ዓገብ ቅተልዎም ሓሓንቲ ሳንቲም እየ ትበጽሓና ደቂ ሓማስየን!
Вставка
- Опубліковано 23 лис 2024
- #ethiopiantiktok #habesha tiktok #eritreanselmimisgunabraha #duet #eritreadrama #abelbirhanuየወይኗልጅ #eritreadrama #ebs #eritreanmovie #Eritrean tiktok #Eritrean music #
@solomedia9376 @AlenaWaltaHager @EriTVEritreaOfficial @ERITREANMEDIANETWORK @sebnkunmedia @Afabet @DiletMedia @mikitv123 @filfil69764 @Saeyet @Shiroentertainment1 @SubaEntertainment @EritreanLove654 @eritreanunityworldwideeplf1 @Eritreantv @EritreaEmbassyMedia @HimbolMedia1ሂምቦልሜድያ @erixpressmedia8971 @tigrignadailynews1152
ኤርትርዊ መቸም አብ የሕዋቱኩ አኹም ትበሉሑ
ስጋኻ በል እስኪ ንገረለይ ቡሩኽ ሓው ወረ መዓስ ኢና ኣብሓውና ለውለው ምባል ኣቋሪጽና ንሓውና ብፍቅርን ክብረትን ኽንረአአ!!! በል እዚ ላህማም እዚ መን ኢዩ ኣጆኻ ዝብሎዘሎ ነያታቱን ንሕዋቱን ንኽሃርም!!! ኣየ ኤርትራዊንሓዉ ስሚ ንጎና ግን መዓር 😢😢😢😢
God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷 and our people! Amen 🙏
እዚ ወዲ ኤርትራዊ በላይ መንገሻ ዶ ክንብሎ
ኣስተዉዓልቲ ንኹን ደቂ ኤረይ:እዚ ወዲ መጀመርያ ክመጽእ ከሎ ኣዚዩ ትሑትን ምቅሉልን ኮታ ርግቢት ሰላም መሲሉ ኢዩ ንማስሜዳ ተቀልኪሉ:ሕጂ ግን ቁሩብ ሳዓብቲ ረኺበ ኣለኹ ኣብዝበለሉ እዋን:ብመርዚ ዝተባዓጡ ወረታት ኢዩ ዝዝርገሕ ዘሎ:እዚ እዋን ካኣ ብረብሓን ክፍሊትን ሃሱሳት ዝላኣኹሉ እዋን ስለዝኾነ ነቲ ዘይተርፍ ወድቀቶም ምስትዉዓልን በርቲዕካ ምስራሕን ክሓተና ኢዩ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
ኣብዝኣ ተጋጊኻ። መንግስቲ ንነብሱ ጥራይ ኣይኮነን ዝካላኸል። ስለ ህዝቡ ኩሉ ነገር ከፊሉ ዝካላኸ እዩ። ነቲ ጽቡቕ ጽቡቕ ነቲ ሕማቕ ሕማቕ ክትብል ከኣል። ብድፍኑ ንመንግስቲ ኣይድግፎንየ ግን ኣይግድን ህድእኢካ ሕሰበሉ።
ቅንኢ እዩ ሕዝካ!
