ጫማ ፀራጊ ፕራንክ - ምስ ተዋሳኢ ዓወት [ መረሳ ] ዘብኣሰኒ ፕራንክ 😂😂

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 269

  • @KnightgoBG
    @KnightgoBG Рік тому +43

    ፕራንክ የተደረገው ልጅ ትዕግስቱ ይገርማል ደግሞ በጣም ንፁህ ልጅ እንደሆነ ይታያል ትዕግስቱ እና በዛ ላይ መክፈሉ ❤❤

    • @yordanosmulue4442
      @yordanosmulue4442 Рік тому +1

      አውነት ነው አህቴ❤

    • @ሕቆፍኒ
      @ሕቆፍኒ Рік тому

      ሕጂ ንስክስ ትግራወይቲ ዲና ክንብለኪ ስለምንታይ ብትግርኛ ሓሳብኪ ክትገልጺ ዘይትክእሊ ወይ ዘይደለኪ ኣንቲ ጥማዕ ጎጃም ተረፍ ኣምሓሩ

    • @merigaltewahdo1460
      @merigaltewahdo1460 Рік тому

      ​@@ሕቆፍኒፕእ ትግርኛ ምስማዕ እምበር ምፅሓፍ ዘይትክእል ተኮነት ከ ታይ ኣምፀኦ ዝኩሉ ፀርፊ እቲ ፀርፊ ከ መግለፂ ትግራውነት ድዩ ኮይኑ ገረምቲ

    • @medhin8187
      @medhin8187 Рік тому

      @@ሕቆፍኒ ኣዲስ ኣበባ ዝተወለዱ ትግርኛ ዘይለመዱ ኣለዉና ስለዚ ቀዲምና የንድሃሎም

    • @HgdNdbd
      @HgdNdbd Рік тому

      😂😂😂❤❤❤

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 Рік тому +30

    ውይ ልቡ ኣጥፊኢኩምሉ ዓወተይ❤❤❤❤❤

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 Рік тому +12

    ያዳ ዝበዝሕ እትሰርሖ ፅቡቅ እንድዩ ውሑዳት ግን ምሳካ ዘይከይድ ሰሪሕካ ንኣብነት ዕቡድ እትብልን ኣብ መዝገበን ዓወትን ፅቡቅ ኣይኮናን ዓቅሊ ዘወድእን ዘደንግፅን ኣብዚ ስዓት ንተጋሩ ግቡእ ኣይኮነን ብዝበለፀ በቲ ፅቡቅ ስራሕትካ ቀፅሎ 😍😍

    • @hgdd-kv5gn
      @hgdd-kv5gn Рік тому

      ግድድ አይትበል ያዳ

  • @ሜሪጓልትግራይ-ጀ8ጸ

    ዋይ ዓወት ሓወይ ደስ ብሃሊ ሰናምግበር
    አለካ ቀፅለሉ ትዕግሥትካ ዋውውው🥰🥰
    ያደደ

  • @tsedigebremedhin7699
    @tsedigebremedhin7699 Рік тому +3

    ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ግን ንኡሽተን ዓቐን ግበረሉ ያዳዋ፣ምስቲ ናይ ዓድና ኩነታት ኣመና ትዕግስቶም ኣይትወዳኣዮም

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray Рік тому +4

    ያዳ ሓወይ ፕራንክካ ብጣዕሚ ዩ ፈታኒ ከቢድ 😢ዓወተይ ሽኮር ♥️♥️♥️♥️

  • @-4587
    @-4587 Рік тому +6

    ያዳየ ሓወይ ዩቱብ ኣለኒማ ሼር በለለይ ዝሓወይ ስደት መሪርና ኣሎ ዓድና ክንምለስ😢😘🌹😘😍

  • @hani6817
    @hani6817 Рік тому +5

    ዋው ገለ ዓይነት ፕራንክ😅ዓወት ግን በሺቁ አና ይሞችኩም ተጋሩዋይ♥️🥰

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ

    ውይ ዓወተይ ትዕግስትካ ምዓረይ ❤

  • @ሳሌም
    @ሳሌም Рік тому +8

    ኣሹዋይ ምስኺን ክክክክ ኣሕዚኑኒ ብሓቂ 🥹🥹🥹መዓረይ 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️respect ኣሹ ሓወይ ሽኮር 🥰

