መልእኽቲ ክብርቲ ወ/ሮ ኬርያ ኤብራሂም ንድያስፖራ ተጋሩ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 249

  • @atakltihailu9641
    @atakltihailu9641 5 років тому +18

    ኬርያ ኢብራሂም ጅግና ዋዕሮ ትግረወይቲ ብኣኪ ብጣዕሚ ኢና ንኮርዕ ዘለና ቀፅልሉ.....

    • @msraq
      @msraq 8 місяців тому

      ድሕሪ 4 ዓመት፡ ከዲዓ ኢዳ ንፀላኢ፡ ክትህብ እያ!

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos7349 5 років тому +71

    ኣሠር ኣደታትኪ ማለትውን ማርታ፡ቀሺ ገብሩ፡ ኣልማዝ፡ ዝሓዝኪ ዋዕሮ ናይዙ ዘበን ኢለኪ ኣለኩ ኬርየ።

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos6297 5 років тому +6

    ኬርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ፈጣሪ በኣክ ኮርዔ እየ ነዓኩ ምስ ሰመዓኩ በኬ ብክያተይ ሙቁፅፃር ኣብን ክማክ ዋዓሮ ትግራውይቲ 1000 ይብዝህልሓልና አምላክ አሜን3

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 5 років тому +6

    አሰይ ማዐረይ እስክስ ክድሽሕ ኢኪ ማዐረይ አጆኪ በርትዒ ትግራና የዐሪና ተሐጋጊዝና ላዕሊ ከነብፅሐ ትምኔተይ እዩ ኩሉኩም ተቃለስቲ ተጋደልቲ ብጣዕሚ የክብረኩም አብጎንኩም ኮይና ናትኩም ምክርን ተቀቢልና ኩሉ ክንሰግሮ ኢና ፀላእትና ክዐንው እየም ትግረሰይ አደይ ዐደይ ፈጣሪ ይሐልኩም ይሐልኪ አሜን

  • @lichyabrhane7568
    @lichyabrhane7568 5 років тому +67

    ኬሪያ ዋዕሮ ጹኑዕ መትከላ
    ጂግና ጓል ጀጋኑ 😘😍❤💛

    • @mariama6088
      @mariama6088 5 років тому

      Keryi galtom jeganu nskm jgnnet weridki waaro kerya💪💪💪💝

    • @msraq
      @msraq 8 місяців тому

      ድሕሪ 4 ዓመት፡ ከዲዓ ኢዳ ንፀላኢ፡ ክትህብ እያ!

    • @AsdfghZxcv-jl8vk
      @AsdfghZxcv-jl8vk 5 місяців тому

      ከዳዕ አብዲኻ ትፈልጣ ሽንታም ​@@msraq

    • @msraq
      @msraq 5 місяців тому

      @@AsdfghZxcv-jl8vk ችድ ጠራጢ

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 років тому +30

    ኬርያየ ፅብቕቲ ፀባየ ሰናይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ መክበራት ህዝባ አብዝከድክየ እግዝአብሄር ይከተልኪ ዝያዳይ😍😍😍❤❤❤

  • @መዓትወረመኽሰብዓለም
    @መዓትወረመኽሰብዓለም 5 років тому +22

    ሓንቲ ጻሓይ ተረኪባ ኣብ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ረቢ ወዘሮ ኬርያ።

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 5 років тому +6

    ኬርያወይ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አምላክ ካብ ዓይኒ ቡዳታት የውፅእኪ

  • @mulumeresa7542
    @mulumeresa7542 5 років тому +42

    አለባበስሽ፡ አንደበትሽ፡ ሁለ፡ ነገርሽ፡ ደስ፡ ይላል፡ እድሜ፡ ከጤና፡ ከስኬት፡ ላአንቺ፡ ይሁን፡ ሰላሙን፡ ይስጥሽ፡፡

  • @amanuelfantayeembaye
    @amanuelfantayeembaye 5 років тому +15

    ዳግማዊት ማርታ ጅግና ዋዕሮ ትግራይ ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ኩሉ ግዜ ህዝቢ ትግራይ ብኣኺ ኾሪዕና ኢና ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ይኹን!