ቅንኢ እንተቦሉኻኸ መድሃኒ ዘይርከቦ እምበር😂😂😂😂😂 ክዕብድብዶም እኮ ኢሉ
ንስኻ፣ሕጂውን፣ካልእ፣ መልእኽ፣ዘለካ፣ሰብ፣ኢኻ፣
Absolutely I agree with ከለ ስብ ዝልእኾ ኸይሃለዎ ኣይተርፍን ኢዩ 180 ዲግሪ እኮ ኢዩ ተገልቢጡና ምሕረት ይውርደሉ ናብ ልቡ ይምለሶ
@@demmetgarza3618entay eyy eti gega natu kitgelsio tikieli do gud nai eziom
Eritrea 🇪🇷 First! Eritrea 🇪🇷 Proud to be Eritrean 🇪🇷! 🌹🇪🇷💕🌹💕🌹💕✊
❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
አታ ወዲ ተጸሊልኻ ዲኻ ደሐንዶ አይነበርኻን😏😏
ብዛዕባ ወዲ ጣባ ሃሎዉሎዉ ኣይትበል
ወዲ ጣባ ዝገበሮ ግበር
ዓዛፍ ። ቴልመደን።
God bless our beautiful country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓወት ናይቀደም ኣምጽካ ተገቡረ ተባህለ እዳበልካ ኣትዛረብ ቦሎቲካ መትከል የቡሉን ቀደም እታይኢሉ ዘኾነ ሕጂ ከመይኣሎ ክትብል ኣለካ ሰብ ዘይጋገ የለን ወዲጣባ ተጋግየ ነረ ሕጂግን ገጋይ ኣሪመ ናብልበይ ተመሊሰ ኣለኹ ኣጎኒ ህዥበይን መግስተይን ዝበለሰብ መርሓባ እዩ መልስና
ዝከበርካ ወደይ ኣብዘን ( መንነት ዘግነት ) ዝብላቃላት ቡዙሕ ተማሳስለትን ፍልልይን ኣሎ። ንኹሉ ኤርትራዊ ከኣ ብማዕረ ይበጽሕዎ። ብዛዕባዘን ክልተ ቃላት ምዝራብ ምስ ዘድሊ ከኣ ምሁራትን ዓብይትን ኣብ ባይቶ ተራቕኪቦ፡ ኣድቂቖም ተላዚቦም ፍልልየንን ጥቕመንን የጽድቕዎ። ብዝተረፈ " ዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ " ከም ዝበሃል ። ነቲ ጸላእትና እንግሊዝን ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ንጹህ ሕብረተሰብና ዝዘርእዎ፡ ቆልዑት ኣብ ዘይፈልጥዎን፡ ኣብ ዘይቦታኡን ኣእትዮም ህዝቢ ክምርዙ ከለዉ ዓገብ ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ሕጊ ክቐርቡ እዩ ዘለውም።
2 እከለጉዛይ÷ ሰራየ÷ ሓማሴን÷ ክርስትያን÷ ኣስላም ወዘተ ዝብል ኣገላልጻ እውን በቶም ጸላእትና ዝተዘርአ ክርዳድ እዩ። እዚውን "ሓዊ ዝኣጉዳ እንተ ረኺባ ዝስሕና ነይትስእን " እዩ ነገሩ። ስለዚ ኩሉ ትሕቲ ሃገራውነት ንጥቕሚ ጸላእትና ስለ ዘገልግል ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ኣይትድገምዎ።
3 ሓደ ኤርትራዊ ብፍልጥ ብዘይፍላጥ ጌጋ ምስ ዝገብር ወይ ዝፍጽም፡ ብውሽጣዊ መስመርኩም ከም ኣሕዋት ተራዳድኡሉን፡ ተኣራርሙሉን፡ ተናቓቕፉሉን። ሕርቃንን ነድርን ግን ኣብ መንጎ ኣሕዋት ኣይግባእን፡ ኩሉ ተጻዋዊርካ እዩ ክኸውን ዘለዎ።
Btemi iyu zhzen nay bhqt hnti ertra ina nflti beqa ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹❤🌹😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eri united long live ERITREA
ወዲ ጣባኾ ኤርትራ ዊ እዩ በብኡ በድኡ ንምንታይ ተናሽዎ ብቦለትካ ማዕረ ወዲ ጣባ የለን
Cancel
This guy is confused. Instead of confronting if the government did not define according how wedi Taba described regarding nationality, he shows his hatred against wedi Taba. He needs to grow and mature up.
ኤርትራዊ መንነት የለን ::
ብኩሎና ውግን ዓግብ ክባሃል ኣለው ክንሳውር የብልናን
go head wedi eritrea hubuat dekalu ni wedi taba ni awel kikelekalu akimi yeblomin aletawian serekiti teakibom ni bi genzeb sedidom tarik wedi taba kikeyru aykielun eyo bejrka bikiat ❤
ዝተጣበቐሎም ኣሎ ድዩ ጠበቕ
@@Eritrealifeytimali abakuyuna do kiblu aywealun ab enda solo serekiti
emo belle netiom awrajawiyan
ezis kabtom akele guzzy zibaha dea zigede timkihiti endiyu??
