Kemey elka 💯 % tibil bro N haftika b xotawe simiet aytirieyan eka . Like mehazay elka n yeimroka ente aiminkayo mo xotawe rikib entegerka gn kab ensisawe bahri entay zefili aleka?
This is a bit tricky because it also depends on the individual's personality. Having said that, what Furti is implying makes complete sense to me. ኣብ መወዳእታ ምስምማዕኩም ግን ደስ ኢሉኒ ኣሎ😊
ናብ ዌብሳይትና ብምብጻሕ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ብምውሳድ ነብስኹም ቀይሩ!
HBRI እትብል ኮድ ብምጥቃም ፡ ነቶም 10 ቀዳሞት ትምህርቲ ትጅምሩ ናይ 30% ምጉዳል ዋጋ ጌርና ኣለና።
www.hbri.academy
@@Hbri-vodcast nwerhi kendey ybexh
ኣነ ምስ ዓወት ዓወት 99% ይሳማማዕ
ፍሩቲ ሽኮር ሐሳብኪ እኳ ጽቡቅ እንተኮነ እቲ ሓቂ ግን አብዛ ዓወት ሐውና ዝበላ እየ ይሳማማዕ ❤❤❤
ፉርቲ ሓፍተይ ናይ ጋል ነገር ደኣ ገርክያ እንበር ናይ ዓወት 100 % ሓቁ ኣሎ ❤❤❤ ኣብዚኣ ዝተሰማማእካ ላይክ ርገጾ
Kemey elka 💯 % tibil bro
N haftika b xotawe simiet aytirieyan eka .
Like mehazay elka n yeimroka ente aiminkayo mo xotawe rikib entegerka gn kab ensisawe bahri entay zefili aleka?
ጽቡቅ መደብ እንዳ ዓወት. ኣነ ውን ዓወት ዝብሎ እየ ዝሰማማዕ 👍🏾👍🏾
አነ ምስ ዓወት 100% ይሰማማዕ
Ja awet haku alo
አነ አብ ናይ ዓወት 100% ተሰማሚዓ አለኹ
ጽቡቕ ሓሳብ እዩ mindset ናይቲ ወዲ ወይ ናይታ ጓል እዩ ወሳኒ።ኣነ ምስ ፍርቱና ይሰማማዕ።
ሓሳብ ናይ ፍሩቱና ክኸውን ዝደለ ዘሎ ኢዩ ናይ ዓወት ከኣ አቲ ኣብ ክዉንነት ዝተሞርከሰ ኢዩ።
True hji zdelyo zelewa eya tzareb zela .
😎🤞😅
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብን ኣዝያ ማሃሪያትን ኢያ ዝያዳ ድማ ፍቁራት ኮንካ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክትሰርሕን ክትዛራረብን ኣዝዩ ጽቡቅን ኣገዳስን ኢዩ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ጽቡቕ መደብ ኣነ ምስ ዓወት እየ ዝሳማማዕ ጽቡቕ ጌሩ ገሊጽዎ ኣሎ
Awita gdefe mstire aytewexe emberi eti zbelkayo kulu haki eyu ❤Thanks
ኣነውን ምስ ዓወት ይስማዕማዕ በተለይ በዚ ግዘ ዘለናዮ
ሶ ፅቡቃት መፃምድይ❤❤❤
መርሓባ ክቡራት የሕዋት,ኣነ ምስ ዓወት ይሰማማዕ ያ
ጽቡቅ ኣሎ ዓወት ፣ ደቂ ተባዕትዮ ንሕድሕድና ጽቡቅ ጌርና ኢና ንፋለጥ ስለዚ ኣብ ጛልን ወድን ዝግበር ጥብቅ ዝበለ ምሕዝነት ኣይን ኣምነሉን ኢና ። ነታ ጛል ዘይኮና ነቲ ከማና ሃዳናይ ኢና ዘይናኣምኖ ፣ ደቂ ኣንስትዮ ከኣ ነዚ ሰዋስው ኣይርድአንን ዩ ናጽነት ትኸልአን ዘለካ እዩ ድመስለን።
ናይ ዓወት 100% ሓቂ ኢዩ ።ክብርቲ ሓብተይ እንዳ ፈለጥኪ ኣይተዳናግርየን please ሕለይለን ፡!!
ኣብ ፈተነ ኣይተእትወን ክንብል ንውዕል ኣለነ ኣወታ ሓዊ ኣጆኩም ጽቡቅ መደብ ኣለኩም
ኣነ ምስ ፍርቱና ኣለኹ!
