Foudation of Radio Dimtsi Hafash January 1979 ...In addition to these important historical events of 1979.🇪🇷 # Thank you Lingo for the song " terebaribna"
Happy new year Lingo ms kulom sdrakan fetewtkan amete selamn rahwan tenan fkrn tkunelka ❤🎉 thank you so much n kulu tekrbelna zeleka. Edmen tenan yhabka fetari ❤❤❤
الحقيقه بدون ايو انحار بدون ايو انخار بس ينقصه عن بعد المعلومة الجبهة التحرير إريتريا ولكن الله الصحة والعافية هناك تاريخ عمليات الجبهة التحرير إريتريا التي كانت تنفذ في اعماق اديس ابابا مثل فتح الم بقاء وكذالك اسمرة ومندفرة مثل عمر سبا الذي حلفاء الا ان ياتي براسا الجرنال الذي نفذا مذبحة تسني فااتاء بها و كذالك المناضل حديش المناضيل البطل ومحمود قودي اخو المناضيل علي ابراهيم الذي لا يحساء ويعد العمليات الفداية التي نفيذت والمناضيل عبدالله حسن الفداين الجبهة التحرير إريتريا لم يواريخ لهم التاريخ علي كل حال ليسة تقسير منك تاريخ عمليات الجبهة التحرير إريتريا لو 100من امثالك لنا استطيع ان تصل منه ماواصل اليه احمد ابو سعد الله يعطيه العافيه ويعطيك العافيه تحية وتقدير واحترام قدمتا روحك وجهدك لحزات طفولتك لي بلدك عيشتا لي اجلي بلدك وما زيلتا تستحيق احترام ونقدير وشكرا جزيلا لحضرتك تعيش إريتريا 🇪🇷حورة تحيا إريتريا بلادي نحن فداكي يا بلادي ❤❤
*🌴🇪🇷 ኤርትሪያ 🇪🇷🌴*
*ብሩኽ በዓል-ልደተ ክርስቶስ ንመላእ ህዝብን ሰራዊትን መንግስት ሃገር ኤርትራ ።*
*ክብርን ሞጎስን ንቶም አብ'ዚ መድረኽ'ዚ ንኽንበጽሕ ህይወቶም ዝኸፈሉ ወትሩ ሓውልቶም አብ ልብና ተሃኒጹ ይርከብ ።*
*🙏 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🙏*
ሃይለሚካኤል(ሊንጎ) እተቅርቦ ዘለካ ታሪካዊ ፍጻሜታት ብጣዕሚ ኣዝዩ ዝምስገን እዩ ፡ኣጆካ በርት ፡ካብ ኩል እትመርጽም ቃላት ኣዝዩ ልዙብን ሰተት ኢሉ ኣብ ኣእምሮካ ዝሰርጽ ኣቀራርባ እዩሞ ደጊመ ኣጆካ በርትዕ ጅግና ጅግና ኢካ፡፡ኢሳቅ ፋሲል እየ።
ኣነ ዝገርመኒ እዞም ሰሚዕና ላይክ ከይገበርና ንሓልፍ ሲ ፡ንሰምዖ ዘይስወጠና ዩ ዶ ነዚ ቻነል ጻዕሩ ዘይምርዳእ ዩ ።ብዝኾነ እንቃዕ ሊንጎ ካብ ልቕምቃም ዩትዩብ ዝሓድር ኣይከነ ።ዓገብ በስ ዓገብ
እቲ ዘገርም ነገር አብዚ ትረካ ናትካ ስነጥበብ ብዝምልከት ቡዙሕ ጠቂስካ ጽቡቅ ዝድገፍ እዩ
እንኮነ ነቲ ዓብን ህቡቤን ቀንዲ ካብ መስረቲ ጉጅሊ ህ ግ አብ 70ታት ከም ደራፋይ ሙዚቀኛን መምህርሙዚቃን ዝነበሬ ዓሊ የዓሲና ከይጠቀስካ ምሕላፍካ እሞ ከኣ ይትርፍ ከም ሐደ መስራቲ ከምተራ ሰብውን ዘይምጥቃስካስ ዘገርም እዩ።
ወላ እቶም ዝጠቀሰካዮም በዓል ዘማች ንሱ ከም ምሃርሮም ደጋጊሞም አብ ዝተፈላለዬ አጋጣሚታት ጠቂሶሞ እዮም።
ጃግና ቀጻሎ💯💯💯🇪🇷💯👉🏆🙏
ሊንጎ ንትህቦ ትረኻዊ ቃልስና ልዕሊ ኩሉ ድማ ንመንእሰያትና ኣዝዩ ኣገዳስን ግዜ ዝጠልቦን ኢዩሞ ቀጽሎ ciao grazie
Foudation of Radio Dimtsi Hafash January 1979 ...In addition to these important historical events of 1979.🇪🇷
