መግለፂ ቅዋም መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ሰራሕተኛታት ትካላት ትእምት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 26

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina5471 20 днів тому +1

    ይበል ብፆት ቐፅሉሉ ፀኒዕና ንቓለስ🎉❤💪🏽

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 20 днів тому +2

    ሒዛ ኣላ!! በርትዑ

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb 21 день тому +4

    ኣጀኩ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 20 днів тому +1

    Yeah 👍 great job keep it up proud of you!!

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 19 днів тому +1

    Good job .VIVA TDF & WEYEN TIGRAY TEEWT ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 21 день тому +6

    ጀጋኑ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪ኣጀኹ ክትስዕሩ እኩም 🎉❤🎉❤🎉

  • @Gebrewmichael
    @Gebrewmichael 20 днів тому +3

    እዝ እምቢታ ናብ ተግባር ይሰጋገር።

  • @yonasmatti8118
    @yonasmatti8118 20 днів тому +3

    ንጽርቲ መልእኽትን እታ ሓቀኛ ናይ ትግራዎት መርገጽን ።#

  • @SamiYewah
    @SamiYewah 21 день тому +3

    ሓቂ ናይ ተጋሩ መርገፂ ኮምዚኣ ክትኮውን ኣለዎ❤

  • @Hdddigv
    @Hdddigv 20 днів тому +2

    ❤❤❤👍👍👍

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 11 днів тому

    አይልም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ እግዚአብሔር የሓግዝኩም።

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 21 день тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 21 день тому +2

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The kkng of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless Genius tough faster fighter in the world our GENERALS CONIRAILS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 21 день тому +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 21 день тому +7

    ጀጋኑ ትክክል እዩ እንቢ ንኪህደት እንቢ ንሚሊኪ እንቢ ንጨፊጨፊትና ንቀተልቲና እንቢ ንብልፂግና እንቢ ንጌታቸው ረዳ እንቢ ንፃዲቃን እንቢ ንበየነ ቡካሪያ እንቢ ንጊዚያዊ ትግራይ ትክክለኛ መጊለፂ እዩ እንቢ ንተም ትግራይ ዚከሐዱ አይንጊዛእ ንሚሊኪ ትግራይ ትሲእር ንብል 👌👌👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍👍👍✝✝✝✝

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 21 день тому +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew3508 20 днів тому

    💪💪💪💪💪💪

  • @RahelGmariamRahel
    @RahelGmariamRahel 21 день тому +4

    ወይን ሐቀኛ

  • @gengeb5610
    @gengeb5610 20 днів тому

    It’s about time anyway it’s better late than never❤

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 20 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegayberaki4334
    @tsegayberaki4334 20 днів тому +2

