ዘጋጠሞ ዘሰንብድ ነገር?

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 29

  • @filimongebre8553
    @filimongebre8553 9 місяців тому +5

    እዚስ ንባዕሉ ድዱዕ ዝመስልስ ንመን ኢዩ ድዱዕ ዝብል።

  • @henokfrezgi3074
    @henokfrezgi3074 9 місяців тому +1

    ሰላምን ንህዝብናን ንመላእ ኣፍሪቃን ዓለምናን። ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
    ከመይ ጌርና ንሚዕብል ኣፍሪቃ ከኣ ምኽሪ ለግሰልና።

  • @habtezeray1368
    @habtezeray1368 9 місяців тому

    ❤❤❤❤ xbuk temhrti

  • @AmanBrhan5844
    @AmanBrhan5844 9 місяців тому

    መርሓባ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ❤❤❤❤❤

  • @ሳካማርቲ
    @ሳካማርቲ 9 місяців тому

    ክንደይ ግዜ እልናካ ሕጂስ ኣምጽኻልና 😂
    የቐኔልና ክቡር ሓው❤❤ናይ ኩሉ ግዜ ተኻታተልኻ እየ❤

  • @naodkibreab2639
    @naodkibreab2639 9 місяців тому

    Thank you bro 🎉🎉🎉

  • @Elias_25Nebil
    @Elias_25Nebil 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ziontsehaye934
    @ziontsehaye934 9 місяців тому

    Keep it up thank you bro ❤

  • @shwithaile3179
    @shwithaile3179 9 місяців тому

    Thank u bro

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 9 місяців тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @amanuelhabtayeyenumberone1581
    @amanuelhabtayeyenumberone1581 9 місяців тому

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 9 місяців тому

    😢😢😢😢😢😢 bsmam neza keray alem hemaki mgebari nhiezb necolu ktelet mkera temet zemat hsem ktlet woldom zekitmn nheznat noled bdecom ktelt 😢😌

  • @eriadijeganu746
    @eriadijeganu746 9 місяців тому

    Selam niaka yekun eta. Redio tabiya elkayo zelka medbre radio elka aremo

  • @SiG-j1c
    @SiG-j1c 9 місяців тому +3

    ናይዞም ንገበን ዝጉስጉሱ ጆን ብላሽ ሊስትሮ ተወታፊ ኸኣ ከምዚኣ የርእየና

    • @gizetezareb3775
      @gizetezareb3775 9 місяців тому

      ብጭብጢ እንታይ እዮም ጌሮም? ተወጺዕና ናሞ ንቃለስ ጸላእትና ናብ ሕጊ ነቕርብ ስለ ዝበሉ ድዩ ? እንታይ ዓለታውንት ዝገብርዎ ኣሎ ?

    • @gizetezareb3775
      @gizetezareb3775 9 місяців тому

      እዚ ንባዕሉ ዓሌትነትን ምቁንጻብን እዩ ። ገበን እንተ ኣለዎም ኣብ ዓዲ ሕጊ እዮም ዘለዉ ብሕጋዊ መንገዲ ከሲስካ ኣረኻክበሎም እንተ ዘይኮኑ ከም በዓል ካቡጋ ,፡ተውታፊ " ሊስትሮ ናበልካ ዓሌትነት ኣይትስበኽ ከም ካቡጋ ከይትረኽበካ

    • @blueblueablueblue5904
      @blueblueablueblue5904 9 місяців тому +1

      ​@@gizetezareb3775ትላገጽ አለካ ምሽ???

    • @gizetezareb3775
      @gizetezareb3775 9 місяців тому

      @@blueblueablueblue5904 ኣይተላገጽኩን ጭብጥን ሕጋውነትን እንተ ኣለካ ከሲስካ ረኻክብሎም። እንተ ዘይኮይኑ ምጽራፍን ምንእኣስን ዘምጽኦ ለውጢ ናብቲ ትደልዮ ዘለኻ ዓሌትነት እዩ። ንሶም ተብዲልና ኢሎም ይቃወሙ ኣለዉ ። ንስኻ ደጋፊ ተኮይንካ ከኣ ግድን ኢዩ ቀጭውጭው ክብለካ ። ከመይ ሲ እቶም ትድግፎም ገበነኛ'ታት ዮም ናብ ሕጊ ክነቕርቦም ዮም ዝብሉ ዘለዉ ።