yes
AMLAK MISAKA YKUN KIBUREY AWET HAWEY AJOKA ETOM ZXAREFU KAB KULU FILTET MISTIWAL ZEYEBLOM EYOM!SO QEXLO WEDY JGNA HAWEY EDMEN TIENAN YHABKA AMLAK ❤🤲❤️🙏🇪🇷🤲🇪🇷🍀
ለመሆኑ ያስባሉ ምን አይነት የደንቆሮ ስብስብ ናቸው አወት እናመሰግናለን በርታ
We have to our country respect 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Hamasyen ewe jegnaa eyu kemaka aykonun
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
God bless you brother 😂😂😂
ሓሳድ
ናይበሓቂ ሓሳድ 😂😂😂 ብዕራይ ኣረጋይ ሓጎስ ኒኡዱኒ ኢልካስ ኸምዚ ዘኣመሰልዎ ሕስድና ኣይረኣናን
ዘይግት እዩ ኣብቡ ኣብዑር
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
What is wrong with you. If you want go and visit your family.nay wilki tsegemka mis wedi taba nbeynika gibero
❤❤❤❤
Yes
🥺ለቁማጽ ኢኻ
all Eritrean people from Eritrea . Eritrea is one not S not H not Ak Eritrea is one country not 1234🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Eway gud
ኣንበሳ
Thank you brother
Inquah bdhan mezaka❤❤❤❤
ንስኻ ንዝጉስጉሱን መንእሰያት ዘንቅሑን ዘለው ክትሃርም ሕኒን ክትብል ዓገብ።ካብ ብዙሕ ነቀፌታ ንዝሰርሑ ማዕርኤኦም ስራሕ ቅድም።ብሰል ተመሃር ድሕሪኡ ፖሎቲካ ፈትን።መንግስትን ህዝብን ነጻ ኢሉ ዝመሓሮም ንስኻ ምኒኑ ዝፈልጠካ የለን
ሰላም ሰላም LHN ሓዊና ሓደ ሓደ ቃላት ኣይቲ ጣምት ናትካ ሓሳብ ኣቕርብ
God bless you bro
💯💯✅
Akika Akika kihfferuijomo
Salasabia hnijoekahnewe
Ayekiwetunekifferesu
ኤርትራዌ ማለት=ነቃጽ እንበር ዘይ ሎቅማጽ እዩ። ኤርትራ ክኣ ናይ ኩሉ እቲ ብውሽጡ ልቡን መትኒ ደሙን ብኣ ዝሓስብ እያ ኣኸለ። ቀጽሎ ዓወት ወዲ ጅግና ከም ኣቦታቱ።🤗🤗
ብጣዕሚ ሕማቅ ኣለኻ & ምሕረት የውርደልካ ንስኻ ኣንታ ሓሳዊ ልቢያዊያን ኽቅጥቁጡኻ ኸልው ቢሒም ዘይበልካ ሕጂግን ኣብሓውኻ ኢድካ ትዋጣውጥ ኣልኻ: ተጋሩ ትቀቢሎም ታሴራኻ ኣግዲፎም ጥራይ ማዓኮርካ ኽሰዱኻ ኸልው ግን ትምሕትም ኢልካ ርእስኻ ኣድኒንካኔርካ ሕጂግን ኣብሓውኻ ብሊሕኻ እዚ ኢዩ እቲ ኤርትራዊ ስሚ ሓዉ ንጎና ግን መዓር ኣየ ኤርትራዊ ተጸገብካ ኣይትከኣል ተጠመኻ ኣይትክኣል😢😢😢😢ዘሕዝን ኢዩ ገና ካብና ወያን ሽርሒ ኸይዕረፍና ክትባልዑ ጀሚርኩም ክንዲ ንህንጸት ሃገር ንምሕሳብ
ክገርመኪ/ካ ብዝሓለፈ ብስምን ተግባርን ደቅኪ ወይ ደቅካ ትዛረብ ከም ዘለካ ዝተሰቆረካ ኣይመስለንን ! 😤😤😤😤😤😤😤😤
@@lhnentertainment7916 ኣንታ ዓወት በቃ ኾይንካ ሰበይታይ ተቋያቁ ኾንካ ተርፍካ ውይ ቅንኢ ዘይገብሮ ዘይብሉ🤣🤣🤣 ዋይ ሓወይ ንስኻ ደኣ ኣይ ብሕማም ሕስድና እዲኻ ተታሒዝካ🤔🤔🤔ኣንታ ሎቁማጽ ውዲ ባሻይ ምስኣወል ምስተራኸበ ደኣ እንታይ ኮንካ ዘየዕገርገካ ውዲ ኣውራጃኻ ስልዝኾን ወዲ ጣባ ግን ዘይ ወዲ ኣውራጃኻ ድልዝኾ ኪዱ ደኣ ንፋለጥ እሞ ንማለጥ ተታልልዎ ሰብ የለን ወላ ሕብርኹም እንተተላዋወጠ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯💯✅
Gexika trhaki
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
You're right, bro. It is very sad wrong discrimination stop stop stop....
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🙏🙏
❤❤❤❤😂❤
መብዛሕትኡ ግዜ ወይ ፖለቲካ ፈሊጥኩም ፐለቲከኛታት ኩኑ ብልሕኹም ኣርእዩ። ብዝተረፈ ዘይትጻወሩ እንተኮንኩም ከኣ አፍኩም ኣክቡ ።ኣብ ፖለቲካ ስምዒታዊ ምዃን ብውልቀሰባት ምዝራብ ጽበት ኣእምሮ ይበል። ሰባ ስምዒታውያን ገርካ ኣብ ሰናቲም ምእካብ በጄኹም ግደፍዎ።
🙏👍👍💟👍👍👍
❤️🇪🇷♥️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
LHN entertainment you have to read and do research before you open your mouth.
Nska enber lokmax abzi ewann hgdf ktkawom eyu zgbe
ሓቁ እንድዩ እሞ ከዳዓ ሸያጢ ዓዱ ሓማሴናይ የለን ስቅ ኢልካ ለመጭመጭ ኣይትበል ህዝቢ ሓማሴን ክጸንት ኣለዎ ክባሃል ኮሎ ዘይትምልሲ
Tdemrenaaaa
Tedmren ina kkkk
Denkoro ika Eritrea ab xelmat kla bhadot tmsker
Xbuk mearemta eyu awragawi mfllay bejakum gdefwo
ምን አይነት ሰይጣን የሰረራቸው ፍጡሮች ናቸው
Kazimierz nilaeli luqmixina alo dyu?loqmaxi wahid
anes wereja gere iye zgmmteka nere hji gn kulu negerka kndi nztegageyu mmlas si kemu mbalka nwedi taba xbuk aykonen
Nmntay Awel suq elu semieiwo ayfelyn wedi taba hatew eyu zibil suq elka entesemiekayo
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk🐒
Abey koinka meklekal ab adi eyom zelewu derona enda seteyu
Yes you are right thanks my haro ertera awate you are right 🇪🇷 yes that is correct 🇪🇷
You lost my friend, stop blaming!
ስቅበል ካብ ውዲ ጣባ ትማህር
Pls lets think twise before we speak
ATA NSKA ENTAY EYU XEGEMKA.....??? NAB YEHWATKA TRAY HEMAK TZAREB. MENGSTI ZEYTDGEF ENTEKOYNKA ENTAY EIKA NSKA....TEMAHAR....TEMHAR......!!
chid tfae hasawi lokmegna eka gn
ትምህርቲ ኪድ ፊደላት ይብኽዩ ኣለዉ ቦትኦም ጠፊእዎም !
@@lhnentertainment7916men dea ybluka ke eska mejlag lehasi tebeqa kuneley diu elka tekewl eske wedi denqoro mehaym wahid
ፀላኢ ብብረት ጥራሕ ዘይኮነስ ብኽፉእ ሓሳብ እውን እዩ ዝዋግኣካ ስለዚ ከነስተብህለሉ ይግባእ።
ዓወት ለባም እንታይ ክንብል ቲክቶክ ዝበሃል እንተዝዕጾ ከመይ ጽቡቅ ኔሩ ብእፍሊ ደናቁር ትንፋስና ወጺእናኮ ንፋጦም ዘየጽረስ ሓላልን ጅግና ህዝቢ ክዝልፉ ይውዕሉ ኣለው
ካብቲ ዝገርም A-z ክወጽወን ዘይክእሉ እዮም
ለባም እንታይ ሙዃኑ ትፈልጥ ዲኻ ገላዕታ
ንሕብረተሰብ ዘናቑት ዓገብ ክበሃል ኣለዎ። ህዝቢ ኤርትራ ጭዋ ባህሊ ዝውንን ክቡር ሕብረተሰብ ኢዩ።
ንስካከ እንታይ ስርሕካ ንስካከዳዕ እኻ ወዲ ጣባ ኸማኻ እዩ ንሱ ዴማ ከፍሉ እዩ ኽልኹም ሐደ እኹም
አታ እንታይ እዪ ወሪዱካ ጨዉ ሲእንካ አኽፊእካ
You're very wrong and misunderstood the whole contexts, you should listen the full video, even Present Issayas Afewerki said the same which is " Eritrea is nay Zegnet hager eya".
