Entay eka tebel wedey, ab geze Sewra beti zedenek DEPLOMASIYAWI kielet nay halefti na mes buzuhat hagerat ARAB zemdena bemftar pasort (zegenet) rekibom nay menkesekas , megash shegeratna fetihom. Ab alem kab ten hayli zelewen eten zeybelen yibezha, gen gen bediplomasi, keytetenkefa kebreten haliyen zekeda buzuhat yen.
Am Amhara I never forget humera survival, every Eritrean must know no one has intension to invade Eritrean .but was the way of Eritrean independency from ethiop legal?I don't mean you have no right bc after england leave Eritrean ,united nation had 2option.1st to integrat Eritrean to ethiop,2to allow independent Eritrean,but as arull both option allow sea access of ethiop,by the way Eritrean to be country you have to allow sea access .
Emaature analysis.. Eritrean government never under estimates and over estimates any enemies. Eritrea didn't pay any price cause of its negligence. It had to be paid. What do you think would happen if we were shouting all over? The whole world knew we weren't aggressors, but... so my friend, you need to correct your analysis dimension
ምሩኽ ጀነራል ከይሓፈረ ኣብ ሜድያ ቀሪቡ ነቲ ማሪኹ ነጻ ዝሰደዶ ይንዕቅ እቲ ቆልዓ'ኳ ኣይተሓዘሉን እዩ
Gud eko rekhibna 😂😂😂 I like yr words hawey
መን ድዩ ማሪኽዎ@@BeLLa-eo9xr
Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to erterawe people and you to he is made and laiy he is baby 👶 we are erteraweyn 🇪🇷 ❤️
ጸላኢ ዓሻ እዩ !! እትብል ቃል ዓባይን፡ትርጉም ዘለዋን ቃል'ያ።ስለዚ ጸላኢ ንኩሉ ዝብሎን፡ዝገብሮን ኣቀዲሙ ብቪድዮን፡ብቃሉን ስለዝዛረብ እቲ ዝበሎን፡ዝገብሮን ብጭብን፡መርትዖን ሒዝካ፡ኣብቲ ዘለዎ፡ቦታ ከም በርቅን፡ነጎዶን ብሓደ ኣሰኒካ ጥራይ ኢካ ትዘብጦ ከምዛ ናይሻዕብያ ዝገብራ።ስለዚ ብወገን ኤርትራ መግለጽን፡ሓበሬታን ኣየድልን፡ንመን፡ምስ መን ኢካ ክትሕብር ብመግለጺ ዓለም ትፈልጥን፡ትሰምዕን ስለ ዘላ ኣጋዳሲ ኣይኮነን ዝብል'ዩ ሪእቶና።መክንያቱ ኣብመወዳእታ ንኩልካ ዘይትምሕር ጭብጢ ኣቅርብ እትብል'ያ ኣብጣውላ እተመጽእ'ሞ ኢትዮጵያ ከምቃዛ ክትኮውን ኣብጫፍ'ያ ዘላ ንብዓላ ወድሓንኩም ደቂ ሓዎቦይ።
ጽቡቕ ትንታነ እንዲኹም ትህቡ ግናስ ኤርትራ ናብ መን ክትጠርዕ እንታይ ኢኹም ከምዛ ዘይትፈልጡ ኮንኩም ትቐርቡ ኣበየናዓለም ዲኹም ዘሎኹም፡ ፍትሒ እንተሃልዩ ስለምንታይ ህዝቢ ፍልስጤም ንማሕረድቲ ይፍረድ ኣሎ፡ ስለዚ መንግስቲ ኤርትራ ዘይከስስ ኢልኩም ንሰብ ኣይተደንቁሩ ስለዘይትፈልጡ ኮንኩም ዘይኮነስ እንዳፈለጥኩም ኢኹም!!!