ዓወት ዝወሰድካዮ መደምደንታ ኣእማኒ ኰይኑ ኣይረኸብክዎን።
ፍርቱና እንቃዕ መሓዛይ ኣይትኮኒ ንጽባሒቱ ምሓተትኩኪ ነይረ ። ዓወት ዝብሎ ዘሎ ሓቂዩ ምስዑ ተተሳማማኪ ጽቡቅ ዩ።
Ewae emo yedug ekum
@@senumekeret4109 ክሳብ ሎሚ ነዚ ኣይትፈልጥን ፧
እዛን እእዱግ መዓስ እዩ ናይ ወዲ ተባዕታይ ናይ ጾታ biology ክርድአን፧ ንሰብኣየን ጀ ክሳብ ክንደይ ከምዝጎድኦ ዶ ይርድአን እዩ፧
ዋ ኑዑ ሕደጉ😂
@@AAGTOSSርኹስ መንፈስ ዘለዎ ሰብኣይ ምስ ሰበይቲ ክመሓዞ ኣይ ክእልን ኢዩ
ኣንታ ክንደይ ደስ ኩብሉካ ኢዮም ብታዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ምስ ዓወት ይሰማማዕ'የ።
ፍርቱና ኣነ ምሳኪ ኣለኩ!! ኣነ በዓልቲ ሓዳር እየ ብፍላይ ቀይሕ ልብስቲክ ብጣዕሚ አየ ዝፈቱ ወላ ኣብ ገዛ ይሃሉ አየ ዝገብር እዚ ግን ኣወዳት ክስሕብ ገለ ዘይኮንኩ ነዓይ ደስ ስለ ዝብለኒየ ዝገብሮ ዓወት ትጋገ ኣለካ ኩሉ ሰብ ሓደ ኣይኮነን ፡፡
kemay ane kale make up ayfetun aygebrn eye kuhln lipsticn gn btaemi eye zfetu n'ay des sle zbleni
@@rahelgoitom6686me too
ክክክክክክክክክ እዋይ ዓወት perfect explanation ኬፍ ኣለካ 100% I agree with u
ዋው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ኣነ ብዙሕ ነገር ተማሂረ ኣለኹ ግን ምስ ዓወት እየ ዝስማማዕ
🎉ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ ዓዊታ ሓቁ ኣሎ ወድን ጋልን ኣፋላላይ ኣለዎም ❤
ጽቡቅ መደብ የሕዋት ዓወት ጽቡቅ ኣሎ ግርም ገሊጽዎ ኣሎ
Enjerana aytoxewelna arku
ደስ ዝብል መደብ። ዓወት ብጣዕሚ ጽብቅ ኣገላልጻ። ቀሊል መረዳእታ ጋልን ወድን ሓደ ከም ዘይኮኑ፣ ወዲተባዕታይ ምስ ዝጸልኣ ጋል ክድቅስ ይኽእል እዩ። ጋል ኣንስተይቲ ግን ከምኡ ኣይኮነትን። እቲ ፍልልይ ድማ እዚ እዩ።
ወዲ ተባዕታይ ብተፈጥርኡ ሃርጋፍ እዩ ንኹለን ክጥርንፈን ኣይጸልእን እዩ ምስ ዓወት ይሰማማዕ እየ
ዓወት ግረት ቶኸላን በግዒን ማሓዙት ክኮና አይ ክእላን❤❤❤
Thanks awita ኣብ ርእሰይ ዝነበረ ሓሳብ ከይ ኣግደልካ ክሉ ዘርዚርካዮ bravo 👏👏👏 zhawey
ዓወት 100%🎉🎉🎉❤
ኣብ ናይ ዓወት 100% ይሰማማዕ
100% ናይ ዓወት
ፍርቱ ሓፍተይ ዓውታ ሓቂ 100/100 ምሱኡ ይሳማም. ዓውታ your so amazing ንፍርቱ ክኣ ፍርቱ ብላ ፍርትና ፍርቱና ኣብዝሕካ 😅😅😅😅❤🙏🏾
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ሰብ ሓዳር፡ ሳሕቲ ይከታተለኩም እንድየ፡ ብዙሕ ግዜ ፍርቱና ክትዕብልልዮ እየ ዝሪኢ ኔረ፡ ሎሚ ግን ዓዊታ ጽቡቅ ተዋጺእካዮ እዚ መደብ 👍 ብዝኮነ ቀጽልዎ ❤👈
ዓወት ዝበሎ ኩሉ 100% ከም ወዲ መጠን እቲ ናይ ወዲ ከመይ ይሓስብን ከመይ ንነገራት ይርእን ጽቡቕ ጌሩ ገሊጹልኪ ከብቅዕ ወላ ኣጋጢሙኪ ከሎ ክትርድእዪ ዘይምኻልኪ ቁሩብ ቅር ትብል፡ ከም ኣንባቢት ኩሉ ናይ ፈሚንስት ዕላሙኡ እናፈለጥኪ ንዒ ድኣ በጃኺ ብዝኾነ ጽቡቕ መደብ
