ውድቕቲ ሃገር(FAILED STATE)PROSE BY AWEL SAID PART 2

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 2,6 тис.

  • @Wedishabiya123
    @Wedishabiya123 7 місяців тому +217

    🎉🎉ኣወል ኣወል ኣወል ኣንበሳ ኩሉ ግዜ ሓበን ሃገረይ ኣንቃሒ ኑኡስ ወሎዶ ኤረ ይባር🙏🫶 ላይክ ርገጹ ብሽም ኣወል ደቂ ሓላል መረት🐅🐯🐪🐪🥰🇪🇷🇪🇷💖💥

  • @gbm5905
    @gbm5905 7 місяців тому +243

    ሕጂውን ከምታ ኣብ ቀዳመይቲ ክፋል ዝበልኩዋ ሓንቲ ላይክ ጥራይ ስለ ትፍቅድ ይሓዝን ግን ኣነ 1000000 ላይክ ሂበካ ኣለኩ ወዲ ስዒድ ኣዝማርኖ🎉

    • @edenyemane6801
      @edenyemane6801 7 місяців тому +9

      Naibhaki ❤❤

    • @SamiiSamigermaysamigermay
      @SamiiSamigermaysamigermay 7 місяців тому +4

      Wesikoluu alkuuu

    • @hagoskesete1787
      @hagoskesete1787 7 місяців тому +4

      Yeah true

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 7 місяців тому

      ኣብ መብዛሕትኡ ከተማታት ኤርትራ ብዙሓት ኣባይትን ገዛውትን ሰብ ዘይብሉ ጥርሑ ኣለዉ።
      ብኣንጻሩ ኸኣ ብዙሓት ስድራ ኣባላት ዋርሳይን ሃገራዊ ኣገልግሎትን ኣብ ሰራዊት ዘለዉ ፡ መንበሪ ኣባይቲ ስኢኖም ወይ ነዚ ኣዝዩ ክቡር ዝኾነ ክራይ ክኸፍሉ ዘይክእሉ ኣለዉ።
      መንግስቲ ኤርትራ ነዚ ፍታሕ ከናድይ እኳ እንተጸንሐ ፡ ስጋብ ሎሚ ግን ቅልጡፍ ምላሽ ክህብ ኣይከኣለን።
      ስለዚ ፡ ነዚ ኣብ ከተማታት ኤርትራ ዘሎ ሰብ ዘይብሉ ጥርሑ ኣባይቲ ፡ ንስድራ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት እንተዝውዕልን እንተዝዕደልን ፡ ህዝብን መንግስትን ምስተጠቕመ ፡ እቶም ዋናታት ሰብ ገዛ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዘለዉ ውን ምስጋናን ሞጎስን ካብ ህዝቢ ፡ ጽድቂ ኣብ እዝጊሄር ምረኸቡ እሞ ፡ እቲ መንግስቲ ነቲ ዘለዎ ስልጣን ይጠቐመሉ።

    • @meadigezana
      @meadigezana 7 місяців тому

      ኤህ 😢።

  • @amanuelandeberhan126
    @amanuelandeberhan126 7 місяців тому +75

    ኣወል ያ ሆ፡ ህዝብኻ'ኮ መግለጺ ስኢኑልካ ኣነ'ውን ከም ህዝበይ መግለጺ ስኢነልካ❤❤❤ ተ ሓ በ ን ተሓቢነልካ።
    ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይጸግኻ❤🙏🏽❤🤲❤
    🇪🇷❤🇪🇷👏👏👏👏❤🇪🇷

  • @ShmendiMengesha
    @ShmendiMengesha 7 місяців тому +48

    ኣቱም ሰባት እዞም ኣብ ዒስራታት 20/21/22/27/28/30 ዕድመ ዘለና ዋላሓንቲ እዩ ኣፍልጦ ዘይነብረና የቐንየልና ኣወሊኖ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏keep it up

  • @natsnettsegaimehari9964
    @natsnettsegaimehari9964 7 місяців тому +12

    ኣነስ ጸጸኒሑ ኤርትራዊት ምካነይ ንኣምላክ የመስግኖ: ካብ ዛ ብርክቲ መሬትን ብሩክ ህዝብን : ተባዕ በሊሕ ህዝቢ ምውላደይ ሕጉስስስስስ ይብል:: ኣወለይ መጽሓፍ ንዓካ ካብ ዛ ሜሬት ዝሃበና ድማ ነመስግን ተባረክ:: ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና : ንጀጋኑና ኣርካናትን ወረስቲ ሃገርን ዕድመን ጥዕናን:: እንተ ናይ ዛ ገስረጥ ሃገር ግን ዕንድዒ ቃላት የብለይን::

  • @tsigezewolde3304
    @tsigezewolde3304 7 місяців тому +54

    I am proud to be Eritrea. I Love Eritrea. ካብ ኤርትራ ዘይዉልድ አይጭዎን።👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘 I Love you so much Awellno. ዕድምን ጥዕናን ይሀብኻ ወደ ሀዉቦይ።

    • @TekleweiniMeashu
      @TekleweiniMeashu 7 місяців тому

      ካብ ትግራይ ዘይውለድ ኣይጹዋን እዩ ዝበሃል ባርያ ማዓረይ ኣይትጥወዮ እቲ ኣባሃህላ 😂😂

  • @ኤረትራዊእየ-ቀ9ዐ
    @ኤረትራዊእየ-ቀ9ዐ 7 місяців тому +490

    ኤርትራ ዘፍርዮቶ ድሮን አወለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንአወለይ ተደንቅ ከምቲ ልሙድ ላይክ አብዚአ