# Thank you Lingo for the song " terebaribna"
ሊንጎ ጅግና ናይ ወትሩ ተኻታታሊኻ ኢየ። ሻራ ዘይብሉ ታሪኽ ስለ እትዝርግሕ ድማ ደስ ካብ ዝብለኒ ኣቀራርባኻ ኢዩ።
Happy New Year Lingo the great.Welcome Eritrean Lion 🦁.I Just wish our lovely country to have only honest people like you
ናይ ብሓቂ ዘደንቅ ታሪክ ኢካ ተስንቀና ዘለካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሊንጎ
ኣብ መወዳእታ ካብ ብዙሓ ተጋደልቲ ዝሰምዓ ዝነበርኩ ዘረባ
ባውሮቶ ትብል ሶፍያ ዓንዶም ይብሉ ኔሮም ትርጉማ ግን ዝገለጸለይ ሰብ ኣይረከብኩን ብጀካ ሓደ ብድብድቡ ኣብ ታባ ሽግለት ተሰዊኣ ዝብል ነገር ካልእ ኣይሰማዕኩን ስለዚ ብዛዕባ እዛ ኣበሃህላ እንታይ ትፈልጦ ነገር ኣሎ ?
Lingo legend of legents❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravo lingo❤
Thank you for your lecturing us our heroism history .
Lingo jigina ketsilo neti hakejna tarik Eritrea ❤❤❤
ሰላም ይኹን ንዓኻ ክብር ሓርበኛ ሊንጐ
ኩሉ ሙልእዪ ምናልባሽ ምውሳኽዉ ኣይጽላእን
ጉባኤ ሃገራዊ ሰራሕተኛታት ውን ኣዛዓመት እዩ
ተቓኒዑ ምስ ብዙሕ ሰላምታይ
ብሉጽ ሐያልን ሰነጥበባዊ ወዲ የሕያ አይክንርሰዑን ኢና
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Thank you Lingo biy kulu etiy gobro zeleka mesganay wesen yebelun ajoka qexelo jeganu berqi weledo wetru awet niy hafash ❤❤❤
We are on your side as usuall.
Happy new year Lingo ms kulom sdrakan fetewtkan amete selamn rahwan tenan fkrn tkunelka ❤🎉 thank you so much n kulu tekrbelna zeleka. Edmen tenan yhabka fetari ❤❤❤
I thank you Asmait Haftey
The same to you too.
May 2025 brings you full happiness!
ከም ወትሩ ዓቢ ውዕሎ ታሪኽ።
ጽቡቕ መግለጺ ኣብታ ቅድሚ ዚኣ ዝነበረት መደብካ ንኣብርሀት ብርሃነ ኣይዘከርካያን ምናልባት ካብ ምብዛሕ ኣስማት ክትርስዕ ትኽእል ኢኻ መዛኻኸሪ ኢለ ኢየ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍
ታርክ ክውሶኮን ክጎድሎን የብሉን ብጥንቃቄ ክዝንቶ ወይ ክጽሐፍ ኣለዎ
Welcome lingo ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉
Merhaba lingo welcome back 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen Lingo!!!
🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🌹🙏
God jobb
Thanks the same to you brother.
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Lingo
Amen Amen Lngo goo gob
medebatka kulu yketatelo eye bteami dma azu agedasn nezi meneseyat zedanagr zelo akal Tarik ktewawi zftn dema botu zthzn eu . Xubuk srah 🎉
🇪🇷🇪🇷✌️
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ሊንጎ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ጅግና ተጋዳላይ ሃይለሚካኤል ሊንጎ ትስንዶ ዘለኻ ታሪኽ ዝድነቅ እዩ:: ቀጽሎ ኢኻ:: የቀንዬልና!!!!!
