ERIPM | ጉድ ፓስፖርት ኤርትራ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @ERIPMEritreanPublicMedia
    @ERIPMEritreanPublicMedia  3 дні тому +2

    ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
    donorbox.org/eripm-eritrean-public-media

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 2 дні тому

    መሰሊን ኾይኖ ፣ መለለይን ዚጊኒተይን ኢዮ❤❤❤❤

  • @tsegaytemnewo7431
    @tsegaytemnewo7431 2 дні тому

    Xbuk❤ mebrhi eyu hawi henok 👍🧏‍♂️🧏‍♂️🧏‍♂️

  • @GhebrelibanosTsegay
    @GhebrelibanosTsegay 2 дні тому

    Thanks you henok

  • @1115asmara
    @1115asmara 2 дні тому +2

    Nothing good comes out of this regime.
    Happy Holiday Henok and family.

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi8472 2 дні тому

    Henok Merry Christmas 🎉

  • @peacejusticeforall6806
    @peacejusticeforall6806 3 дні тому +5

    Dear Henok my hero you are the absolute human being.
    We are lucky to have you 🙏 we wish more Henoks to come out to be a voice to the voiceless our poeple in Eritrea & to those scattered in neighbouring countries.
    Wishing you a merry Christmas 🌷🍁🎋🎄

  • @naodbelai5325
    @naodbelai5325 2 дні тому

    ቅዋም ሃገረ ኤርትራ
    ዓንቀጽ 19 (9)
    "ኩሉ ዜጋ ካብ ኤርትራ ናይ ምውጻእን
    ናብ ኤርትራ ናይ ምምላስን መሰል:
    ፓስፖርት ወይ ካልእ ናይ መገሻ ሰነዳት
    ናይ ምርካብን መሰል ኣለዎ።"
    ምልኪ ይፍረስ
    ቅዋም ይንገስ!

  • @user-dc1hj3lc2d
    @user-dc1hj3lc2d 3 дні тому +1

    you smart men

  • @kibromgebrehiwet2262
    @kibromgebrehiwet2262 3 дні тому +3

    Well come dear Henok merry Christus too you

  • @tomasnme
    @tomasnme 3 дні тому

    Heni jgna

  • @semirtekle6428
    @semirtekle6428 3 дні тому +2

    ራሱ ራሱ ኢስያስ Ethopiawi 👊👊

  • @yoditmicael4928
    @yoditmicael4928 3 дні тому +1

    Thank you. Henok Merry Christmas 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 3 дні тому

    Merry Christmas with your beautiful family Henoka

  • @filitik9335
    @filitik9335 3 дні тому +1

    ብሓቂ ጽቡቕ ገሊጽካዮ
    ግን እዚ ህዝቢ ኣይርድኦን ኢዩ

  • @samiabdu3877
    @samiabdu3877 3 дні тому

    Haqka hika hade amet mulue nqoxera kolel abilomna gedifnayo un teqebilomna

  • @haneber7369
    @haneber7369 3 дні тому +1

    💙🗼Eri✍️PM🗼💙

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan 2 дні тому

    Ya ክገርመካ እዞም ዝበልካዮም ሰብ ጸጋ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለው ኩሎም ፈትዮም ወይ ኣምነሙሉ ኮይኖም ኣይኮኑን ወይ ተቐቢሎሞ ኮይኖም ኣይኮኑን ልክዕ ኢኻ ብ ፓስፖርት ስለ ዝሓዞም ኢዩ ደይቃወሙን ደይዛረቡን ዘለው ነዝይ ዩ ሰብ ክርድኦ ዘይጸንሐ ስለዝይ እዝይ ዩ ሽግር ኮይኑ ዘሎ ናይ ሰብ ጸጋ thanks eripm

  • @WedikerenGezabila
    @WedikerenGezabila День тому

    Henok hawey kulu gize aye zkateteleka . kab eri kab zmexea deru 3 werhi hze aleku gen abe eri keleku yekatateleka nere hade mealti seatina nateka medeb anda semeana kelena mexeam faha abelemena kabea hademe hiji juba aleku ante reakaya like beleni

  • @biniam9636
    @biniam9636 3 дні тому

    እዚ ዓቢ ኣርእቲ እዩ። ኩሉ ሕማምና ዘርዚርካዮ ። ስቃይ እዚ ህዝብና መወዳእታ የብሉን። ነዚዩ ሃገር 😂

  • @michael-7474
    @michael-7474 3 дні тому

    👍

  • @haneber7369
    @haneber7369 3 дні тому +1

    💙🗼Merry✍️Christmas
    ......&.....
    Happy✍️New Year🗼💙

  • @Areyzenu
    @Areyzenu 3 дні тому

    ሰላም ሄኖክ ፡ ሩሑስ ኣውድኣመትን ሓዲሽ ዓመትን እንዳበልኩ " ጉድ ፓስፖርት " ካብቲ ዝጠቀስካዮ ንላዕሊ ክውስኸልካ ኣፍቅደለይ ። ፓስፖርት ኤርትራ ዲጂታላዊ ምኡኹዋኑ name and surname ስለዝሓተካ ንኣደታት ዓዲ ጣልያን ዓቢ ጸገም ፈጢሩ እዩ ዝርከብ ። ዘይግድሶም ኢምግረሽን ስም ፡ ስም ኣቦ ፡ ኣብሓጎ ይሓትወን እሞ ልክዕ ከምቲ ናይ ዓድና ይነግርኦም ንሶም'ግን ብናቶም ኣገባብ family name ናይ ኣቦን ኣቡሓጎን ለኻቢጦም ፓስፖርተን ስለዝህቡወን ምስቲ ዝነበረን ሰነድ ኣካውንት ይኹን ንብረት ይጋጮ ' ሞ ካብቲ ዝምዝምዞ ንላዕሊ ( ሃገር ኣባዲሙ ከይ ኣክል ) ብድንቁርናኡ እውን ዝቀትል ብሙኹዋኑ ብዝቀልጠፈ ክውገድ ዘለዎ ስርዓት እዩ ።

  • @TARIK-KALSI
    @TARIK-KALSI 3 дні тому

    eretrawi zikitkito eu zifetu democracy kithibo yebilkan

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 3 дні тому

    ኣብ ኣሪትራ ቀዳምነት ዝዋሃቦም አቶም መጋበርያ አቲ ስርኣት ኮይኖም፥ንሱ አውን ናይ አድመ ግዳበ ዘለዎ ኮይኑ ፥ቀንዲ መሳርሂ ፖሎቲካ አዩ ዝጥቀመሉ ፥ካልአ መአተዊ ሚንጭ መኣከቢ ዶላር አዩ ፥ናይ ኣሪትራ ፓስፖርት ዘለዎም ሰባት ኣብዝሃለዉ ይሃለዉ ገንዘባዊ ምዝመዛ ገዲፍካ ከም መሳርሂ ስለላ አውን ይጥወመሉ አዩ ፥አዚ ኖግራም ፋሺስት ስርኣት ዘይፍጽሞ ሰይጣናዊ ስራህ የለን፥

  • @elsagebrehiwot9262
    @elsagebrehiwot9262 3 дні тому

    Hi hinok merry cherry's with your family 🎉🎉🎉🎉🎉😢😢

  • @iT-xz6nw
    @iT-xz6nw 3 дні тому

    ሓው ሄኖክ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ ወድ ህዝቢ።
    ንዓኻን ንስድራባትካን ርሑስ ብዓል ልደት ይምነየልካ💙💙💙

  • @Wedieritrea323
    @Wedieritrea323 2 дні тому

    ኢሰያስ ማለት ናይ ዓለም ሓርኢ ማለት'ዩ ! ህግደፍ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ ብኣረሜናት ሰባት ዝቖመ ኣረሜናዊ ምትእኽኻብ'ዩ ! እዚኦም ነዛ ዓለም በየን ከምዝነጠቡዋ ክርደኣካ ኣይክእልን'ዩ ! ንፋስ መንጠሊና መጺኣ ምንጥል ተብሎም እምበር እዚኦም ሰብ ኣይኮኑን !
    ብዝኾነ የቐኔልና ሄኖክ !

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 3 дні тому

    Stbuk gelistkayo aleka keburhaw henok✌️✌️

  • @123abc758
    @123abc758 3 дні тому +1

    ከም ዝመስለኒ passport መለለይ ዘግነት ናይ ሐደ ዘጋ ኢዩ
    አብ ኤርትራ ዘጋ የለን ምኽንያቱ ከም ዘጋ ወናኒ ሕግን መሰልን ክሳዕ ዘይኮንካ ከም ዘጋ አየውሐስካን እዚ ናይ ሕጂ ዘሎ passport ንምድንጋር ዝተስርሔ
    ንሽም ኤርትውነት ንምብልሻው ንገዛእ ርእሶም ነሃልክን ቅጥፈትን ዝጥቀምሉ መሳርሒ ኢዩ

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 3 дні тому +3

    ሄኒክ ኣብ ኤርትራዲ መሰል ዝብሃል ኣሎ ኢዩ ካ ቅዋም ጀምሪካ፡።
    ኣብ ካልእ ሃገራት ትውልድ ምስ ኣበልካዩ ወልድኻ ኣብ ዝሓተቱዎ ክዉሃበካ መሰሎካ።
    ኤርትራ ሽፍታ ድኣ እንታይ ሕግን ስርዓትን ትፈልጥ ብጀካ ተኲካ ቅተል ኣሲርካ ኣሳቒኻ ክተል፡ ኣጸልምት ኣጥሚ ኣጽምእ። ወዘተ ወዘተ እዩ ሕጊ ሸፋቱ ህግደፍ።