ናይ ማዕዶ ለባም ለባም እዩ ዝጻወት ዘሎ
Br a
Bravodron❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Vivadron❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዞም ቻነል እዚኦም ኮሓልቲ መሲሎም መንቆርቲ ምዃኖም ኣይፈልጥካዮምን ዲኻ
ቀዳሞት ጸላእቲ ኤርትራ'ዮም ላኻብጥዮም
ሽዓብያ ሓይሉ ኣብ ምስጢሩ እዩ! ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ግዲ የብልካን ጃህራን ፈኸራን ኣብ ዝኾነ ኣየብፅሕን። ኩነታትን ባህልን ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ኣይተረደአካን። ጃህራ ጃንዳን ኢትዮጵያን ንዘልኣለም ዝነበረን ዘሎን እዩ። ወረዳ ኣብዪ።
Thanks
ናብ መን እዩ ክከስስ እቶም ፈርድቲ ዘይኮኑን ወኪል ጌሮም ዝዋጉኡና ዘለዉ?
Aymeslekn azom hewket,,mesmeom xegem,,
ዲፕሎማሲ ማለት መዓልታዊ ከም ዶክተር አብይ ምልፍላፍ አይኮነን ።
We are be looking to god bless to erterawe people ❤️ 🇪🇷 🙏 🙌 😂 iam h happy to you good job
ጹቡቅ ትንታነ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Eritrea ❤❤
God job ❤❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
ሰላም ማቲ
እዛ ዕጫ ናይ መንግስቱ ማዓስ እያ ትበጽሖ ን ወዲ በሻሻእስከ ሓካየና🎉።
Naybhaqi xbuk tntane ajoka qexlo wedi erey Nay abys acha abotatun abohagotatun kbexiho eu eta halengi Nay shaabya krekba eu👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤
ኣጆና ድሮነይ ንስካ ትኣክሎም ኢካ ኣበይ ከይበጽሑ ።
abza fthi zeybla ALEM kesiska ab tbexho yelen:: hayal tkewn b haylka DMA kebirka tnebr:: 🇪🇷💪🏾❤️👑🦁
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
እንታይ ሃለውለው ትብል
ዲፕሎማሲ ዝበሃል ኣበናይ ዓለም እዩ ዝሰርሕ ዋላስ ናይ በይንኻ ዓለም ኣሎካ ዲፕሎማሲ ዝሰርሕ !!!
ኣብ ዓለም ንስኻን ዓቕምኻን እዩ ወትሃደራውን ቁጠባኻን ሐያል እዩ እቲ ድፕሎማሲ ዝበሃል !!!
Entay eka tebel wedey, ab geze Sewra beti zedenek DEPLOMASIYAWI kielet nay halefti na mes buzuhat hagerat ARAB zemdena bemftar pasort (zegenet) rekibom nay menkesekas , megash shegeratna fetihom.
Ab alem kab ten hayli zelewen eten zeybelen yibezha, gen gen bediplomasi, keytetenkefa kebreten haliyen zekeda buzuhat yen.