    • @azebghidey6457
      @azebghidey6457 7 місяців тому +13

      ኣባ ዱላ ገመዳ ሻዕብያ ዝማርኸቶ ምስ ባዓል ባጫ ደበለ እዩ ረሲዕካ ኣወሊኖ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪🕌🕌🕌😊😊😊👏👏👏

    • @samze930
      @samze930 7 місяців тому +5

      Wela etim zixeliewo eyom zednkowo.Ewae Roket zikone meneisey

    • @BirhaneisaiasIsaias
      @BirhaneisaiasIsaias 7 місяців тому +1

      Awel jigna nezager tewelidkala nezi kula weyto amet zileflefeto ab hade seat riesa tednina

    • @abrahammengs8163
      @abrahammengs8163 7 місяців тому

      😊😊😊😊​@@azebghidey6457

    • @BirhaneisaiasIsaias
      @BirhaneisaiasIsaias 7 місяців тому +1

      Aweley natka hanti kal gimbar eya tefris nezi jigna Eritrawi dima natka melikti abey alena nebey nikeyid alona abi bishirat eyumo aytidkem Aweley.

  • @DejenDeju-t8p
    @DejenDeju-t8p 7 місяців тому +63

    ኣቤት ጅግንነት ዝገርም እዩ እዚ ግን ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ብፍላይ ከኣ ነቲ ካብ ፍልጠት ነጻ ዝኮነ መንእሰይ ብሙዚቃ ዝእክብወ ዘለው ለመንቲ 3ተ 4ተ ለቅማጻት እዩም ሓደ ማዓልቲ ???????? ሰነድ ።ኣወል ኤርትራዊ ጅግና 👊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤

  • @hanimami9054
    @hanimami9054 7 місяців тому +3

    Selam naka biruk awel hawey..ezi tiblo zeleka nay poltica ayekonn..ezi zeblikayo qelsi mise kirstos u ..miknyatu kirstos NY metilale imnte ayekonn.ezi nesika tizarblo zelka imnte kirstos Wen naka waga kefilulka u..silezi awel sedi kulu zeblikayo mihrte kithatlo aleka ...meta hagrna mergme keytimxala abzey tiflto iment afka zahbeka ayetizarb .... yesusi goyeta u🙌

  • @ChayHabu
    @ChayHabu 7 місяців тому +11

    ናይባሓቂ ቡዙሕ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ታሪኽ ኣፍሊጥካኒ ኣወል ጅግና ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @eftereladebas5818
    @eftereladebas5818 7 місяців тому +132

    አወል ሲዒድ አንበሳ እንቛዕ ድሓን መጻእካ መምህር ህዝቢ ኤሪትራ ንጸላእትና ሕማም ርእሲ መርዘን ቀጽሎ ጥራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷❤️

  • @samimehari6771
    @samimehari6771 7 місяців тому +193

    ኣወሊኖ ጅግና ክመጽእ ከሎ ስነ ኣእምራዊ ሩፍታ ኢዩ ዝስምዓኒ ❤❤❤❤

  • @SimonAmanuel-n9h
    @SimonAmanuel-n9h 7 місяців тому +75

    ንጅግና ኣወል የቀኒልና ኣይትበልዎ ምኽንያቱ ጉቡኡ አዩ ዝገብር ዘሎ ንሕና ኽእ ጉቡአና ንግበር ደቂ ሪመይ

  • @AlemMehretab
    @AlemMehretab 7 місяців тому +4

    ኣወል ሓውና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ እምነት ግን ናይ ግል ኢዩ ሃገር ናይ ሓባር ኢዩ ብክርስቶስ ዝመጸ እምነት እምበር ብውልቀ ሰባት ዝምዘን ኣይኮነን ኣብ ዘይትፈልጦ ኣትካ ኣይትዛረብ ብክርስቶስ ዝኣመነ ጥራይ ኢዩ ብመንፈስ ክገልጾ ዝክእል ወንጌል ብስራት መድሓንን ኢዩ ሰባት ጌጋ ክርከቦም ይክእል ኢዩ እምነት ንድሕሪት ኣይመልስን ኢዩ ህይወት ዘልኣለም ኢዩ ዝህበካ እምነትናን ሃገርና ኣይንክሕድን ኢና ዓለም ሓጻር ኢያ ናይዘልኣለም ህይወትና የሱስ ክርስቶስ ኢዩ ንኩሉ ኣይትለክሞ ክርዓትና ኢካ ኣወል ሓወይ

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane6668 7 місяців тому +15

    Honorary Awel Said I don’t know what to call you. We came to understand though your eloquent speech and deep knowledge of our buried and living history in great excitement and extreme enthusiasm.
    Awel Said I am very proud to know that you are the most gifted son of the beloved and blessed land of Eritrea. You have surprised everyone who have listened your admiring unwavering true narrations.
    Awel you have uncovered the hidden mysteries of our country and taught us all the facts which has captivated everyone who loves to listen the unblemished history of Eritrea. I’m very grateful to you. Thank you Tedros

  • @bqse6142
    @bqse6142 7 місяців тому +58

    መርሓባ ኣወል ኣወልና ኮኾብና ብሌን ዓይንና
    ንስኻ ኤርትራን ህዝባን ትውንነካ ምስጢራዊ ህያብ ኣምላኽ ኢኻ ወዲ ህዝቢ ንዓና ማዓር-ወለላ ንሃሱሳትን ዕሱባትን ድማ ሓፋስ-ዕረ ዓይኒ ሓሳዳት ይድፈነልካ ኣይትተዓንቀፈና ኣይትሙተና we love you brother❤🇪🇷❤
    ንበረልና ረቢ-ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓወት ንሓፋሽ !!!✊🇪🇷✊