Awet zibelo 100% tikil eyu deki tebaetio sisiee alena wela enkelena kinwinin eina nideli .agatami ab zirekebnalu kea ab tikimina newilo .silezi guday mehaza hasot eyu bwegen deki tebaetio,zibiee ksab zidelwo yihinkis eyu negeru❤🎉❤
Betami tsebuq program. Ane Abe Adikeih college eye zefeltekum. Happy to see in again. Keep the good work. 👍🏿
ናይ ዓወት ኢቲ ሓቂ ክውንነት ኢዩ ዘዝራብ ዘሎ ስልዚ ምስ ዓወት 100% የሳማማዕ ኢየ ንሱ ኢዩ ኢቲ ሓቂ
I agree with Awet 100%✔
Excellent explanation. Awet 💯
I really enjoyed this conversation of You To and real good point You guys picked
ግልጽነትኩም ደስ ክብል በርትዑ❤
ናይ ዓወት ሓሳብ 100% ሓቂ እዩ አብ ክውንነት ዘሎ እዩ ሽሕ ዋላ መሓዛና ትኹን ግድን ግድን ወይ ንሴክስ ወይ ብፍቅሪ ምስኡ ክትከውን ዘይደሊ ወዲ የለን
I always like her opinions and she is a strong, smart woman
ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ
❤
የቐንየልና እንዳ ዓዊታ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምብህሃል ኣነ ከምወዲ ልክዕ ንዓወት 100% ይድግፎ እየ ሓንቲ ዘይሰማማዓላ ግን ንሕና ሰብ እንበር እንስሳ ኣለዉ ብመንነትና ሰብ ኢና ከምኡ እንተኮይኑ ደኣ ክንደይ ንቑሓት ለዋሃት ደንገጽቲ ዝሓስቡ ኣለዉ እንድዮም ስለዚስ ሰብ ናይ ሰብ መንነት እዩ ዘለዎ ነመስግነኩም
Mehazy eu wey mehazay eya malet meshfni tray eu. I’m with you Aweta, you are talking fact!
ሰላምን ፊቅርን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏
ምስ ዓወት 100% ይሰማማዕ እየ።
ፍርቲ ዋላ ኣነ ኢየ ከመኡ ዝሓስብ ፡ ንሕና ካልእ እንዳ ሃሰብና ንምንታይ ናብ ከመኡ ነገር ሃፍ ይብሉ ።
Ane misza hasabki ysamama eye gin klteka single ktkewen aleka. NSU kemaney metan ketemarx Ente delika. Ab hadar Ente halika nondo mahza mis sdrka kemaney tenqafi eyu. wedi tebatay ka sihi gize yhleyelka hanti malti gin aygedfekan eyu. Mebzahtom deqi tebatiyo wela zeytrebh kun kem jigna mukanak yhburka metan gize kthbom. Nezi kulu zereba neta hanti malti😅😅😅 single tekoynki ⌨️💻⌨️
ሓዳርኩም ይባረኽ
Please keep continue ❤you both amazing conversation ❤️
ኣነ ምስ ዓወት ኣለኹ
Ms awet yesemama eye
Nay awet haqi❤❤❤❤
ዋአ ንሰበይትካ ፍርቱና ኢሊካ ኣይተድርቃ ኣክብሮት ተከታተልቲ ክከውን ይከል አንድዩ ኩሉ ይትረፍ ፉርቲ በላ ጸላኢና ይድረቅ
😅😅😅😅 እሺ።
@@Hbri-vodcast 😀🤣❣️❣️❣️
Sey tseba stey furtey wey kale tuam metsewa gberela aytdrek
