Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ላይ ክ ሼር ሓደሽቲ subscribe
ሻኩር ኣብዘይ ምልከተካ ኣይ ቱኡቶ ንዓካ ኡውን ሓዲግካ ክዕረቅ እዩ 😢እና ምዕራቅኩም ግን ደስ ኢልና እዩ 🙏
@@musse_shakur ቻኩር ኣብ ዘይምልከተካ ኣይትእቶ ንዓካዉን ሓዲጉካ ክዕረቅ እዩ ምዕራቅኩምግን ደስኢሉኒ ኣማን ግን ተመን እዩ ተጠንቅ
ሻኩር እትናገርዎይ እቲ ብላዕሊ እትገብርዎይስ ብያንስ ክመሳሰል እኒአዎ ለይመሳሰን አይትግበር?
መጀመርታ ሻኮር ልሄቡለ ዜምፀዋዕኩምዋ. ልብና ከዓርፍእቲ ዓርብስ ትክክል እዮዋ ነገር ግን እተም ወዲ ስዳን ሳሚ ዝብልዎ. 666እዮም ዝመስሉ. ዝሮ ሻኮር ሕጂ ልብካ ትዎፅእ ኢላ ትኮን😂😂😂
ሻኮር ጭራሽ ኬተኣምኖም እዚኦም ሓደገኛታት እዮም
ን ቻኩር ዝፎቲ እስከ🤙❤❤
ኣለና ዝያዳይ ደምሪን 🙏🙏🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤
ኣነዉን ፍትዉ እየ ዘብሎ ለባም ትዕግስተኛ እዩ❤❤
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ ♥️♥️♥️♥️♥️💐❤️💋🙏🙏
አለናናናና የዋህ ስብ እዩ
ሻኩረይ ምስ ሄቡ ክተራኽቦም ተለኻ ዓቤቲ ሰባት ጌርኻ ኣራኽቦም ተጠንቀቁ ሻኩረይ ሓደራኻ ዞም ቆልዑ ደስየበሉኒ ዘለው 🙏🙏🙏😥😥😥😥💖💖💖💖💖💖💖💖
Ere aybehaliy moral seb aytnka srahkn srah lkbetbet aytbela
ዋው ዓረብ ብታኤሚ ጎቦዛት አኩም 🥰ካብ ድሕረዚ ሓቢርኩም ስርሑ 🙏🙏🙏
ተመስገን ሻኩር ሓወይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ እንካዕ ታዓረቅኩም 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሙሴ ተጠንቀቅ ፎተውቲ መሲሎም ከየስንጉኻ❤
Ere lkbetbet aytbela ynberlu Wa kab ykrta labi entay enio kndi des bahali eilkn mhznet kndi mftarkns ayedln
ሳሚ ለማዓንቲ 99 % ፀባይ ደስ ባሃሊ ❤ ምስ ል አማ ብዕርቂ ወድኡ ሳሚዋይ ❤❤
ዋዋዋ ቻኩር ሓወይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ጥዑያት እዮም ዝመስሉ እና ብጣዕሚ እዩ ዓረብ ኣነ ክትርግመልካ እየ እና ፅቡቅ እዩ ተዛሪቡ
ዋውው ዓርበኛ አይትኻልኹሙን ሻኩርይ ግን ተጠንንቅቀ 🎉❤❤❤
ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ስለሓጥያተይ ከምዝሞትካለይን ካብሞት ከምዝተንሳእኻን እአምን ጎይታይን መድሐንየይን ጌረ እቕበለካ አለኹ ሐጢአተይ ይቕረ በለለይ ኢልካ ምቕባል ዝአመነ ዝተጠምቀ ይድሕን ብዝብል ብቓሉ መሰረት እዚ በረኸት እዝን ለውጥን ይኾነልና .ማርቆስ ወንጌል 16 13--20❤ 1ይ--ደም የሱስ ክርስቶስ ካብ ሓጥያትና ኩሉ የንጻሃና 1ዮሃ 1❤ 2ይ--መንፈስካ ይሕደስ ዳግም ትውለድ ወ/የሓንስ 3❤ 3ይ--መንፈስ ቅዱስ አባና ይነብር ❤ 4ይ ምድሓን ይኾነልካ ናይዘልአለም ህይወት ትረክብ ካብ ገሀነም እሳት ነምልጥ:-❤ 5ይ-- ካብ ዝተፈላለየ ካብ ሓጥያት ማእሰርቲ ነጻ ምውጻእ ይኾነልካ ንአምነት ካብ ታቱ ወልፊ (ሱስ) ካብ አጋንንቲ መንፈስ ሓራ ምውጻእ ይኾውን ሉቃስ 4 ማርቆስ 16❤ 6ይ-- ብፍቕሪ አምላኽ ክንነብር ንጅምር ሰላምን ደስታን አብ ልብና ይፈስስ❤ 7ይ-ብግልናን ብሕብረትን -ቓል አምላኽ ብምንባብን ብምህሮን ብጸሎትን ብምትጋህ ክንዓቢ ንጅምር አብልዕሊ ሰይጣንን ስርሑን ከነፍርስ ስልጣን ተዋሂቡና ፊልጵስዮስ 2❤ 8ይ ብመንፈስ ቅዱስ እናተመርሓና ፍረ መንፈስ ቅዱስ እንዳፍረና ንክርስቶስ እናጠመትና ንጎይታና ብምስዓብ ብኹሉ መንገድና ብፀጋ አምላኽ ብዓወት ንግስግስ. ክብሪ ንአምላኽ ይኹን አሜን ::