  • @yosefahferom6893
    @yosefahferom6893 7 місяців тому +49

    ሕጂሲ ዋእ ወላ ብሕልምና ምሳካ አወት ንሐፋሸ ንብል ንኪድ ጥራይ 🇪🇷 ❤❤

  • @RamiJemal-zs4ju
    @RamiJemal-zs4ju 7 місяців тому +64

    መርሓባ ወዲ ኤርይ 💪💪💪ኣብ ግዜ ሰውራ ቅድሚ ናጽነት ወዲ ትኩል ፍርቂ ሓይሊ ሰውራ ይበሃል ነሩ ሕጂ ከኣ ኣወል ስዒድ ፍርቂ ሓይሊ ኤርትራ ።ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @atakltiredi5193
    @atakltiredi5193 7 місяців тому +2

    ዋዉዉዉ ኣወሊና ጅግና ናይ ብሓቂ ኢካ ትጎልጾ ኣለካ ኩሩዕ ወዲ ኩሩዓት ተዓወት እዚ ታሪክ ተቀዲሑ ዘይውዳኣ እስከ በል ኣንጎድጉዶ ዝዓርከይ ርእሶም ስጋብ ዘሕምሞ ቦሎም እዚ ኢዩ እቲ ታሪክ ኤረትራዊ ኣስተብህል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ሓወበይ

  • @Debas05
    @Debas05 7 місяців тому +2

    ኣጆኻ ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣብ ኩሉ ስራሕካን ሂወትካን ይደግፍካ፣፣ ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amaretemesghen4875
    @amaretemesghen4875 7 місяців тому +49

    እቲ ቀደም ታሪኽን ወለዶን ደሊኻ ብዙሓት መጻሕፍቲ ምግንጻል የድሊ ኔሩ ሕጂ ግን ሰዓቱ ዝኣኸለ ይመስል፡ነዚ ምንባብ ዘይፈቱ ህኩይ መንእሰይ ብዝርድኦ ቓንቓ ብጅግና ስነ-ጥበባዊ ኣወል ስዒድ ግርም መወከሲ ታሪኽን ወለዶን ኤርትራ ተዳልዩልና ኣሎ'ሞ ሰሚዕካ ምሕላፍ ዘይኮነ ዳውን ሎድ ጌርካ ንደቅና ምምህራ እዩ እቲ ዋና ኣርእስቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @msgnamichael4694
    @msgnamichael4694 7 місяців тому +58

    ❤❤❤ መንእሰይ ታሪኽካን መንነትካን ክትፈልጥ ንስዓቦ ነዚ ጎብለል ኣፍሪቃ ኣወሊኖ🎉🎉🎉

  • @habtukiros8717
    @habtukiros8717 7 місяців тому +31

    ኣወል ጅግና ናዓካ ዝገልጽ ቃላት የብለይን 🅺🅸🅽🅶 👑 በቃ 🇪🇷🎉🎉🎉

  • @radaniber7867
    @radaniber7867 7 місяців тому +7

    አወል ልክዕ ከም ሽሙ ከም አወል ቡን ንተታኸሰ ብጽፍዒት ሐንቲ ፍንጃል ቡን ተበራብር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወዲ አቦታቱ ።❤❤❤።

  • @astank9391
    @astank9391 7 місяців тому +6

    ኣወል ሓዉና ጅግና ከምቶም በሃራት ጀጋኑ ኣቦታትን ኣዴታትና የሕዋትና ኣሓትና ጅግና ኢካ ኣወል ሓወይ ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 7 місяців тому +82

    አወለይ ጅግና ደሃይካ አይተሐባእ አምበሳየ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @traveltoeritrea7557
    @traveltoeritrea7557 7 місяців тому +27

    ኣወሊኖ ኣምበሳ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ!! ሓንቲ መኣረምታ ፣ እታ ጀነራል ኣማን ዓንዶም ዝተቀትለላ ዓመተምህረት ብግእዝ(1967) እያ ተሃሂላ ዘላ፡ብ 1974 ፍረንጂ ተባሂላ ክትእረም ኣለዋ ምድንጋር ከይትፈጥር። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz
      @AmanuelTewedemedhn-gz5vz 7 місяців тому +5

      ሰተት የለን ጽቡቅ መኣረምታ ታሪኽና ምፍላጥ የድንቀካ❤❤❤❤❤ጅግና

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 7 місяців тому +3

      ዛንታ!
      ዓባየይ ድምቃ ኪዳነ ውን ብወዲ ዓስከሪ ዝፍለጥ ወዳ ጽሃየ ሓጎስ፡ ጀነራል ኣማን ዓንዶም ብዓል ጽዓዘጋ፡ ንኣሜሪካ ብ60ታት ክምሃር ክከይድ ተወሳኪ ተሓባቢርዎ፡ እናበለት ከተዕልል ቆልዓ ከለኩ፡ ሕጂ ቀቁሩብ ይዝከረኒ፡ ተጋዳላይ ጽሃየ ብ70ታት ኣብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉ ዝተሰውአ ኢዩ።
      ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

    • @simdela4785
      @simdela4785 7 місяців тому

      ​@@dawitgebrat1878❤

  • @rigat-cm3fb
    @rigat-cm3fb 7 місяців тому +41

    ንኪድ ጥራሕ መን ዲና ንሕና እግዝኣብሄር፣🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኣላህ ዝቀብኣና ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዓወት ንሓፋሽ
    ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ

  • @filmonberekt
    @filmonberekt 3 місяці тому

    ጅግና ኣወለይ ወዲ ሃገረይ ንስኻ ሓወይ ብምኻንካ ሓጎሰይ መግለጺ የብሉን ናይ በሓቂ ዘይ ፈለጥናዮ ታሪክ ሃገረይ ኣንቂሕኻና ኣወለይ ጅግና ወዲ ኣደይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Dawit-wedi-hgdf
    @Dawit-wedi-hgdf 7 місяців тому +1