@@sewitghabremichael3132 ዲፕሎማሲ ከ ካብ መዓስ ኣቃሪጽና ንፍለጥ ብዘይካ ምስ ኣሜርካ ምስ ካልኦት ሃገራት ነዚ ናትና ስነሓሳብ ዝሳማማዓ ድልዱል ዲፕሎማሲ ኣሎና የግዳስ እቲ ጸገም ኡይ ኢልካ ሰማዒ ወይ ድማ ረዳኢ ዘይብሉ ዓለም ንነብር ሰለዘሎና ትም ምባል ይምረጽ ምኽንያቱ ከሰስትን ፈራዶ ባዕሎም ሰለዝኾኑ።
ኤርትራ ከሲሳ መን እሞ ክሰምዓ ኢየ ዘይ ትከስስ ትብላ ከሲሳ ኣይ ከሲሳ ንኤርትራ ምልጋቦም ኣይ ተርፍን ኢዩ ስለዚ ምስ ዓቅማ ምቅላስ ኢዩ ኢቲ ውጺኢቱ
God jobe matwas ethiopia bi hasot ab madia kemtweraru eyom zeglxu eritrea for ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👍👍
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🍇🍇🍇
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ጽቡቅ ኣለኻ እንዲኻ ግን ከኣ ዓለም ዓይና ዓሚታ ብተንኮልን ክፋእን ጠኒሳ እምበር ከም ዝወርር ዘሎ ኣይጠፍኣን ኢዩ። ወላ ጠሪካ ውን ዋጋ የብሉን። ኣንጻር ኤርትራ ዓጥቆም፡ስለ ዘለው። እታ እንኮ ኣማራጺ ዝኣኽለና ዘመናዊ ዕጥቂ ብዘይ ፈኸራ ምዕጣቅ ጥራይ ኢዩ ኣማራጺ ዝለና። ሕጂ ውን ንኩናት ሕርያና ኣይኮነን ንሃሊሉ ዝመጸካ ኣድጊ ግን ኣኽቢድካ ጸዓኖ ኢዩ ነገሩ።
ድሮን ክሳብ ሕይሊ ናይ ዓለም ከይተቅየረ ክምዚ ምስለካ ምክያድ ይሓሽ:ምክንያቱ ኣብ ቃዛ ወዲ ሰብ ከም ቅጽሊ
አንዳ ረገፈ ትም አለን ዝዓዘባ ዘለዋ ክመዎን ኣብ ትግራይ ኩናት ክካየድ ኮሎ 12ግዜ ትኣኪቡ ውደብ ሑቡራት ሀገራት
አዚ ኩሉ ኣብ ክለል ኣምሓራ ዝኽየድ ኩናት
ግን ውላሕንቲ ዝዛርበሉ ኣካል የለን :ሎሚ ዓለም ንስኻን ሕይልኻን ኮይኑ ክመዎን
ምስካ ዝስርሓ ሀገራት ዝምድናኻ ምድልዳል አዩ ::
❤️ 10:31
አንታ ስምዑ መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ 'ዩ ብዘይቀለዓለም,ግን ሓደ ሓደ ግዜ ጽልኢ ናይ መንግስቲ ድዩ ዘይከውን ዘዛረበኩም ክርዳኣኒ ኣይከኣለን። ብX ጥራይ ንጸላኢ ዘነጻጸረ መልሲ ግበሪ ኣኻሊ ኣይኮነን,ናብ መን ደኣ ክጠርዑ?ነቲ ታሪኽ ኣይትፈልጥዎን ከይንብል ካብቲ መደብኩም ንሰምዑ ጽቡቕ ጌርኩም ትፈልጡ እኹም። ዝጥርዖ ሕጊ እንተልየስ ንስኹም ካብ መንግስቲ ንላዕሊ ፈሊጥኩም ድኹም ትዛረቡ ዘለኹም? አብ ቃዛ ኣብ ቅድሚ ዓይንኹም ትርእዎ ኣለኹ ውልቀ ሃገረ ፍልስጠም ጥራይ ዘይኮነ ዓለም ምሉእ ዝኸዓቦ ግፍኢ እናተፈጸመ ቆላሕታ ሕጊ ዝሰኣነ ።ታሪኽ ኤርትራ ወን ልክዕ ከምኡ'ዩ።80ታት ዘቑጸረ ንጥፍኣታ ዓለም ዝገለላሃገር'ያ። ነቲ መንግስቲ ክእላን ፈላጥን ሓያልን ምዃኑ ንስኹም ትዛረቡሉ ካልኦት ፖሎቲኬኛታተ ዓለም ውን ይዛረቡሉ።እታ ንስኹም ትፈልጥዋ,መንግስቲ ዘይፈልጣ ጥርዓን ተቕርበላ ሕጊ ደኣ ኣበይ'ያ ዘላ ?? እናፈለጥኩም ጽልኢ ጥራሕ ከምኡ ከዛርበኩም የብሉን።