  • @freweyniaga8734
    @freweyniaga8734 Рік тому +1

    እልልልልልል እልልልልልል እልልልልልል ዋዕሮና ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሄም ብኣኪ እሕበን በኣኪ እኾርዕ ርእስይ ኣቅኒዕ ደረተይ ነፍሕ እኸይድ ትግራይ ብዋዕሮታታ ትኮርዕ ትግራይ ትስዕር 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @ለምለምራያ-ሐ6ኘ
    @ለምለምራያ-ሐ6ኘ 5 років тому +24

    ኬርያ ዋዕሮ ትግራወይቲ ፈታዊት ዓዳ ኣኽባርት ዓዳ ፈጣሪ ካብ ክፉእ ኩሉ ይሓልውኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷💐💐

    • @msraq
      @msraq 8 місяців тому

      ድሕሪ 4 ዓመት፡ ከዲዓ ኢዳ ንፀላኢ፡ ክትህብ እያ!

  • @michaelkidane6578
    @michaelkidane6578 Місяць тому +1

    Waro jegna gual Tigray. GOD bless you bro 🙏

  • @genatgenat9946
    @genatgenat9946 5 років тому +12

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮ ጅግና አዲና ሓፍትና ፍትውውውውውውው ማዓር ወለላ

  • @A.A-ec2gu
    @A.A-ec2gu 5 років тому +6

    ከጥእመላ ትክዳና ምስ ቆኖ ምስ ፍሽክታ ማሽኣላህ 😘😘😘

  • @KflomGs
    @KflomGs 3 місяці тому +1

    ታሪካዊት ጅግና

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 5 років тому +3

    ክብርቲ ኬርያ ኢብራሂም ጋልቶም ጀጋኑ ኣሉላ የውሃንስ እንድኪ ዕድመን ጢዕናን ይሃብኪ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ደርጋውያን ይምሓርኪ ጸላእትኪ ካብ ምድሪ ገጽ ይጥፍኡ

  • @destangus5612
    @destangus5612 5 років тому +9

    ኬርያ ሽኮር ምቅርቲ ጥዕምቲ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ መክበሪት ባህላን ህዝባን ተባዕ ዋዕሮ

  • @samidesale6375
    @samidesale6375 5 років тому +25

    ከርያ ጅግና ዋዕሮ ትግራይ ጱኑዕ መትከላ ማራ ኢና ንኮርዐልኪ

  • @narutomirach6793
    @narutomirach6793 5 років тому +12

    ኣጆኺ ዋዕሮ ! ትማሊ ብብረት ሕጅድማ በሃሳብ ጸላቲ ትግራይ ተምበርክኽዮም ኣለኺ ::
    ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ::

  • @shiwethagos8714
    @shiwethagos8714 5 років тому +13

    Beautiful & strong women keep going Up forward we love you women tnx for all hared work

  • @jemalm8008
    @jemalm8008 5 років тому +9

    Thank you,
    You always extremely talented and dynamic intelligent and maind person, and we always admire you ,!!
    We proud of you the best leader in our history of life in tigray!!
    Our unity stronger than ever!!
    We always stand by your side, and we love you so much!!
    Tigray stronger than ever!!
    Our principles to existence and road to our victory!!!
    Tigray strong!!!

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ

    ዋው ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኬርያ ዋዕሮ ትግራይና

  • @flower-mu9qm
    @flower-mu9qm 5 років тому +3

    مشا الله الله يحفظك
    ayni sab koynki etn shima mewelae abenaki allah yhmiki 🥰🥰🥰😘😘😘

  • @tititigray5760
    @tititigray5760 5 років тому +7

    PROUD OF YOU OUR HERO Thanks A LOT FOR YOUR GREAT COMMITMENT.

  • @ata3829
    @ata3829 5 років тому +14

    Mashallah my sister.
    And God bless you..