    Awell great guy ED Mubarak Wedi Erey ❤️😎🕌🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ksanet14ever69
    @ksanet14ever69 7 місяців тому +122

    ኣወለይ ኣብ ልብና ዘሎ ብዘይ ይጽንሓለይ ብትን ብትን ኣቢልካ ከተውጽኦ ከሎኻስ ይጠራጠር ከምዚ ትማል ቅድሚ ትማል ብሓደ ውዒልናን ዝተረዳዳእና ኮይኑ ይስመዓና ሓደ ልቢ ክብሃል ብግብሪ'ዩ ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

    • @forsatv3905
      @forsatv3905 7 місяців тому

      ሓሳዊ😂

    • @SiG-j1c
      @SiG-j1c 7 місяців тому +3

      @@forsatv3905ሽምታ ሾርሙጣ ኣዴኻ ድዩ ጽቡቅ ሌላ

    • @teklalegese4981
      @teklalegese4981 7 місяців тому

      😂😂😂😂

    • @MiliTekleab
      @MiliTekleab 7 місяців тому

      😂😂😂😂😂shm adiu dyu​@@SiG-j1c

    • @ketemahaile2493
      @ketemahaile2493 7 місяців тому

      ስዲ ​@@forsatv3905

  • @kidaneberhe8275
    @kidaneberhe8275 7 місяців тому +15

    ተዓወት ኣወል ጅግና ከም ኣቦታቱን ኣዴታቱን፡ እተን ኣነተምህረት ዝተጠቕሳ ናይ ኣብራሃምን ሞጎስን፡ ለሬንዞግን ብግእዝ ሙዃነን ክጥቀስ ይግባእ ምድንጋር ከይፍጠር

  • @genettewelde950
    @genettewelde950 7 місяців тому +35

    ጅግና ኣወል ሲዒድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selammehari8885
    @selammehari8885 7 місяців тому +1

    Awelino thank you so much bkyat eko mexina ezi tarikna well done. ❤

  • @meharitekie2863
    @meharitekie2863 7 місяців тому +5

    ሰላም ዝኸበርካ ሙኩር ሰነጥበባዊ ኣወል ሓውና በቲ እተቕርቦ ልቢ ዝትንክፍ ስምዒት ኤርትራዊ ገጥ ዘብል ኣዝዩ ሓያል ምልእኽቲ ልባዊ ምስጋና ተመስጦ በታ ንእሽተይ ዓቕመይ ንስኻ መምህር ናይዚ ወልዶ ክብለካ ይደፍር ዕድመን ጥዕናንውን እንዳተመነኹ ብዝልዓለ ክትቅጽሎ ይላበወካ ።

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 7 місяців тому +18

    እወ እቢ አይግዛእን ንባዕዳዉያን ፋሸሸቲ ከም አቦታቱይ እቢ ትማሊ ከምሎሚ ንመዋእል ንሐቂ ንፍትሒ ሕጂ እዉን ይልሕጸጽ ሰጋ ሰዉአት እያ ማሕላና ዓወት ንሐፋሸ ክብርን ሞገሰን ንሰማእታትና❤🎉🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️💪👍✊👊🌹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍️

  • @kubromamanuel5954
    @kubromamanuel5954 7 місяців тому +7

    የቀንየልና ኣወል ከምእውን ነቶም ምሳካ ዝሰርሑ ዘለዉ ብጾትካ ብዙሕ የምስግነኩምም ።ካብ ኤርትራዊ ዘይዉለድ ኣይጭዋን! ❤❤❤

  • @michaelteweldeberhan6619
    @michaelteweldeberhan6619 7 місяців тому +65

    መጸ መጸ ካዱር ዝወጸ ኣንበሳ በረካ ጅግና ኣወሊኖ ።🇪🇷1962🇪🇷

  • @Natnael12
    @Natnael12 7 місяців тому +1

    ጅግና ኣወለይ ቀጽሎ ብዙሕ ተሪክ ዘንፈልጦ ዝነበርና ትምህረና ኣለካ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @AbelMeliake
    @AbelMeliake 7 місяців тому +2

    ወትሩ ሃገረይ ኣብ ሕማቅን ጽብቅን
    ብፍላይ ከኣ ነቶም ሂወቶም ብጃ ዝሓለፉ ኣሕዋተይ ኤርትራዊን ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤ሕብእ ታሪክና ኣፍሊጥካና ኣወሊኖ ጅግና ወዲ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ 7 місяців тому +27

    🦁🇪🇷 💎❤️💎🇪🇷
    ዎዉዉዉዉ አወል አንበሳ ቃላት የብለን የብለይን መንፋዓትካ ክገልጾ እሞ አነሲ ጂግና ወዲኤረይ አንበሳ ጥራይ እየ ዚብለካ አምላክ ይባርካ 🇪🇷🦁🇪🇷🦁💎🇪🇷💎❤️

