መጣቂዕን ወዳስን ህዝቢ፣ ንህዝቢ ዝጠቅም ለውጢ ከምጽእ ኣይኽእልን ኢዩ.

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 21

  • @evenezerlovelove566
    @evenezerlovelove566 11 годин тому +1

    Yeah that's right ✅️ point

  • @ሰብደየለይ
    @ሰብደየለይ 17 годин тому +2

    ዋና ነገሩ እኮ ዝካየዱ ሰሚናራት ይኹኑ ኣኼባታትን እቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ትሕዝቶ :ቁምነገር : ዕቱብነት ዘገድሶ ኣይኮነን:- እንታይ ድኣ እቲ ብግፋ; ብህድማ: ብስደት ምብትታን ሕለቱ ዝመለቌ መንእሰይ መራኸብን ድሃይ ሓድሕዱ መፍለጥንዩ ዝጥቀመሉ::

  • @MulueTseghai
    @MulueTseghai 15 годин тому +3

    ኣበይ ኣላ መንቅብ ኢኹም እትለቅሙ ብዝኾነ ብርዱእ መኽንያት 'ዮም ኣጣቂዖምሉ እቲ መሰረታዊ ነገር ሰባት ትኣኪቦም ሞራል እናተወሃሃቡ ይጎዓዙ ኣለዉ።
    እዛ ዘረባኻ ግን ናይዝተቕየሙ'ያ ትመስል ብሮ

    • @tigezana3605
      @tigezana3605  Годину тому

      ትም ኢልካ ዘይተጣቅዓለይ 😂😂😂

  • @bobsmart8302
    @bobsmart8302 16 годин тому +1

    Nice program... I am clapping for you...cheb cheb cheb cheb cheb cheb cheb .....

  • @samsomzerom4988
    @samsomzerom4988 20 годин тому +2

    ንስካ ኸ ነቲ ናይ ዓፋር ኢሎሞ ትብሎ ዘለካ ሰሚዕካዮ ዲካ ወይስ ኢሎሞ ኢልካ ኢካ ትዛረብ ዘለካ

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 22 години тому +2

    ን እሰያስ 50 ዓመት ኣጣቂዕናሉ ጸኒትና ኣብ ዘይ ንትስኣሉ ወዲቅና ንርከብ። እቲ ዝገርም ነዚ ኣጀንዳ ናይ ኣፋርን ኣቢ ኣሕመድን ሸለል ኣዚዞም ነቶም ዓቢ ስክፍትኦም ዝገልጹ ዘለዉ ተበዓት ተቃለስቲ ከም በዓል ኣሰናን ካልኦትን ተቃለስቲ መሲሎም ንተቃለስቲ ከጥቅዑ ኢና ንዕዘብ ዘለና።ናይ ምስማዕን ምሕታትን ሓሳብ ካልኦት ሰናት ምስማዕን ክእለትና ማኺኑ ኣብ ምፍልላይ ብ ዓድን ወረዳን ኣዉራጃን ተደርቢና ምህላዉና ዘሕፍር ታሪኽ እዩ። ነዚ ኩሉ ድሕረት ዓገን ዝብልን ዝኹንኖን ብ መዲያ ይኹን ዉልቀ ሰብ ኣይረኣናን። ተቃለስቲ ኣብ ሕድሕድና ሰላም የብልና፡ሰብ መዲያ ውን ከምኡ ኣብ ሕድሕዶም ክጃብሩስ ይትረፍ ሰላም ከማን ኣይብሃሉን እዚ ከኣ ሓደ ካብቲ ብዙሕ ጸገማትና እዩ። ብትዕቢት እምበር ብርድኢት ኣይንኸይድን ኣለና። ኣብ ከምዚ ዓይነት ኣካይዳ ከኣ ጸላኢ ጥራሕ እዩ ዝዕወት።

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 12 годин тому +1

    ዋላ ክንቀትለኩም ይበል እንታይ ይምልከተካ. ወረኛ በዚሑና ኣሎ.ካልእ መላ ተጠቀምካ ኣደናግር.