  • @aaaall7364
    @aaaall7364 Рік тому +5

    ደቂ ትግራይ ሓላለት😍😍😍😍

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 Рік тому +3

    እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ ተጋሩዋይ ትዕግስትካ ዘወድእ ፕራንክ እዩ ነይሩ

  • @hiwilove7088
    @hiwilove7088 Рік тому +2

    ያዳዋይ እንዃዕ ብሰላም መፀአካ ናፍቀካ ነይረ😍

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 Рік тому +2

    ዓወተይ ለባም ትዕግስተኛ ኣነ ሓሪቀ ኣብክንድኡ❤❤❤❤😊😂😂

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ተፈተውቲ❤❤❤❤

  • @fshamehari4210
    @fshamehari4210 Рік тому +1

    ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስይብል🥰👍👍👍

  • @rishansolomon9726
    @rishansolomon9726 Рік тому +3

    ብናተይ ኣረኣእያ ምንም ጥፍኣት የብሉን ❤❤❤❤

  • @okbazgiherhaile8174
    @okbazgiherhaile8174 Рік тому +1

    ካብዞም ኩሎም ፕራንክ ዝገበርካዮም ን ዓወት መረሳ ሃሲኻዮ። ዝኸበደትን ዓቅሊ ዘወድእን ነይሩ። ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ። ግን ተጠንቀቕ ሓደገኛታት ከይረኽቡኻ።

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 Рік тому +2

    ያዳዋይ ቀባፅ ወዲእካዮም ኮ ይመችካ ያኣክ❤️😅 ዓወተይ ሑቢ👑💛

  • @ሲዱ
    @ሲዱ Рік тому +7

    ልያዳ መሕረ ር ፕራንክ ዝገብሮ ሰብዶ የለይ 😂😂😂😂

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፍትዋተይ ዓወተይ ያዳ ይመችኹም❤❤❤❤❤

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 Рік тому +1

    Awetye Aklameye please shelmate yegebo eu I love you Awetina Handsome man 💕💕💕💕💕💕💕🙏

  • @RdF-r4r
    @RdF-r4r 4 місяці тому

    ዋየ ረዲእወም ኣብ ዓድካ ጥዑም ኣየ ስደት መናጢ😢😂😂❤❤❤❤❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 Рік тому

    ኦኦ ብጣዕሚ እዩ ፈታኒ ፕራንክካ ትዕግስቱ ተፈታቲንካዮ

  • @EyruHaduch
    @EyruHaduch Рік тому

    ትገርም ፕራንክ እያ ዓወት ተዓጊሱካ ግን ብጣዕሚ እዩ ሓሪቁ ኣፅቢቅካ ጋብዘለይ ❤❤❤ደስ ዝብል እዩ 🥰🥰

  • @MerryWeldu-i5h
    @MerryWeldu-i5h Рік тому +1

    😂😂😂ዋውውውው ይመችኩም ኣሕዋተይ ምዓረይ

  • @shewithabteab3370
    @shewithabteab3370 Рік тому

    ኢዋይ ኣወዲኦማ ነዛ ወዲ ጽቡቅ ብራንኪ 😅😅😂😂😂😂

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c Рік тому +2

    ዓወት እዙይ እካ ዓቅሊ ገይሩ 😂😂🎉

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa Рік тому

    ኣታ መዓረይ እትስርሖን እትገብሮን ናስተዋዓልካ ዋ ከምዚ ወዲ ቅጭ ዘምጸእለይ ዘየለ እንታይ እዩ ትዕግስቲ ዘወድእ ስራሕ ዋይ ሓደ መዓልቲ ሃዘግ ሃምቦልካ ዋጋካ ኣብዚ ሕዚ ስዓት ትግራዋይ መንእስይ ዓቅሊ ጸቢብዎ ኣብ ዘሎ ትዕግስቲ ስብ ኣይትፈታትን ስብ ጎበዝ ጎበዝ ተበለካ ናብ ገደልዩ ከፅድፈካ ኣቱም ኮሜንት ትፅሕፉዉን ንኩሉ ፅቡቅ ወይ ትዕግስቲ ገለታት እስከ ኣይትበሉ ንቲ ዝእረም ኣርም በልዎ