ምስ ሄቡ ከተራክቦሙ ከለካ ድማ እንት ውሓዱ ካብ 3 ንላዕሊ ሰባት ምሳካ ትማላእ ኣብ ዕርቂ ክሙኡ እዩ ዝግበር ቻኩር ሓወይ ፡ እንተ እቲ ምትዕራቅኩም ኣምላክ ይመስግን ንፉዓት ምስ ኢማ ድማ ትዓረቁ ባእሲ ጹቡቅ ኣይኮነን ኣሕዋት ሰላም እዩ ዘድሊ❤❤❤።
አረ ኣሕዋተይ ዕርቂ ዝመስልዋ የለን ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ቀፅልሉ 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
_ሰሉ ኩሉ ነገረ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣሕዋተይ ማዓረይ ብሓቂ ደሰሰ እለኒ ኣሕዋተይ ማዓረይ ፅልኢ ኩሉ ግዜ ናይ ሰይጣን እዩ ብሓባር ሰርሑ ቻናል ክፈተሎም ምሰ ኤሜ እውን ትዓረቁ❤❤❤_
መሻላህ ዓረብ😂 ከምዚ እዩ ኣምላኽ ዝፈትዎ ፍቅሪ እዩ ዝፈቲ ጌጋ ዘሎ እዩ እቲ ዋና ነገር ይቅርታ እዩ ብሓቂ ተሓጉሰ ፍቁራተይ❤❤❤
ሻኩረይ ተጠንቀቅ ኢኻ ልብኻ ኣይተዉድቅ ወድነይ ዶሞ ደስኢልኒ እዩ ብምዕራቅኹም❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዋይ ቻኩር ተጠንቀቅ ከምቲ ነኣማን ዝተገምጠልዎ ከይግምጠሉካ አረ ካብ ጎንካ ኣርሕቅም ኣየድሉካይ ቡሱሩ ክብሪ ዘይብሎም ገሳርጥ ትመልሓሶም ከፅለአካ ኡፍ ኣስጠሊ ከይተምፀአልና እክክ ለይክ👍👍👍 ገጭኩም ሕለፋ
ዋይ ምፀኣት ኣለም ሻኩረይ ታኡዩ ማዓቱ ምርዳእ ኣብይና ደሓደ ወገን ቶሖጉሱና ብሓደ ወገን ድማ ተጨኑቅና ታይ ዓይነት ዕርቅ እዩዝ ቆልዓ ዘይገይሮ ኡዩ ትሰርሑሎኹሞ ንምፅሓፍኮ ደበረና በይዛኹሙ ፁቡቅ ኡንዶ ኣምሁረና❤❤❤❤❤❤❤
ማሻላህ ተዕርፋ ዓረቢ ኩሉ ሸይ ሳሚ😂 ሻኩር ሓወይ ይቅርታ እዩ ኢልካ ብጣዕም ደስ ኢልና🙏🥰
ጉድጋድ ንፊሓሪኣ እሻክ ንሓፃሪኣ ይብሉ ወለድናሲ ኤማ ባዕሉ ዘምፀኦ ጠንቂ እዩ ሻኩረይ ለባም ትዕግስተኛ ፍትዉዉዉ እና ነብለካ እንኳዕ ደስ በለካ❤❤❤ ዓረብ የተካኣልኩሙይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤
ተመስገን ሻኮር ሓወይ እንዃዕ ተዓረዑኩም ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ሂቢዋይ ሽኮር❤❤❤
ሻኩረይ ተጠንቀቅ ኢኻ ልብኻ ኣይተውድቅ ወድነይ ዶሞ ደስኢልኒ እዩ ብምዕራቅኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ተመስገን ሻኩረይብጣዕሚዩ ደስ ዝብል እንቋዕ ታዓረቅኩም 🙏♥️♥️♥️ ሳሚየ ግን ምስ ኤማለ ትዓረቁ 😢
ኩሉ ትክእል እዩ ሸኮረይ ኣትጣራጠር ዓረብ እካ ዝሓደጉሉ የብለምይ ሸምዲዶምዋ እዮም❤❤❤❤
ዋውውው ሙሴ ሻኩር ፅቡቕ እንድዩ ግን ልብኻ አይተውድቕ ሻኩረይ እና ብምትዕራቅኹም ደስ ኢሉኒ እዩ ❤❤❤❤❤ዓረብ ግን አይተኻአልኩምን 👍👍👍👍አሕዋት
ሰሉ ኹሉ ነገር ተመሰገን ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ እንኳዕ ተዓረቅኹም በዚ ኣጋጣሚ ቻኩር ግን ክዛርቡ ተለው ምንጥል ምንጥል ኣይተብሎም ኣይትታሃወኽ ንኹሉ ሰብ እየ ዋላ ምሰ ወላዲትኻ ህውኽ ኢካ ትብል ረግዕ ምባል ተላመመደ ቅዝተርፈ ፈቅረኹም ይብዛሕ መናእሰይ ተኣኪቦም ክትሰሕቁ ተለኹም ደሰሰሰ ክብል ❤❤❤❤❤ወዲ ቦይካ &ወድ ሱዳን ለባማት ኢኹም ❤❤❤❤❤
እሰይ ደሰ በሃሊ ሻኩረይ ሓቀኛ ኢኻ በሓቂ የኔ አሰተዋይ❤❤
ማሻላህ ተዕሩፉ ዓረቢ ወላህ ኮይስ ሳሚቱ 👌👌👌👌👌
ሙሲሓወይ በጃካ እዚኦም ኣይትእመኖም ጥንቃቀ ይሓተካ አዩ፡ፊቡ ክትዓርቆም እተደሊካ ዓበይቲ ሰባት ምሳካ ተማላእ ክምስ እናበሉ ከይቀትልዋ በጃካ ዕርቂ ጽቡቅ እዩ ገና ከአ ኣስጋኢ አዩ።❤❤
ምትዕራቅኩም ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ግን ተጠንቀቅ ንሄቡ እውን ኣብ በይንኩም ከይተራክቦም❤❤❤❤ዓረብ እውን ብጣዕሚ ጎበዛት እዮም❤❤❤❤❤ሻኩር ምስክን
