Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብጣዕሚ ሓፊረልኲም ኣምላኽ ይገስጽካ እምበር ግዜ ዘይፈትሖ ሽግርን መከራን የለን።
ቀሺ ኣብታ ጉባኤ ሊቃውንቲ ከለኩም ፈሊጥኩም ከም ዘይፈለጥኩም ትከዱ ኔርኩም ሕጂ ድማ ይቱብ ከፊትኩም ነገራት ዘራባታት ኣማዓረልራረይቲ ትመስሉ ፡እስከ ቀሺ ንሓድነት ውልደ ክህነት ዘይትጽዕር እዛ ቤተ ክርስትያን እፎይታ ክትረክብ ፡እንዳቃናበርኩም ነዚ ምእመን ልቡ ትሰብርዎ ኣለኩም። ምእመን ኣብ ዘይ ፈልጦ ምንፍቅና ተዋፊሩ፡ክንሳሕ ዝደለየ ኣየናይ ቀሺ ጥዑይ ኣሎ ይብሉካ፡ ቤተ ክርስትያን ክድ ትብሎ ናበይናይ ክከይድ ይብሉ፡ቀሺ እንተ ኪእልካ ከምቲ ብንፉዓት ኣቦታት ዝተበገስክሞ ቅድም ሕጂ ዝነበረ ተሲእኩም ነዛ ቤተ ክርስትያን ናብ ሓድነት ኣቅርብዋ እምበር የይትብካ ሒዝካ ፍቅር ምስ ክርስቶስ ኣይህበናን እዩ ፡ብሃገር ዘለው ኣቦታት ብደገ ዘለው ኣቦታት ናብ ሓድነት እንተ ትጽዕሩ ኣምላክ ይሕጎስ ሰብ ይሕጎስ ❤
ቀሺ ገበዝንምንታይ ዕላማ ኢካ ግን ከምዚ ጌርካ መእመናን ልቦም ትሰብሮም ዘለካ ኣታ ክንደይ ትሓምቅ በቃ ናይ ወረ ወዲ ወረ ምቅንባርን መእመና ምብፃሕን ኣንጭዋ ክልተ ዓንዴል ኢካ ብሓቂቐሽን መባጻጽሕን እግዛኣቢሄር ብምሕረቱ ይጠምት ካ
ሰብ ሰላም ክረክብ ምእመን ኣብ ሓደ ክእከብ ብውሽጢ ዘይትረዳደኡ ስለ ማኣመን ኢልኩም በጃኩም ብፈጣሪኩም
Selemtay ekum merahti haymanot ena edabelkum ጽልኢ ትሰብኩ በጃኹም እባ ፍቅሪ ዝርኡ ቅድሚ 6:7:10 ዝነበረ ታሪኽ እዳምጻኩም ርእሲ ሰብ ትስሕሙሙ
ከምዝመስለኒ፡ ነዚ ሰላምን ሓድነትን ዝደልዮ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን፡ ሰላም ሓድነት ቁስሊ እንዳጎዳእካ ኣይመጽእን እዩ፡ ሒጂ ከኣ ነዚ ሰላምን ሓድነትን ንደልዮ እንተኮይና፡ ኣብ ሰላምን ሓድነትን ምህላውና ብፍቅርን ብሓቅን ብሕድገትን ንርእስና ከነረጋግጽ ይግበኣና። እዚ ክብል ከለኩ ኣብዛ ቻነል ዝበሃል ዘሎ ጥራይ ዘይኮነ ኣብኩሉ ወገን ተመሳሳሊ ከምዘሎ ይኣምን እየ።
Aboy keshi gebremkael kmuawn aboy keshi atnatiewos aboy keshi halefom aboy keshi afewrki qalehiwe yemealna ዝብልዎ ዘለው ብናትኩም ሓሳብ ናብ ድላይኩም ኣይጥዎይዎ ዝብሉ ዘለው ነቲ ንሰማእት ኣቡነ እንጤንዮስ ዝወርዶም ይቅረታ እንተ ሓቲቶም ንዓኩም ውን ጽባሕ እቲ መንግስቲ ካስረኩሙን ከዋርደኩም እዩ ዝብሉ ዘለው ግን ንዝበልዎ ገዲፍኩም ናትኩም ትንታነ ኣይትሃቡ