Lingo go head
❤welcom Lingo happy new year with ur family🎉
❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷
Lingo miaes eka teswika mengistesemay yewarska emen kihad kibretka aeb adma nay tegadelty shrtkayo sebay entekonka nwedifelansa menketilwo ena kinfelit ndeli enber gedli diae aebotatna endiyom sire yetikomka ninegreka enber
Hi lingo ውግእ ናይ 79 ዝበልካዮ ናይ ኢትሓልበብ ይኹን ናይ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ናይ ጸረ መጥቅዕቲ ማለተይ ኢየ ኣብ ሰውራና ቪድዮ ኣሎ ኩሉ ዝተኻየደ ውግኣት ኣስማት ናይቲ ቦታ ይጠቅሶም ኢዩ ስለዚ ነቲ ትቅርቦ መደባትን ስራሕካን ቀሊል ይገብሮ ማለት ኢዩ ብዝኾነ ናይ ዘበነ ሪጅላን መንቀደደለይ ዝተባህለ ናይ ወታደር ክዳንን መጎጎ እምንን እቲምረት ገድልን ከተቅርብልና ይምሕጽን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ትማሊ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪሞም ተደሚርና ፣ ንስኻ ትመርሓና ፣ ኣይከሰርናን ዝበለሉ ኣምሓሸን 🤣🤣✅
ቁምነገር ተትገብር ምሐሸካ@@mesfinabraham6412
Lingo would u pls leave the link for Terabaribna song. Pls pls
Thanks
Memeher lingo ezie wen tarikena eyu. Awet nehafash
ናጻነት!
ሓደ ካብቲ ዘገርም ወራር ብልሽው ዑሱብ ወያነ ተዓዊቱ እንተዝነብር፡ ጅግና ተጋዳላይ ውን እዚ ኩሉ ደምርሃጹ ዝከፈለላ ሃገሩ፡ ኣብዝደለዮ ክፋላት ኤርትራ ክቅመጥ መስተኣገደ ማለትኮዩ ይሕዋት! ከመይሲ ብዓሌታዊ ክልል ዝብሃል ከማሓድራ፡ መርዛም ውዲት ከምዝነበሮ ኢዩ ዝንገር🙏🏽
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡
ሰላም ክቡር ሓው ሊንጎ ንእተቕርቦ ታሪኽ እንዳመስገንኩ ፡ ኣብ መወዳአታ ግን ስለምንታይ ኢኻ ብዘልኣለማዊ ዝኽሪን ዓወት ንሓፋሽ ዘይትዛዝሞ ? እቲ ምንታይ ታሪኽ ጅግንነትን መስዋእትን ስለዝኾነ ክብረት ይሃበለይ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨️✨️✨️✨️🍀🍀🍀🍀🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
ሰላም የሕዋት ሕቶ ኣላትኒ፡ እዚ 1ይ ወራር፡2ይ፡3ይ፡4ይ፡5ይ፡6ይ ወራር ዝብሃል ንህዝባዊ ግንባር ጥራይ ድዩ መጥቓዕቲ ዝግበረሎም ኔሩ ወይስ ንክልትኤን ውድባት እዩ?
እቲ ዉግእ..ድሕሪ 1978 ምዝላቅ....አብ ግንባር ናቅፋን.& ግንባር ሰሜናዊ ምብራቅ ሳሕልንዮ ወራራት ፈሺሊ..ክልቲኡ ግንባራት ከአ ..ህዝባዊ ግንባርዮ ሒዝዎ ኔሩ...ዝበዝሐ 2ይ አቤትያዊ ሰራዊት ከአ አብዘን ግንባራትዮ ኔሩ....ሕጂ ባዕልካ መልሳ
@tedrosberhe1850 thank you bro ms hzbawi gnbar tray eu nieru malet u.entay diu zeyteredani jebha ksab 81 nierom eyom neom aytekayedelomn malet diu
ሊንጎ ሓውና ክብሪ ይግባስካ እዩ
እዚ ተኣምር ዝኮነ ታሪክ ብመጽሓፍ እንተዝጽሓፍ ከመይ ጽቡቅ ጌሩ?