ፈጣሪ ይመልአልኩም ሓቀኛ ተኮንካ ንጊዙኡ እንበር ንዳሓረ የሐጉሰካ እዩ ሶ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ዞም ናተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ማሻላህ ዓረቢ😂 ብጣዓሚ እዮም ገበዛት ሓቡሩኩም ስሩሑ🎉❤❤❤
ተመስገን አሕዋተይ እንካዕ ተዓረቅኩም🥰🥰🥰❤❤❤
ደሚረኪ ደምርኒ
ዋዓለይኩም ሰላም ወራሑሙቱላህ ወበራካቱ ማሻኣላህ ደሰ ቡሉና ኡዩ መሰ ሆቡ ታራኹቡም ተለኻ ባዓበት ገቢሪኻ ኣራኻቦሙ ትጠቀቂ ❤❤❤🎉🎉
ሳሚ በይዛኻ አብ ቤተክርስን ተመላለስ ፀሎት የሕሸኻ ብጉልበት አይእመኒን ፅባሕ እንታይ ከም ዝገብረኻ እግዛብሄር አይትፍልጥን እኻ
ዋውው ዓረ ብ ጠዋዕዋዕ ኣቢለምዎ 🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉😂😂😂😂😂❤❤
እግዚአብሔር አምላክ መሰተወዕል ልብ ያሃብኹም ምስ አበይት ሰባት ትራኩቡ እዩ ከምዚ መንግዲ ጽብቅ ኣይኹንይ😢
ዋዉ ደሰ ባሃሊ ትዓርኩም ካብ ዲሕር ሐዚ ሓብሩከም ስረሑ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ማሻላህ ደስ ክትብሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቛንቛ ዓረብ ኣነ ከምዚ ኣይክእሊን ይመችኹም❤❤❤❤❤
ድሕሪ ሕጂ prank ዝብሃል ከይ ትሰርሑ ሓደራኩም 💞💞💞💞💞🙏🙏
ዋውውው ዓርብኛ ግን ኣይተኽኣልኩምን ኣነ ኣብ ዓዲ ዓረብ 5ተ ዓመት ተቀሚጠ ከምዚ ኣይክእልን ብሓቂ😅
ትክክል እየም ማሸላህ❤❤❤
ዎእ ሙሴ ሻኩር ጨለዋ ጥንቅቅ ዳአም በል ማዓረይ ምትዕራቅኹም ግን ብጣዕሚ ደስስስስ ብሃሊ እዩ ብዝተረፈ ሰላም ጥዕና ይሃብኹም 🙏
ኣታ ወዲ ሱዳን ሃዛው ታይ እዩ ደድሕሪኡ ልምራሕሎ በል ናብ ገደል ተኣተየለ እተጉሳይ ሻኩረይ ለ ጥንቅቅ በል ኣታወዲሱዳንሃዛውታይእየደድሕሪኡልምራሕዩበልናብገደልተኣተየለእተጉሳይሻኩረይለጥንቅቅበልኢካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ሕጂ እኮ ብፍርሕ ልብ ክትውፅእ ኢላ ትኮን ሻኩር ጋይስዋይ ሱቅ ኢሉ እዩ ዝቃርፅ ዘሎ እንበር ልቡ የላን እውነት ነው 😂😂😂😂
😂😂😂
ሐቁ
ሓቁ ነብሲ እዩ ኮ ሕዙ እኒኦ😮
Kkkkkkkkkkk bsehak ketilkani entay eyom koinom kndzi zferhwom zelewu
መሸኣልህ ዓለኩም ፍቅሪ እየ ፅብቅ ዘሞ ሓትይ ምሰ ኤማ ወነ ታዓርቆ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዋው ዓረብ ምንጋር የትክኣልኩሙይ ❤❤❤❤❤ብዝኾነ እንካዕ ተዓረቅኹም ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ሻኩረይ ልባም❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝወዲ ስዳን ግን ከፍረሐካ በስማኣም ታይ እዩ ዝዉቃጦ😢😂😂😂
ብምትዓረቅኩም ደስ ብሃሊ ግን እናተጠንቀቅኩም😢አቱም ሰባት ልምኮኑከ ክርስትያን ድና ንቅሳት እኮ ካብቶም አጸየፍቲ ሓጥያት እዩ ከምዚ ዓይነት ንቅሳት ከአ አስማት ናይ ሰይጣን ምኮኑ ማንም ሰብ አይስሕቶን ሰለዚ ሸኮር ሓወይ እንተክእልካ ቀስ ብቀስ እናተላመድኩም ምስ ከድኩም በጃካ ንዓካለ ዓስቢ እዩሞ ናብ ቤተ ክርስትናይ ክትወስዶም ብሓፈሻ ስለ ቤተክርስትያና ስርዓትና ኢና ፍርሓት አምላክ ክህልዎም ሓደራ መንገዲ ምርሕዎም እዚኦም መንአሰያት እዮም ጹብቅ ነገር ዝገብርለዉ ይመስሎም አሎ እንድዒ ብሓፈሻ ተረድእካ ይከውን ስላኦም ይብል ግን ሓደራ ብሃይማኖትኩም አይትቀልዱ ንእስነት ዕዳ እዩ እናሃለና ምስ እግዚብሄር ሞትና ውን ናብ እግዚብሄር ኢናሞ ሓደራ😢😢😢