    • @tigezana3605
      @tigezana3605  Годину тому

      ትም ኢልካ ዘይተጣቅዕ ከም ኣመልካ መጣቅዒ 😂😂

  • @yessir9421
    @yessir9421 14 годин тому

    ሕሱር ህዝቢ፡ ዝገዝኦን ዘሕስሮን ኢዩ ዝፈቱ፡፡ ካብ ስርዓት ኢሰያስ ሃዲሞም ናብ ስርዓት እራይምራይ ስደተኛታት ሓንቲ ወረዳ ተዓቚቦም። ድሁላት!!

  • @mussietuemezghi5322
    @mussietuemezghi5322 21 годину тому

    Ja Xupi alka

  • @meharitafere67
    @meharitafere67 Годину тому

    ኤማ ነብሲ ነቲ ሰሚዑ ግቡእ መልሲ ዝሃበ ኣካል ድማ ብጸርፍን ዘለፋን ትንፋሱ እዮም ዘውጽእዎ እዚ ናይ ሎሚ ጣቂዒት ድማ ልክዕ ከምታ ከምቲ ንኢሱ ኣገቢሎም ዘምጽእዎ ሕጂ ድማ ሓድሽ ገበል ከእትዉልና ደልዮም ኣለዉ😂😂😂😂 ኣርሰናል ጎል ምስ የእተወት ጥራሕ ኣጣቅዑ በለለይ 😂😂😂😂 ወይ ድማ ኣብ ጓይላን ውልቃዊ በዓላትና ይኹነልና እቲ ቲፎዞ😂😂😂😂😂 ግን እታ እቲ ዓፋር ዝተዛረባ ብትኽክል እንታይ እያ ትብል ነይራ ኤማ ነብሲ ገለ ኣብ ከባቢኻ እንተለዉ ሓቲትካ ዳግማይ ተመለሰና ምኽንያቱ ንስኻ ከ ተረዲኣትካ ድይ ዝብሉ ኣይሰኣኑን ዘለዉ ሰሰናዩ

  • @ቁሱንሰብ
    @ቁሱንሰብ 14 годин тому

    ኣማልኤል በቃ ኣብዚ ወዲቕካ ጸጋይ ኣዞማሪኖ ይጻወትዩ ደሎ ንስኻኸ እንታይ ከምድበሉ ተርጉምካ ደይትነግረና ቅድሚ መጣቓዕቲ ኢልካ ምጽራፍካ

    • @tigezana3605
      @tigezana3605  Годину тому

      ኣይተጻረፍኲን ወዲ ዓበይቲ

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 Годину тому

    ዝጠፈሸ ነጋዳይ መቓብር ኣቡኡ ይፍ'ሕር ? ውዱቓት

  • @GergisArha-dl1ju
    @GergisArha-dl1ju 15 годин тому

    Naza teqied ab kulu alem zeloyu esu kea nay morar milikid yu buzu shigir yebilun

  • @bdbhsyeh6246
    @bdbhsyeh6246 9 годин тому

    Anta kindye tihamike eka ezi anxare beale wufuye mikade ayribkakane eyu mengdi beale yonase mastika tifate eyu ama hawye

  • @RahelAsfaha-i1b
    @RahelAsfaha-i1b 10 годин тому

    Ala nska veka nska jeman hasbka kemey thasba beza nebska tfeltado akia.

    • @meharitafere67
      @meharitafere67 Годину тому

      ፊደላት ብግቡእ ተኣሪሞም ይጸሓፉልና ከነጣቕዕ😂😂😂😂😂

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 12 годин тому

    በቃ አንጻር ውፉይ ክትአሪ መስኪናይ

    • @tigezana3605
      @tigezana3605  Годину тому

      መን ኢዩ ኣንጻር በየነ? 😂😂😂 እቶም ባራዩ ናይ ኢሰያስ ካብዚ ከማኻ ይሕሹ 😂