  • @ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ

    ዋዕሮ ትግራወይቲ ጋል ወየንቲ ፍልፍሊ ፀባ ሓሳባ ሰላምኩም ይብዛሕ ህዝበይ

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 5 років тому +4

    ጀግና ዋዕሮ አየኹም ናይና
    💪💪💪👌👌👌👏👏👏🙏🙏🙏❤️🌹❤️🌹❤️🌹

  • @AwetGeremeskel
    @AwetGeremeskel 5 років тому +7

    Tigraweytiy waaro i Love you so much 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @sabasaba4228
    @sabasaba4228 5 років тому +3

    ኬሪያ ጀግና ማዓርገኛ ኢኪ ብጣዕሚሚ ኤ ዝፈትወኪ

  • @dhfiremareyam831
    @dhfiremareyam831 5 років тому +27

    ኬሪያዋ ሽኮርና ጥዕም ከምይ ከምፈትወክ ከምዘኽብረክ ማዓረይ።

  • @lulutufa1093
    @lulutufa1093 5 років тому +5

    Jegena Waero Tigrawiyte.We Sapport You.You are OUR HERO.

  • @lovelove-pi1ng
    @lovelove-pi1ng 5 років тому +4

    ማሻአላህ ተባራካላህ

  • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ
    @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ 5 років тому +30

    ከይርያ ሽኮር መክበሪት ባህላን ህዝባን ዋዕሮ ትግራይ

  • @dawitdawit9950
    @dawitdawit9950 5 років тому +4

    ኬሪያ ሀራስ ነብሪ ትግራይ!!

  • @Aman-pc5pm
    @Aman-pc5pm 5 років тому +16

    I’m 17 years old
    But I’m falling love with this lady.

  • @الحمدلله-ف2ث1ر
    @الحمدلله-ف2ث1ر 5 років тому +23

    ማሻኣላህ ከሪተይ ጅግና

  • @ጓልትግራይተምቤን
    @ጓልትግራይተምቤን 5 років тому +1

    አቤት አንደበት
    አቤት ቑንጀና
    አቤት አለባበሰ ገለ ዓይነት ምቅርቲ ፍትዉዉዉ ማማየ💔💔💔💔💔

  • @fer9903
    @fer9903 5 років тому +11

    ماشاءالله تبارك الله الله وووووو الله يخليك مسليم اختي كيري
    Musheallah betam dess yelale for you swetttt teftwat ftrat keyry💪💪betam eiy nkbrk ok aent jgen waer tegrweyt beky tigry awtet eiy kxelellw ok aelin aeb gonk aent jegein🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳

    • @ata3829
      @ata3829 5 років тому

      اللهم آمين يارب العالمين.

  • @ezrahaile3349
    @ezrahaile3349 5 років тому +2

    Aye ati jegna gal jegnu💪💪💪👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤

  • @amlesetberhe3771
    @amlesetberhe3771 5 років тому +7

    Shukor haftna waero nebri koratse Tigraweyti 😍👍 I 💖 you may God bless you Alah yhalki🙏🙏🙏

  • @abihile4642
    @abihile4642 5 років тому +2

    ጀግና ከሪየ ሽኮር ውድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድ

  • @meazageremeazagere4342
    @meazageremeazagere4342 5 років тому +9

    mkrteyyyyy kalat seinelki jigna dekitom jignu e.r admen tanan yhabki selamki ybzah mchuwti💚💛💜💝💚💛💜💝💚💛💜💝😘😘😘

  • @bereketmelake693
    @bereketmelake693 5 років тому +2

    Kierya ebrahim edmen tenan yhabki fetari tesmi zkone qalat ajoki bertei

  • @tube-bo7sk
    @tube-bo7sk 5 років тому +15

    ኬሪያ ጀግና ውድድድድድድድ

  • @እግዚኦተሰሃላለፅዮን
    @እግዚኦተሰሃላለፅዮን 5 років тому +3

    ጅግና ጋልዘም ጀጋኑ ኣጀኪ ናይና

  • @ltgofficial500
    @ltgofficial500 5 років тому +16

    ክላ ወዲያ ከመይ ዝበለት በዓልቲ ሓሞት እያ! እንኳዕ ተፈጠርኪ።

  • @rahelhabenom5049
    @rahelhabenom5049 5 років тому +3

    ኣምላኽ ይሓልኪ ሓንቲ ከይርያ ከይከነስ ዓሰርተ ከይርያ አዩ ኣምላኽ ህብና

  • @asmeretjallow7705
    @asmeretjallow7705 5 років тому +11

    yes yes 💖💖💖

  • @ata3829
    @ata3829 5 років тому +7

    اختي العزيزة انشا الله الله يحفظك ويحميك من كل شيء يا رب آمين يارب العالمين .

