፉ ዝነበሩ ናይ ምዕራብ ትግራይ ሙሉእ ዞባ ህዝቢ ብኸፊል ዞባ ደቡብን ምብራቅን ግን ተደርብዮም እዮም ዘለው፡፡ ኣላማጣ እኮ ጥምቀት ባዓል ብሉሙፅ ባንዴራ ኣኽቢራ እዚ ድዩ ዋጋ ቶም ስውኣት መላምል ትግራውያን? በቃሞ ኣኽሱም እውን ያሓ እውን ናትና እዩ ስለዝብሉ ኣምሓሩ ኹናት ስለዘይንደሊ ንሃቦም እሞ ሰላም ኽነብር?? ናይ ተገዛኣይነትን ባንዳነትን ኣተሓሳስባ ኣብ ትግራይ ይዕንብብ ኣሎ
Tegaru leaders are falling into the sinister plans of the regime whose sole intention has been first to eliminate you and second to continue to harm the people.
History shows us decline of Tigray had followed division of its leaders and their fighting to the bitter end. So leaders of the day division among yourselves is putting everyone in Tigray under imminent danger. We therefore urge you and plead with you to unite and save the people from extinction as you have been doing.
Temegen.amlak
ኢ/ያ ከመጣ ጠቅላይ ሚንስትር ይሆናል
Ata eziom hasadat amlkhe zefenfenom
ክንደይ ቪድዮ ይርይ አየ አሞ ከማኹም ሓሰውቲ ሑሱራት ኣይተራየን ዉድቓት
Because she is telling the truth, sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous doesn't have a shame at all
ካብ ኩለን ቃደመቲ ዘድንቃ ሚድያ ዝኣ ብቻ ጥራይ እያ
እቲ ናይ አብይ ""መደመር"" ዝብሃል አብ ትግራይ ይኩስኩስሉ ስለ ዘለው ድዩ ጀ/ል እገለ ተሓዊሱ ወዘተ ትብሉና?? ወይ ድማ በቲ ትክክለኛ አበሃህላ ተደሚሩ በሉናሞ እቶም አምሓርኛ ጥራይ ዝፈልጡ ክርድእኹም ""ተደሚሩ በሉ""
ሓሸውቲ ። ደርሆ ሸይጡ መቀለ ዘይገዘእስ ዱባይ። እቱ መአድናት (ወርቂ)ትግራይ እዩ ዱባይ ዘግዘኦ።
ከመይ ኢሉ እዩ ብላታ ዝብል ናይ ጣልያን ሹመት ዘለዎ ሰብአይ ናይ ትግራይ ቓልሲ ዝመርሕ ? ብላታ ኮ ንጣልያን ዝሕሽከሩ ዝነበሩ ጣልያን ዝህቦም ዝነበረ ሹመት እዩ ሹንባሽ እናበለ ። ተጋሩ ነኒ ባዕሎም ብላታ ናበሉ ኣይሻየሙን ። ታሪክ ተጋሩ ኣይተበላሽው
ግዚያዊ መንግስት ኩንትራቱ ዝወደአ ስለ ዝኾነ ክወርድ ኣለዎ ።
Who the f*** are you to tell the majority of tegaru what to do sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous Shabia sympathizer doesn't have a shame at all
የእጁ ነው ያገጀው ገና ኢ/ያ ገብቶ በህግ ሊጠየቅ የሚቻልበት ሁኔታ ይጠብቀዋል።
ንምንታይ ብትግሪኛ ዘይትትርጉምዎ?