    ብዙሕ ደቂስኩም ደቂስኩም

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 20 днів тому +3

    (ንህወሓት ዝቃወም እምበር ዝፈኻኸር ውድብ ኣብ ትግራይ የለን ብእንግሊሽ እውን opposition party እዩ ዝበሃል። ካብኡ ዝሓለፈ ንኣብይ ምሽቅባጥ እዩ)
    ፃድቃን ብዝበሎ ሲቪል ማሕበራት ተቃወምቲ ውድባት ካለኦት ኣሽተትቲ ኣበል ኣማኻሪ ካውንስል ንጌታቸው ንግበረሉ ትብሉ ኣለኹም። ካብዚ ተበጊሰ ዝስዕብ ክብል:-
    1: ጌታቸው ዝምከር ሰብይ ኣይኮነን። ዝምከር ሰብ ኣብ ስርሑ ዝውዕል እዩ። ናይ ጌቾ ናይ ስራሕ culture ምስ ናይ ትግራይ ህርኩት ናይ ስራሕ culture ኣይመሳሰልን። relax ኮይንካ ኣፍካ ጥራሕ ምኽፋት ከምዝኾነ እየ ክሳብ ሕጂ ተዓዚበሉ ዘለኹ።
    2: ጌታቸው ይትረፍ ካውንስል ብህዝቢ ተመረፀ ህዝባዊ ሓይሊ እውን ከዲዑ ዝሓደረ ሰብኣይ እዩ። ንኣቢ ዝሰግድ ክብሪ ህዝቡ ዝነክእን ዘናሹን ረብሓታት ትግራይ ዝሸጥን ኮይኑ ኣሎ። ንህዝቢ ትግራይ ካፍቲ ዝነሀዎ ከርፋሕ ናብራ ፊሒት ከብል ኣይኽእልን። ካውንስል ምውሳኽ በላዕን ሌባን ምብዛሕን ሕጋዊ ዝመስል ባንዳነት ጌሩ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ቸቸ ኢሉ ሃፍቲ ንምእካብ እዩ።
    3: መንእሰይ ካብ ከሓድን ሓሳዊን ስርዓት ግምት ለውጢ የድልዮ ኣሎ። ተስፋ ስኢኑ ኣሎ።
    4: ንምንታይ ደኣ እዮም ካውንስል እንዳበሉ ዓረር ዝብሉ እዞም ፀግዒ ፀግዒ ግምት ዘለው ኣካላት እንተይልና ኣፍታ ካውንስል ዶኾን የእትወና ኢሎም እዮም:: በኣ ኣቢሎም ሕልሞም ከሳኽዑ ዕድሎም ክሪኡ። ገዊኦም ድማ በሉ ተባሂሎም ዝተገዝኡ በዓል multiple standard እዮም። እታ ዕንክሊል እውን ክትቅፅለሎም ዝብህጉ እነሀው እዮም። ፃድቃን ዝበሎ ካብ iterate ዝገብሩ ናይ ባዕሎም ኣማራፂ ሓሳብ ግዳ ዘየቅርቡ። እንተቀኒዕዎ፣ ድሕሪ ምስረታ ካውንስል ኩሎም ናብ ካውንስል ዝኣተው ብሒም ኣይብሉን። ናብ ካውንስል ዘይኣተው ድማ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ካውንስል ተቃወምቲ እዮም ክኾኑ። ነገር እንጀራ እዩ ያ ኮንዎም ዝኒሀ። ህዝባዊ ዕላማ ሒዝካ ንዕላማኻ ክሳብ መስዋእቲ ዋጋ ምኽፋል ዝበሃል ነገር የለን። እዙይ ድማ ወይ ንዕላመኦም ኣይኣምንሉን ፤ ወይ ህዝባዊ ዕላማ የብሎምን ፣ ወይ ድማ ህዝባዊ ዕላማ ከይህሉ እዮም ዝፅዕሩ ዘለው፤ ወይ ድማ እቲ ተገለፀ ኩሉ።
    5. ጌታቸውን ፃድቃንን ከ ንምንታይ እዮም ካውንስል ንመስርት ዝብሉ? ሀ)ዝበልፀገ ካውንስል መስሪቶም ኣኸባ እንተካይዱ ኣቢ ከምዝበሎ እንዳበሉ ይፀንሑ እሞ እስኪ ሑመራ ይመለስ ትብሉ እንትብልዎም ... ኣይ መሬት ዘመሓደረ የማሓድሮ ዝብሉ ...ሕራይ መሬት ዘመሓደረ የማሓድሮ ትብሉ? ኢዶምን እግሮምን ፎጭ ዘብሉ ብኢዶም ዘሓስቡ ጉጂለ ምምስራት እዩ። ካብኡ forged ቤት ምኽሪ ሕጊ ኣውፅእዎ እንዳበሉ ዝደልይዎ ክገብሩን መንግስቲ መንግስቲ ክጨንውን እዩ። ካብኡ ዝደለይዎ ጌሮም ሃፍቲ ምእካብን ደባል ምስሌኔ ምዃንን እዩ፤ ብገሊኦም ዝፅዋዕ ዳይነስቲ ምትካል እዩ። እንዘይኸውን ደኣ ብዲሞክራሲያዊ መንገዲ ተመሪፆም ስርዓት ዘይቅይሩ? ብናይ ኣቢ ድሮንን ሰራዊትን ዝምክሑ። ካብ ንሕወሓት ንኣቢ ዝፈትውን ዘኣምኑን።
    መሲልዎም እምበር ሕስረት እዩ፤ እቲ ዘሃቀንዎ ብmiracle እንተተሳኺዕሎም። እምበር ሎሚስ ዳርጋ ኩሉ ተረዲእዎ እዩ።

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 20 днів тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪✊

  • @SaaLeh-m3o
    @SaaLeh-m3o 21 день тому +4

    ናይ ፅንፈኛ ጉጅለ ሚድያ ኣይንከታተልን ከም መናእሰይ😅😅😅

  • @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
    @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w 20 днів тому