  • @Sdeddtd2565
    @Sdeddtd2565 7 місяців тому +23

    አየ ሰባይ ክንድሽሕ አደ ወሊዳ ትምከን ወዲ ኤረይ ከለኻን ከለካን ምርብራብዩ ዓወት ንህዝቢ ኤረይ

  • @merhawikibreab2238
    @merhawikibreab2238 7 місяців тому +18

    ናይ ብሓቂ ኣወሊኖ ሓወይ እዚኣ ስ ዋላ በቲ ቋንቆኦም ዘይትሰርሓሎም መታን ክሰምዕዎ።

  • @Berihu-d3n
    @Berihu-d3n 7 місяців тому +2

    ናሰና ብሉጽ ኤረትራዊ እንቛዕ ተወለድኪ Awel Sied ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
    ሕንቲ ነገር ግና ኣላ ከተዛኻኽረና ዘለካ እቶም ገዛእቲ ስርዓት ኢትዮጱያ ከራሩኡም ክንዲ ከብትን ኣጣልን ኣጥባት ኣዴታትና ክቖርጹሉ ከምዝቡጉን ከም ዝተላእኩን ከምዝተግበሩን ከተዛካኽረለይ ነዚ ኑኡስ ወለዶ ምኽንያቱ ቲ ተግባር ታንክን ነፋሪትን ሪኢይዎ ኢዩ ታ ነደታትና ኣጥባት ትቖርጽ ዝነበረት ካራ ክትርሳዕ የብላን በጃኻ መዛግብ ተወከስ ነቶም ከም ወርቂ ብሓዊ ዝተፈተኑ ገለ ዉሑዳት ብሂወት ዘለዉ መኣስን ኣበይን ዝያዳ ኣዲታትና ሂወተንን ኣጥባተንን ዝሳኣንሉ ኣጋጣሚታት መሊኡ ኢዩ ዘሎ Awel ጂግና እንቛዕ ሓወይ ኮንካ

  • @sabaweldeyesus9022
    @sabaweldeyesus9022 7 місяців тому +6

    ኣወል ጅግና ሳላካ ሕሉው ኩነታት ዓለምና ብቓላትካ ነቒሕና መጽሓፍ ከየንበብና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂 thank you I am proud of you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yemGkel
    @yemGkel 7 місяців тому +23

    My teacher 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless you.
    Proud to be Eritrean

  • @Ma1991eri
    @Ma1991eri 7 місяців тому +6

    አወል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይህብካ ንዓካ ዝገልጽ ቃላት ዮሎን!!🇪🇷🙏🇪🇷💪🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷❤️

  • @EsmailAbadam
    @EsmailAbadam 7 місяців тому +2

    Naybihaqi jigina❤❤ gin ezem 3 amet zeytineru suwuat intayu mesthiru izikulu awetin koratin agonaxifomna ab abi ilama ziteseweu sematatna biwuhudu kinegerun kizekirun yigiba simfilal gin aygidin awelino mikhniyatu neana nieritrawiyan meswati ayhadesenan ab elama selezokone kea ayithasenan iyu❤❤❤naybihaqi meglexi zeytekebo jigna I hope kinirakheb ab asmera xada❤❤❤❤

  • @saman205
    @saman205 7 місяців тому +3

    መርሓባ ሲዒድ ኣወል ሓቢብና ጅግና ነይ ጀጋኑ መምህር ነይ ታሪኽ, ንዞም ማለሊት እዚ ክዉሕዶም ከማን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bettysolo3226
    @bettysolo3226 7 місяців тому +17

    Jigna Aweley lomi kendey tarik miherkana mesganay wesen yeblun. edmen teenan yehabka. Thank you so much ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @wabneganzwab6330
    @wabneganzwab6330 7 місяців тому +13

    እንቛዕ ተወለድካ ኣገናዕ ጅግና ወድ ኤሬ
    ተዋሳኣይ 🇪🇷
    ገጣምይ 🇪🇷
    ጸሓፊ 🇪🇷
    ደራሲ 🇪🇷
    ተጫራቃይ
    ተዋዛያይ ከምዝኾንካ እየ ዝፈልጥ ኔሬ መምህር እሞ ናይ ታሪኽ መምህር ምዃንካ ኣይፈልጥን ኔሬ መምህር ብመምህሩ ዓለምለኻዊ መምህር ምዃንካ ብስራህካን ብጻዕርኻን ኣሪእካና ባጀላታት እንተተደርዲሩ እንታይ ክኣብሱ ፋልሶ ወድ ፋልሶ ሪእናን ተኣዚብናን ሃደ ካብኦም ዶር ኣብይ ክባሃል ሰሚእና ናትካ ግና ክንዮ ኩሉ መግለጺ ዘይርከቦ እዩ የቐንየልና መምህረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsaabraham2671
    @elsaabraham2671 7 місяців тому +16

    Wow 🇪🇷 is lucky Country, because Eritrea children is Intelligent and heroes I am proud 🇪🇷🙏

  • @TesfamichElKiflemariam
    @TesfamichElKiflemariam 7 місяців тому +1

    ኣብሽር ኣወል ሰዒድ. ❤❤❤❤ ተጋሩ ነዞም መራሕትኩም በዚ ኣወል ዝህበኩም ዘሎ ሓበርታ ሕተትወም ነብስኹም ሕጸብዎ

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 7 місяців тому +1

    ክብሪ ይሃብካ ስነጥበባዊ ገጣሚ ኣወል ስዒድ ናይ ብሓቂ ቀጽሎ መንእሰያት ተነቃቅሓና ኣለካ ብዙሕ ታሪክ ቅርሲ ኣብ ኢትዮጵያን ካልእን ዘሎ ናብ ሃገርናን ዋናታቱን ክምለስ ኣለዎ

  • @solomonsamuale6495
    @solomonsamuale6495 7 місяців тому +6

    🇪🇷 አወል ጀግና ኤርትራዊነት የሚያኮራ ማንነት ጨዋ ህብረተሰብ ፍቅር የሆነ ህዝብ ታሪኩን ለማያውቁ አሳውቃቸው እኛና ህዝባችን አወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰👌

  • @terhasmehari6491
    @terhasmehari6491 7 місяців тому +8

    You are one of the best.
    Great job for sharing a vital our history.
    And exposing our enemies agenda and their hidden evil 👿 actions.
    Peace and prosperity to Eritrean people and Victory for our EDF.
    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mahlettewolde4439
    @mahlettewolde4439 7 місяців тому +6

    Awel ambessa!! You are an amazing artist, and your talent is beyond measure. Keep it coming🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thank you wedi rimey❤🇪🇷🥰😍