ብድሕሪ እዚ መጋረጃ ቤ/ክ ዝወርዳ ዘሎ ግፍዒ ኣየርእዩን እዮም። ምስ ገፋዒ ኢዮም ወሲኖም።
@@selambetenna ብሓቂ ነቶም መከራ ዝጸግቡ ዘለው ኣቦታት ዘሕምቆ ኣለኒ በትሪ ሃበኒ እዩ ዘበኑ
aye abotatna tigageywo zelekum zeytiereku gida = hawey haftey zeytibhalu kemzi mibalkumus - seb yhigos do = so sorry = gin bitaemi ekum tehuzununi = kulahkum tukorbu tisegdu gin seb mitrnaf tisienu amlak ybarikum nab libukum ymleskum
ክቡር ኣቦና ብመጀመርያ ቃለሕይወት የስመዓልና።ከም ቃልኩም ዕርቂ ምግባር፡ ሰላም ምግባር፡ ኣብ ሓደምምጻእ ብጣዕሚ ብመንፈሳዊ ይኹን ብስጋዊ ጥቕሚ እምበር ጉደኣት የብሉን።ኣብዚኣ ግን ብኸመይ ኢዩ እቲ ዕርቂ ክመጽእ?ብኸመይ ኢዩ እቲ ሓድነት ክመጽእ፧ብሽፍንፍን ክመጽእ ዝኽእል ሓድነትን ሰላምን የለን።ዕርቂ ንኽልተ ብዝተፈላለየ ነገር ዝተበኣሱ ዝፍጸም ነገር ኢዩ።ምስ እዞም ሰባት እዚኣቶም ግን ተባኢስና ዲና ዘሎና ኣቦና?ብመጀመርያ ናይዞም ሰባት እዚኣቶም እምነትን ስሕተት ሃይማኖትን ብዝግባእ ተፈሊጡ ፡ ክእረምሉ ድሉዋት ምስ ዝኾኑ ጥራይ ኢዩ ኣብ ሓደ ከንመጽእ ንኽእል።ብፖለቲካ እንተሸፈንዎ፡ ብኻሊእ እንተሸፈንዎ ፍጹም እቲ ፈላልዩና ዘሎ ፍጹም ንሱ ኣይኮነን። ሰብ ብዝግባእ ክፈልጦ ይግባእ። ንስኹም እውን ኣቦና ንሕዝቢ ከተድሕኑን ካብ ጌጋ ካብ ስሕተት ከተድሕንዎ እንተደሊኹም እቲ ፈላልዩና ዘሎ ነጥብታት ኢኹም ንሕዝቢ ብዝግባእ ከተብርሂልና ይግባእ። ብምቕጻል ብዝተኻእሎም መጠን ምስ ዝምልከቶም ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ቐሪቦም ክዘራረቡን ናብ ልቢም ክምለሱን ክእርውሙን ከም ዘለዎም ከኣ ክትሰርሑ ንላቦ ክቡር ኣቦና። የቐኔልና።
Abine mekariyos dea wekisomo kesisomo zeyifelitu . kabitom kedamayn kedamotn merehati gega eidiyom
Keshi gebiremikayel zaribun eiyom teredom zeyikenu zizarebu zelewu . Biridit zeyikenu Binehar biresin mirisan eiyom zizarebu zelewu
AMLAK YEBARKA HAWENA. EZIOM HASWEITI ZERGTI BETEKERSTEYAN EIOM .POLTICINTATA EIOM BALE GEBREMICHAEL.