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ 9 місяців тому

    ከም ብዓል ውፍይ.ወዲ ኣድጊ.ጆን ብላሽ.ቺሮስ.ጆሲ.ኩፍሎም.ሃብተጽየን.ወዲ ሓጂ.ወዘተ ማለት ኮዩ ኣብ ኤሮፓ ኪናት እንተ ዝጅምር ካብ ሀጽ ምድሪ ምሰወርናዮም ኔርና ኣበይ ሞ 😅😅😅😅

  • @nazrethagos4560
    @nazrethagos4560 9 місяців тому

    🥰🥰

  • @Erena-bl8pf
    @Erena-bl8pf 9 місяців тому

    እዛ ወርሒ ምያዝያ ብፍላይ መፋርቕ ወርሒ ምያዝያ ገለ ኣለዋ፡ ናይ ርዋንዳ ምጽናት ዓሌት፡ ናይ ሳዳን 15/04/2023፡ ናይ ትማሊ መጥቃዕቲ ኢራን እስራኤል 14/04/2024

  • @N.at.79
    @N.at.79 9 місяців тому +1

    እዚ ከይመጻና ኢና ኤርትራዊ ተጠንቀቅ ጸላኢካ ኣለሊ ንብል ዘለና።
    ብፍላይ ጂስትድዮ ዝባሃል ዬሴፍ ሕኮር ነዚኣ ክገብር ብሃመይማኖትን ዓሌትን መንነትን እንዳበለ ዝጉስጉስ ዘሎ።ትግራዋይ ክነሱ ብሽም ኤርትራውያን ዝሽቅጥ ዘሎ።ኤርትራዊ ለብም። ከጨፉጭፈና እሞኻኣ ተጋሩ ሒዙ ኢዮ ክመጻና ዝዳሎ ዘሎ።🙏🙏🙏

    • @gizetezareb3775
      @gizetezareb3775 9 місяців тому

      ኣንታ ቁርብ ስክፍታ ግበሩ! ትግራዋይ ኢልካ መንነት ኣይትዓድሎ መን ዩ ኢምግረሽን ገይሩካ? ሕማቕ ይዛረብ ኣሎ ኢልካ ክትከሶ ትኽእል ኢኻ ካብኡ ሓሊፉ ግን ዜግነት ክትምንጥሎ መሰል የብልካን ።

    • @gizetezareb3775
      @gizetezareb3775 9 місяців тому

      ንስኹም ውን ካብ ካፑጋ ዘፍሊ የብልኩምን ። ካብ ዓሌትን ሓሶትን ወጺኻ ብሕጋዊ መንገዲ (ኣቶ ዮስየፍ ,, እንበልካ ከሲስካ ብገብኑ ክትረትዖ ፈትን

    • @N.at.79
      @N.at.79 9 місяців тому

      @@gizetezareb3775 ብጉዳይ ጸጥታ ሃገረይ ዝተንከፈ። መንዮ ካበዮ አጻሪና ኢና ንፈልጥ። በደቂ ኣርባዓ ጤሳ ዘይብሎም ክንዋረድ አይኮናን ። ዘዕበኻዬ ከልቢ አይንከስካ :እንታይ ድኣ ጠበቃ ናቱ ዲኻ ። ጽሑፍካ ሒዘካ ኣለኹ። መን ሓሪፍ መን ሪፍ።ኮለል ኣይትበል።ኤርትራ ትብል ቃል ጥራይ ከማን ከድምጻ አየድልየናናንዮ።እዚ ሰራቂ ዚንጓ።

  • @wegenhaqixelaiamex
    @wegenhaqixelaiamex 9 місяців тому

    ልዕሊ 1 ሚልዮን
    ወይስ
    ልዕሊ 800,000
    ?

    • @onlyone3996
      @onlyone3996 9 місяців тому

      Kab 800,000 ክሳብ 1 ሚልዮን

  • @wintana1600
    @wintana1600 9 місяців тому

    Ewwwwwy anes kab ten baelu zetewen gozomo 1geyre ksadu mkerexkuwo neyre

  • @sabri5460
    @sabri5460 9 місяців тому

    ቂቂቂቂቂ ከም ረድዮ "ESAT" ማለት እኮ እዩ!!! ቂቂቂቂ እንደ " እሳት" ማለት እኮ እዩ!!