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 5 місяців тому

    ያረድ ናብታ ህዝብኽን ውድብክን ኣብቀረባ ትምለስ ትኾን ከርያየ በላሕ እዝውቲ ለባም 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 5 років тому

    ምቅርተይ አሰይ እንካዕ ካባኻትን ተፈጣርና ዋዕሮታህ ክብራት ወልድና ዓወት ንህዝቢ ትግራይ

  • @abebab1548
    @abebab1548 5 років тому +20

    ሰላምሽ ይብዛ ኪሪያ ሹክር we love you ❤️🙏🏽💐

  • @mosesberhe682
    @mosesberhe682 5 років тому +5

    Tigray ❤️❤️.

  • @fvnh979
    @fvnh979 5 років тому +1

    ኬርየ ቆንጆ ጋል ትግራይ ማዓረይ
    🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @lenaadayee5746
    @lenaadayee5746 5 років тому +1

    WE ARE KUSH OROMO LOVE TO BUILT KUSH THANKS FOR THIS HEGE MENGEST.

  • @ishalaminnamaxinoore2830
    @ishalaminnamaxinoore2830 5 років тому +2

    الله يحفظك ويطول عمرك ويزيدك يا خيرية في خدمة شعبك وحفظ دينك 👍👍👍👍

  • @gebremedhinhagos2453
    @gebremedhinhagos2453 5 років тому +5

    Wow wow your are gorgeous
    Waro gul TIGRAY

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rakitube21
    @rakitube21 5 років тому +3

    ጂግና ጓል ጀጋኑ😘😍❤💛💚💛💜💝💚💛💜💝💚💛💜💝😘😘😘

  • @tseqaygoeay6871
    @tseqaygoeay6871 5 років тому +20

    ዋውውውውው እቲይ ናይ ልበይ ማህደር ጅግና ጋል ጀጋኑው ሰናይ ናዓኪይ

  • @mikyhandsam3579
    @mikyhandsam3579 5 років тому +5

    Kerya nay behaki ebleki jgna you have good performance and knowledge hero hero hero so keep going Tiger Tiger 🐅

  • @Alphacentric1
    @Alphacentric1 5 років тому +12

    Mrs. Keriya is, currently the most admired, respected and loved WoyaniT

  • @abebagolkeshiberhe7084
    @abebagolkeshiberhe7084 5 років тому +5

    ጀጋኑ በርትዑ

  • @yayeshFitala-x8k
    @yayeshFitala-x8k Місяць тому

    ኬርያ ሐፊተይ ብጣዕም እየ ዝፈትወኪ እንኳዕ ራአኩኪ

  • @wolderufael
    @wolderufael Рік тому

    ኣዝዩ ዘሕጉስ ንውጹዓት ተስፋ ዘውህብ! ብዘይ ምኽንያት ኣይኮነን ውጹዓት ኤርትራውያን "ትግራይ ትስዕር!" ዝበልና።

  • @negash7146
    @negash7146 5 років тому +6

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ

    • @amrh4543
      @amrh4543 5 років тому

      Aemin aemin aemin

  • @ተስፋእዩስንቀይሰላምኣላበ

    እሰይ ኬርያ ጀግና ኣየኹም ናይናናናና

  • @حقصحقص-و4ص
    @حقصحقص-و4ص 5 років тому +5

    ዋዑሮ ትግራዋያቲ ብሃቂ ጀግና

  • @ወድስኒድንግልወልድየበልኒ

    ኬርያ አምበሲት ዋዕሮ ነብሪ አጆኪ ናይና

  • @rcggrfgh542
    @rcggrfgh542 5 років тому +8

    ከይርያዋ ጀግና ጋል ጀጋኑ ቀፅልሉ መኽበሪት ባህላ ኣሪኣያ ሙሰልም ብጣዕም ይፈትወክ ያኽብረክ ንኣኽ ክሪእ ከለኹ ንብዓት ይቅድመን ግን ቕድም ኹሉ ነብስኽ ሓልይ