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ Рік тому +2

    ዓወተይ ምስኪን ኣቦ ዓቅሊ 👌😘
    ያዳ መሕረር ኣነ ንዓኻ ፕራንክ ክገብረካ እየ 😄😍

  • @tdfgyrfy7390
    @tdfgyrfy7390 Рік тому +1

    ዓወተይ💙

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Рік тому

    ዓወተይ የኔ ትዕግሰኛ ኢካ ♥

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz Рік тому +2

    ዋይዛወዲ ክት ክእለሎ ማዓት እያ 😂😂❤❤❤❤❤

  • @TtTt-df9ck
    @TtTt-df9ck Рік тому +2

    😂😂😂😂 ኣነኮ ኢለካ እየ ሓደ ክሰብረካ እዩ ኣታ ሕደግ

  • @WereTabe8823
    @WereTabe8823 Рік тому +2

    አኽሱም ዩኒቨርስቲ እናተምሃርና ፕራንክ ልገበርኻና ከ አይትለቆን ድኻ!

  • @alemgebretsadik3983
    @alemgebretsadik3983 Рік тому

    😂😂😂😂ዓወተይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቆ😂😂

  • @ድንግለይዋሕሲልበይ

    ዓወተይ❤❤

  • @kokobtigray8783
    @kokobtigray8783 Рік тому

    ዓወተይ ፀባየ ሰናይ ❤❤❤❤

  • @zd6493
    @zd6493 Рік тому

    ዓወተይ ምስኪን

  • @ጋልሰብዓሓላል
    @ጋልሰብዓሓላል Рік тому

    ዋው ዓወተይ ተዕግስቲ💥😆

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal1881 Рік тому +4

    ዋው ዓወት ሽኮር ለባም ኢካ😂😂

  • @ጓልድንግልማርያምእየ-ገ1መ

    ያዳ መሕርርር 😂እዋይ ዓወታ ሽኮር❤❤❤

  • @ሕልናዊት
    @ሕልናዊት Рік тому +1

    ያዳ ሓቂ ዘረባ ዓወት ወቂዑካ ሰይ ገበረ😂😂😂😂

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 Рік тому

    _ዓወተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ያዳየ መቅስን ናትኻ ፕራንክ ከም ፍልም እዩ ድስስስ ዝብለን በተለይ ትበኽይለኻማ ለለ ብስሓቂ ፍንጭ ክክክ_

  • @rfghjhhgc3429
    @rfghjhhgc3429 Рік тому +2

    ዓወተይ ዓቕላም❤❤❤❤

  • @ለለለ
    @ለለለ Рік тому +1

    ወይ ዓወተይ መዓረይ❤

  • @selamselam8386
    @selamselam8386 Рік тому

    ያዳ ግን ንናይመር ተፃዎቲ ኩዕሶ ዶ ይመስል😂 ዓወተይ ❤😢እዝጎ ዓቅሊ😮😎

  • @AzbeAzbe-p8w
    @AzbeAzbe-p8w Рік тому +2

    እንኳን ብሰላም መፀኩም❤❤❤❤❤

  • @ndgsr2892
    @ndgsr2892 Рік тому +2

    _🕊❤እንኳዕ ብደሓን መፃእካ ወይ ያዳ ኣደንጊፅካኒ😢😢 ግን ኣብ ርእሲ ምጥራሽካ ከይጥሩሽካ ወይ ፕራንክ ተዝቀርይ ባእ❤❤❤😂😂😂_

  • @MenkemHagos
    @MenkemHagos 6 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤ያዳ ኣታ መሕረር

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ

    ሰላም ዓወተይ ብጥዕሚ ዝፈትዎ ተዋስአይ አነስ እዚ ብራንኪ ገዲፍካ ብካልእ አይዲያ ተትመፀእ ፁቡቁ ነይሩ እዚ ብራንክስ ደባሪ እዩ