ኣሕዋተይ ካብ ሰይጣን ምዓልቲ የድሕንኩም ፀፅቡቁ ይሕስብኩም🙏🙏🙏
ማሻ ኣላህ ይትከለሙ ዓረቢ ኮይስ ኣነ መብሱጣ ያሻኩር ዓሸን ጋሉለክ ሳምሕና ኣነ ፈርሓና በስ ሳሚ ወድሱዳን ላትሰው ሙሽክላ ዓለ ኤማ ሓራም ዓሌኩም ወላህ ላዝም ትኩኑ ማዓ ኩሎም መብሱጢን ይከፊ
ሻኩር ላባም ብሓቂ ዒድመ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤🎉
Mashallah Beautiful ❤ 💪👊🤙👌🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕 Mashallah Beautiful 🥰 des keteiblu kiteqereku kolekum 🌸 Shakur - wedi sudan and sami 🥀 ✌️✌️✌️✅✅✅
ሻኩር ለባም ሻላ ትዕግስትካ እዩ 👍🥰🥰🥰🥰
😂😂😂😂😂😂 አታ ሻኪ አሳሓቃኒ ዋ የኔ ማር❤❤❤
ተመሰገን ኣምላክይ ደስስ ኣለነ ኣነ ዑረበ በጣዕም እየም ዘካኡሎ❤❤❤❤
ኡፈይ ተመስገን ኣምላካይ ሓሳብ ልበይ ሰሚሩ ሻኩረይ እንኳዕ ደስ በላካ ወድኖ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዓቅሊ ትዕግስቲ ዘለዋ ሰብ ምዕዋቱ ዘይተርፍ እዩ ንፅቡቅኻ ኹይኑ ሻኮረይ❤
ዋው ማሸላህ ሳሚየ ዓረብ ትኽእል ልክዕ እዩ ዘሎ ❤❤🎉😂
ተመስገን የሕዋተይ እንካዕ ተዓረቅኩም ተምሩኒ የሕዋተይ❤
መጅኑን እማ ዕውድ ዓሻ ማለት እዩ ሻኩር ዓይነይ 😂😂😂😂አረ በጃካ ሳሚ ጉልበትካ ኣይትእመን ምስ ኤማለ ታዓረቁ
ማሻላህ ተዕርፋ ዓረቢ ከሉ ሸይ ሳሚ ሻኩር ሓወይ ይቅርታ እዩ ኢልካ ብጣዕም ደሰ ኢልና ❤💖
ብጣዕሚ ደስስስ ቡሉና🥰❤
መጻሐፍ ቅዱስ ዘይምፍላጥ ጸገም እዩ ::የሕዋተይ እቲ ዝዓበየ ሓጥያት ንቅሳት እዩ ይቅር ይበል ፈጣሪ 😢
ጸበል ይኺድ ኩሉ ንቅሳት ከምደ የለ ይኸውን እቲ መንፈስ ንኹላትና መንፍስት ኣለውና ብኸምኡ መብዛሕቶም ብዙሕ ድንቐሱ ጸጋ ደለዎም ለዋሃት እዮም ናብቲ ተዋህብዎ ጸጋ ንኸይ መጹ ሰይጣን ብፍትወን ንቅሳት ጌሩ ከርሕቖም ክመቱ ብንን እሽተይ ደጋጠሞም ነብስና ከነጥፍ ይብሉ ጸበል ቤተክርስትያን ንስሃ ቀት እንተ ኢሎም ናብ ኣምላኽ ጸጎም ይበርህ ይሰርሕሉ ካኣ ኩሉ ወላ ጸጉሪ ሕብሪ ምልካይ ቆራጽ መራጽ ጽፍሪምንዋሕ ብዝሒ ምስቁቃር ናይ ጸላኢ ሰናያት ኢዩ ኣብ ነብስና ተሰዊሩ ብደስታ ከም ንገብሮም ይገብረና ቀዳድ ምኽዳ ኩሉ ዝሙት... ቅትለት ጥንሲ ምስዳድ ሓሶት ስርቂ ህሜታ ቅንእ..... ኩሉ ኩፉእ ደበለ ባና ጌሩ ሰይጣን ይሰርሕ ብስውር ንሕና ኣይኮናን ብዚ ኩሉ ነንሕድሕድና ከም ንጻላእ ኣብ ሓጥያት ባርነት ን የንብረና ናይ ኣምላኽ ግአን ኩሉ ጽቡቕ ኢዩ ንዑ ንስርሓሉ እንተ ጸለና ሰገድና ቤተክርስትያን ምኻድ ውዳሴ ማርያም ዘወትር ጸሎት ምንባብ ብኣ ግዜ ርክብ ሰብ ሓዳር ኣይ ሕዝ ዎን በሰላም ቁዱስ ገብርኤል መልኣኽ ኣቡነ ዘበሰማያትን ጥራሕ ይገብሩ ኣብቲ ደይ ገብርሉ ካኣ የንብብዎ ጋል ውን ከምኡ ናይ ኣዴታታ ክመጻ ከሎ ብኸምዚ መንፈስ ኣምላኽ ይሰፍረና እንተ ንሕና ግአን ካብ ኣምላኽ ኩላትና ርሒቕና ኣለና ብሕጂ ውን መልክት ድቦታት መነኮሳን ብዙሕ ጥፍኣት ኣሎ ቑጣ እግዛብሄር ኢሎም ስለው ካብ ኤመሪካ ንመሃር ብሳት ትነድድ ደላ ንዓናውን እንታይ አጸና ኢልና ንሕሰብ ይርሕዋት ንከባበር ነንሕድሕድና ንፋቐር
እግዚኣብሄር ይመስገን እንኳዕ ሰላም ኣውርደልኩም ኣምላኽ ተመስገን ተመስገን
ማሻላህ ተዕርፍ ዓረቢ ኩሉ ሽይ ሳሚ ❤❤🎉🎉
ተጠንቀቀሎም ሻኩር ሓወይ ብዚ ኣጋጣሚ ግን እንኮዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ኣምላከይ እንካዕ ቲዓረኩምን ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳን ደስ አላችሁ የኔ ማርች 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Esey enkan dahen metsaekum jeganu wedi sudan meskin selamka yebezah enkan selam feterka selam eu harif selamkum yebezah kulukum ezom ahewatey 🥰🥰🥰❤️❤️❤️✊✊✌️✌️