    ምኹዃሕ ዘይፍለየላ ማዕፆ !
    እዛ ልሳን ትግራይ መርአይት መፃኢ
    መዘክር ናይ ድሕሪት ንለባም መንብዒ
    ገላፂት ተጋሩ ሽምና መፀውዒ
    ንሕና ዘይንፈልጣስ ዝፈልጣ ፀላኢ ፤
    መንክብሎ ደራሲ ናይዛ ህያው መፅሓፍ
    ነባሪ ዶ ይኾን ? ከምሰቡ ዝሓልፍ
    ወይስ ዝተርኣዮ ናይ መፃኢ ፅያፍ
    ወይስ ከምዝፍጠር ሪኡ ክኹሕኩሕ ዝሃርፍ
    ብዝኾነ ኮይኑ ትግራይ ሃፍታም ትግራይ ድኻ
    ማንታ ዝወለደት ኣብ ረግረግ ኣብ ሸኻ
    ሓደ ፈታው ከብዱ ናይ እግራ ማሕልኻ
    ሓደ ፈታው ህዝቡ በታኺ ማሕልኻ
    እዙይ ዕድል ኮይኑ ህያብ ናይዛ ትግራይ
    ተፈጢሩ ለባም መንከማይ ብሃላይ
    ንባንዳ ዝሓቁፍ ዝፅየፍ ወያናይ
    ብመስዋእቲ ብፆት ሚሒር ተሓታታይ
    መዕፆ ንኽትኩሕኳሕ ኳሕኳሒ ጎታታይ !
    ብዝኾነ ኮይኑ ሓሊፎም ነበያት
    ቃሎም ናይ ሓደራ ተግባሮም ብሉፃት
    መስዋእቲ ዝመርፁ ካብ ጥልመት ካብ ክሕደት
    ብቃላት ዘይኮኑስ ብተግባር ፍቱናት !
    ኣብነት ታሪኽና ሙሴ እንታይ በለ
    መስዋእቲ ምስ መፀ መሬት ምስደስከለ
    ዕድለኛ እየ መስዋእቲ ምኽፋለይ
    ኣብ መትከል ምሕላፈይ ዕዳይ ኣቕሊሉለይ
    እንተ ተረፍቲ ግን ሕዘኑ ብፆተይ
    መስመር እንትትክሕዱ ሽዑ እንድዩ ሞተይ
    ስለዙይ ዕዳኹም ክፈሉ ሃየ እዛመትከለይ
    ዝብል ቃል ንውላድ ዘስንቑ
    ኣብ ህፃንነቶም ኮላይ ኣብ እርጋኖም ንቃል ዝወድቁ
    ነዙ ሓቂ ፀይሮም ዕማሞም ዘፅደቑ
    ብመስዋእቲ ዕሸል ከይተመፃደቑ
    እዙይ እያ ትግራይ ኣደ እዞም ማናቱ
    ገሊኦም ሓደራ ብዳርካ ዝግዕቱ
    ገሊኦም ኣብ መስመር ቁማር ዝፃወቱ
    ገሊኦም ብንብዓት ህዝቦም ዘቋምቱ
    ምኹሕዃሕ ኣትሪፎም ታሪኽ ከበርክቱ
    ኣብ ስራሕ ዝሓድሩ ነዊሕ ዝጥምቱ
    እዋይዛ ምኹሕዃሕ ዘይፍለያ ማዕፆ
    ምኹሕዃሕ በዚሑ ኩሉ ብዝመፆ
    ሎሚ ግን ገዲዱ ስሒቱ ሃዲዱ
    ባንዳ ንምድጋፍ ስዉእ ተኻሒዱ
    መዕፆ ንኽትስበር በቃ ተፈሪዱ
    ኣፍታ ሓንቲ ማህፀን ምርጋሕ ገዲዱ
    ማናቱ ንባዕሎም ክተሓራረዱ
    “ክብርን ሞገስን ነቶም ጉርዲ ዘይለግቦም ነባራትን
    ሓደሽትን በይዛ ህዝቦም ዋጋ ዝኸፈሉ ጀጋኑ!!!”
    “በመ/ሃ/ሰናይ”

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 21 день тому

    ❤❤❤❤❤❤