3ይ ክፋል-"ኣብ ትንሣኤ ጥበብ መንግሥቲ እጃሙ ይዋፃእ ዶ ኣሎ?ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ዝተገብረ ዋዕላ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 34

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት

    ኣምላኽ ይመስገን ናብዚ ዘብጸሐና እግዚአብሔር ይመስገን ናፅነትን ሓድነትን ክመፀና ይመስል ስቃይና ምሽምማቅን ይአኽለና 🙏

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 7 місяців тому +3

    ፈጣሪ ይሓግዝካ ህዝበይ ፈጣሪ ካብ እርሰ በርስና ምጥፋእ ምሕረቱ ይልኣከልና😢😢

  • @SSh-p8v
    @SSh-p8v 7 місяців тому +3

    ብጣዒሚ የሕዝን ኩሉ ዉዱ ኣረአዪ ስላሴ ዝተፈጠረ ሰብ ከምዚ ገይርካ ይሳቀ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ምሕረት የዉርደልና😢

  • @CjfffDtfff
    @CjfffDtfff 7 місяців тому +2

    ንብዓት ኑፅሃት ወለድ ኣብ ሰማይ በፅሑ መድሃንኣለም ምሕርት ልኡኹ ሓራ ከዉፅኦም እዩ መሰልን ሙሉእ ፉፅም ይግበሮ❤❤❤

  • @AsdAsd-pu3df
    @AsdAsd-pu3df 7 місяців тому +2

    እግዚኣብሄር የፈፅምኩም ናይ ብሓቂ ለባማት

  • @LetayTsegay
    @LetayTsegay 7 місяців тому +2

    ኣጆና ኩሉ ክሓልፍ እዩ 😢

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher96 7 місяців тому +2

    God help tigray.

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 7 місяців тому +3

    Hzbey balih zblo sienu💔😭😭

  • @azmeragebremariam4659
    @azmeragebremariam4659 7 місяців тому +2

    Btaemi des zbl medrek eyu Egzabher amlak yhagezkum lbi yhabo hzbna

  • @sunshinechannel90
    @sunshinechannel90 7 місяців тому +2

    Aya Tigre gibrey etzhlwo ey sebki ebar tizrbka gibrey etzihlwo may haqni yekwen alo malti

  • @ኣትራን
    @ኣትራን 7 місяців тому +3

    ❤❤❤

  • @abduljdihs9933
    @abduljdihs9933 7 місяців тому +2

    Hiiii

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 7 місяців тому +2

    መንግስት በትክክል ክሰርኽ አለዎም ንሳቶም ፍትህ ደልዮም መፂኦም ፍትሒ ህግን አለዎ ።

  • @fanueldori9718
    @fanueldori9718 6 місяців тому

    ክብሪ ይሃብካ ኩቡር ዲያቆን ይብራህ ❤❤❤

  • @DdDd-j5h7y
    @DdDd-j5h7y 7 місяців тому +2

    🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858 7 місяців тому

    👍👍👍👍💊💊💊👌👌

  • @alemadera1203
    @alemadera1203 7 місяців тому +2

    አቱም ።መረሕቲ :ሰብስልጣን ዕድመፀገብ።ከዳዓትን ።ጠለምትን:ኢኩም።ሕዝቢ ።ማይፈለግ።እዩ።ጠቢብ ኢልኩ።ዘፅናሕክምዎ።እዩ።ንቱሓዱሽወለዶ አሕሊፍኩአይትሃብዎ።አምሕርዎ።❤❤❤❤😂

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 7 місяців тому +4

    አረ በይዛኻትኩም እዚህ ናይድኽረት ቃልሲ እዙይ ቀልጢፍኩም አጥፍእዎ እትም ዋና እቶም ደፋትር መተሓዳደሪኦም ገይሮምዎ እዮም ንሶም እዮም ክእለዩ ዘለዎም ካልእ ከም ህዝብም ጥኡይ ሰሪኾም ይንበሩ ።

  • @birhnngius253
    @birhnngius253 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @gereziherhagos3398
    @gereziherhagos3398 28 днів тому +1

    ነቶም ደፋትር ዝባሃሉ በቲ ዝሰርሕዎ ጉራደ ገይሮም ክሳዶም ዘየከስትንዎም?

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 7 місяців тому

    እቲ ሐሳብ ግርም እዩ ግና አነ ዝገርመለይ እዞም ካድረታት አብዝነበሩ ነይሮም ሐዚ " አብ ጎኒ ውድብና ጠጠው ነብል ገለ መለ ኢልካ ዘረባ ታይ አምጸኦ ???? አብ መንጎ ህዝብኹም ዘይትወጾም ካድረ !!!!!