  • @binyam1578
    @binyam1578 Рік тому

    ተጻዊቶምልካ😂🕊🥰🌻✌🏻☔️🦋

  • @sarasenda2161
    @sarasenda2161 Рік тому

    ብጣዕም ደስ ዝብል 😂😂

  • @jhonGirmay-eh2ip
    @jhonGirmay-eh2ip Рік тому +2

    ብጣዕሚ ዝገርም ብራንክ እዩ ቀፅለሉ

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 11 місяців тому

    ወይ ጣጣ ብዝኮነ ዓወት ኣድንቀኻ❤

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ

    ያዳ ክዓ ናይ ብሓቂ ጫማ ፀራጊ መሲልካ😅😅

  • @shas3987
    @shas3987 Рік тому

    ዓወተይ ለባምይ❤❤❤❤

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx Рік тому

    ያዳ መሕረር 😂😂ዓወተይ❤❤🎉🎉

  • @SmilingBowtieCat-ro8zw
    @SmilingBowtieCat-ro8zw 8 місяців тому

    ትግስቱ ደስ ይላል ዓወት

  • @hiwanteklu3426
    @hiwanteklu3426 Рік тому

    ሓጋዚ አምፅኡልና በጃካ😂

  • @Brey-
    @Brey- Рік тому +1

    ዋውውውው ደስ ዝብል እዩ💘💘💘💘💘

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና

    ዋይይይ ዓወት ትዕግስቲ ኣደይ ትሙት❤❤❤❤

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 Рік тому +1

    እዋይ ያዲ ዘይ ትኮኖ ይብልካን ❤😂😂😂😂

  • @hiwanteklu3426
    @hiwanteklu3426 Рік тому

    ልሓጋዚ አምፀአልና

  • @AmanuelTesfay-r7c
    @AmanuelTesfay-r7c 6 місяців тому

    ጃዳ ሎምስ ቤላ ፍራንክ ሰሪሕካ ደስ ዝብል ግን ነቲ ሕብረተ ሰብ መምሃሪ ክኸውን ዝገረመኒ ነገር ኣሎ ፡ እቲ ሕብረተ ሰብ ብሓቂ ገርህን ንጹሁን ዩ፡ ሕጊ ግን የለን ማለት ፓቴንቲ ዘይብሎም ገጻዛ ገዲፍሞ ምኻድ መስ ፖሊስ ትራፍክ ብምምኻር ሕጊ ተኸቲሎም ክኸዱ ይግባእ

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 Рік тому

    ዋይይይ ዓወተይይይ ምስኪን ታይ ገበረ😢

  • @heijejdhhh1034
    @heijejdhhh1034 Рік тому +2

    ዓወተይ ሽኮር ❤😂

  • @WezamMamu
    @WezamMamu Місяць тому

    ዋይ ትዕግሰቲ❤❤❤❤

  • @AsterHagos-iv2jg
    @AsterHagos-iv2jg Рік тому +1

    Thanks awet kemzi prank ayreakun

  • @merigaltigray-gc2qw
    @merigaltigray-gc2qw Рік тому

    ዓወተይ ሸኮር ❤

  • @سميرهحبشي-ق6ح
    @سميرهحبشي-ق6ح Рік тому

    ያዳ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hilu256
    @hilu256 Рік тому +1

    ዓወተይ ለባም ከብደይ በሊዕኒ😢😂

  • @MuluTeklebrhan-tf6yp
    @MuluTeklebrhan-tf6yp Рік тому

    ይመችኻ ያዳ

  • @رقيهمولا
    @رقيهمولا Рік тому

    የኔውዶችበርቱልኝፈጣሪሠላማችሁንያብዛልኝእኔወለየዋ

  • @HhcccdDdghgcf
    @HhcccdDdghgcf Рік тому

    ዓወት ትዕግስተኛ እካ ቀፂለሉ

  • @yiitui5517
    @yiitui5517 Рік тому

    ዓወት ማዓረይ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @SertseTafere
    @SertseTafere Рік тому