ሊንጎ ሓወይ ሰብ ኣብ ሂወቱ ኣብዛ ምድሪ ክልተ ዓበይቲ ምርጫታት ኣለውኦ።ሓደ ሰብ ካኣ ወይ ክልቲኤን ምርጭኡ ይገብረን ወይውን ሓንቲአን።እቲ ምርጫ ካኣ ዝሓልፍን እቲ ዘይሓልፍን ይብሃል።ሊንጎ ካኣ ኣብቲ ዝሓልፍ እጹብ ድንቂ ዝኮነ ታሪኽ ምርጫ ገድሊ ኤረትራ ሰሪሕካ ኢካ ኣብዚ ካኣ ዓቢ ክብሪ ንኣካን ንኩሎም ተጋደልቲ ኤረትራን ኣሎኒ።እታ ካልኣይቲ ምርጫ ካኣ ነቲ ዘይሓልፍ ሰማያዊ ጽውዓ ብክርስቶስ የሱስ ዝተገብረ ተበጃውነት ክትሓስብ,ክትቅበሎ ክትስዕቦ,ምስ ኩሎም ቁዱሳን ኣብቲ መጽሓፍ ሂወት ስምካ ተጻሒፉ ምክሪ ኣምላኽ ኣብቲ ዘላኣለማውነት ክትጽንበር ከም ደላይ ጽቡቅካ ይዕድመካ ኣሎኺ።
የሱስ ኣብ ኣፍ ደገ ኮይኑ ዝከፍተሉ ተረኸበ ዃሕ ዃሕ የብል ኣሎ
መርሓባ ኣያናን መምህርናን ንስኻ ታሪኽ ኢኻሞ ንበረልና ሓውካ ክብረኣብ ዘካርያስ
Wedi flansa
ሊንጎ እዚ ብተበግሶ ወይ ድማ ጸረ መጥቃዕቲ 79 ዝፍለጥ ወትሃደራዊ ስርሒት አብ ግንባር ናቅፋ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 04፡00 ወጋሕታ ብሸነኽ ጎቦ በያንን ሐሬና ብብሪገድ 70 ኢዩ ተጀሚሩ ። ልክዕ ፍርቂ መዓልቲ ድማ ብሪገድ 77 ብሸነኽ ማእኸል ግንባር ፈርኔሎ ዝባሃል ቦታታት መጥቃዕቲ ፈነወት። ብሸነኽ ጸጋማይ ክንፊ ግንባር ድማ ብርገድ 51 ን 58 ብወገን ናሮ መጥቃዕቲ ፈንየን ጸላኢ ንብረቱ ሰቡን አብ ሕዳይ ራሕሪሑ ናብ አፍዓበትገጹ አንሳሒቡ እንተኾነ አብ ክሳድ ዓዲ ሽሩም ካብተን ዝሃድማ ዝነበራ ታንክታት ሐንቲ ብከቢድ ብረትና ምስ ትሃርመት ኩለን ተሎኲተን አብ ኢድና ወደቃ። አነ ምስ ብሪገድ 77፡3፡ 1 ኔረ። አለም ሰመረ ካብ አሜሪካ
ክቡር ተጋ/ይ ሃይለሚካኤል (ሊንጎ) ተቕርቦ ዘሎኻ ፍጻመ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ፡ መሃሪ፡ ሓባሪ፡ መኻሪ፡ ምስክርን እዩ፡ ብሉጽ ኣቕርቦት ጥዕና ይሃብካ፡
ፍቓድካ እንተኾይኑ፡ ሕቶ ነይራትኒ፡
መደብ ኣቕርቦትካ፡ " ኣልጌና " ሰም ምሃብካ፡ ፍሉይ ፍጻመ ታሪኽ ስለዝነበራ ድዩ? ወይ ብውልቅኻ እትዝክሮ ስለዘሎ'ዩ?
የመስግን፡
መድሃኔ ተስፋለም
الحقيقه بدون ايو انحار بدون ايو انخار بس ينقصه عن بعد المعلومة الجبهة التحرير إريتريا ولكن الله الصحة والعافية هناك تاريخ عمليات الجبهة التحرير إريتريا التي كانت تنفذ في اعماق اديس ابابا مثل فتح الم بقاء وكذالك اسمرة ومندفرة مثل عمر سبا الذي حلفاء الا ان ياتي براسا الجرنال الذي نفذا مذبحة تسني فااتاء بها و كذالك المناضل حديش المناضيل البطل ومحمود قودي اخو المناضيل علي ابراهيم الذي لا يحساء ويعد العمليات الفداية التي نفيذت والمناضيل عبدالله حسن الفداين الجبهة التحرير إريتريا لم يواريخ لهم التاريخ علي كل حال ليسة تقسير منك
تاريخ عمليات الجبهة التحرير إريتريا لو 100من امثالك لنا استطيع ان تصل منه ماواصل اليه احمد ابو سعد الله يعطيه العافيه ويعطيك العافيه تحية وتقدير واحترام قدمتا روحك وجهدك لحزات طفولتك لي بلدك عيشتا لي اجلي بلدك وما زيلتا تستحيق احترام ونقدير وشكرا جزيلا لحضرتك تعيش إريتريا 🇪🇷حورة تحيا إريتريا بلادي نحن فداكي يا بلادي ❤❤
ሰላም ሰላም ኩቡር ሓው ሊንጎ ከመይ ትኸውን ኣለኻ?