ትክክል ኣጋላልጻ ስለምንታይ ዘይከሱ ይገርመኒ ቅድሚ ሕጂ ከምወራርት ታሓስብና እና
Why ,bc you get independency illegally by Eritrean blood meles
እታ ዓባይ ጌጋና ደአ ደይ ነዚ ተመን ምድሐንዮ ነይሩ ወያነ ደአ ባዕልና የዕቢናያ ባዕልና ኽንቀትል ዘይምጸገመና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍
ንእዋናዊ ትንተና ዜናታትኩምን ኣቃራርባኹምን ቡዙሕ ግዜ ኣወንታዋ ሃጉራዊ ክብርታትና ዘሓይል ብሙዃኑ የኽብረኩም፣።
ኣብ መሪሕኑት መንግስትና ዘለኩም ጎዶሎ እምነት መርገጺኺም ግን ንጹር ይኺን። ብመስርሕ ሱውራ ሓሊፎም ናይ ዓለምና ክፍኣት ስዒርም ኤርትራዋ መንግስቲ ተኺሎም ኣብዛ ህልውቲ ዓለምና ኩም ህዝብን ሃገርን ብጥበብን ብስሉት ብረዚን ሃጉራዊ ሓላፍነትን ንመስርሕ ምትኽኻእ ዉለዶ ብግብርን ጸኒዑ ሃገር ዝመርሕ መንግስታ ኑቀፋኹም ማዛናዊ ብዘይሙዃኑ “ንቻነልኩም” ተኣማኒት ዘይገብራ ነገር ኮይኑ ረኺቡዮ።
‘ላም ፍርቂ ጎና ኣይትሰብሕ፣ ፍርቂ ጎና ኽኣ ኣይትዓብርን’ ይበሃል።
❤❤🎉🎉🎉🎉
ሕጂ ግዳ እስራአ ትዋጋኣላ እሉ ጥምያቱ ዘየዐንገለ ድኻታት ኣክቡ ኣብ ድራር ኣሞራ ክገብሮም እዩ ዱሁል ጠል ክመሪሕ ዘይክእል መራሕ ሃገር ክኸውን ዕድል ኣይገበራን ክልተአን ሃገር ዱሁል ቆልዓ ህዝብታት ክውድእ እዩ ዕሸል
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እሞ ድሮን መንቀላወጢ ንስኻ ውን ኣምባሳድር ናይ ዓድኻ ኢኻ ሰለምንታይ ብትዊተር ድዩ ብኢንስትርግራም ንረብሓ ሃገርካ ዝካኣለካ ዘይትገብር ሕራይ መንግስቲ ድኻም ኣለዎ ኣብ ፕሮፖግናዳ ንስኻ ከ ምግዲ ቡን ምውቃጥ ጥራይ ዲኻ ትፈልጥ😢
ወዮ ድኣ ዘይጸዓድ ህዝብን መንግስትን ዝወነነት ሃገር ኮይና ጸኒሓቶም እምበር :መራሕቲ እትዮጵያ ሓደ ብሓደ ተተዓዚብናዮም ኩሎም ንኤርትራን ኤርትራዉነትን ንምድምሳስ ብኡ ገይርካ ክኣ ባሕሪ ዘለዋ እትዮጵያ ምዉናን እዩ ኣጀንድኦም። ንሶም ይሕለሙ ይምጽኡ ክኣ ከምቀደሞም ክኣ ይጽፉዑን ባይደን ርድኣና ይብሉን።
, you will not survive with expense of ethiopia
ታሪኽ... ኤርትራውያን ( ሻዕብያ ) ዘይምፍላጥ.... ክሓስም 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
🇪🇷💜🇪🇷💜🇪🇷🌹🌹🌷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌷🌷🌷🌹🌹
እንታይ ክብል ኢካ ትጽበ ሓውና ምርንግስቲ አሪትራ
ምዓልቲ፡ምዓልቲ ዝዝረብ ናይ ኢትዮጵያ ድዩ ክደግም ክውዕል
ኣፍትሓላ
ተምክሮ ኣለዋ እንታይ ኡሰርሕ ይፈልጥ እዩ ሕዝቢ አሪትራ ድማ ይጠፎኦ ማለት ኣይኮነን
ለባም ለባም እዩ ዝጻወት ዘሎ
Zezeteb zeseaene seb, ygerm
😂❤❤
Baby Aby final days are numbered!