  • @hslassiehadgu9513
    @hslassiehadgu9513 5 років тому +2

    እዘን ዋዕሮታት እዝየን ከምበዓል ከርያ ዝበላ ሕድሪ ናይተን ብጅግንነት ዝሓለፋን ከምዕድል ከይኑ ካብ ብሱል ጥረ ዝወፃ ጀጋኑ ተጋደልትና ዝነበራ ሕድሪ ዝተረከባ ብቁፅሪ ውሕዳት አይኮናን ብጣዕሚ ከዓ ንሕበነለን ካልኦት ደቂ አንስትዮ ትግራይና እውን ሕድሪ አጀታተን ክክተላ አለወን ይብል :: ጅግንነት አብ ሓደን ጠጠው ዝብል አይኮነን ቅብብል እዩ እዚ ከዓ ናህና ናይ ተጋሩ ባህርያዊ መለለይና እዩ :: ስለዚ አብታ ዋዕሮ ጀግና አብ ከርያ ፍልይ ዝበለ ዝረአኩላ ቆራፅ ጀግና ምካና ንፀላእትና ዝክርትም ንወገን ዘተርክስ አብ ኣዲስ አበባ ዝነበረ አብ ኢታማጆር ሹም ጀነራል ሰዓረ መኮነን ን ጀነራል ገዛኢ አበራን ናይ አስከሬን ሽኝት ክግበር ከሎ ከርያ ዘሕለፈቶ መልእክቲ አይንምብርከክን ሀዚ እውን ክንዕወት ኢና ተጋሩ የሐርነና እምበር አይንምብርከክን ዝብል ጭርሑ ምስ ረአኩ ጀጋኑና ሀዚ እውን አይሞትን እዩ ዘብል :: ሞት ብዝኮነ ይኩን ተፈጥራዊ ዝለዝኮነ አይተርፍን ሞት ልሞቱ ግን ብክብሪ ታሪክ ገዲፍካ ነባሪ :: ስለዚ ሀዚ እውን እዞም ጀጋኑና ሰብ ታሪክ እዮም ምእንቲ ህዝቢ ግቦኦም ፈፂሞም እዮም ተሰዊኦም ቀደሞም ክወፁ ከለዉም ምእንቲ ህዝቢ ነፃነት ክስወኡ እዮም ወፅዮም:: ንህዝቢ ትግራይ ሐድሽ ነገር አይኮነን :: ሀዚ ግን ንሕና እውን ከምተጋሩ አብዝሃለና ንሃሉ ሓድነትና አስጢምና ንምንነትናን ንሰላምናን ክዘርግ ዝፍትን ሓይሊ አብ ውሽጥና ዝህሉ ባንዳ ይኩን ኣብ ካልእ ዘሎ ትምክሕተኛ ብዘይ ንሕስያ ንምምካት ውዳበና አጠንኪርና ሕድሪ ጀጋኑ ስዋአትና ክነክብር አለና ይብል ::

  • @جميلهابراهيم-ب1ن

    ❤❤❤ፅሪቲ ከም ማይ ጉሓት ጅግና ትግራወይቲ መሰስ ብጅግንነት❤❤❤ኮሪዕናልኪ ዋዕሮ

  • @azisweet1738
    @azisweet1738 5 років тому +2

    We love you kerya shukor ati Gigina gualtom Geganu💪💪😘

  • @ሩሁብመርሃዊ
    @ሩሁብመርሃዊ 5 років тому +7

    ኬርያ መቐረት ትግራይ

  • @mmkoommkoo1952
    @mmkoommkoo1952 5 років тому +7

    Kirya jigna😍😍😍

  • @gebmeb1193
    @gebmeb1193 5 років тому +6

    ILOVE you kareya abesa

  • @abrahamdesta6231
    @abrahamdesta6231 5 років тому +15

    ጅግና ጓል ጅጋኑ ዋዕሮ ትግራወይቲ ።ኣብ ጎንኺ ኣለና እንኳዕ ናተይ ኮንኪ።

  • @hjhj5640
    @hjhj5640 5 років тому +12

    ኬርያይ ምቅርቲ ኣባይኪ ይደፈን ጅግናዮ🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥♥♥

  • @nebanguse487
    @nebanguse487 5 років тому +4

    Queen❤💛

  • @negash7146
    @negash7146 5 років тому +12

    ክእለትኪ ብሓቂ ደረት የብሉን ኣማሊኡ ዝዓደለኪ ወረጃ ዋዕሮ ትግራወይቲ ኢኺ

  • @rossdogma3232
    @rossdogma3232 5 років тому +8

    Shikorin lebamin!