ጀጋኑ ሚዲያ
ዋይ ከምዚ ገርካ ቆልዑ ተሰምብድ፡ ደብረጼን ዝበሃል ቶኽላን መንጀሪኖ ትበሃል ዝብእን ሰብ ኣዋሪዶም። ዘሕዝን ኣብ ልዕሊ ህጻናት ቆልዑ።
ዓይንኻ ብጨው ሐፂብኻ ብአማኢት ሽሕን ሚሊዮናትን ዝዝረፍ ዘሎ ምትኽካእ ተባሂሉ ዝበዝሕ ቦታ ብመናእሰይ ምስተትሐዘ እዩ ሔዚውን ግቡእ ህንፀትን ፅንዓትን ዘይብሉ ዓሰስ ገሰስ ምእካብ ህዝቢ ሸጣካ ለዊጥካ ብልዕ ከይኸውን ስርአት አለን ።
አረ እነኢታይ ፈትለወርቅ ስለ ዚሃርክን ስለ ንሳሃይ ሰላምይ ኣውግዓ ደጊም
ሰመያዊ ሰውራ ክሳብ ኣስመራ
Ante woregna tingrtu Gena hiwot yante ke tigraway ej nat tigraway mallet nn malet nw tayaleh
ኣንታ ገለኹምስ ትገርሙ እኺም ኢሞ ዳኣ ኢቲ ንጆኖሳይድ መረዳእታ ዝኾኑ ሙሩኻት ዝሰደደ ትግራይ ብጥቅሚ ዝሸጠ ካሓዲ ግሚት ዶ ይሓሽኩም።
👌👌👍👍💐💐🎉🎉💯💯✅️✅️💪💪💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
😂😂😂😂
@sarajoh313 💪💪💪💪💪💪😁😁💪💪💪
ሓሶት ዘይኮነስ ንስካትኩም ኢኩም ሓሰውቲ አነ ይገድድ ንዓኩም ዝከታተል
T,B ,S ብጣ ዕሚ ፅቡቅ ዝባሃል ኣቀራርባ እተቅርቡ ሚዛናዊ ዘለኩም ሚድያ ኢኺም በርትዑ ንቅድሚት ክብለኩም ይፈቱ❤
ፍርዲ ጀረኔላት ትግራይ ካብ ኣሜርካ ድያስፖራ ተጋሩ ኣይግድን ፤፤💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Fake news
Fake news
Fake news
ዘይትረብሒ ጋዜጠኛ ንፈትወኪ ኔርና ሕይ ብጣሚ ፀልእናኪ ግዝያዊ ዕኒኒይ መንግስቲ ትድግፊ አለኺ ዝተደብረየ ዝሞተ መንግስቲ አትደግፊ ካሊእ ላዕላውነትና መሬትና ተወሲዱ እናሀለወ መንእሰይ ከይትሰምዑ ከይትክተሉ እናበልኪ ትቅስቅሲ አለኺ ተወሪርና ንንበር በቃ ተሸኒፍና ንንበር በቃ ከምድሌቶም ቸቼ እናበሉና ንንበር በቃ ዘይትረብሒ ኢኺ
Kkkkkkkkkk because she is fair telling the truth, sibhatawian corrupted arrogant self-centered guhilatat billioner and millioner Shabia sympathizer narcissistic dogmatic doesn't have a shame at all
አንተ ጉረኛ አቅም ሳይኖርህ ፉከራ ብቻ ነፍጠኛ ።
ገና ኣብ ጅባኹም ኣሎና
ቱልቱላ
Ororom baria midya
😂😂😂
😂😂😂😂bel nreisika Barya dea ewe reisin adi hizka ab maedo koinka yobloklok please go watch EriTv movie 😂😂😂😂😂😂
ሓሰዉቲ ኢኹም። ዝጠንምቦዉ ሕሶት ኢኹም ተምፅዑ።
Kkkkkkkkkk sibhatawian corrupted group guhilatat snakes 🐍 millioner and billioner selfish sabotage is over you like it or not
ሓሰውቲ
አሮጌዎቹ ይውንዱ ። ጌች፡ አጅ ካ አብ ጐን ካ እዩ መን ህ ሠ ይ
@@AhmedMseid-cr2txnope! Not!
ሓሰውቲ ከም ህዝቢ ወሲኑ ከዓ ትብል ዛ ነውራም ሰበይቲ ዚአ
Sermuta
Hgdef mendef Barya
Haswit Media 😂
Sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner mouth piece politics and narrative is over
Sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish Shabia sympathizer snakes 🐍 sabotage is over
EriTv 😂😂😂😂😂😂😂😂😂nothing to watch😂😂😂😂😂😂
Fake news
Fake news
Fake news
Fake news
ናይ ሓሶት ሚድያ
Sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered snake 🐍 sabotage is over
ሠራዊትን ህዝብን ሓደ ተኮይኖም ፖቲከኛታት ዘምፅዕዎ ነገር አይክህልን።
ሕጂ ግርም ትግራይ ሓደ ዝገብር ምዝራብ ፅድቂ እዩ
ሕጂ ግርም ትግራይ ሓደ ዝገብር ምዝራብ ፅድቂ እ
❤❤❤