እንተተረኺባ ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ነውጺ ክመጽእ'ዩ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 94

  • @Solvlove495
    @Solvlove495 8 місяців тому +10

    ቓል ኣምላክ ክፍጸም ብግድን አዩ ፡አታ ታቦት አንተተረኪባ መወዳታ ዓለም አዩ ስለዚ ንሐና ትጽናሕ ትረከብ አልና ንቕይሮ ነገር የለን ፡የግዳ ካብዛ ብርኽሰት ተበሊዓ ዘላ ዓለም ርእስና አንዳ ሓለና ካሉት ወን ድሕነት ጎይታ አንዳሰበክና ሚጽባይ፡ተባረከልና ብሩከይ ።

  • @BirhaneKahsay-qq7rs
    @BirhaneKahsay-qq7rs 8 місяців тому +41

    እንተተረኽበት እውን እተምፅኦ ለውጢ የለን አብ ክንዲ ታቦት እግዚአብሄር ንወዱ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ስለ ፍቕሪ ደቂ ሰባት ሰለ ዝሃበና መራኸቢ ድልድልና እዩ፡፡

    • @hanandani7400
      @hanandani7400 8 місяців тому +4

      ኣምላኽ ይባርኽካ ግን ክርስቶስ ኣብ ሰማይ ንዘልኣለም ዘይውዳእ ማይ ሂወት ዩ ክህበና ኣብዚ ምድሪ ግን ንሓልፈሉ ወይ ንሞተሉ ግዜ ኣሎና

  • @mussietesfatsion3757
    @mussietesfatsion3757 9 днів тому +1

    Amen amen amen..❤❤❤

  • @FsFs224
    @FsFs224 2 місяці тому +2

    TBH 10 tizazat musie teaming bi tzbot team's orthodox tirah éya finally nab orthodox🙏 ❤éya kitkewen kab kulu Kea fikad amlak eu gn neka big respect... I appreciate u again N again bro keep't up

  • @SelamawitWeldemichael-w8k
    @SelamawitWeldemichael-w8k 8 місяців тому +6

    Luke 23 ትግ - ሉቃስ
    44: ካብ ጊዜ ሳድሰይቲ ሰዓት ኽሳዕ ታስዐይቲ ሰዓት ኣብ ኵላ ምድሪ ጸልማት ኰነ።
    እንተተረክበት ውን ወላሓንቲ፡ ጎይታ የሱስ ዕዳና ከፊሉልና እዩ።
    ብእኡ ዝኣምን ኣይፍረዶን እዩ።
    45: ጸሓይ ጸልመተት፡ መጋረጃ መቕደስ ኣብ ክልተ ተተርተረ።

  • @tesfaytekle7850
    @tesfaytekle7850 8 місяців тому +9

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ተቕርብ።
    ብምቕጻል እታ ታቦት ኣጠፋፍእኣ ጌጋይ ይኽልኣለይ፡
    ንግስት ሳባ ካብ ምድሪ ሓበሻ ናብ እስራኤል መጸት ብናይ ሾኾና እግራ ክትፍወስ ምኽንያት።ሽዑ ካብ ንጉስ ሰሎሙን ጥንሲ ሒዛ ተመልሰት።ኣሕጽር ኣሕጽር ከነብሎ ኢና እምበር ነዊሕ ዩ።
    ቖልዓ ጎቢዙ ናብ ኣብኡ ንጉስ ሰሎሞን ከደ ብድሕሪኡ መን እዩ ኣቦኻ ካብ ኩሎም ኣለሊ በሉዎ ንሱ ግን ምልክት ካብ ንግስቲ ሳባ ኣዲኡ ሒዙ ስለ ዝመጸ እዚ እዩ ኣቦይ በለ።ሰሎሙን ኣማን ብኣማን በለ።ብድሕሪኡ ኣብ እስራኤል ክመርሕ ጀመረ።ኢስራኤላውያን ግን ብጸሊም ክመሓደሩ ኣይተዋሕጠሎምን፡ንሰሎሙን ከኣ ምሕደራ ወድኻ ተሪሩና እዩ ስጎጎልና በልዎ።እዚ ሕጂ ቐዳማይ ሚነሊክ እዩ ዝኾውን ዘሎ።ድሕሪኡ ንጉስ ሰሎሞን በለ ክስጎ እንተኾይነ በቦኽሪ ወድኹም ክትሰጉ እኹም በሎም ተሰማምዑ ከኣ።ምስ ምኒሊክ 12 ሽሕ መንእሰያት ሒዚ ናብ ምድሪ ሓበሻ ተበገሰ እምበኣር ኣብዚኣ እያ እታ ታቦት ተሰርቐት ታቦት ሚካኤል ሂቦሞ ንሱ ግን ቐይርዋ ተመርቀፈ።
    ንሱ ካብ ኢትዮጵያ ክመጽእ ከሎ ንግስነት ኣብ ኣክሱም እዩ ነይሩ፡ክምለስ ከሎ ግን ንግስነት ኣኽሱም ወዲቁ ናብ ዓዲ ኣምሓራ ከይዱ ጸነሖ።ደሓር ካብ ኣክሱም ናብ ዓዲ ኣምሓራ ጉዕዞ ጀመሮ እቲ ጉዕዞ ከምዚ ወተሃደራዊ ስለ ዝነበረ ልክዕ ታቦት ኣብ ኣኽሱም ከላ ንሱ ኣብ ተከዘ በጺሑ ነበረ።ታቦት ግን ካብ ኣኽሱም ከልዕልዋ እንተደለዩ ከውሒ ኮይና ምልዓል ኣበየት ።ሽዑ በመሓላልፍ ታቦት ምልዓል ኣብያ ዝብል መልኣኽቲ ናብ ምኒሊክ በዘሐ ሓሪቑ ዋይ ተከዝኩ በለ ክሳብ ሎሚ በታ ሽዑ ዝብለ ተከዘ እና ተባህለት ትዝዋዕ ኣላ።እንደገና መልእኽቲ ሰዲዱ በመሓላልፍ ቤት መቕደስ ኣብ ዘላቶ ሱርሑላ ኢሉ ናብ ዓዲ ኣምሓርኡ ቀጸለ።ካብኡ ወለደታቱ እና ቐጸለ ምንሊክ ዳሕረዋይ ንኤርትራ ናብ ጣልያን ሸይጡዋ ዝበሃል ክሳብ ሃይለስላሴ እቲ ንግስነቶም ቐዘለ።ኣነ ብኽምዚኣ ይፈልጣ።እዚን ደሓንክምን

    • @BirhaneKahsay-qq7rs
      @BirhaneKahsay-qq7rs 8 місяців тому +4

      ብሩኽ ሓወይ እዛ ታሪኽ እዚአ ብአፋዊ ወይ ብዛንታ ኢኻ ትፈልጣ፡፡ብርግፅ አብ እስራኤል ክንደይ ታቦት ነይረን፡፡ክልተ ወይስ ሓንቲ፡፡እ/ብሄር ሓንቲ ታቦት ኢዩ ሂብዎም፡፡እዛ ታቦት ከአ ሰጋብ 300 ዓመት ድሕሪ ሞት ንጉስ ሰለሙን አብ እስራኤል ከም ዝነበረት መፅሓፍ ቅዱሳዊ መርትዖ አሎ፡፡ አብ ካልአይ ዜና ምዕ 35 ፍ 4 አንብቦ ኢኻ፡፡

    • @gebremedhinmesele7903
      @gebremedhinmesele7903 8 місяців тому

      😢😢😢😢

  • @janbe7051
    @janbe7051 8 місяців тому +3

    እዚ ጽሑፍ ወይ እዚ ኣቅርብካዮ ዘለካ ዓሙቕ ምስጢር እግዝኣብሄር ስለ ዝኮነ እዚ እልና ርእቶ ክንጽሕፍ ዓቅሚ የብልና!!

  • @Selie444.
    @Selie444. 8 місяців тому +4

    ጽቡቕ ምደብ ❤❤ወላ ታቦት ትረኪቡ ግን ዘምጾ ለውጢ የልን ምኽንያቱ ሓዲሽ ኪዳን ስለ ዝኾን ክርስቶስ ሕጂ ምስ ኣምልኽ ክተዓርቐና ስል ዝመጸ

  • @vgjhgtggih116
    @vgjhgtggih116 8 місяців тому +2

    Ab Eritrea. Eya. Zela

  • @robbebe9838
    @robbebe9838 8 місяців тому +4

    ዋው ኣዚኻ ቡሉጽ እኻ
    ብልክዕ ክትርከብ ኣለዋ።ሓዲሽ ነገር ክንሪኢ ኣለና።ግን ካብ ኩናት ወጻኢ

  • @eritreanieritreawyan4488
    @eritreanieritreawyan4488 8 місяців тому +6

    Eza medeb kulu gize bihankewta ye zxbeya nay behaki bluxin meharin zkone medeb eka tekrib so kexilo hawey 🙏

  • @semharsolomon9406
    @semharsolomon9406 6 місяців тому +2

    Tnx❤❤❤

  • @maekelemeasho3700
    @maekelemeasho3700 8 місяців тому

    Thank you for your service

  • @kinfebirhane4327
    @kinfebirhane4327 8 місяців тому +5

    መደባትካ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ፣
    ኣገላልጻኻ ኣዝዩ ኢዩ ዝምስጠኒ።
    ቀጽሎ 👊🏽

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 8 місяців тому

    I admire you about your collecitve transaltion and finally it takes time and gathering knowledge, sometimes I found history,tragedy, political conspiracy, unsloved murder, talented and brave people and mysterious and so on.....I Thank you brother.

  • @SamieSamie-y6r
    @SamieSamie-y6r 8 місяців тому +2

    ቡፌ,ኤሪ መደብካ ኣዝዩ ደስ ዝብል ዩ ካብ ቲ ደስ ዘብሎ ካኣ ፉልዪ ዝበለ ስለ ተቅርብ ዩ ቀጽሎ ክኣ ሕቶ ኣላትን ተስፋ ዪገብር ኣብዚ መደብካ ከተቅርባ ንሕና ደቂ ሰባት ብምርጫና ዶ ንከዪድ ትብል ወላስ ኩሉ ህይወትና ኣምላክ ጽሕፍዎ ዩ መለት በቲ ጹሑፍ ኢና ንከዪድ ተብል ኣነ ኮ ብምርጫና ግን ብዙሓት ሳባት ዘጎንፉን ሳባት ኣለዉ በቲ ኣምላክ ዝጻሓፈልና ኢና ንከዪድ ዘለና ኩሉ ወላ ን በልዖ ንሰትዮ ዝብሉ ኣለዉ ሞ ገለ በለና እስከ ተገዲስካ

    • @BUFERI
      @BUFERI  8 місяців тому +6

      Thank you kbur haw. ብዛዕባ እዛ ዝበልካያ ከኣ ሰርች ጌረ ሓንቲ ቪድዮ ክሰርሕ ክፍትን'የ

    • @alexander18filmon19
      @alexander18filmon19 8 місяців тому

      Bella neru #bufeeri# kulu gizie kea yekenelna sle eti timhrtka bro

    • @SamieSamie-y6r
      @SamieSamie-y6r 8 місяців тому

      ❤​@@BUFERI ተስፋ ዪ ገብር ኣብዝ ቀረባ እዋን ከተቅርባ ንብዙሓት ሰባት ተካትዕ ሕቶ ስለ ዘኮነት ነዞም ዘለዉ ወይ ዝመጹ ዘለዉ ዎሎዶ ዓቢ መንገዲ ያ ምክናቱ ምርጫ ምካኑ ህይወት እንተ ፈሊጥካ ትሓታት ናይ ነብስካ ባዕልካ ምካንካ ፈላጥካ ክትዕወት ክትጽዕር ኢካ እንተ ጹሑፍ ዩ ኩሉ ህይወትና ተብል እንተ ሃሊካ ግን ካብ ትሓታትነት ትሃድም ኣለካ ማለት ዩ ወይ ድማ ኣምላክ ደራሲ ንሕና ካ ኣ ተዋሰእቲ መለት ዩ ተስፋ ይገብር ጹቡ ጌርካ ከተቅርባ

    • @WediAseb-no8uk
      @WediAseb-no8uk 6 місяців тому

      ረሲዕካያ ቡፌ ወዲ​@@BUFERI

    • @HayelomTesfalem-d5w
      @HayelomTesfalem-d5w Місяць тому

      @@SamieSamie-y6r መልሲ ናይ ሕቶኻ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ ኢኻ ክትረኽቦ ትኽእል መጽሓፍ ቅዱስ ነቢብካ መልሲ ርኸብ ።

  • @amikladomehari4980
    @amikladomehari4980 7 місяців тому +1

    I always wondering if you're a real person I mean, what a voice that always givime peace of mind and fall asleep while listening to it. I would love to see your pic and if you could introduce us yourself .and love see more of ancient historys and about aliens. ❤

    • @BUFERI
      @BUFERI  7 місяців тому

      thank you bro.

  • @ambesahadera
    @ambesahadera 8 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤ ሃባ ነዳዲ ኩብር ሓው

  • @temesgenyohannes4953
    @temesgenyohannes4953 8 місяців тому +1

    Jeremiah 3 ትግ - ኤርምያስ
    16: በቲ ዘመን እቲ ምስ በዛሕኩምን ኣብቲ ምድሪ ምስ ተፋሬኹምን፡ ብናይ ታቦት ኪዳን እግዚኣብሄር ኣይኪዛረቡን፡ ኣይኪሐስብዋን ኣይኪዝክርዋን ድማ እዮም፡ ኣይከተድልዮምን እያ፡ ከም ብሓድሽውን ኣይኪገብርዋን እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር።

  • @Dawit-Eyob
    @Dawit-Eyob 8 місяців тому +2

    Well come back king ❤

  • @superjonastic9344
    @superjonastic9344 8 місяців тому

    Welcome bufe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 enka beselam mexaka😊😊😊😊❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @awettesfazghi6119
    @awettesfazghi6119 8 місяців тому +2

    Welcome 🙏 brother ❤

  • @nazrethagos4560
    @nazrethagos4560 8 місяців тому +1

    Woww👍👌

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 8 місяців тому

    Bsemam nibel amlicakina kulu zeicalo semayawy abo nsemayt medirin nkulhina fturat defterna kulu deicalo tabotu temels nabita kedist botu aselam yhudun etconom kebasu eza taboet ndeki iesrel kedhin tebobu dhamo ieyu amlkina ybareik❤️🕊🤝

  • @habeshamm1953
    @habeshamm1953 8 місяців тому +1

    Azika blux mensey eka ❤great job ajoka qexlo

  • @gmil865
    @gmil865 8 місяців тому +1

    Thank you

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 8 місяців тому

    Ane blib kemsginica nezom lbica demstu hakena amhari dconuna tekirbla delica yeknyela kezulu amlicaina yebarica🇪🇷❤️🕊🤝👍👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 8 місяців тому +2

    Realy a good job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @feventekeste6062
    @feventekeste6062 8 місяців тому +1

    Shuf kfsem geden eyu.selzi kmti ygzabir zblo eyu zkewen.❤️🙏🙌👑.

  • @hasabnaylbey2017
    @hasabnaylbey2017 8 місяців тому +1

    Kulu fkad fetari eyu . Qaley kab zhalf semayn mdrn khalf yqell zebelo aytrese. Selam Tena fetari ylakelna nkulu hzbi alem .

  • @UruehrubIrbrhrjr
    @UruehrubIrbrhrjr 8 місяців тому +1

    Xbuq srh knxbeyka ina qexlo 👏👏👏👏👏👏

  • @ZemenGhirmay
    @ZemenGhirmay 8 місяців тому +1

    danke bruder xubq srah

  • @arteri1342
    @arteri1342 8 місяців тому +1

    Ajoka zarkey btami xibuq medeb teqrib

  • @Millienmahari
    @Millienmahari 8 місяців тому +3

    ኣብ ኣክሱም ኣላትካ ኣብ ትግራይ

  • @AliIbrahim-v6j
    @AliIbrahim-v6j 8 місяців тому

    Tanks bro🎉🎉

  • @nebilmohamedbrhan9006
    @nebilmohamedbrhan9006 8 місяців тому

    Aziyou dess zebel xuhfe iyou an kem hasabiy tezeyterekebet yehayesh yebel mekniyatu kabtiy ethebo teqemiy etiy nea kewenenu zetfewo hadega yebezeh thanks for a good casting ❤

  • @habtomtesfu8201
    @habtomtesfu8201 8 місяців тому +1

    ምሃሪ ትምህርቲ

  • @EalRoi
    @EalRoi 8 місяців тому +1

    ❤🎉❤

  • @mahazhaz980
    @mahazhaz980 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamawitWeldemichael-w8k
    @SelamawitWeldemichael-w8k 8 місяців тому +5

    እርማት፡ ኣቅሽቲ ዘይኮኑ፡ ለዋውያን እዮም ዝብሃሉ

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 8 місяців тому +1

    @#ታቦት#@
    ሙሴ ብዕንጨይቲ ሽጢም ታቦት ኪስርሕ ተኣዘዘ።እቲ ታቦት ከም ሳጽን ኾይኑ ተሰርሔ።ምንውሑ 125 ምግፍሑ 75 ምብራኩ ከኣ 75 ሰንቲ ሜተር ይከውን ነበረ።ብወርቂ እተለበጠ መክደኒኡ ድማ ብወርቂ እተስርሔ ነበረ።ኣብ ልዕሊኡ ከኣ ክልተ ኩሩቤል ተቖሪጾም ነበሩ።ኣገልግሎት እቲ ታቦት እዚ ዚሰዕብ ነበረ፡
    (1)እተን ዓሰርተ ትእዛዛት እተጻሕፈን ክልተ ጽላት ኣብቲ ታቦት ይንበራ ነበራ(እብ 9፡45)
    (2)እግዚኣብሄር ምስ መራሕቲ እስራኤል ዝራክበሉ ነበረ፡ስለዚ #እዚ ታቦት እዚ ምልክት ሃለዋት እግዚኣብሄር ኣብ መንጎ ህዝቡ ነበረ#፡(ዘጽ25፡1-22ዘጽ40፡20)
    ሙሴ ነቲ ታቦት ምስ ሰርሖ ኣብ ውሽጢ ድንካን ምርካብ ኣንበሮ ደቒ እስራኤል ከኣ ጸይሮሞ ይጋዓዙ ነበሩ።ብፍላይ ከኣ ዮርዳኖስ ኪስግሩ ከለውን ያሪኮ ኪዘሩ ከለውን እቶም ካህናት ተስኪሞምዎ ኣብ ቅድሚት ይከዱ ከም ዝነበሩ ነንብብ(እያ3፡6)፡እንተኮነ እቲ ታቦት ብዘበን መሳፍንቲ ተማረከ።እቲ ታቦት ብስም እግዚኣብሄር ይስመ ስለ ዝነበረ፡እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ፍሊስጤማውያን ብዙሑን ብርቱዕን ተኣምራት ገበረ፡ፍሊስጤማውያን ከኣ መለስዎ (1ሳሙ4፡6)፡ድሕሪኡ ከኣ ዳዊት ናብ ዮርሳሌም ኣምጽኦ።እቲ ታቦት ኪጋዓዝ ከሎ ዑዛ እተባህለ ስብኣይ ብድፍረት ስለ ዝተንከፎ ተቀዝፈ (2ሳሙ6)።ሰለሞንውን ነቲ ታቦት ኣብታ ዝነድቃ ቤት መቅድስ ኣቀመጦ(1ነገ8)።ብዘበን ዮስያስውን ኣብ ቤት መቅደስ ተቀሚጡ ነበረ (2ዜና35፡3)እቲ ታቦት ነቡካድነጻር ንዮርሳሌም ምስ ኣዕነዋ ዝጠፋኤ ይመስል፡ምክኒያቱ ከኣ ኣብታ ዘሩባቤል ዝስርሓ ቤት መቅደስ ታቦት ኣይነበረን።
    ኣብ ሓድሽ ኪዳን እቲ ታቦት ቃል #ኪዳኑ# ኣብታ ሰሚያዊ #መቅደሱ#እግዚኣብሄር ከም እተራኣየ ተጠቂሱ ኣሎ(ራእ11፡19 ራእ15፡5-8)

  • @BiniamTesfay-tg5ms
    @BiniamTesfay-tg5ms 8 місяців тому +6

    እንተተረኽበት ውን ኣየሻቕልን ዩ እግዚኣቢሀር ኮ ኩሉ ብዕላማ ዩ ዝገብሮ እምበር ንሳ ስለዝተረኽበት ክንጠፍእ ማለት ኣይኮነን

    • @Tomas-komita
      @Tomas-komita 8 місяців тому

      በፍላይ ኣፍሩቃዊ መይቱ ከሎ ካብ ሞት ይፈርሕ

  • @KiflzgiMhertab
    @KiflzgiMhertab 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TemesgenYemane-rx6vo
    @TemesgenYemane-rx6vo 8 місяців тому +1

    ❤❤❤ሃባ ነዳዲ❤❤

  • @Erifuturedreams
    @Erifuturedreams 8 місяців тому

    ብመጀመርያ ንዝርደለኦ ደኣ ይርዶኦ እምበር ታቦት እግዚኣበከሄር ኣብ ብሉይ ከም ነገር ኣብ ፍሉይ ቦታ ቤት መቕደስ ብመጋረጃ ተጋሪዱ መንፈስ እግዚኣበከሄር ኣብኡ ይሰፍር ኔሩ።
    ድሕሪ ኢየሱስ ትንፋሱ ምስ ኣዕረፈ ግና ታቦት ወይ መንፈስ እግዚኣበከሄር ካብ መላእ ቤተክርስትያናት መጋረጃታት ተተርቢዑ ወጺኡ ኢዩ።
    ብድሕረከ ዕርገት ኢየሱስ ከም ዝበሎ ድማ ብመንፈስ ቅደጀስ ተተከከኡ ኣብ ልበከ ጻድቃናትን ቅዱሳትን ማንም ፍርሃት ኣምላኽ ዝሓደሮም ሰባ ት ክሓድም ጀመሩ ኢዩ። ስለዚ ታበለት እግዘከኣቢሄር ልብና ኢየ። እንተ ኣርኪስናያ ወይልና እንተሓለናያ ግማ መንፈስ ኣምላኽ ይሕጎስ ንጸድቕ ድማ።

  • @BirhaneKahsay-qq7rs
    @BirhaneKahsay-qq7rs 8 місяців тому +2

    አብ መፅሓፍ ቅዱስ ካልአይ ዜና መዋእል ምዕራፍ 35 ፍቅዲ 4 ካብ መግዛእቲ ንጉስ ሰሎሞን ዘብቅዕ ድሕሪ 300 ዓመት አብ እስራኤል ከም ዝነበረት ይሕብር(ብዘመን እዮስያስ ዘመነ መንግስት) እዚ መርትዖዚ ነቲ አብ አኽሱም አላ ዝብል ሰነ ሓሳብ ውዱቕ ይገብሮ፡፡

  • @sarilove7988
    @sarilove7988 8 місяців тому +2

    Zelea ekia aymesilenin hade Goyita yifelit abeyi alea example nayi Mussa betri bihayili goyita ab hade sinchirio eyea tefia zikone seb win aywesedan❤❤❤

    • @ህያብኣምላኽ-ጠ8ዀ
      @ህያብኣምላኽ-ጠ8ዀ 8 місяців тому

      በትሪ ሙሴ ተባሂሉ ኣብ ገዳም ጻዕዳ እምባ ነምጽእ ኔርና ክሳብ ክንደይ እዩ ሓቅነቱ ግን እንድዒ ኣሕዋተካ ካብ ግፋ ክድሕኑ ትባሂሉ ኣብ ከርመድ & በትሪ ሙሴ ኣምጺኢና ንህቦም እሞ እምነትና ግዲ ኮይኑ ካብ ዝኾነ እንቅፋት ይድሕኑ ኔሮም

  • @samsomkesete2018
    @samsomkesete2018 7 місяців тому +2

    Nebi musse eu kab egypt serikawa

  • @thanksgodforeverything8949
    @thanksgodforeverything8949 8 місяців тому +1

    Ketrekeb alewa

  • @genocidalstate
    @genocidalstate 8 місяців тому

    ኣብ ባሕሪ

  • @YonasAmaniel-c3s
    @YonasAmaniel-c3s Місяць тому

    Tirkeb

  • @MichaelSamuel-r6j
    @MichaelSamuel-r6j 2 місяці тому +1

    Kem fiqad amlak ykun

  • @ZamzamMohamed-g9d
    @ZamzamMohamed-g9d 8 місяців тому +1

    Heji😢terkab😢ba😢tantea😢teferad

  • @alulamesfun4500
    @alulamesfun4500 8 місяців тому +1

    Naaka iya tesewiratka'ber nsas ab Debrebizen iya zella. Habe xaida sebay kabey hager kemzmexe ayzkron gn bgemed mran abti xedfi zelato weridu kriya ms fetene dem ndem koynu bhayli ms wexe nkurub bhiwetu wexiu izi sebay tezeytegagie Armenia iyu neyru. Izi tarick zemedey keshi bahtawi kikewn ilu zmenenne gn dihri fele ametat bsenki xegem nay weledu bhtuwunatu zhadefe iyu negiruni. Izia wo dehanka.