  • @rahwara2651
    @rahwara2651 7 місяців тому +2

    ኩቡራት ኣቦታተይ እዙይ ዝምልከት ንሃይማኖት ኦርቶዶክስ ጥራሕን ጥራሕ ዩ መንግስቲ ዳሕሪ ሃይማኖት ኣቦታት ዩ በጃኹም ተረድኡ ቡዳ መንፈስ ርክሳን መናፍስት ወይ ሰይጣን ከምዘሎ ኣይትዘንግዑ ሓደ ሰብ ምስ እግዚኣብሄር ዘይተጣበቐ እንተኾይኑ ቡዳ ሰይጣን ይሕዞ ወይ ይወርሶ እስካዕ ትዉልዲ ትዉልድ ማለት ዩ ሓደ ክርስትያን እግዚኣብሄር ተዘይ ኣመስጊና ተዘይ ፀሊና ቡዳ መፈስ ሰይጣን ይወርሰና ንጠንቀቕ

    • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
      @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 7 місяців тому +2

      ቡዳ ማለትስ እንታይ ማለት እዩ ሰይጣን እሺ ሰይጣን እዩ ቡዳ ግን እንታይ ማለት እዩ

    • @rahwara2651
      @rahwara2651 7 місяців тому +1

      ማዓረይ ቡዳ ማለት ርኩስ መንፈስ ወይ ርኩስመንፈስ ሰይጣን ማለት ዩ ብዝበለፀ ስለ ቡዳ ንክትርዳእ መምህር ተስፋይ ኣበራ ዝብሃል ናይ ቴሎጂ ሙሁር ዝኾነ ኣምሂርዎ ኣሎ ዩቱብ ኣቲኻ ምርዳእ ይካኣል ዩ ኣነ ዝመስለኒ ኣቦታት ህዝብን ትግራይ ገና ድሕሪት ዩ ዘሎ ምኽንያቱ ሓደ ኣቦ ፀሎይ ዝኾነ ሰብ ክፅሊ። ግድን ከምዝኾነ ከይኣምሃሩ ፀሎት ከይጀመርካ ፈጣሪኻ ከይኣመስገንካ ፀላኢኻን ፈታዊኻን ክትፈልጥ ኣይትኽእልን

    • @BirhaneKahsay-qq7rs
      @BirhaneKahsay-qq7rs 7 місяців тому +1

      ቡዳ ዝብል ቃል አብ ኦርቶዶክስን ሰዓብቱን ጥራሕ ዘሎ ቃል ምኻኑ ፍሉጥ ዩ፡፡ነዚ ሕማቅን አነዋርን ስራሕ ኦርቶዶክስ ትድግፎ ስለዝኾነት ብዕሊ ነዚ ዝተበደለ ሕብረተሰብ ይቕሬታ ኢላ ዕላዊ መግለፂ ከተውፅእ ይግብኣ፡፡

    • @birhnngius253
      @birhnngius253 5 місяців тому

      ቡዳ መፊስ ትብሊ እለኪ ዘርኢ ይፈሊ ዲዩ ኳይኒ እዚ አባሃህላ እዚ ድማ ብአብዛኛ አብ ዛኛ አብ ህዝብ ክርትያን እዩ ምክንያቱ እዞም አባታትና ዝባሃሉ ጠቆልቲ ስለ ዝኳኑ ልገዘብ ክብሉ ንዝሐመመ ሰብ ቡዶ ሕዝኪ ወይ ሕዝካ እና በሉ ይዘብጡ ቡዶ መንፈስ እተ ኳይኒ ዘርኢ አይፈል አብ ማንኛም ወዲ ሰብ ይሐድር ምክንያቱ እተዘይ ፀለየ ፣ እተ ዘይፀመ ፣እተ ቤተክርትያን ዘይከደ ቡዶ መንፈስ ወይ ድማ ሰይጣን ይሐድሮ መፊትሒኡ ድማ ብመስቀል ፣ ብቅባ ቅዱስ ፣በፀሎት እና ትግራይ ዓድና ግን ናበይ ገፅ እያ ትከይድ አላ ብጣዕሚ ዘሐፊርን ዘሐዝንን

    • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
      @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 5 місяців тому

      @@rahwara2651 እሺ ቡዳ & ሰይጣን አፈላላዮም እንታይ እዩ??? ቡዳ ማለት ርኹስ መንፈስ እንተኾይኑ ኣብ ፍሉይ ዘርኢ ወዲ ሰብ ድዩስ ወይ ኣብ ኹሉ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዝረአ

  • @LuwamAlema
    @LuwamAlema 7 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @TitiHaa
    @TitiHaa 7 місяців тому

    🙏❤️❤️❤️

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 7 місяців тому +2

    ❤❤❤

  • @kibromgrmay1618
    @kibromgrmay1618 7 місяців тому +2

    ❤❤❤

  • @LetayTsegay
    @LetayTsegay 7 місяців тому +2

    ❤❤❤❤