ኣዛንትዋኻ ካብቲ ናይ ስርዓት ህግደፍ ውጽእ ዝበለ ንኹሎም ኣብቲ ስራሕ ዝተሳተፉን ዝመርሑን ብማዕረ ዝርኢ ስለዝኾነ ይከታተሎ ኢዩ።
ግን ድማ ክሳብ ሎሚ ኣቕሪብካዮም ዘለኻ ትረኽትት ኩሎም እቶም ጽቡቓት ጥራይ ኢዮም ። 22:25 ኣብ ሰውራ ኤርትራ ግን ኩሎም ጽቡቕትን ሕማቓትን ስራሓት ተሰሪሖም ኢዮም። እንተኾነ ክሳብ ሎም እቶም ሕማቓት ታሪኻት ክትትርኾም ኣይስማዕኩን ንመደብ ትረኻኻ ዝያዳ ሰዓብን ሰማዕን ክረክብ ኩሎም ሽነኻት ክትፍትሽ ምተገብአ። ኣብ ቅጻሊ ስራሓትካ ትቕርቦም ይላቦ።
ዝኸበርካ ሓዉ ሊንጎ እዛ ከም መኽፈቲ እትጥቀመላ ዘለኻ " ተረባሪብና ኢና " እትብል ታሪኻዊት ደርፊ ከይተቋርጻ ። ብተወሳኺ ኣብ መዕጽዊ እዉን እንተ ኣእቲኻያ ነቲ ታሪኽ መጸበቐቶ ።
ኣየ ሊንጎ! ታሪኽ ናይ (ወዲ ፍላንሳ ) ስ ሸፈፍ ኢልካዮ ሓሊፍካ። ወዲ ዓዱ ከይብሉኻ ኢልካ ዲኻ?
ንምንታይ ታሪኽ ጀብሃ ዘይትረኽ፡ ልዕሊ 30 ዓመት ታሪኽ ሻዕብያ ጥራሕ ክነገር፡ እዚ ታሪኽ ኣይከውንን ታሪኽ ኩሉ ሙሉእ ምስ ዝከውን'ዩ፡ ህዝባዊ ግንባር ኣስመራ በይኑ ስለ ዛኣተወ ኩሉ ታሪኽ በይኑ ብሒትዎ !
ሊንጎ ኣብ ህዝባዊ ግንባር እምበር ኣብ ጀብሃ ኣይነበረን። ኣንቶንዮ ተስፋይ ብዓቕሙ ታሪኽ ጀብሃ የቕርብ ኣሎ። TV Sened ኢልካ ስዓቦ።
ሊንጎ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግምባር እምበር ተጋዳላይ ጀብሃ ስለዘይነበረ ናይቲ ባዕሉ ብኣካል ዝነበረሉ ውድብ ኢዩ ከዘንትወልካ ዝኽእል፡ ኣነ ርግጸኛ ኢየ ናይ ጀብሃ ታሪኽ ብፍላይ ድማ እቲ ዝነበራ ኣሉታዊ ታሪኽ እንተዘዘንቱ ነይሩ ብዙሕ ሰብ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ታሪኽ ኢኻ ተዘንቱ ዘሎኻ ብምባል መካፍእዎ ነይሮም፡ ይቕሬታ ግበረለይ ግን ከምዚ ክብል እንከለኹ ጀብሃ ኩሉ ታሪኻ ኣሉታዊ ኢዩ ነይሩ ማለተይ ኣይኮንኩን።
Abzey wealkalu tarikh azentu do ybehal eyu wedey nueba awentawi hsebu
አብ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ...ናይ ህዝባዊ ግንባር ይትርክ......ጄብሀ ዝነበረ ከአ ናይ ጀብሀ ይትርክ.....አነ አብ ህዝባዊ ግንባር ተድአ ኔረ.ከመይ ጌረ ናይ ጀብሀ ይትርክ...እቶም ጀብሀ ዝነበሩ ከአ ታሪኮም ስለ ዝኮነ ባዕሎም ኢዮም ክትርክዎ ዘለዎም...መንዶ ከልኪሉዎምዮ አአብ ዝነበርካዮ ኢካ ትትርክ::
❤thank you lingo big brother....
Happy new year 🎉
Eritrea 🇪🇷 previle
❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Thanks lingo ❤❤❤