በጃካ ኢለካ/ኪ ነቲ ሓሳብ ተረድእዮ ንህዝቢ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ድዩ መንነት ኣምጺኢሉ ወይ ሂብዎ? ደሓር ኣብ መንጎ መንነትን ዜግነትን ዘሎ ፍልልይ ኣፍልጦ ዘለካ/ኪ ኣይትመስልን ኢኪ። ኤርትራ ከ ድሕሪ 1879 ዝተፈጥረ ድያ ናታ መንነታዊ ድሕረ ባይታ ፈጢራ? በጃኪ መልሰለይ/ሲ ።
@@lhnentertainment7916 ሓቅኻ ኣለኻ። ኤርትራ ናይ መንነት ሃገር ኢያ፣ ኣነ መንነተይ ጓለባት ኤርትራዊት ኢየ፣ ኣነ ውን ኤርትራ ናይ መንነት ሃገር ኢያ ኢለ ኢየ ዝኣመን፣ ብጽሑፍ ክትገልጾ ኣብ ኮመንት ከቢድ ኢዩ። Please try to understand the whole context of wedi taba in all his video. I can understand your frustrations but you’re smart and Thank you for all the sacrifices our heroes like your Dad, brothers and sisters. did for us. They're always in our heart for real.
Kid kem wedi taba asmera eto feger
አነ አነ አብዚሕካ እዚ ካአ ናይ ውድቀት ምልክት ኢዩ 2 ክብረት ይሃልኻ ናብ ሰማዕትካ ሓሳብካ ይደግፉ አይደግፉ መጺኡ ይከታተለካ አሎ ብዛዕባ ወዲ ጣባ መምህሮም ይኩን ወላ አይኩን እንታይ አሕበጠካ ወይለክይ ባዓል አረጋይ ሓጎስ ጨጪሖሙልና እንደገና ብዝሓለፈ ሰርሑ አይኮናን ክንተሓሳሰቦ አድላይ ተትነብ አብ ኤርትራ ምሓዝዎ ሰለዚ ናትካ ፍልጠት አካፊልካና ተከድካ ይምረጸ ካብ ላዕልን ታሕትን ምዝራብ ሃገራዊ ክንስኻ ን ን ሃገራዊያን ምውቅቃዕ ደውይበል
ኣየናይ እዩ እቲ ኣነ ኣነ ምባል? ደሓር ኣይትስምዕዎን ኣይትከታተልዎን ዝበለ የለን ኣስብሂልካ / ኪ ጸሓፊ, ኣየናይ እዩ ከ እቲ ዝሓለፈ ትብሎ ዘለካ,እቲ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብን ክብርታት ህዝቢ ምዝንጣል ድዩ ዝሓለፈ? ዝሓለፈ እንተደሊካ ቴለፎንካ ዝሓፈለይ ኩሉ ቪድዮታቱ ክሰደልካ ክስክሕ ፡ እሱ ግን ኣየዛርብን እዩ ቃላቱ ዘይእዱባት እዮም ክምለሶ ድማ ናይ ግድን እዩ! ልዕሊ ሰቡ ከም ዝሰርሐን ዝበርከተን ግን ኣነታውን ሕሉፍን ክኸውን ኣይግባእን ኣይከውንን ውን ! ኤርትራ ይእቶ ኣይእቶ ድማ ንነብሱ እምበር ንህዚ ይኩን ሃገር ኤርትራ ወላሓንቲ ኣይኮነን። በዚ ናይ ሎሚ ቪድዮ እንተኮንካ ናይ ቀደም እዩ ትብሎ ዘለካ ግን ተጋጊካ ኣለካ፡ እዚ ቪድዮ እዚ ቅድሚ ሰሙን ንኤርትራ ምካዱ ዝተዛረቦ እዩ እሞ ኣስተባህሉ። ወድሓንካ!