ፖራንኪ እዬም ዝገብሩና ዘለዉ😊ጋይዝ😂😂😂
ዋውውው ብጣዕሚ ድስ ብሃሊ ዓረብ እወን ዋውውው ሳሚ ሓወይ ይምቺካ🎉❤
ሰላም ዘም ሓትይ ኣበ ካለእ ደረጂ ከይበፅሕከም ናበ ልቦና ኩም ይምለሰኩም ኣመላክ😢😢😢😢😢😢😢
ዋውው ሹኩራን የዕያል ሓባይቢ❤❤❤😂😂😂
ከምዝይ ክትከውን ከለኩም እዩ ዘፀብቀልኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤
ተመስገን ብጣዕሚ ፅቡቅ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉
ሻኩሩ ሓወይ ክንወቅካእና እዮ ዝብልካ ብዓራብ😂😂😂 እና ወድሱዳና እና ሳሚ ተዓሮቁ ምስ ኣማን እዉን ሳሚ ስምዕተኛ ኣይትኩን ዝሓወይ❤❤❤❤❤
ወዲ ሱዳን ለ ፈጣር ይጠብቅኻ ወዲ ስዳንዋይ የኔ ለዋህ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹🌹🌹💋💋💋🌹❤
ብዝቀደመ ደስ ይብል ግን ሻኩር ጥንቅቅ በል ንሄቡ በይንካ ከይተራክቦም ምስ ዓበይቲ ብጥንቃቀ ግልብጥ ግልብጥ እዩ እንዮ ነገሩ
ሻኩረይ መጀናን😂😂😂😂😂
ቻኩር ሓወይ ተጠንቀቆም ፈተውቲ መሲሎም ገለ ከይገብሩኩም ❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ዓርበኛ ሻኩርይ የኔ ማኛ❤❤❤😊
ምሻላህ ተዕሩፉ ዓረቢ ያሳሚ ያሓቢቢ ግን ናማንኩም ተኸይንኹም ደስ እሊኒ ብእዉነት ሃላህ የዕጡኹም ያሸባብ😂😂😂😂😂😂😂
Shakur hawey lbka awidka aytikid haye tetenkek ❤❤❤❤
Wedi shaker hero geboz Anya jigena enkan tearkekum ezi ena keneseme zen deli kulu gize selam muni hray do 🙏🙏🥰🥰🥰🥰❤️❤️✊✊✌️✌️
ሳሚ ፀሊእዮ ነይረ ህዚ ግን ፈቲዮ😂❤
ማሻላህ ሳሕ ተግድሩ ዓረቢ 🎉
ተመስገን የሕዋተይ እንካዕ ተዓረቅኩም ❤❤❤❤❤
ሻኩርይ ዛሓወይ ዕርቂ ምስ ክልኩም እዩ ፅቡቅ❤️❤️🤨
ማሽኣላህ ዓረብኛ😂❤❤❤
ቻኩር ብቓሉሉ ሰብ ኣይትእመን ትጠንቀቕ እዞም ሰባት ታይ ዓይነት ሰባት እዮም ምስ ሓደ ትታዓርቕኻ እንደገና ሓድሽ ነገር ጅምሪሎኡ ምዛቶሙ ዕሪቂ ተይኾነሲ ብሕጊ እዩ ፅብቕ ስለዝ ወዲ ሱዳን እና ሳሚ ብሰላማዊ መንገዲ ጉዳይኹም ምፍታሕ ሖሾኹም❤❤❤
ኣይትእሞኖም ቻኩረይ😢😢😢😢
ዓላካም ሰለም ሕብይብ❤❤😅😂😂
ትክክል እዮም ማሸላህ ሻኩሩ ሓወይ ክንወቅካእና እዮ ዝብልካ ብዓራብ😂😂
ወይ ፍርሕ ሻኩር ሳሓቁ ናይ ፍርሕ ምልክት😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ዋውው ደስ ባሂሊ ♥️🥰
❤❤❤❤ xbuk gin ms hebu ms sdrea ktrakebu alekum please btami tehagise shakur lewah feqar guta yhalkha
ማሻላህ ከለም ዓረቢ ❤❤❤❤❤❤
አላህ ይሳምምሕክ ማራ ታኒ ላትሰዊ ከልጣና ያእኩዊ ሻኩር ምስኪን ነፈር ንሻ አላህ ኩሉዮም ትኩኑ ጠይብን
ላይ ክ ሼር ሓደሽቲ subscribe
ሻኩር ኣብዘይ ምልከተካ ኣይ ቱኡቶ ንዓካ ኡውን ሓዲግካ ክዕረቅ እዩ 😢እና ምዕራቅኩም ግን ደስ ኢልና እዩ 🙏
@@musse_shakur ቻኩር ኣብ ዘይምልከተካ ኣይትእቶ ንዓካዉን ሓዲጉካ ክዕረቅ እዩ ምዕራቅኩምግን ደስኢሉኒ ኣማን ግን ተመን እዩ ተጠንቅ
ሻኩር እትናገርዎይ እቲ ብላዕሊ እትገብርዎይስ ብያንስ ክመሳሰል እኒአዎ ለይመሳሰን አይትግበር?
መጀመርታ ሻኮር ልሄቡለ ዜምፀዋዕኩምዋ. ልብና ከዓርፍ
እቲ ዓርብስ ትክክል እዮዋ
ነገር ግን እተም ወዲ ስዳን ሳሚ ዝብልዎ. 666እዮም ዝመስሉ.