    ኣድናቂካ እየ ባይዘወይ😮😮

  • @Eritrea1234
    @Eritrea1234 Рік тому +1

    ውይ ምስኪናይ ፈታኒ ክኽውን የብሉን ብሮ😢

  • @senayitsenayit6029
    @senayitsenayit6029 Рік тому

    ❤❤❤❤ብጣዕም ገራምት❤❤❤❤

  • @adak3185
    @adak3185 Рік тому

    ዉይ ትዕግስቱ❤❤❤ ❤❤❤❤❤

  • @ፅጌግልቀሺ
    @ፅጌግልቀሺ Рік тому +9

    እስቲ ከም ዕብድ ኮይንካ አብ ጓደናታት ናዘርኻ ሰላም በሉኒ በሎም አብ ከሓ ከይድኻ😹😹

  • @ትግራይየይሰላምንዓኪ

    መረሳ ዓይነይ😁 ባዓል ዓቅሊ😍

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 Рік тому +1

    ዛጫማ ፀኒሓ እያ ያ ዋይ ግን ሓተክ ከብሉካ እዮም ገሊኦም 😂😂😂ተጠንቀቅ ሆ ዓቅሉ ወዲእካዮ😮😂

  • @Azebkiros-nv7cl
    @Azebkiros-nv7cl Рік тому +2

    ዋይ ዓቅሊ ግን ❤❤❤

  • @galbeyene3328
    @galbeyene3328 Рік тому +1

    ዋ አረ ያዳ ሓደ ጊዘስ ማራ ደቢርካ ሸም ዝባሃል ነገር ኣለካ ክብሪ ሰብ ዘይብልካ🥺🙄

  • @kusulovemami7476
    @kusulovemami7476 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤መረሳዋይ ምስኪን ግን ማራ ኢካ ሓራቅ 😅😮😮

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ Рік тому +2

    𝑾𝒂𝒍𝒍𝒄𝒐𝒎𝒆 ያዳዋ ምጪ ፍሽክታይ 😅 🤣

  • @ተመሰግንአምላክይ

    ዓዋተይ ልባመይ❤❤❤

  • @GfGf-fo2qf
    @GfGf-fo2qf Рік тому +2

    ኣነ ሕቶ ዝኾነኒ ነገርስ🤔 ዩቱበር ምኻንካ ናፈለጡ ክሽወዱ ከለዉ😂 ኣነ ተዝኾን ኣይምተሸወድኩ ኔረ😅😅😅😅😅😅 ብዝኾነ ይሞችኹም ተጋሩዋኒ❤

    • @fserdss1437
      @fserdss1437 Рік тому

      ኩሉዶ ዩቲብ ይጥቀም እሞከኣ ናይዓዲ ዳታ

  • @destusheyeref1260
    @destusheyeref1260 Рік тому +1

    ዋው ደስ በሀሊ❤❤

  • @AliksanderTsegay
    @AliksanderTsegay Рік тому +1

    ብራቦ አዞካ ቀፅለሉ

  • @Gg-qv9ix
    @Gg-qv9ix Рік тому

    ኣታ ናዓይለ ኣወዲእካኒ ባእ😂

  • @meazygaltigray2892
    @meazygaltigray2892 Рік тому

    ሰላም ንዓኩም ተጋሩዋይ❤❤

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ Рік тому

    ዓወት ብሉፅ❤

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 Рік тому

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ያዳ ❤

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 Рік тому

    ዓወተይ🥺🥰
    ያዳ መሕርር🥰😂😂

  • @abenezer-z1x
    @abenezer-z1x Рік тому

    tanks awet meresa

  • @hgf6568
    @hgf6568 Рік тому +1

    ይመችኩም ሙቁራት እና ሓቁ አዩ ከሓርቅ ካብድ እዩ ነይሩ ብራንኩ

  • @yatanamedia7590
    @yatanamedia7590 3 місяці тому

    ዓወት ታፍላን ሓደ ኮይኖም ይስሙዕኒ 😂😂

  • @efsf9587
    @efsf9587 Рік тому

    😂😂😂😂😂ሞይተ