kesiswelday abziadewylka rkeBeni kaB hayka
ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦ ኣጆኹምብሽፋን ፖሎቲካ ሰብ የስሕቱ ኣለዉብሃማኖትና ግን ክንጻወር ኣንኽእልን ኢና ንዓና ብጸገም መንግስቲ እዳኣምሰሉ ሃማኖትና ክንገድፍዝዳፋፍኡና ኣሕሕሕሕበጃም እዳመጻኹም ምሃሩናዋላ ናብ ዓበይቲ ሜዳ እዳወጻኹም ምሃሩ እዚ ብሃማኖት ፍልልይ እምበር ካልእ የብልናን።
ኣቱም ኣቦይ ቀሺ ንባዕልኹም ኢዩ ዘይተረዳኣኩም ናይ ኣቦይ ቀሺ ገብረሚካኤል ጽቡቕ ኢዩ ዘሎ ። ሰላም ክበሃል ከሎ ምስ ናይ ኤርትራ ኣቦታት ክሳብ ኣብ ኣቡነ እንጠንዮስ ዘለዎም ጌጋኦም ምስ ዝእርሙ። ነቲ ህዝቢ ኣብ መርገም ኣይነእትዎን ኢና ክብሉ ከለው ድማ ሲኖዶስ ንኣብነ እንጠንዮስ ይቕሬታ ከይበሉ ኣይንቕበሎምን ይብሉ ኣለው።ነዚኣ ክትርድኡ ኣይትኽእሉን።ተሕዝኑ😂😂
ኣቡኣ (ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ሰማዕት እምበለ ደም) ዝኣሰረት ጌጋ ድዩ ግፍዒ? ለባም ለባም ኣይንጻወት። እዚ ዕላም ንምህናጽ ዘይኮነስ ንምጽላምን ጌጋ ምእላምን እዩ።ኣንታ ኣበየናይ ዓለም እኻ ትዛረብ ዘሎኻ። ኣብ ዘመነ ህግደፍሲ ቤክ ምሕደራ ናጻ ኢያ?
@@selambetenna ቀዳማይ ነገር ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ህግደፍ እንዳበልኩም ደታላልኩሞ መእመን ሎሚ ከሙኡ የለን መእመን እዉን ቤቱ ፈሊጡ 90% ተመሊሱ እዩ። እቶም ልብኹም ከም ፈርዖን ዝተረረ ግን መጻወቲ ተሃድሶ ኮይንኩም ተሪፍኩም ሕጂ እዉን ኣስተዉዕል እዞም ተሃድሶ ጌጊኦም ኣሚኖም ሲ ክንዕርርቅ ኢና ንደሊ ይብሉ ኣለዉ ንስኻ ድማ ህግደፍ ትብል ኣለኻ ክሳብ ሕጂ።
@@fkreykidane እዛ ቤ/ክ ካብ ህግደፍ ነጻ እያ ዲኻ ትብል? ጉዳይ ተሓድሶ ብጉባኤ ይፈታሕ።
Amlak mhret yewrdelom godayu nay sltan eyuzmesl gn Amlak ykaalo eyu emo nab lbom ymlesom haymanot Ms poletica kraken yeblon
ተባረኩ ኣቦይ ቀሺ ናይ ዚኦም ነገር ነገር ነፋሒቶ እዮም ። ከም ንፋስ መንጠሌን ንዘዝመጸ ሰላም ወይ ጽቡቕ ነገር ናይ ቤትክርስቶያን ኦአርትራ ዘሕኦም እዩ ። እስከ ማእዜኑ ተሓነክሱ በክልኤ ጌጋያቲክሙ እዩ ናይዚኦም ነገር ። ናይ ጳጳስት ክንሽይም ኣይደለናን ዝብሉስ ሙዃን ኣብይዎም እንበሪ ክንደይ እኳ ዘይጸዓሩ ፡ ነባ ሲኖዳ እኮ ሊቀ ጳጳስ ኮይንኩም ክትመርሑና ኢሎም ዶ ኣይኮኑን ኣታሊሎሞም። ኣምላኽ ንቤተክርስቲያናን ሃገርናን ሰላምን ሓድነትን ይሃብ ።
ስቕ በል ኣብዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ፡ ንሓድነት ስራሕ። The burden of the proof is ኣብ ኣስመራ ዘሎ መጓሰኡ ክእክብ ኣለዎ? ንምንታይ ኣብ ክውግዛ ጥራሕ ዝውዕል?
ኣብ ሓሶትን ምትላልን ነዚ ህዝቢ ኣይተደናግሩ እታ ሓቂ ሓቲእያ ነቲ ምህሮ ኣቦታትን መሪሒነት መንፈስ ