ጾታዊ ርክብ ትፍጽም ኣምሲላ ብሕቑኡ ምስ ኣደቀሰቶ ዝተፈጥረ ልቢ ዝሰብር ሓቀኛ ናይ ገበን ፍጻመ..

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 17

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 8 місяців тому +5

    ቀሊል መንገዲ ብሰላም ምፍልላይ ኮሎ
    ስሕተት ማዓልቲ ዊዒላ ዘሕዝን

  • @Nahomhubi
    @Nahomhubi 8 місяців тому +3

    ናይ ቀዛፊ ባ ኣምጽኣልና ብሮ ❤

    • @BUFERI
      @BUFERI  8 місяців тому +3

      nay gaddaffi 2 video serihe aleku. abzi channel aleka.

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952 8 місяців тому +2

    Tsibuke Medab bozhe alo Kemzetate emo Memehari kekowen ketekerebelna Netesefo Thanks

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle5566 7 місяців тому

    ዓቅሊ ጽበት ዘይገብረካ የብሉን
    ብዘይ ሐሰበቶ መገዲ ወሲድዋ

  • @hemilwzer3355
    @hemilwzer3355 8 місяців тому +2

    ሎምስ እይግድን ናይ ቀተልትን ሓረድትን ጥራይ ኮይኑ ካንልእ ታሪኻት እባ እምጻኣልና Inspire ክገብረና ዝኽእል ናይዞም ነዛ ዓለም ክትምዕብል እጃሞም ዘበርከቱ ታሪኽ ሂወቶም ኣምጻልና ጽቡቕ መደብ እዩ ዘለካ በርትዕ ።

  • @N.at.79
    @N.at.79 8 місяців тому +3

    ዝገርምዮ! ደቂሰባት ነቶም ጡዑማትን ሓላላትን ሰባት ሓንቲ ኣይገብሩን እዬም እንዳበልካ ተውርዶ ሃስያ ዋጋ ሃወትካዮ ዘኽፍለካ።

  • @snitentertimment8913
    @snitentertimment8913 8 місяців тому +1

    ❤❤❤

  • @mussieande2190
    @mussieande2190 8 місяців тому +1

    Tanks ❤❤❤

  • @SolomonHaile-pg5bb
    @SolomonHaile-pg5bb 8 місяців тому +1

    Gele aynet narration,tuem dmxi Aleka qexlo.

  • @RhstFrezgi
    @RhstFrezgi 8 місяців тому +1

    Kabzi zkefe entay alo wedey wey gud

  • @bademitchanel886
    @bademitchanel886 6 місяців тому +1

    Ezi nay crime medeb tsebuk eyu mahari eyu ketslo bro......

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto1113 8 місяців тому +2

    ሓውና ብዙሕ ጽቡቕ እንዲኻ ተምጽእ፡ ሕጂ ግን ታርኽ ገበናትን ጭካነን ትብዝሕ ኣለኻ። ንዕኡ ሓዲግካ ታሪኽ ምህዞን በላሕቲ ሰባትን' ተ ትምጽእ ገለ ምተምሃርናሉ።

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 8 місяців тому +1

    ሕርቃን ንባዕላ ንእሽተይ ጽላለ እያ እቲ ዝገበረቶ ዝድገፍ እኳ እንተዘይኮነ መወዳእታ ምስ በጽሓካ ግን ድሕሪ ፍጻመ ዝመጽእ መዘዝ ከተመዛዝን ዓቅሚ ኣይትረክብን

  • @lulaweldeabgebremichael6256
    @lulaweldeabgebremichael6256 8 місяців тому

    🧢🧢🧢🧢🧢🧢

  • @asterhabtemariam4176
    @asterhabtemariam4176 8 місяців тому +1

    Bealu ketaliet kem tekeweni gerewia

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 8 місяців тому

    🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭😔😔😔😔😔😥😥