  • @yohanafessehazion9203
    @yohanafessehazion9203 7 місяців тому +1

    Ewiyyyyy anes n Amlak zemesgno Eritrean mukuaney❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 7 місяців тому +4

    ኣወል ስዒድ ጅግና ካድረ🇪🇷💪
    ተዓወት ተዓወት ወዲ ሓላል መሬት🇪🇷
    💪
    ዓወት ምሓፋሽ🇪🇷✊

  • @aminaBeshir-o8o
    @aminaBeshir-o8o 7 місяців тому +37

    መርሐባ አወሊኖ አንታ ነጎድጋድ ፈዉሲ ጁንታ በሎም ደአ ሕማም ረስኒ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማሻአላህ ረቢ ይሕፈዝካ ተዓወት ተዓወት 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 7 місяців тому +15

    ኣወል ስዒድ ጅግና ምስጋናና ወሰን የብሉን ንኩሉ ፍትፍት ኣቢልካ ነጊርካዮም እዝኖም ደጊፍካ ኣስማዓዮም እዚ ናትካ መልእክቲ እዞም ኣብ ስደት ዝዓበዩ ቆልዑ ታሪኮም ክፈልጡ ብእንግሊዝ ተዝትርጎም ክንደይ ምሓገዘ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @merkebselam6456
    @merkebselam6456 7 місяців тому +56

    ሃህ ኢለ ክሰምዕ ሽጉርቲ ኣሕሪረ 🤣🤣 ኣወለ ናይ ሽጉርቲ ከክፍለካየ ዝገርም ታሪኽ ዓወት ንሓፋሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @M_jemal7545
      @M_jemal7545 7 місяців тому

      😂

    • @eyobtesfay
      @eyobtesfay 7 місяців тому +1

      ሽኮሪና 🎉

    • @mahmudali7181
      @mahmudali7181 7 місяців тому +5

      Kkkkkkkk nezom akalib adwa kemten shugurtki yehrirowom kemzelo ayterseei eki
      🎉🎉🎉🎉❤❤❤

    • @AlayGere
      @AlayGere 7 місяців тому +1

      ሽኮር ንኹልና እዩ ሃህህ ኣቢልና ወዲ ህባዊ ግንባር ኣወለይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🌳🌳🌳

    • @tedros8896
      @tedros8896 7 місяців тому

      😂😂

  • @solomon56522
    @solomon56522 7 місяців тому +6

    መጽሓፍ "ማህደር ኑረ ነቢ" ሎሚ ተማም ተጾሚቃ፥እቶም ዘይንበብናያ ንብባ ፥ጥዕና ይሃበልና ኣወሊኖ❤

  • @ftuwigebrezgiabher3192
    @ftuwigebrezgiabher3192 7 місяців тому +5

    ጅግና በዓል መትከል ነቶብ ብስም ኢትዮጲያ ዝሽቅጡሎም ጀጋኑ ኤርትራውያን ነቂስካ ሓደ ብሓደ ደኣ ኣውጽኣዮም ከም በዓል ዘርኣይ ደረስ እውን ኣለው ። 👍💙❤️💛💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senayitbirhane4665
    @senayitbirhane4665 7 місяців тому +37

    አወለይ መርሐባ ጀግና ንአመሉ ጅግና ኤርትራዊ እቲ ጅግንነት ኤርትራዊ ባህሊ እዩ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪👑👑👑👑💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🙏🙏🙏ወትሩ ዓወት ንሐፍሽ

  • @YonasHadgu-y4s
    @YonasHadgu-y4s 7 місяців тому +14

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ሓደ ካብቶም ኢትዮጵያዉያን ዝምክሕሎም ናይ አቶ ዘርኣይ ደረስ ወን ክርሳዕ ዘይግብኦ እዩ፡፡በዘይ ስንካ ወለል ይብሉ ኣቦታትና ፡፡ ከምኡ ኢዩ ናይ ጎረበትና ነገር፡፡Eritrea for Ever.❤

    • @tsigezewolde3304
      @tsigezewolde3304 7 місяців тому +2

      አብታ ሀሳበይ ዘነበርት ሰለዝገልፅካያ የመሰግንኻ። ዘርዓይ ደርሰዉን ክርሳእ ደይብሉ። ጅግና ኤርትራዊ እዮ። thank you very much

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 7 місяців тому +7

    Thank you Awel.We are like you are ours .Long live.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @self-motive
    @self-motive 7 місяців тому +2

    ኣወሊኖ ኣብ ዝቕጽል ስራሕካ ዲጋታትና ክንላለ ናይ ኩለን ደረቕ ስእሊታት ምስ ኣስማተን ገርካ ክተምጽኣልና ይሓትት ናይ ኩሉ ህዝብና ሕቶ ድማ እያ
    ❤🇪🇷✊✊✊✊✊✊

  • @abebasemere2731
    @abebasemere2731 7 місяців тому +1

    ኣባ ጭደድ ወዲ ሓላል መሬት ኣወል ስዒድ ጅግና 🇪🇷❤️🇪🇷ሓቂ ጨድድካያ ጻባ ኣስትኻና ጻባ ስተ 🇪🇷❤️🇪🇷
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @selama3139
    @selama3139 7 місяців тому +21

    Love the way you 'ወዲ ሓውቦይ' Great Job!!!!❤❤❤ Keep it coming. Thank you.

