Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
በካዪ ንጅግና ይፀርፍ ንሳ ግን ጅግና እያ
ዓጣሮ መስልሽዊ ቅዋም
መንጀሪኖ ካብ ወንበር ወፃኢ ህይወት የብላን፣ እትቃለሶውን ንስልጣንን ብሕታውን ስልጣን ጥራሕ ኢላ ኢያ እምበር ካሊእ ንህዝብ ዝጠቅም ሓሳብ ኣቅሪባ ኣይትፈልጥን።
ቢሮ ህወሓት እምበር ናይ መንጀርኖ ቢሮ ዝባሃል የለን። ኣይተደናግር።
ብሃተፍ ህዝቢ ምዕሻዉ ተለሚዱ...የለን...የለን
ሞንጆሪኖ ጌቱቸዉ ኩሉም ይኺዱ ናብቲ ዓዲ ሚኒሊክ አብዚ አይትረብሹና በለልና
ናትና ፎሩም ዘሻራዊ ኩን ሓውና እካ ኣስተካክል ዝሓወይ ኩልና ኣብ መትከል ህዝቢ ትግራይ ደውንበል❤ብዓይኒ ሓቂ ክሎም ፅቡቅ ኣይኮን መርየትና ንርከብ ብመሪሕነት ሕወሓ እዩ ኣብዚ እመን44::
ሎሚጥቅምቲ ኣይኮነን ታሕሳስ እዩ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ናይ መንጀሪኖ ዝባሃል ናይ ውልቀ ቢሮን ዝባሃል የለን ኣስተኻኽል
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓቂኺን ብሽም ደቂ አንስቲዮ በለፀኛታት አይትኹና
መንጃር.እኖ እያ እዚኣ.
ትእሚት ናይ ደቂ ዓድዋ ምኻንን ዘይምኻን ድዩ
ትግራይ ናይ ተጋሩ እምበር በሓደ ሰብኣይወይ በሓንቲ ሰበይቲ ተቖንጢሩ ከም ቁራስ ቅጫ እትዕደለና ክትከውን ዝሓስብ ወይ እትሓስብ እንትሃልዮም ትግራዋይን ትግራውነት ዘይፈልጥ ጥራሕ እዩ ክኸውን ዝኽእል።
እዛ ኣረጊት ሰበይቲ ህዝብ ትግራይ እንታይ ገበራ ፣ ክሳዕ ትመውት ኣብ ስልጣን ክትነብር ድያ እትደሊ ?? ንሣ ስልጣን እንድሕር ዘይሒዛስ ኣብ ትግራይ ዓመፅ ክላዓል ኣለዎ ማለት እንታይ ዓይነት ክፉእ ድንቁርና እዩ ፣ ኣይንሣቶምንዶ ንሕና ጥራሕ ኢና ስልጣን ክንሕዝ ዝግብኣና ዝብሉን ዘለው ?? ገዛእቲ ደርብ እማ ንሣቶም ኢዮም።
ኣታ ደነዝ ምድጋፍን ምቅዋምን መልክዕ ኣለዎ ዝበሃልን ዘይበሃልን ፈሊኻ ፍለጥ ናይ ውልቀ ሰብ ዝበሃል ቢሮ የለን ብዝኾነ ሚድያ ኣይትፈልጥን
😂😂😂😂😂😂😂
ድሕሪ ደጊም ምሰ ባዓል ድሑር ውድብ ዝሽወድ ሰብ የለቦን።No more Monjorino
አኣየ ተኽለብርሃን ሚድያኻ ነፃ ሚድያ እስቲ ግበሮ ከም ኢትዮ ፎሮም
እሰይ ጓል ዋዕሮ ጂግና ጓልቶም ጀጋኑ ቀጽሊ
ንረብሃኽን አንት ኾን ደቅአንስትዮ ትግራይ ትብላ አፍቱ ዝሃለፈ 30 ዓመታት እንታ ረብሃ ረኺበን እንትርፊ ስድራኽን ንስኽን ፡፡አዴታት ትግራይ ገፀን ሪዕኻ ምፍራድ የካአል ፡፡እስኽን ሊያን ድማ ገፀክን ታይ ትመስላ ናይ መንዕሰይ ደም ክንድዚ ያሃጥር ፡፡ ንምንታይ ጥቅምታትና ሰአና ኢልኪ ኢኺ በላዕላዕ ዝብለኪ ዘሎ ጉጅለ ስብሃት በጃኹም ዶ ግደፍና ፡፡
ኣታ ዛኣረጊት ሻርሙጣ እንዶ ኣጥፍኡዋ እዘን ኣባኣ ተኣኪበን እኒየዎ ከይትልክመክንያ በሉልና እወ መንእሰይድ ከይትፅውዑ ነንሽቲ ንኣረጉቶት ሒዝክን ኣብትበፅሓኦ ክንሪኢ ኢና እምበይተይ ክትሞታ ግድደሊክንስ ፎሲ ኣብዚሕክን እዩ ነገር ሌያቡ ቀበልየ እዛ ክንደይ ቀየሕትን ፀለምትን ተሰዊኦም ዘምፀኡዋ ባንዴራ መፃወቲት ኮይና ንመጀሪኖ ኣሚንክን ትከዳ ትማሊ ምስማር ኣትዩና ትብላ ነይርክን ፅባሕ ከ ማሕረሻብርሱኑ ተዳሊዩልክን ከምዘሎ ከይትዝግዓ በሀዚክን እምብለና ሰላምና እንደሊ በላ😢
እረ ዝሓወይ ሎማዓንቲ ጥቅምቲ 12 ኣይኮነን እኮ 12ሕዳር ኢልካ ኣስተኻክሎ
ታሕሳስ 12 ብዝብል ይስተካከለልና።ይቅረታ!
ንስኻ/ኺ ውን ተጋጊኻ/ኺ ታሕሳስ 12 እዩ
@@TheWeynshet ክክክክ 🎉
። ተቃላሲት ሞንጀሪኖ አውራ ዋእሮ ትግራይ!!!!
🤣🤣🤣🤣