ሕጂ ዓወት ናይ ሕሉፍ ኣይነቃሲ ከም ዞም ተቃወምቲ ነቲ ዝሓለፈ ታሪኽ ገዲፍነ ሓዲሽ ነገር ንሕሰብ
Wow i am happy to you awat you are so sweet and you are jegna wow 👌 👏 😍 👍 yes 🇪🇷
Bravo YOU ARE RIGHT
Balom ezeom lokamex temale mes xelatena koynom ketfeona yehasbo nerom heje ete wedbom hewehat mes farase ab hagarawent tamalesna yelomna hasawte eyom balom mesaka alena eretrawi mes eretrawi teray eyu. Yekreta yeblo enkalawo ab hade zoba kaydom eyom yekreta zehato kolo hezbena aytesatefen abze yekreta natom. Ezeom maneseyat bezay nekhat eyom hoho zeblo besmet eyom zezarebo
sigab higi subscribe migbarew aghuyuni sihbeya aleku leka adgi nihamedu ika shame on u 😡😡😡👎👎👎👎
He is laiy and hasawe made he is 👶 we are erteraweyn 🇪🇷 💯 9 yes you are right thanks my haro god bless to erterawe people ❤️ 🇪🇷
Keep up the great work
schifo
ኣታ ጨናዊ ኣውራጃዊ. ንምንታይ ዶዓ ወድ ባሻይ ምስ ኣወል ምስተዛረበ ከምዚ ጌርካ ዘየአግርገርኻ? ቆማል ትግራዋይ! መንነትኩም ኣለሊና ካብ ኤርትራ ከይጓሃፍናኩም ሰላም ኣይክነብርን።
ከመይ ጌሩ ንወዲ ባሻይ ደኣ ኽትንክፎ ግደፍዮም ጥራሕ ፈሊጥናዩም ኣለና ኩሎም ኣስተብህልሎም እቶም ብኣውራጃውነት ኣይትተንኩፉና በሃልቲ ኢዩም ኣብዛ ናይ ወዲ ጣባ ዘዕገርግሩ ዘለዉ ነስተብህለሎም ጥራሕ !!!
@@demmetgarza3618 ብሽም ደቅ ኣከለጉዛይ (ደቃሉ ተጋሩ) ዝገብሩዎ ገብን ደቅ አቲ ከባቢ ክህተቱሉ ኣለዎም። ወይ ገዝዖም የጽርዩ። ካብ ኣቅሞም ንላአሊ ተኾይኑ ድማ ነቶም ጠንቀኛታት ተጋሩ ኣይናትናን አዮም ዒሎም ፈልዮም ንመንግስቲ የረክብዎም። ተዘይኾነ አቲ ብ ኣውራጃዊነት ዘተዓታትውዎ ህማም አንድሕር ተላቢኡ ወሲኹ ክልክሞም ምዃኑ ይፍለጡ።
Brother wedi teba is not good all any way thanks you
Awethaway teqawami neru ewe wedi taba gna eti zbhal eko mengsty riewo eu nexa eu Kia tebahilu mish do ways entay ayamnkalun malet deu hito eya melska Kia yxb bitahtna
Merhaba Awet jigna wedi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ERITREA FOR ERITREAN, ERITREA FOR EVER, NEVER KNEEL DOWN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERITREA IS ONE 1
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
bravo 👍
Keep it up bro
እታ ንመንነተይን ባህለይን ሑሉፍ ታሬኽ ህዝቢ ኤርትራን ታሬኽ ገድሊ ኤርትራን ብመስዋእቲ ኣቦታተይን ኣደታተይን ዝተሰውኡላ ኤርታዊ መንነት ሰለ ዘለዎም ተሰውኦም ኢዩ ዝብል ዘሎ ካብ ዚኣ ንላዕሊ ሓቂ የለን። መን ምኻንካ ከይፍለጥካ ኣይትስዋእን ኣይትቃለስን ኢኻ ስልርዚ ንኤርትራዊ ምንነት ንምሕካኽ ዝገበር ስውርን ጋህድን ኩልና ኤርትራውያን ንቃለስ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Aigebe aigebe ertra nertrwyan