ንናጽነት ቅድሚ ናጽነት ንቃወም ኔርና!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 42

  • @eritrea3501
    @eritrea3501 6 місяців тому +6

    ናይ ባሐቂ ሐተላ ዚኮረ ባዓል ነጸላ ትግራይ ትዕወት ስልጣን ርኩስ ቶክላ እዩ።
    ሐደ ካብቶም ንህዝቢ ኤረትራ ፋሕ ፋሕ ከብል ዝደሊ ክፉእ ሰብ እዩ ።❤🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 6 місяців тому +5

    ❤ዮሃና ንመላእ ኤርትራውያን❤

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 6 місяців тому +3

    Yohana Yohana inquae desbelena congratulations 🎊 👏 💐 🥳 🙌 Eritrea 🇪🇷 💖 independence day God bless Eritrea 🇪🇷

  • @Erilebna
    @Erilebna 6 місяців тому +3

    Please like, share and subscribe

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 6 місяців тому +3

    💯🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏

  • @alganeshmedhanie3060
    @alganeshmedhanie3060 6 місяців тому +3

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌺🌺🌺

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 6 місяців тому +2

    ሰላም ሰላም ዓወት እንቃዕ ደሓን መጻእካና 🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤ ኣይጥፍኣና ኢና

  • @dh4343
    @dh4343 6 місяців тому +3

    👍🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌿🌹

  • @mikalw6446
    @mikalw6446 6 місяців тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷

  • @Aman80770
    @Aman80770 6 місяців тому +2

    ዓወት ሓወይ አብዜአ ብዘይ ቐልዓለም መንግስቲ ደቒ አርባዓ ተባሂሎም ዜግነት ዝሃቦም ኢዮመ ዝብጽብጹና ዘለዉ

  • @TtTt-mt9mo
    @TtTt-mt9mo 6 місяців тому +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gomadgodam9421
    @gomadgodam9421 6 місяців тому +2

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍

  • @nebiatgebre6897
    @nebiatgebre6897 6 місяців тому +3

    🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🎆🎆🎆🎆🍾🎉

  • @tsigeabreha3374
    @tsigeabreha3374 6 місяців тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 6 місяців тому +1

    ዓወት ክሓተካእስካ እታዩ እምነትካ ኣብ ስደት ካብ ናይ ሃገርና ተፈለዩ ታሃድሶ ኣለው ባልዚ ሰልጠነ ናይ ሃገርና መራሕቲ ሃይማኖት ኣይፈልጡዎን ብዙሓት ኣጉዶኦም ዝፈለዩ ኣለው ስቅ ኢልካ ንኩሉ ኣይትለኩሞ ስድራካን ዓድካን ኣላትካዶ ንሕና ሃገር ኣለትና ገዳማትን ኣድባራትን ኣለና ከባዓል ሳድስ ሚድያ ኣብይ ይልማ ግዳ ዙይትኮኑ ኣምላኮም ኣብ ቅድሚኦም ጌረሮም ስለሃይማኖቶም ን ስለ ኩሉ ዓለም ኣጣሚሮም ይከዱ ኣለው ሓደ ኣጻሪኩም ተዛረቡ ክብርቲ ሃይማኖትና ኣይቸተዋርድዋ።

  • @mohammeddini5491
    @mohammeddini5491 6 місяців тому +2

    ❤❤❤

  • @elsateskay7060
    @elsateskay7060 6 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abebaadhinom467
    @abebaadhinom467 6 місяців тому

    Eritrea is free country now period.

  • @asmeromabraha4076
    @asmeromabraha4076 6 місяців тому +1

    ብጽብጽ¡¡¡¡¡¡¡¡¡¡¡¡¡

    • @Erilebna
      @Erilebna 6 місяців тому

      Asmerom 😈👹👺😈👹👺😈👹👺 wesie kabzie geza👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽

    • @Erilebna
      @Erilebna 6 місяців тому

      I am very sad about orthodox church that is why the orthodoxian are running to the other church. He is a confused person one time he will be religion another day he is talking to alemawie 👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽😈👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽

  • @zeratiyemane2566
    @zeratiyemane2566 6 місяців тому

    🙋‍♂️Aweta🐅 happy independence day ❤️❤️❤️🇪🇷

  • @selameyob4258
    @selameyob4258 6 місяців тому +1

    💚💛❤💙

  • @Aman80770
    @Aman80770 6 місяців тому +2

    ንመን ትቓወም,፡ነይራ እዛ ሃላይ አድነታዊት ።

  • @hiwetgebrezgabiher-xo7zz
    @hiwetgebrezgabiher-xo7zz 6 місяців тому +2

    Selam. Ezi sebzi entaway eyu. Kulu gizie anxar eyu zzareb. Ezi kadre eyu. Janda weyane eyu. Entay heymanot alowo. Hzbi Eritra entay awxiuwo kab adu. Shgir biegedan bsrah msian eyu. Nsika gin ayrdiakan eyu. Nhna Eritrawyan ab zkeda ente kedna, Naxnjet Adna kenebielo ena.