  • @elsat792
    @elsat792 7 місяців тому +4

    Aweley, Eritrea 🇪🇷 heroes!, thanks 🙏 brother, for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏✅💯🌹💕🇪🇷🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕🌹💕✊

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 7 місяців тому +9

    አወለይ ድቃስ እንድየ ስኢነ ደጋጊመ ክሰምዓካ ከማይ ዲኹም ኢለ እንተሓተትኩ ኩሉና እንዲና ከማኺ በሉኒ ኢትዮጵያዉያን ትግርኛ እምሃሩ አለዉ ከአ ሰሚዔ ዋላ ይመሃሩ በየናይ ርእሲ ክርድኦም ።
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonastsegay1163
    @yonastsegay1163 7 місяців тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷Wawww abzi alo tarik abatatna bnxur hrkrak deyblu, lbka zeresrs, koraxat seb zna ,manta tbetek tarikum nzelalem ab werki kenenbrom ena🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awel ka edmen teanan yhabelna zterefe fltetka ysesn. Eritrean Hidmona entertainment ka bteami tmsgenu deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️

  • @Sunlight-lm7bs
    @Sunlight-lm7bs 7 місяців тому +1

    ❤❤❤ I aporeciate you awel we love you realy thanks more edmen tenan yhabka ❤❤❤❤wala hanti meglexi yebleyn yeqenyelna kbret yhabka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤amlak hzbnan hagernan ybark ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @huruy8808
    @huruy8808 7 місяців тому +13

    ቀጽሎ ቀጽሎ
    ታርኽና ብዙሕ ጎዲልዎ ሎ
    ኤርትራዊ ርጉእ
    ሰሪሑ ዘግርዕ
    ሞጉቱ ዝረትዕ
    ተቢዑ ዘትብዕ
    ጸፊዑ ዘስምዕ

  • @Hulufokbazgi
    @Hulufokbazgi 7 місяців тому +15

    ኣወል ስዒድ ካልኣይ ጊዜ ይጽሕፈልካ ኣለኹ🙋‍♂️🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪 👏👏👏👏 ብድንግሉ ተቐሚጡ ዝጸንሐ ሞ. ታ ሓበነይ ኣደይ ኤ🇪🇷ን ታርክ ኣቦታተይ እሞ ከኣ ብልፊ ሰረቕቲ ታርክ ገለ ገለ ኣጠምዝዞሞ ምጽናሕ ታሪኽ ኣይምሕርን ኢዩ ከም ዝብሃል ሓቅነቱ ብኣካ እንክንዝቶን ንማስ መድያን ምውጻካን ታርክ ኣቦታተይ ዓው ኢልካ እዚ ኢዩ ኣብ ዓለም ተገሩ ዘይ ፈልጥ ምባልካን ጅግና ኢኻ ኣኩሉ ቪድዮታትካ ሓጎስ ዝስማዓኒ ኣወል የመግነካ 🇪🇷🐪❤️🙋‍♂️✊🏿️ ሪጋላ ሕክያ እያ እዚኣ :እዞም 4 ኣቦሓጎታተይ ን omer maktar ወዲ ልብያ ሓኒቖም ዘረከብዎ ንኢጣላውያን .ኣብ ልብያ ኢዩ ሓደ ዓቢ ወታደር ይሕዘና ሞ ታዋይ ኢኻ ይብለኒ ኣነ ከኣ ኤርትራዊ እየ ዝብሎ ሞ. ንሱ ሓራካትን ዳገብረ ኤርትራውያን ኣብ ውግእ ሩጉማት ኢኹም ክሳብ ነቲ ንምክሓሉ (omer) ምሓዝ ዝበጻሕኩም ሓደገኛታት ዝበለኒ.ኣነ ከኣ ብውሽጠይ ዘይትሓዝ ሕዝኒ እንበር ንዓካስ ኣነ ዶ ኣሰር omer ምስዓብኩካ ይብል s.m.hawkum eye kab lbya ::

    • @rigat-cm3fb
      @rigat-cm3fb 7 місяців тому

      ኣምላክ ምሳካ ይኩን ፣🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @HabtemichaelDaniel
    @HabtemichaelDaniel 7 місяців тому +11

    ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ኣወሊኖ
    ጽቡቅ ታሪኽ ምውርራስ ከኣ ትገብር ኣሎካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣሎና
    በሎም ርእሶም ወዲ ሓወቦይ 💪🇪🇷💯🇪🇷🫶🇪🇷👍

  • @NohFixum
    @NohFixum 7 місяців тому +1

    🎉🎉🎉መርሓባ ኣወሊኖ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habenyemane8979
    @habenyemane8979 7 місяців тому +2

    Aweley moter nayzi welodo eka kabaka bzuh ena nmahar jigna 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️

  • @abebafikadu9835
    @abebafikadu9835 7 місяців тому +5

    Mexe Mexe anibesa yimesil kab dur diwexe Awelino jegina enide libey ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @Harnet-w6t
    @Harnet-w6t 7 місяців тому +4

    Wow, brilliant work ❤, keep doing a great job, I admire the way you tell our history, God bless 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷, thank you ,I learn a lot

  • @Manutd76
    @Manutd76 7 місяців тому +14

    ነቅፌታ ኣለኒ ይቅሬታ
    ናይ ምሕረትኣብ ሚኪኤል(ረባዕ)ደርፊ ተጠቂምካ ኣብ ምስጋና ብዘይምጽሓፍካ ክትእረም ኣለዋ ንዝመጽእ
    ብዝተረፈ ቀጽሎ ኣወል ጅግና
    🇪🇷🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @haregeweinihabte2483
      @haregeweinihabte2483 7 місяців тому +3

      Abey emo keidwo nay hawu eyu.....Tegaru ekua b' difret kiderfuwo ywielu alewu....💔

    • @dawithalie6457
      @dawithalie6457 7 місяців тому

      Edit zegeberu eka tehatom eziea

    • @Manutd76
      @Manutd76 7 місяців тому

      @@haregeweinihabte2483 ya ንሱ ዳኣ ግና ሞራል ክኾኖ የ ኮ

  • @sabaokbagergish2065
    @sabaokbagergish2065 7 місяців тому +1

    መመሊስካ ሰሚዕካ ዘይሙኖ ትምህርታዊ ቭድዮኻ አወለይ። Long life Awelye” Love you “ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomonsium8889
    @solomonsium8889 7 місяців тому +1