First to hear Beautiful voice
መንግስትና ዝተከሎም ንመንግስቲ ኢትዮጽያ ሕጂ ፈከራ ሓድሽ ኣይኮነን፡ይፍኽሩ ይጠፍኡ ከኣ ኩሉ መራሕቲ ኢትዮጵያ ዋጋ የብሎም ከሓዳማት እዩም ኽንኣምኖም የብልና፡ከደምቲ ጸዓዱ ዘዚለኣክዎም ክገብሩ እታ ሓዊ ንዖም ለኪማያ እያ ትተርፍ፡ጸጽቡቁ ንኤርትራውያን 💪🇪🇷❤️❤️❤️
Am Amhara I never forget humera survival, every Eritrean must know no one has intension to invade Eritrean .but was the way of Eritrean independency from ethiop legal?I don't mean you have no right bc after england leave Eritrean ,united nation had 2option.1st to integrat Eritrean to ethiop,2to allow independent Eritrean,but as arull both option allow sea access of ethiop,by the way Eritrean to be country you have to allow sea access .
ሻዕብያ ደኣ ካብማዓስ ይዛረብ እንታይ ይገብር ግን ኣጥዕዩ እዩ ዝፈልጥ ንስካ ስዒዶም ወይ ዘልኣለም ከኣ ከም ኣብነት ኣብዛ ናይ ዩትዩብ ቻነልካ ሻዕብያ ከምዚ ጌሮም እምበር ሻዕብያ ፈኪሮም ኢልካ ተዛሪብካ ኣይትፈልጥን ዘኢትነገር ዩ ፖለቲካና ትም ሕትም ምግባር ጥራይ ሃሳይ ጎድንታት የለን ማለት ግን ኣይኮነን ሕጂ ግን ትም ኢልካ ምግባር ጥራይ ዩ ዘዋጽእ ስዒዶም ወዲ ሓወቦይ ምስናይ ኣክብሮቱ
አንታ እዚኦም እቲ ኀኸራ ናይ አቦታቶም እዩ ይግዓሩ ዓቅሊ ጽበት እዩ።
Welcome aan media
Aaaaaaàaaaaàa reķebkaya lbey ya eriena mealimn❤x100000000000
ብዛዕባ ቅዋም ትግራይ ክትዛረብ ሞራል የብልካን
9:38 🤣🤣🤣🤣
10:03 🤣🤣🤣🤣 aneko hade hade gizea zeynfelta ethiopia or serawit ethiopia keyhlu ekha titerater🤔🤣🤣🤣 buzuhatn tumzuhatn 😂 midre shint hula
Tirhu gerwena bzuh dimxi alewo hade sirat dima ab xeqti entelo hateftef eyu zebizh dergi ab wudqetu lieki kemza Abi Ahmed zigebra zelo fekera eyu zigebir zinebere deqi erey dima ayfeletenan abhagerna zelena fitwet teqawami ykun degafi hade mergexi kemzlena hanti abay hager Eritrea kemthaqufena 🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙
DOHOLE MESHEREFET MUKORE BUDA BEWODAJO YEJEMERALE
ALENA ERITREAWIYANE💪🇪🇷💪👊✌️🤜🤛🤜🤛🤜🤛🤜🤛
Ezi GALA Devil 😈 Yexawetelu Alo. Xelul Gala . ZENASHU Tayachew gele Fewsi tenadelu. Resah z kone seb.