ዝሮ ሻኮር ሕጂ ልብካ ትዎፅእ ኢላ ትኮን😂😂😂
ሻኮር ጭራሽ ኬተኣምኖም እዚኦም ሓደገኛታት እዮም
ን ቻኩር ዝፎቲ እስከ🤙❤❤
ኣለና ዝያዳይ ደምሪን 🙏🙏🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤
ኣነዉን ፍትዉ እየ ዘብሎ ለባም ትዕግስተኛ እዩ❤❤
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ ♥️♥️♥️♥️♥️💐❤️💋🙏🙏
አለናናናና የዋህ ስብ እዩ
ሻኩረይ ምስ ሄቡ ክተራኽቦም ተለኻ ዓቤቲ ሰባት ጌርኻ ኣራኽቦም ተጠንቀቁ ሻኩረይ ሓደራኻ ዞም ቆልዑ ደስየበሉኒ ዘለው 🙏🙏🙏😥😥😥😥💖💖💖💖💖💖💖💖
Ere aybehaliy moral seb aytnka srahkn srah lkbetbet aytbela
ዋው ዓረብ ብታኤሚ ጎቦዛት አኩም 🥰ካብ ድሕረዚ ሓቢርኩም ስርሑ 🙏🙏🙏
ተመስገን ሻኩር ሓወይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ እንካዕ ታዓረቅኩም 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሙሴ ተጠንቀቅ ፎተውቲ መሲሎም ከየስንጉኻ❤
Ere lkbetbet aytbela ynberlu Wa kab ykrta labi entay enio kndi des bahali eilkn mhznet kndi mftarkns ayedln
ሳሚ ለማዓንቲ 99 % ፀባይ ደስ ባሃሊ ❤ ምስ ል አማ ብዕርቂ ወድኡ ሳሚዋይ ❤❤
ዋዋዋ ቻኩር ሓወይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ጥዑያት እዮም ዝመስሉ እና ብጣዕሚ እዩ ዓረብ ኣነ ክትርግመልካ እየ እና ፅቡቅ እዩ ተዛሪቡ
ዋውው ዓርበኛ አይትኻልኹሙን ሻኩርይ ግን ተጠንንቅቀ 🎉❤❤❤
ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ስለሓጥያተይ ከምዝሞትካለይን ካብሞት ከምዝተንሳእኻን እአምን ጎይታይን መድሐንየይን ጌረ እቕበለካ አለኹ ሐጢአተይ ይቕረ በለለይ ኢልካ ምቕባል ዝአመነ ዝተጠምቀ ይድሕን ብዝብል ብቓሉ መሰረት እዚ በረኸት እዝን ለውጥን ይኾነልና .ማርቆስ ወንጌል 16 13--20
❤ 1ይ--ደም የሱስ ክርስቶስ ካብ ሓጥያትና ኩሉ የንጻሃና 1ዮሃ 1
❤ 2ይ--መንፈስካ ይሕደስ ዳግም ትውለድ
ወ/የሓንስ 3
❤ 3ይ--መንፈስ ቅዱስ አባና ይነብር
❤ 4ይ ምድሓን ይኾነልካ ናይዘልአለም ህይወት ትረክብ ካብ ገሀነም እሳት ነምልጥ:-
❤ 5ይ-- ካብ ዝተፈላለየ ካብ ሓጥያት ማእሰርቲ ነጻ ምውጻእ ይኾነልካ ንአምነት ካብ ታቱ ወልፊ (ሱስ) ካብ አጋንንቲ መንፈስ ሓራ ምውጻእ ይኾውን
ሉቃስ 4 ማርቆስ 16
❤ 6ይ-- ብፍቕሪ አምላኽ ክንነብር ንጅምር ሰላምን ደስታን አብ ልብና ይፈስስ
❤ 7ይ-ብግልናን ብሕብረትን -ቓል አምላኽ ብምንባብን ብምህሮን ብጸሎትን ብምትጋህ ክንዓቢ ንጅምር አብልዕሊ ሰይጣንን ስርሑን ከነፍርስ ስልጣን ተዋሂቡና ፊልጵስዮስ 2
❤ 8ይ ብመንፈስ ቅዱስ እናተመርሓና
ፍረ መንፈስ ቅዱስ እንዳፍረና ንክርስቶስ እናጠመትና ንጎይታና ብምስዓብ ብኹሉ መንገድና ብፀጋ አምላኽ ብዓወት ንግስግስ. ክብሪ ንአምላኽ ይኹን አሜን ::
ምስ ሄቡ ከተራክቦሙ ከለካ ድማ እንት ውሓዱ ካብ 3 ንላዕሊ ሰባት ምሳካ ትማላእ ኣብ ዕርቂ ክሙኡ እዩ ዝግበር ቻኩር ሓወይ ፡ እንተ እቲ ምትዕራቅኩም ኣምላክ ይመስግን ንፉዓት ምስ ኢማ ድማ ትዓረቁ ባእሲ ጹቡቅ ኣይኮነን ኣሕዋት ሰላም እዩ ዘድሊ❤❤❤።
አረ ኣሕዋተይ ዕርቂ ዝመስልዋ የለን ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ቀፅልሉ 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
_ሰሉ ኩሉ ነገረ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣሕዋተይ ማዓረይ ብሓቂ ደሰሰ እለኒ ኣሕዋተይ ማዓረይ ፅልኢ ኩሉ ግዜ ናይ ሰይጣን እዩ ብሓባር ሰርሑ ቻናል ክፈተሎም ምሰ ኤሜ እውን ትዓረቁ❤❤❤_
መሻላህ ዓረብ😂 ከምዚ እዩ ኣምላኽ ዝፈትዎ ፍቅሪ እዩ ዝፈቲ ጌጋ ዘሎ እዩ እቲ ዋና ነገር ይቅርታ እዩ ብሓቂ ተሓጉሰ ፍቁራተይ❤❤❤
ሻኩረይ ተጠንቀቅ ኢኻ ልብኻ ኣይተዉድቅ ወድነይ ዶሞ ደስኢልኒ እዩ ብምዕራቅኹም❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዋይ ቻኩር ተጠንቀቅ ከምቲ ነኣማን ዝተገምጠልዎ ከይግምጠሉካ አረ ካብ ጎንካ ኣርሕቅም ኣየድሉካይ ቡሱሩ ክብሪ ዘይብሎም ገሳርጥ ትመልሓሶም ከፅለአካ ኡፍ ኣስጠሊ ከይተምፀአልና እክክ ለይክ👍👍👍 ገጭኩም ሕለፋ
ዋይ ምፀኣት ኣለም ሻኩረይ ታኡዩ ማዓቱ ምርዳእ ኣብይና ደሓደ ወገን ቶሖጉሱና ብሓደ ወገን ድማ ተጨኑቅና ታይ ዓይነት ዕርቅ እዩዝ ቆልዓ ዘይገይሮ ኡዩ ትሰርሑሎኹሞ ንምፅሓፍኮ ደበረና በይዛኹሙ ፁቡቅ ኡንዶ ኣምሁረና❤❤❤❤❤❤❤
ማሻላህ ተዕርፋ ዓረቢ ኩሉ ሸይ ሳሚ😂 ሻኩር ሓወይ ይቅርታ እዩ ኢልካ ብጣዕም ደስ ኢልና🙏🥰
ጉድጋድ ንፊሓሪኣ እሻክ ንሓፃሪኣ ይብሉ ወለድናሲ ኤማ ባዕሉ ዘምፀኦ ጠንቂ እዩ ሻኩረይ ለባም ትዕግስተኛ ፍትዉዉዉ እና ነብለካ እንኳዕ ደስ በለካ❤❤❤ ዓረብ የተካኣልኩሙይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤
ተመስገን ሻኮር ሓወይ እንዃዕ ተዓረዑኩም ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ሂቢዋይ ሽኮር❤❤❤
ሻኩረይ ተጠንቀቅ ኢኻ ልብኻ ኣይተውድቅ ወድነይ ዶሞ ደስኢልኒ እዩ ብምዕራቅኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ተመስገን ሻኩረይብጣዕሚዩ ደስ ዝብል እንቋዕ ታዓረቅኩም 🙏♥️♥️♥️ ሳሚየ ግን ምስ ኤማለ ትዓረቁ 😢
ኩሉ ትክእል እዩ ሸኮረይ ኣትጣራጠር ዓረብ እካ ዝሓደጉሉ የብለምይ ሸምዲዶምዋ እዮም❤❤❤❤
ዋውውው ሙሴ ሻኩር ፅቡቕ እንድዩ ግን ልብኻ አይተውድቕ ሻኩረይ እና ብምትዕራቅኹም ደስ ኢሉኒ እዩ ❤❤❤❤❤ዓረብ ግን አይተኻአልኩምን 👍👍👍👍አሕዋት
ሰሉ ኹሉ ነገር ተመሰገን ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ እንኳዕ ተዓረቅኹም በዚ ኣጋጣሚ ቻኩር ግን ክዛርቡ ተለው ምንጥል ምንጥል ኣይተብሎም ኣይትታሃወኽ ንኹሉ ሰብ እየ ዋላ ምሰ ወላዲትኻ ህውኽ ኢካ ትብል ረግዕ ምባል ተላመመደ ቅዝተርፈ ፈቅረኹም ይብዛሕ መናእሰይ ተኣኪቦም ክትሰሕቁ ተለኹም ደሰሰሰ ክብል ❤❤❤❤❤ወዲ ቦይካ &ወድ ሱዳን ለባማት ኢኹም ❤❤❤❤❤
እሰይ ደሰ በሃሊ ሻኩረይ ሓቀኛ ኢኻ በሓቂ የኔ አሰተዋይ❤❤
ማሻላህ ተዕሩፉ ዓረቢ ወላህ ኮይስ ሳሚቱ 👌👌👌👌👌
ሙሲሓወይ በጃካ እዚኦም ኣይትእመኖም ጥንቃቀ ይሓተካ አዩ፡ፊቡ ክትዓርቆም እተደሊካ ዓበይቲ ሰባት ምሳካ ተማላእ ክምስ እናበሉ ከይቀትልዋ በጃካ ዕርቂ ጽቡቅ እዩ ገና ከአ ኣስጋኢ አዩ።❤❤
ምትዕራቅኩም ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ግን ተጠንቀቅ ንሄቡ እውን ኣብ በይንኩም ከይተራክቦም❤❤❤❤ዓረብ እውን ብጣዕሚ ጎበዛት እዮም❤❤❤❤❤ሻኩር ምስክን
ፈጣሪ ይመልአልኩም ሓቀኛ ተኮንካ ንጊዙኡ እንበር ንዳሓረ የሐጉሰካ እዩ ሶ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ዞም ናተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ማሻላህ ዓረቢ😂 ብጣዓሚ እዮም ገበዛት ሓቡሩኩም ስሩሑ🎉❤❤❤
ተመስገን አሕዋተይ እንካዕ ተዓረቅኩም🥰🥰🥰❤❤❤
ደሚረኪ ደምርኒ
ዋዓለይኩም ሰላም ወራሑሙቱላህ ወበራካቱ ማሻኣላህ ደሰ ቡሉና ኡዩ መሰ ሆቡ ታራኹቡም ተለኻ ባዓበት ገቢሪኻ ኣራኻቦሙ ትጠቀቂ ❤❤❤🎉🎉
ሳሚ በይዛኻ አብ ቤተክርስን ተመላለስ ፀሎት የሕሸኻ ብጉልበት አይእመኒን ፅባሕ እንታይ ከም ዝገብረኻ እግዛብሄር አይትፍልጥን እኻ
ዋውው ዓረ ብ ጠዋዕዋዕ ኣቢለምዎ 🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉😂😂😂😂😂❤❤
እግዚአብሔር አምላክ መሰተወዕል ልብ ያሃብኹም ምስ አበይት ሰባት ትራኩቡ እዩ ከምዚ መንግዲ ጽብቅ ኣይኹንይ😢
ዋዉ ደሰ ባሃሊ ትዓርኩም ካብ ዲሕር ሐዚ ሓብሩከም ስረሑ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ማሻላህ ደስ ክትብሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቛንቛ ዓረብ ኣነ ከምዚ ኣይክእሊን ይመችኹም❤❤❤❤❤