  • @Aman80770
    @Aman80770 6 місяців тому +2

    እቲ ሓሶቱ 17ይ ዙሪያ አበይ ዉግእ ነይሩ አብ ኤሪትራ ቖዳፍ ዓጋመ ።

  • @MehariMehari-kw9uj
    @MehariMehari-kw9uj 6 місяців тому +1

    መጀመርያ ኣብ ሂወትካ ጥፅና ኣብ ስራሕካ ዓወት ይምነየልካ ብመቅጻል ኦርቶዶክስ ክቡር ሃይማኖት እዚኦም ጥራይ ዝዉክልዎ ኣይኮንን

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 6 місяців тому

    Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9

  • @Aman80770
    @Aman80770 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eritrea63
    @eritrea63 6 місяців тому +1

    ትርጉም ናጽነት እንታይ ምዃኑ ዝተረዳኦ ኣይመስለንን ። መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብዝሃለና ንሃሉ ከንብዕሎን ክንዝክሮን ኢና። ምኽንያቱ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዕለት 24/05/1991 ሓራ ዝኾነትሉ ዕለት ኢዩ።ክብርን ዝኽርን ነቶም ሂዎቶም ከይበቐቑ ምእንቲ ሃገሮምን ህዝቦምን በጃ ዝሓለፉ ሰማእታትና❤❤❤

  • @melodinamagdalinastrahl2532
    @melodinamagdalinastrahl2532 6 місяців тому +2

    Rehs bal Nasneta Wedy Er

  • @yobel-lh2rj
    @yobel-lh2rj 6 місяців тому +1

    Kenegereka Zehawey Sultan Teweleje U Ane Tegeray Tegereni Ye ilu Ko Tezaribu U Ertreas Zegenetey U ilu Erterawi Ayekonen Geden U Anexar Eretera Kekeyed Ayetegedeselu Xebah Alo Gezie Gex N Gex Nerakebelu Behasotu Zehaferelu

  • @almazmesghin6281
    @almazmesghin6281 6 місяців тому

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️👌🎉

  • @gualmehari999
    @gualmehari999 6 місяців тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @hiwetsium6001
    @hiwetsium6001 6 місяців тому +1

    Sultan si hji dika tewelidka 33 amet amet amet kibeal abey nerka bejaka ileka bi mezmur gerkum abelwo gayla aytgberu entetbl kemey mexebeqelka

  • @dh4343
    @dh4343 6 місяців тому +1

    ከምዛ ናይ ፈደረሽን ባንደራ ተጥምጢማ ቅብሚ ናጽነት'ውን ንቃዎም ኣንጻር ናጽነት ንቃዎም ነርና ትብል ዘላ ናፋቒት ማሕበር ኣንድነት ዘይኮነ፡ ቅድሚ ኩሉ ክፍለጥ ዘሎዎ ስደት ኤርትራውያን ድሕሪ ናጽነት ዝተጀመረ ከም ዘይኮነ።
    ቶም ቅድሚ ናጽነት ኣብ ንስደት ዝወጹ ኤርትራውያን ኣብታ ስደተኛታት ኮይኖም ዝነብሩላ ሃገር፡ ብሃይማኖት ይኹን ብዓሌት ጾታ ከይተፋላለየ ልክዕ ከምቲ ናይ ሜዳ ብሓንቲ ኤርትራውያን ትብል ድምጽን ወንን ኣብ ተን ዝነብሩለን ሃገራት ኮይኖም ምስቲ ኣብ በረኻታት ሃገሩ ኮይኑ ዝጋደል ዝነበረ ህዝቢ ብሓባር ብሓንቲ ድምጺ ንነጻነት ይስርሑን፡ ዓመት ዓመት ኣብ ቦሎኛ እና ተራኸቡ ንጥፈታቶም ሓድነቶምን እናገምገሙ ኣበርክቶኦም ዘዛይድሉ ውጥናት እናውጸኡን ንግሪ መገዶም በቶም ወናማት ስነ ጥበባውያና እናተዛናግዑ ይሰርሑን ከም ዝነበሩ ክግለጽ ኣለዎ ደቂ ኤረ🇪🇷 ትማሊ ንናጽነት ሎሚ ንልኡላውነት ምዕቃብ ንዝቃለሱ ደቂ ኤረ🇪🇷❤🇪🇷🌿🌹
    ዘበት ዘበት ንበሎም ነዞም ባዕሉም ዝቃልዑ ተረፍመረፍ ናይ ማሕበር ኣንድነት📌

  • @MichaelAbrahaBerhe-yx7ls
    @MichaelAbrahaBerhe-yx7ls 5 місяців тому

    ስላም እዚ ሐወይ በዕል ናጽነት ከኽብር ዝብል ማንም ኤርትራዊ የለን ግን ንበዕል ናጽነት ኢልካ ገንዘብ አዋጺእካ ንህዝቢ ኤርትራ መጨፍልቂ ኽትሰዱ ኢኹም።

  • @brktieyasu1667
    @brktieyasu1667 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