ብርሃኑ ጁላ ጠራጢ ሙሩክ ኣብ ዓለም ዘይተግብረ ኤርትርኩብተር ዘይኮነትን ዝተማረከት። ኣቢ ቆልዓ ባዕልካ ጥፍ ኣትካ ትእው ኣለካ።
ነቲ ዝበሎ ኣይተስተውዕልዎን ኣለኩም ሓቁ እዩ ኣብ ናይ ማስ ሚድያ ብፍላይ ኤርትራ ምስ ካልእ ሃገር እትገብሮ ኩናት ናይ ማስ ሚድያ ገና እያ ዘላ እዩ ዘስምዕ እቲ ዝሃቦ ጸብጻብ ስልውዚስ ተርድእዎ.
ኳሕ እንተ'ላ እዝን ኣብ ስእሊ ዘርኣኻና ኣቢኢድና ኣለዋ ከረክቡና እዮም
አዛ ዑና ሃገር ኪንደይ ዋጋ ኣክፊላትና አያ ዲዲት።
በዓል ንስኻ ጋዘጠኛ ትደልይዎ ሸዓብያ ከምዚ ናይ ኢትዮፕያ ብሮፖጋንዳ ክዛረብ ክህውትት እንዲኹም ትደልይዎ ደሓር ከኣ ሸዓብያ ኩናት ትደሊ ኣላ እናበልኩም ዜና ክትሰርሑሉ ካልእ ወልሓንቲ የብልኩምን ያኢ ነቲ ለባም ህዝብን መንግስትን ዲፕሎማሲ ኣይፈልጥን ኢዩ ኢልኩም ክትወቅሱ ኣብ ይቱብ ኮንኩም ንስኩም ክትነግርዎ ያኢ ሸዓብያሲ ብናይ ሚድያ ነጋዶ ኽእዘዝ ኣይትሕሰብዎ ዲክታቶር እንዳበልኩም ጥራይ ዜና ስርሑ ናብታ ዝነበርኩማ ዩቱብኩም ክተንቆልቁል ክንርእያ
Yes it is negado
ንስካ ኢኻ ሰነፍ እምበር
ኤርትራ ንኩሉ ትዕዘቦ ኣላ
Good job bro 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብዛዕባ terrorist ሕዝቡላህ ገለ በለና 😂😂
ክክክክክክክ ድንርና ኦሮሞ ምውዳርግቲ የብሉን።
ትም በል መልሐሰኛ።
Abi ahimedi akimka felet. Zey akimka aytifekir ata hasawi .metaleli. Plis aytifekir 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አብይ ይፈከራል ፈኖ ኢየመጣን ነዉ ኢየመጣን ነዉ የምለዉ ሙዛቃ ደብረዘይት ኢየተሰማ ነዉ. ልጆ ቢቢ አደኩ አደኩ አለና ተንከባለለ ኢንደ ሞቆጮ ነዉ ታሪኩ
ኣንታ እዚ ፈኸራ'ዚ ግደፎ
😅😅😅😅😅😅
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ኣታ ሲነር ናይ ገለምሶ ናይ በለጨ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ እንታዩ በዲሉኩም እዚ መንእሰይ
ዛኽበረካን
ጮዋ ህዝቢ ብዘይጭዋነት ክትብዝብዞ ኣንቂልካ ረሳሕ ጸሓፊ ኢኻ ሕልናኻ ይሕተካ ከም
ከም አመልካ ኣቢቡካ ሰረዞ ዘይሰርዝ ሕልናከም ዘለካ ይፈልጥ
ኢዚ ኢሰያስ ዝብሃል ሰብኣይ ኤርትራ ናይ ውልቁ ኮይና ድያ ትስምዖ ንህዝቢ ኤርትራ ስለምንታይ ኢዩ ሓበረታ ዘይ ህቦ