    Awel, you are extremely brilliant and I am truly grateful for your dedication to sharing knowledge about our country's history. Your contributions are invaluable to all Eritreans.
    It is truly commendable that you take the time to educate and inform others about our country's past. Your extensive knowledge and passion for history shine through in every word you write.
    By sharing your knowledge, you are helping to preserve and transmit our heritage to future generations. Your efforts not only enrich our understanding of our past but also inspire us as Eritreans to learn more about our history and its significance.
    Continue your excellent work in sharing the history of our country. Your dedication is greatly appreciated, and I have no doubt that your impact will be felt far and wide.
    Thank you once again for your invaluable contributions to our country 🇪🇷🇪🇷

  • @akberetgebremikael3958
    @akberetgebremikael3958 7 місяців тому +5

    Thank you so much Awell
    The work you are doing is amazing and Very much appreciated!👏🇪🇷🙏❤️ We Love you so much, I can’t wait to see you in Eritrea again. God bless you and keep you safe 🙏💋

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ 7 місяців тому +8

    መርሐባ መርሐባ ድምጺ አንበሳ መጸ መጸ አወል ዋልታ ሃገር እንቋ ብሰላም መጻእካና 🦁🦁💙❤️❤️❤️🦁🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🙏🏽🙏🏽💙❤️💚የቀኒየልና

  • @senayeri433
    @senayeri433 7 місяців тому +32

    ክሉ ሶሻል ሚድያ ዓጼ፡ ኣብ ከቢድ መጽናዕቲ ፈተና ከለኹ፡ ኣወለይ ምስ መጸ ግን ደበኽ ከመይ ዴ ዝፈትወካ ከም ከመይ ዲኻ ናይ ሙደይ ኣወለይ 🇪🇷❤🇪🇷

  • @issubrkt8428
    @issubrkt8428 7 місяців тому +1

    ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Awel jigna 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 anqihkaya eza kula menEsey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 nberelna wedi rimeyyyyy 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @Kb-ud6od
    @Kb-ud6od 7 місяців тому +2

    ጸባ ኣስቲካና ኣወል ሓወና . ኡፍ ከም ሎሚ ባህ ኢሉኒ ኣይፈልጥን. ከምዚ ታሪኽ ሓዘል ጽሑፋት ብቐጻሊ ነቶም ዘይንፈልጥን ክንምሃር ንደልን ብፍላይ ነቶም መናሰያት መሃሪ ስለዝኾነ ቀጽሎ. ተባረኽ ጎይታ ሓይልኻ ይባረኽ.

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 7 місяців тому +4

    ሰላም ሰላም ወዲ ኤረይ ጅና አወል ሲዒድ ሐዉና ጽቡቅ መግለጺ አፍሸሎም ጽቡቅ ጊርካ በቲ ናይ ሐቂ በትሪ ጊርካ በሎም ሰጋብ ዝሰወጦም❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹👍👍✊👊🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️👍👍-✊👊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤️

  • @selamtuquabo-girmazion3068
    @selamtuquabo-girmazion3068 7 місяців тому +4

    አወል ጅግና መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤

  • @zufanasmalash8012
    @zufanasmalash8012 7 місяців тому +6

    Wow he is The Best person God bless all Eritrean people 🙏🙏🙏🙏🙏👍👍💪💪🇪🇷🇪🇷♥️♥️

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 7 місяців тому +3

    ነዞም ኣብ ናይ ሓሶት ታሪኽ ዝነብሩ ጎሮቤትና ዓቢ ጽፊዒት አዩ ከምኡ ውን መምሃሪ አዩ ቀጽሎ፡፡ ናይ ዘርኣይ ደረስ ታሪኽ ኣብ ቀጻሊ ንጽበ፡፡ ምሰጋና ይግብኣካ፡፡

  • @ሮማንደስታ
    @ሮማንደስታ 7 місяців тому +8

    አወል ሰዒድ 🦁🦁💪💪🇪🇷🇪🇷 ሐደ ክንድ ሽሕ ከማካ የብዝሕልና

  • @User68kh
    @User68kh 7 місяців тому +4

    I have no words to describe you awel hawna. Please lets write our history. We have rich history we still don't know about. Keep up the good work, you are the voice of the people. Long life to our president too. Please its the duty of every Eritrean. Lets make our history know to the world. So proud to be Eritrean.❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @SamiTumor
    @SamiTumor 7 місяців тому +5

    ናይ በሓቂ ታሪኽ ክዝንቶ ጥራይ እዩ ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ኣወሊኖ ፡ንበሪ ክበሪ ኤርትራ ሃገረይ።🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @knowyourself.4103
    @knowyourself.4103 7 місяців тому +8

    ዓደይ ዓዲ ምስጋድ ብመልክዕ ቪድዮ ድሕሪ 8 ዓመት ዘርኣኻኒ ኣወል ስዒድ ሹክረንሌክ ያ ሓቢብና ታሪኽ ይገንጸል❤

  • @seniorthodoxorthodoxnzelae245
    @seniorthodoxorthodoxnzelae245 7 місяців тому +2

    Awelino jigna edmen tenan yhabka fetari 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eriitreaeri5744
    @eriitreaeri5744 7 місяців тому +1

    The project is truly remarkable and captivating. I have consistently emphasized the importance of thorough documentation and accurate data, which only further underscores the profound and fascinating nature of our exploration. Will Done ✅

  • @elsat792
    @elsat792 7 місяців тому +5

    One ☝️ Eritrea 🇪🇷 First , and 9 Tribes Forever! Eritrea 🇪🇷 for Eritrean’s! God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷! Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