ድሕሪ ሕጂ prank ዝብሃል ከይ ትሰርሑ ሓደራኩም 💞💞💞💞💞🙏🙏
ዋውውው ዓርብኛ ግን ኣይተኽኣልኩምን ኣነ ኣብ ዓዲ ዓረብ 5ተ ዓመት ተቀሚጠ ከምዚ ኣይክእልን ብሓቂ😅
ትክክል እየም ማሸላህ❤❤❤
ዎእ ሙሴ ሻኩር ጨለዋ ጥንቅቅ ዳአም በል ማዓረይ ምትዕራቅኹም ግን ብጣዕሚ ደስስስስ ብሃሊ እዩ ብዝተረፈ ሰላም ጥዕና ይሃብኹም 🙏
ደሚረኪ ደምርኒ
ኣታ ወዲ ሱዳን ሃዛው ታይ እዩ ደድሕሪኡ
ልምራሕሎ በል ናብ ገደል ተኣተየለ እተ
ጉሳይ ሻኩረይ ለ ጥንቅቅ በል ኣታወዲሱዳንሃዛውታይእየደድሕሪኡልምራሕዩበልናብገደልተኣተየለእተጉሳይሻኩረይለጥንቅቅበልኢካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ሕጂ እኮ ብፍርሕ ልብ ክትውፅእ ኢላ ትኮን ሻኩር ጋይስዋይ ሱቅ ኢሉ እዩ ዝቃርፅ ዘሎ እንበር ልቡ የላን እውነት ነው 😂😂😂😂
😂😂😂
ሐቁ
ሓቁ ነብሲ እዩ ኮ ሕዙ እኒኦ😮
Kkkkkkkkkkk bsehak ketilkani entay eyom koinom kndzi zferhwom zelewu
መሸኣልህ ዓለኩም ፍቅሪ እየ ፅብቅ ዘሞ ሓትይ ምሰ ኤማ ወነ ታዓርቆ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዋው ዓረብ ምንጋር የትክኣልኩሙይ ❤❤❤❤❤ብዝኾነ እንካዕ ተዓረቅኹም ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ሻኩረይ ልባም❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝወዲ ስዳን ግን ከፍረሐካ በስማኣም ታይ እዩ ዝዉቃጦ😢😂😂😂
ብምትዓረቅኩም ደስ ብሃሊ ግን እናተጠንቀቅኩም😢አቱም ሰባት ልምኮኑከ ክርስትያን ድና ንቅሳት እኮ ካብቶም አጸየፍቲ ሓጥያት እዩ ከምዚ ዓይነት ንቅሳት ከአ አስማት ናይ ሰይጣን ምኮኑ ማንም ሰብ አይስሕቶን ሰለዚ ሸኮር ሓወይ እንተክእልካ ቀስ ብቀስ እናተላመድኩም ምስ ከድኩም በጃካ ንዓካለ ዓስቢ እዩሞ ናብ ቤተ ክርስትናይ ክትወስዶም ብሓፈሻ ስለ ቤተክርስትያና ስርዓትና ኢና ፍርሓት አምላክ ክህልዎም ሓደራ መንገዲ ምርሕዎም እዚኦም መንአሰያት እዮም ጹብቅ ነገር ዝገብርለዉ ይመስሎም አሎ እንድዒ ብሓፈሻ ተረድእካ ይከውን ስላኦም ይብል ግን ሓደራ ብሃይማኖትኩም አይትቀልዱ ንእስነት ዕዳ እዩ እናሃለና ምስ እግዚብሄር ሞትና ውን ናብ እግዚብሄር ኢናሞ ሓደራ😢😢😢
ኣሕዋተይ ካብ ሰይጣን ምዓልቲ የድሕንኩም ፀፅቡቁ ይሕስብኩም🙏🙏🙏
ማሻ ኣላህ ይትከለሙ ዓረቢ ኮይስ ኣነ መብሱጣ ያሻኩር ዓሸን ጋሉለክ ሳምሕና ኣነ ፈርሓና በስ ሳሚ ወድሱዳን ላትሰው ሙሽክላ ዓለ ኤማ ሓራም ዓሌኩም ወላህ ላዝም ትኩኑ ማዓ ኩሎም መብሱጢን ይከፊ
ሻኩር ላባም ብሓቂ ዒድመ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤🎉
Mashallah Beautiful ❤ 💪👊🤙👌🥀🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕 Mashallah Beautiful 🥰 des keteiblu kiteqereku kolekum 🌸 Shakur - wedi sudan and sami 🥀 ✌️✌️✌️✅✅✅
ሻኩር ለባም ሻላ ትዕግስትካ እዩ 👍🥰🥰🥰🥰
😂😂😂😂😂😂 አታ ሻኪ አሳሓቃኒ ዋ የኔ ማር❤❤❤
ተመሰገን ኣምላክይ ደስስ ኣለነ ኣነ ዑረበ በጣዕም እየም ዘካኡሎ❤❤❤❤
ኡፈይ ተመስገን ኣምላካይ ሓሳብ ልበይ ሰሚሩ ሻኩረይ እንኳዕ ደስ በላካ ወድኖ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዓቅሊ ትዕግስቲ ዘለዋ ሰብ ምዕዋቱ ዘይተርፍ እዩ ንፅቡቅኻ ኹይኑ ሻኮረይ❤
ዋው ማሸላህ ሳሚየ ዓረብ ትኽእል ልክዕ እዩ ዘሎ ❤❤🎉😂
ተመስገን የሕዋተይ እንካዕ ተዓረቅኩም ተምሩኒ የሕዋተይ❤
ደሚረኪ ደምርኒ
መጅኑን እማ ዕውድ ዓሻ ማለት እዩ ሻኩር ዓይነይ 😂😂😂😂አረ በጃካ ሳሚ ጉልበትካ ኣይትእመን ምስ ኤማለ ታዓረቁ
ማሻላህ ተዕርፋ ዓረቢ ከሉ ሸይ ሳሚ ሻኩር ሓወይ ይቅርታ እዩ ኢልካ ብጣዕም ደሰ ኢልና ❤💖
ብጣዕሚ ደስስስ ቡሉና🥰❤
መጻሐፍ ቅዱስ ዘይምፍላጥ ጸገም እዩ ::
የሕዋተይ እቲ ዝዓበየ ሓጥያት ንቅሳት እዩ ይቅር ይበል ፈጣሪ 😢