And 😂😂😂
ግፍዒ ትግራይ ክትወርደደኩም እያ ኣቢ ዝፈከራ እዩ ዝገብር
ኤሪ ድሮን እቲ መድያ ሓቅኻ እካ እንተኾን ካ ናይ ዓለም ነገር ግን ፍትሓዊት ከምዘይኮነት ትሪኢ ኣለኻ ስለዚ ዋላ ለይቲ ምስመዓልቲ ተዛሪብካ ትርጉም ዘይብሉ እንተደኣ ኮይኑ ጥርጉም የብሉን ምልፍላፍ። እቲ ኣመራጺ እቲ ዘድልየካ ነገር ምስራሕ እዩ ዝሓሸ። እምበር ኢትዮፕያሲ ሪኢናያ ኣለና። መእሰሪ ዘይብላ ማእዶ እያ ኮይና። ኣቢ ኣይትሕዘሉን ኢኻ ብዛዕባ ፖለቲካ ዝፈልጦ የብሉን። ምሩኽ ከኣ እንታይ ክብል ትጽበዩ? ካውኡ ሓሊፉ።
Tenefa
ብርግጽ መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ብጋህዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኤትራ ክወራእየ ካብ ዝብል ዓመት ሓሊፉ መንግስቲ ኤርትራ ግን ብጩቅ ኢሉ ክዛረብ አይራአናን ስለዚ ተጠላዓይ ብዕራይሲ ተወጋአይ ነዛ ልዕላዊት ሃገር ክንድዞዚ ግህሰት ክገብሩ ሲቅኢልካ ምስማዕ ማዓስ እዩ ልቦና ተቆጺሩ ገሪምና
ለባም ለባም ኣይትጻወቱ
No just ethiop govt can reconsider your recognition ,you were recognized by transition govt
Emaature analysis.. Eritrean government never under estimates and over estimates any enemies. Eritrea didn't pay any price cause of its negligence. It had to be paid. What do you think would happen if we were shouting all over? The whole world knew we weren't aggressors, but... so my friend, you need to correct your analysis dimension
ጫቅለዉ አብይ አህመድ መነገር ሲጀምር ነገሮች እንደ ቂጥ ፈስ መቆጣጣር ስለሚያቅታዉ ከነግመቱ ይለቅቃል።
barking dogs don't bite. dreaming is free.
ቀንዲ ጸላኢ ኤርትራ ዝኾነ ናይ ኢትዮፎረም ዝበሓል ቻነል ዜና ሙርኩስ ጌርኩም ዜናን ትንታነ ምስራሕ ብጥዓሚ የሕፍር !!
ትማሊ ሰራዊት ኤርትራ ንዛምበሳ ወሪሩ እናበለ ናይ ሓሶት ዜና ብምዝርጋሕ ስም ኤርትራ ከጸልም ዝፈተኖ ኣሻብ ረሲዕኩሞ? aan ኣጀንዳ ጸላኢ ዘሳስዩ ሚድያ ከመይ ትስዕቡዎም ??