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 3 дні тому

    ጋድ ብለስ ኣመሪካ ን38 ኣመታት ፓስፖርት ኣመሪካ አምበር ናይዚ ሳዲስት ኢሰያስ ኣፎርቂ ዝመርሃ ድህርቲን ዉድቅትን ሃገር ፓስፖርት ክህዝ ይትረፍ አንታይ ከምዝመስል ቁሊህ ኢለዮ ኣይፈልጥን ፥ኣነን 5 ደቀይን ፓስፖርት ኣመሪካ ኣለና፥ናብ ቃህ ዝበለና ሃገር ንገይሽ ፥ገጾም ትርሃቅ ፓስፖርት ኣጋንንቲ ኣብ ገዛይ ክኣቱ ኣየፍቅድን፥ ሂዘሞ ናብ ግሃነብ አሳት ንክኣትዉ ግዚኡ ርሁቅ ኣይኮነን፥

  • @ibrahimahmedin4623
    @ibrahimahmedin4623 3 дні тому

    Kla suq bel nai tegray ka geber

    • @AA-mu3dw
      @AA-mu3dw 3 дні тому

      بالله اسكت ياكي دجال

    • @wedid.c6732
      @wedid.c6732 3 дні тому

      ቀቢላ 😂😂😂😂

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 3 дні тому

      Denkro entay elkayo akemka aykonen bezaeba zeblo kerdeaka tigraway hawena eyuo feteka seleka mehayem

  • @kesetetesfay7075
    @kesetetesfay7075 3 дні тому +1

    Suk bel afnaq guday Tigrayka geber lezaye emo niska zaythatet

  • @AlexSandro-r3r
    @AlexSandro-r3r 3 дні тому

    Passport nay adena kubon nay asbizna hade eyu

  • @HagosHadish-s8v
    @HagosHadish-s8v 3 дні тому

    ሄኖጋ ሓይሉ ይሃብካ ከማኻ ቡዛሓት ኔርና እንተንኸውን ሃገርና ናጻ ምወጸት ኔራ ንሕናካ ካብዚ ዘለናዮ ስትረስ ምወጻና ሰሪሕና ምበላዕና

  • @HiyabBereket-d5l
    @HiyabBereket-d5l 3 дні тому +1

    ስዉእ ዝብሃል የለን ሄኖክ ክኣ ሃለውለው ግደፍ ብስውእ ዝመጸት ሃገር ይብልናን 😢😢😢😢 ንወዲ መድህን በራድ ክብሉ ዝተሰውኡስ😢 ስውኣት ኣይኮኑን ባራዩ በሎም😂😂😂😂😂

    • @eduhaile5853
      @eduhaile5853 3 дні тому +1

      I completely disagree agree with you! Isaias was there against people's wishes and he is still there against our wish! Our heroes will be our heroes forever and ever. They sacrificed themselves for us to live but didn't happen! Blaming the dead is not a solution. Let's move on and rescue our people and our beloved country!

    • @HiyabBereket-d5l
      @HiyabBereket-d5l 3 дні тому

      @eduhaile5853 እስከ ሃለውለው ገዲፍካ ብትግሪኛ ጽሓፍ በእንግሊዝ ትጽሕፈለይ ሲ ሄኖክ በእንግሊዝ ድዩ መግለጺ ዝህብ ዘሎ በትግርኛ ዶ ኣይኮነን 🥱 ብዝኮነ ኤርትራ በራዩ እምበር ስውኣት የብላን ሕጂ ውን 😏

    • @WillyWoldu-u9n
      @WillyWoldu-u9n 3 дні тому +2

      ኣንታ ሓውና ኣደብ እባ ግበር ኣዘራርባኻ
      ደለይቲ ፍትሒኮ ኣለና ደቂ ስውኣት ; ኣዘራርባኻ ብስለት ውሒድዎ ኣሎ : ወዲክንደይ ዓመት ዲኻ ;
      መጀመርያ ናይ ስዉእ ማለት definishin ምፍላጥ ከድልየካዩ:

    • @HiyabBereket-d5l
      @HiyabBereket-d5l 3 дні тому

      @WillyWoldu-u9n ወዲ 19 ዓመት እንታይ ነፊሓካ

  • @habteghebre785
    @habteghebre785 3 дні тому

    Has henok padport an Eritrea eti ziabeye nay busnes minchi atawi hgdef eyu exi ka kab Hager mistiwexi yiwahabeka dollar slezekfiluka ab adi gin aywahabekan eyu ezi ka bigenzeb yishetiwo alewu malet eyu

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 2 дні тому

    መሰሊን ኾይኖ ፣ መለለይን ዚጊኒተይን ኢዮ❤❤❤❤