  • @smartmobile6143
    @smartmobile6143 5 років тому +5

    ኣጀኺ ትግራይ ንትግራይ ዘይትኸውን ሂወት ዋላ ሓቲ ለይቲ ኣይትሕደር ኣጀኹም ተጋሩ የሕዋተይ ወይከ ነቕ ካብ መስመርና

    • @MP-lu8mh
      @MP-lu8mh 5 років тому

      ታሓሪድካ ሙት ባንዳ ሓማሴን ልውጢ ሓሳኽ ማዓኮር ተረፍ ጥልያን ።😂

  • @salehtaha826
    @salehtaha826 5 років тому +1

    Masha Allah well saide

  • @amharaahyagondergonderyeah5946
    @amharaahyagondergonderyeah5946 5 років тому +6

    Keriya shkorrrrrrr. Ich liebe dich ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @aberhottube4720
    @aberhottube4720 5 років тому +2

    ዕድመን ጥዕናን እስኪ ነዛ ጀግናና!

  • @koala10ish
    @koala10ish 5 років тому +5

    Free and independent Tigay Now!!

  • @iamfree347
    @iamfree347 Рік тому

    አንቲ ፡ ጀግና ፡ ጓል ፡ እቶም ፡ ጀጋኑ ፡ ❤❤❤❤❤ ፡ ናይ ፡ እዚይ ፡ ትውልዲ ፡ ታሪኽ ፡ መፅሐፍ ፡ ፅሕፍኪ ፡ ናብ ፡ ዕዳጋ ፡ ትብና ፡ ንፅበይ ፡ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Finan2000
    @Finan2000 5 років тому +2

    I am really very proud of my brave people just straight forward lekibetibet zeyibilu very firm, loud and clear 🤔 wow.

  • @frehiwothailu9288
    @frehiwothailu9288 5 років тому +13

    ጂግና ጓል ጀጋኑ

  • @ciaobella1589
    @ciaobella1589 5 років тому +2

    ጅግና ጋል ጀጋኑ 💚💚💚

  • @internationalnational3018
    @internationalnational3018 5 років тому +1

    Mashallah my beautiful queen sister of tigray.

  • @gebrekristostsegay8471
    @gebrekristostsegay8471 5 років тому +1

    I love woyane

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 4 роки тому

    የቀንየልና ጅግና ዝሀፍትና ወ/ሮ ኬሪያ ኢብሪሂም ሀራስ ነብሪ!!!!

  • @ቅዱሰገብሪኤል
    @ቅዱሰገብሪኤል 5 років тому +3

    ዋው መክርትይ 😍😍😍😍😁

  • @ilianaethio9620
    @ilianaethio9620 5 років тому +7

    Yene konjo sitamir 😍😍 God bless you

  • @MartaMader-qn5vv
    @MartaMader-qn5vv 5 років тому +7

    Geganana

  • @nagestyhaylay6733
    @nagestyhaylay6733 5 років тому +10

    Kerya jgna

  • @russomtewelde692
    @russomtewelde692 Рік тому

    ሐሻዊት መናእሰይ ትግራይ ተሸርሚሞም ተጨሮሚሞም
    ትግራይ ንድሕሪት ናብድክነት ወዲቃ ወያነ ተቀጥቂጣ በፍንጫ
    አቢ ብዝበሎ ትግዛእ አላ
    🇪🇷🇪🇹💪🏾🇪🇹🇪🇷🙏🏽🇪🇷🇪🇹

  • @siydtoum5471
    @siydtoum5471 3 роки тому

    ዊዕሮና እንድዒ ኣነስ ቃላት እንበር ስኢነልኪ 🐅🐅💛💛❤️❤️💊💪👑👑🏆🏆👈