ኣብ google search ግበር። 1998 ኩናት ኤርትራ ጀሚራቶ እዩ ዝብል። ልክዕ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ካብ ሞያ ንላዕሊ ወረቀት ዘገድስ። ኣብቲ ኻ ቀዲሙ ዝኸሰሰ ይእመን፡ ስለዚ ሓቢርካ ምጽንሕካ ጀማራይ ከምዘይኮንካ ይፍለጠልላ። ጽሑፍ ኣይመውትን ዩ፡ ግን ኣብ ዓለም ፍትሒ ኣሎ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ፡ ንምስሉይነት ንጠንቀቀሉ
AAN መሓውር (ኮራኩር) ሕወሓት አዮም።ከምታ J Studio ዝጀመራ አዮም ዝገብሩ።2 ጥዑማት ናይ ኤርትራ ጠብ አንዳበሉ ስሚ አዪም ዝዘርኡ
@@awetsultan4195 ኣነ ብዛዕባ ናይዚ ዝጋዋሕ ዘሎ ዜና እምበር ብዛዕባ 1998 ኣይኮነን። ኣብይ ኣሕመድ ንኤርትራ ከም ጋዛ ክገብራ እየ ዝብል ዘይተረጋገጸ ወረ እዩ።
ብምቅጻል 1998 ኤርትራ ኩናት ጀሚራቶ ዝብል ምስ ወራር ጀሚራቶ ብዝብል ስለምንታይ ሓዋዊስካዮ ! ኩናት ብባድመ ተወሊዑ እምበር ብዛላምበሳ ኣይነበረን ! ብዛዕባ ዝተወረረ ደኣ እቲ ዋንነት ፍርዲኮ ተወሲኑ ዱሮ 20 ዓመታት ኣሕሊፉ። ንድሕሪት ኬድካ ምክሳስ ጊዜኻ ምብኻን ጥራሕ እዩ።
Ethiopia ne Eritrea selam kehebuwa elu zesebey eritrawi entelo baham tray eyu fiker yashinfal duro benenu ny hasot fikre
Xubuq dron hawna hezbna ab gezun seatun kenger alwo kalay ka eritrea kem ateqaet Ethio ka teteqaet enda gebru bezuh waga akeflna eyu abie ka kab bewegaei bahri asseb kenwesed alena kab mebal nelaeli entay yexbyu alwu sebseltean nay Eritrea 🇪🇷
ከወሬ የለም ፍሬ ።
Gentlemen, please Lig Aby is a big value for the baby Aby. The other one is pleasurezim he copied it from Mengistu Hailemariam....
Abeyt Abeyt😂
😂😂😂
ኣታ ወጃብ ሕጂ ናይ በዓል ንስኻ ማለት እቶም ቀደም ንጀብሃ ኣፍሪስኩም ንዓዲ ዓረብ ዝኸድኩም ሃየ ሕጂ ናብ ሃገር እተዉ ሃየ ባ ተራኹም ከ ኣ ግበሩ ጥራሕ ዝረባ ኮንኩም ።ነዛ ዘረባ ከምዛ ኣሰፋፍያ ካምቻ ኢኹም ትሰፍዩዋ ከም ሓውኹም ኣወል ሲዒድ።ከዛብ ኪድ ሃገር ተኸላኽል።ኣብየት ንትግራይ ደ ኣ ከማኻ ገይሩ ዝጸረፋ የሎን ቆልማጽ።
ኢትዮፎርም ከም ሓቀኛ ምንጪ ገርካ ምውሳድካ ጌጋ ኮይኑ፡ እንተ ብዛዕባ መንግስቲ ኤርትራ ክገብሮ ዝግባእን ክገብሮ ዝነበሮን ናይ 1998 ኩናት ዝገበሮ ጌጋ ዲፕሎማስያውን ዜናውን ንኸይድገም ብኣብነት ምጥቃስካ ብጣዕሚ ጽቡቕ ምሳኻ ምሉእ ብምሉእ እሰማማዕ
Meshak, anchawa si n dmu teshkalela, haha
ፍኮራ ብቻ ኣህዮች
❤❤❤
ባዕላ ሸለፈታም ክንሳ ሸለፈታም ኢላ ትኽዝብ።
He talks too much ligi Aby!
ኣብይ = ሙሽሙሽ + መሀይም+ህሙም
Ayeneganin abi neritrea Gaza kigebra iye aybelen haki intekoynu asmunna
Tergaga zaytbhal zerba medgam...😅
አብይ ፈሳም ክክክክክክ
Gura bicha guraaaaaa mnm atadergm msa belan irat belan dil le gbs na fano hulum iyetewh iyeheadu new chaw chaw. Wdqet yanrenewna teqebelow.
🎉❤🎉❤
ስደተኛ ሀዳሚ ንሻዕብያ ክመክር ቅጭ የምጻልካ'ዶ ሐቀይ ???
Seket eske ameselu