  • @Haile-1979
    @Haile-1979 8 місяців тому

    ዘመነ ፍዳ ሓልፉ ኢዩ ዘመነ ምሕረት ኢና ዘለና ዝቅዘፍ የለን ሶዶምን ገመራን ኣብ ዘመነ ፍዳ ሓዊ ነዲዶም ሕጂ ውን ኣለዉ ሶዶም አንታይ ዳኣ ዘይነዱ ?

  • @alexanderzerahaimanot7475
    @alexanderzerahaimanot7475 8 місяців тому

    እቶም ኣቅሽሽቲ ኣብ ኣፍልቦም ዝነበራ ክልተ ሓጻውን ኡሪምን ቱሚምን እብሃላ ትርጉመን ድማ ብርሃንን ፍጽምናን እዪ ነቲ ታቦት ፍጹምን ቅዱስን ምኳን የድልየካ

  • @TsegayMehari-v5e
    @TsegayMehari-v5e 8 місяців тому

    Dehan abta egzabher zmedebela gize kitrkeb eya xegem zelewo aykonen kulu b fqad egzabher eyu zfxem

  • @armanadonat2015
    @armanadonat2015 8 місяців тому +1

    ኤእ እዛኣስ ኣይኮነንን ዶ ሕጂ ንውሉድ ወሎዶ ውን ኣይትረኸብ መልኩ ተፍርህያ ። እቲ ከይራኣየ ዛኣመነ ብጽእ ዩ በል መጽሓፍ ቅዱስ። 😂😂

  • @Thememeguy9
    @Thememeguy9 8 місяців тому +1

    We don’t even know if it ever existed. We don’t know if mosses existed. We have no archaeological and historical records or knowledge regarding the exodus outside the bible.

  • @DadiDad-n5i
    @DadiDad-n5i 8 місяців тому +1

    ኣነ ከም ክርስትያን ኦርቶዶክስ ብዛዕባ መጽሓፍ ቁዱስ ደጊም ብዙሕ ጥርጣረታት ኣሎኒ ፡ንምንታይ ኢዩ እዚ ታቦት ንዘይ ኣመንቲ ካብ ጸላእቲ ይከላኸለሎም ኔሩ? ወይስ እዛ ታቦት እታ ሓቀኛ ኣይኮነት ናይ ዘይ ኣመንቲ ዘምልኽዋ ታቦት ኢሎም ዝጽውዕዋ ኢያ? ንግስቲ ሳባ ትባሃል ክሳብ ዘይነበረትን መርቶዖ ክሳብ ዘየለን ከመይ ጌራ ኢያ ብንግስቲ ሳባ መጺኣ ዝባሃል? 1ይ፡2ይ ሚኒሊክ እንዳ ተባህለ ኢዩ ዝጥቀስ ግን ክሳብ ሕጂ ናይ ሓደ ሚኒሊክ ስእሊ ኢያ ብኢትዮጵያውያን ቀሪባ ኣብ ዝኮነ ቦታ ትረኽባ ስለዚ ኣየናይ ሚኒሊክ ኢዩ ተወሊዱ ዝብሉና?100%ሓሶት ኢዩ እዚ ሚኒሊክ እንዳ ተባህለ ዝረኤ ክሳብ ሕጂ ካኣ ጸጉርን ከንፈሩን ሕብሪ ቆርበቱን ካብዞም ንፈልጦም ዘርኢ እስራኤላውያንን ምሓራን ኣይመስልን ኢዩ ስለዚ ኣየናይ ንጉስ ሚኒሊክ ኢዩ ካብ ዳዊት ተወሊዱ ምስ ስእሉ ዶ መርቶዖ ከቅርቡልና ይክእሉ? ወይ ውን ንስካ ትፈልጦ ተለካ ገለ በለና

    • @Wedibahta3880
      @Wedibahta3880 8 місяців тому

      According to tradition, Menelik he was the son of King Solomon of Israel and Makeda, Queen of Sheba.

  • @newstreetsGps
    @newstreetsGps 8 місяців тому

    ካብ ደቂ ሰባት ድያ ትርሰዊራ ዘላ ? ወላ ኣበይ ቦታ ከም ዘላ አያ ዘይተፈልተት ?

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 8 місяців тому +2

    11:02 የሱስ ክርስቶስ ንደቂ መዛሙርቱ ደሙ ዘስተየላ ኩባያ ደለዩዋ , , ቦኽሪ እዝነይ , ሓቂ ድዩ ?

    • @yohannesteshome219
      @yohannesteshome219 8 місяців тому

      Weyni malet eyu bro. Weyni ab Bet Christian ke dem Ijesus eyu zste neay kem zmesleni. Tetegagiye sorry

    • @asme3436
      @asme3436 8 місяців тому +1

      ya demey zseteye sgay zbele zbl resiewo alo bro

    • @MilkanaMegos
      @MilkanaMegos 8 місяців тому

      ንሳ ደኣ ኣብ ኣምሓራ እንድያ ዘላ

    • @bereketgebre4685
      @bereketgebre4685 8 місяців тому

      ​@@yohannesteshome219ane wn weyni slezfelit eye gerimuni

    • @bereketgebre4685
      @bereketgebre4685 8 місяців тому

      ​@@asme3436ኣነጽር ኣቢልካ ቁሩብ ወስኽ ኣቢልካ ትፈልጦ ኣካፍለና

  • @DadiDad-n5i
    @DadiDad-n5i 8 місяців тому

    ካልኣብ ኢትዮጵያ ከምዘላ ዝእመን እንተ ኮይኑ ንምንታይ ኢዮም ከምዝተረኽበት ዘይግለጽ ወይስ እዛ ታቦት ዝብሉና እታ ሓቀኛ ታቦት ኣይኮነትን ንህዝቢ ንዘመናት ከደናግርዎ ጸኒሖም ትብል?

  • @SirakMedhanie-ot1ks
    @SirakMedhanie-ot1ks 8 місяців тому

    እዚኣ እታ ኣርክ ኦፍ ኮቫነት ዝብልዋ ተኮይና ኢትዮፕያ ያ ዘላ መስለኒ ከም ዝበልካዮ ከኣ ውሉዳት ንጉስ ሰሎሙን ጥራይ ዮም ክእዝዝዋ ዝከኣል ምስ ፉሉያ ኣልባሳቶም ከምኡ ከይኮነ ኣይተርፍንዩ ከኣ እስራኤል ፍላሻ ክሳብ ሕጂ ትእክብ ዘላ

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 8 місяців тому

    Amelak yefelite eyu seb hayli yeblomin

  • @AbrahaBelay
    @AbrahaBelay 8 місяців тому +1

    Ethio Tigrai Axum eya trkeb True

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita 8 місяців тому +1

    ይፎ CIA እዮም

  • @wegahtateweldel2362
    @wegahtateweldel2362 8 місяців тому +1

    Tezey tegageye Mussie zeykones Kahne Eli eyu tabot kesereh zetemegro. If I am wrong, I apologize.

    • @BUFERI
      @BUFERI  8 місяців тому

      tegagiki aleki haftey.

    • @wegahtateweldel2362
      @wegahtateweldel2362 8 місяців тому +1

      I am really sorry 😞.

    • @BUFERI
      @BUFERI  8 місяців тому

      it's ok yeatm yu kbrti!!

  • @SamielMebrahtu-cg3rb
    @SamielMebrahtu-cg3rb 8 місяців тому +2

    Ksabkmdizi IYOMI sraliwiyan nseb donkoro zahasbiwo mashn ugzabihrdo ,iletriki do geledo geledo,
    ATUMSEBATI BESMAMI ILNADO MSANE KUNETIN
    ZEYKUWUNETN DO FELALIWO ,KOMU UNTEZKPWUN SRAELAWIYAN INTAY YEUTIWOM IYOMI
    FRKI YOHUDI SA ABITI KALU UMNETI ZKONU ,UMOKA ABADOMI ZANTADOMI KA BREKIKI ZFELITUWO MOKA ,BELAHATI ,,,? Yomi anbebti yomi undatebahale
    Nezin wedkemzn kerakuku yomi beynomi sraelawiyan zmaharu tahasbudo ,bejakumi deksebati seb kona nkalo sebkona nkalo ,dhruka NSANE
    .

  • @hizbawignbar8484
    @hizbawignbar8484 8 місяців тому +1

  • @alulamesfun4500
    @alulamesfun4500 8 місяців тому