Furtuna ember xubuk
Btaemi xbuk ariesti amxikum thank u 🙏awet nd furti ❤❤❤
ኣብዚ ግዜ እዚ ኣይኮነንን ዶ መሓዛ መጻምድኻ ዓርክኻ ውን ዘይእመነሉ ግዜ'ዩ።
ይቕሬታ ወይዘሮ ምስ ዓወት ይሰማማዕ'የ።
100% awita xbuk alo
ዝፈትዎም መፃምዲ❤
Awet 💯👌👌👌
Good topic ane mes Awet eya dsemama mehznet ayserhniu Abe hadar
Awet 💯 🥰🥰🥰🥰
ዋዉዉ ደስ ዝብል ሓሳብ❤❤❤❤❤
Amazing discussion Aweta & Furtu. I strongly agree with Awet though😊
ክንደይ ኧብ ሓዳር መሓዛይ እንዳበላ. . . . . ዝረኣናዮ ኣየዛርበና 😢
ፍርቱና ናይ ወዲ ተባዕታይ ባህሪ ኣይተረድኣክን ዘሎ። ወዲ ናይ ናይ ኣሳልጦ ናይ ዜሮ ሰዓት እንተመጻትሉ እዩ ዝጽበ እንበር፡ መሓዛ ኮይኑ ኣይፈልጥን።
ዓወት ጽቡቅ ኣሎ ❤❤❤
Good discussion guys I love u
Awet, liberal thinker, love how you express yourself exactly how you feel and see things. 😊
ጽቡቕ መደብ እዩ ። ኣብ ዓይኒ ደቂ ተባዕትዮ ጓል ማለት ዝተቀረበት መግቢ ማለት እያ ። ኣልመኖ እታ ጓል ጸብሓ( ክስታያ) ተዘይ ዓጽያ ። እምበር ወዲ ወዲ እዩ ዓዊታ ጽቡቕ ገሊጽካዮ። ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ።
Thanks for your constructive discussion
This is a bit tricky because it also depends on the individual's personality. Having said that, what Furti is implying makes complete sense to me. ኣብ መወዳእታ ምስምማዕኩም ግን ደስ ኢሉኒ ኣሎ😊
Same idea 🤚🤚👍
You are both smart, Abza hasab gen Mes Awita eye zisemamae.Ane wedi eye Gual mihazay kitkewen gen Aykibellon eye.
Awet/100%
ኣነ መስ ዓወት አልኩ ሓቂ መዘራባ ደስ elun
ኣነ እዉን ኣብዚ ናይዚ ወዲ ሓሳብ እየ ዝስማዕማዕ👍👌
Entay habitni elka
ሕጂ ኣነስ ምስ ክልተኩም ተመሳሲለ ኣለኩ 😂፡ደስ ክትብሉ ❤
ኣወዳት ዓወት ይኹን መራሒና!
Ane ms awet 100% tesemamiea aleku furti keman xbuq hasab u gn awald eina kemeu nhasb ember ab awedat klaliea u eti guday
GOD BLESS YOU ❤❤❤
Awita 100/100 right
Welcome best couples today you guys read my mind on time beka internet point❤🙌
ምሉእ ብምሉእ ምስ ፍርቱና ኣለኹ😊
ፍርቱ ክትቅበልያ ጥራሕ'ዩ ዘለኪ ዓወታ ጽቡቕ ጌሩ ገሊጹልኪ ኣሎ
Great program 💖
ብፍጹም ክልተ ኣንጻር ጾታ ምሓዙት ክኾኑ ኣይክእሉን እዮም፡ወላ እንተኾኑ ውን ንንውሕ ዝበለ ግዜ ኣይቕጽሉን ።
ስለዚ ኣብ ናይ ዓወት ሓሳብ ተሳማሚዐ ኣለኩ።
ብዝተረፈ እቲ ተምጽዎ ኣርእስቲ ናይ እሂን ምሂን ደስ እዩ ዝብል፡የቐንየልና።
100% ምስ ዓወት ይሰማማዕ:: ፍርቱና ግን ቁሩብ ዝተሓዋወስኪ ይመስለኒ. ምክንያቱ ምሕዝነት ወይ መሓዛ ማለት ናይልብኻ እተካፍሎ ዘካፍለካ ማለት እዩ:: 20 ዓመት መሳርሕቲ መሓዛ ኣይኮነን just workmate, መሓዛይ ግን ፍሉይ ክብርን ቦታን ዘለዋ/ዎ ማለት እዪ. ብመጀመርያ ሓንቲ ወይ ሓደ ብዓል/ቲ ሓዳር ስለምንታይ እዩ ካብ ብዓል ቤታ/ቱ ወጻኢ ናይ ልቢ መሓዛ ዘድሊ? ኣነ ኣብ ከምዚ ብዙሕ ሕሉፍ ተመኩሮ ኣለኒ. እታ 100% ብነብሳ ብሓዳራ እምነት ዘለዋ ምሓዛይ ዝብል ኣካይዳ እንተጀሚራ ትሰግሮ ፈተና የብላን. ምክንያቱ ምሕዝነት ዝምስረት ብዝኾነ ነገር ምስእትስሓብ ኢካ ናይ ልቢ ምሓዛይ ዝመጺእ ደስ ዘይብልካ ሰብ መሓዛካ ክከውን ኣይክእልን እዩ , ብአተሓሳስባ, መልክዕ, ኣቃውማ, ኣቃራርባ ወዘተ.....ዝገርመኒ ነገር ግን ምስቲ ማሓዛ ሂወት መስሪታ ክትነብር ኣይትደልን እያ. ስለዚ ፍርቱና ሓብትና ብፍላይ ኣብ ሓዳር ምስ ኣተኻ ናይ ልቢ መሓዛኻ መናብርትኻ ጥራይ እዩ, ደሓር ካብ ተፈጥሮ ክንሃድም ኣይንክእልን ኢና ሕጊ ተፈጥሮ ተቐቢልካ ምንባር እንተጀሚርካ ጥራይ ኢኻ ካብ ፈተና ክትድሕን ትኽእል. ድሓር ዓወቲኖ ኣወዳት አወዳት ድኣ ኢልካ እንበር ነቲ ወዲ ናብ ከምኡ ዝዕድማ እሰን እየን:: ፍልሊዩ ንሳ ብምንቅስቓስ ንስኻ ድማ ብተግባር እዩ::
Kf alkum asmarinotat and he is right gdf mstrna aytngrlna pls
ደስ ዝብል መደብ ዩ ኣነ ወላ ምስ ዓወት አየ ዝሰማማዕ ። ዓወት ግን ግደፍ ካብ ዝተሓበእናዮ ገረብ ኣይተወርደና አዉይይይይ 😅😅
I agree with Awet everything.
Awet, i like your innocent responses. You are genuine male creature. You guys alike you.😀
Bhafesha ezi wedi tkekel alo:: 29:03 specially well said👍
Wedi tebaetay kab mhir emotional mukan kab haftom kab gualom dweldu wen alweu aykonen mhazaka koina
Xbuk medeb xbukat yehwat ❤ ane eko degafi furti eye❤❤❤
Awet smart 🥰
Furti and awet both of them I appreciate you so that gbu gohead ❤❤.
Abza headline, ግን ፍርቲ ትጋገዪ ኣለኪ ብፍጹም ኣይከውንን እዩ 44 ነጥቢ። ንኣብነት ኣብ ሱዳን ከለኩ ሓንቲ ብዓልቲ ቃል ኪዳን ዝነበራ እሞ ከኣ ዝወለደት እያ ክንሳ፡ ሓደ ወዲ ከም መሓዛይ እዩ እላ ንሰብኣያ ትላለዮ ዝነበረት ግን ንሱ ኣጋግዩዋ ድዩ ወላ ተጋግያ ንሳ ትፈልጥ ግን ኣጥኒስዋ፡ ካብቲ ወዲ ወሊዳ ሓዳራ ፋሕ ብትን ኣቢላታ ይብለኪ፡ ሕጂስ ወዲ ብፍላይ ብሓንቲ ሓዳር ብፍጹም ምሕዝነት ክገብሩ ኣይኹእሉን እዮም።
Awet well explained
ደስ ትብል ቴማ
ቀጽልዎ
Lomanti âne ms Awet aleku 👍
ሓሳብካ ጽቡቅ ኣሎ ዓወታ እዚ ዘሎ ኣብ ኩውንነት ኢካ ትዛራብ ዘለካ ከይኑ ግን ተፈጥሮና ዩ ምባል ግን ዶም ንሰግር ከይንህሉ ኣምላክ ኣብ ፍጥረቱ ኣይጋገን ዩ፡፡ እዚ ናትና ድክመት ወይ ንናይ ዝሙት መንፈስ ዕድል ስለ ንህቦ፡ ንኣእሞናና ክቃጻጸሮ ይክእል
ልክዕ ኣለኻ ንሱ ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ ብነብሱ ይዕቅኖም ኣሎ ሰበይቱ ብጣዕሚ ኣድኒቀያ
90% Awedat kemeu eyom@@sabasabina5346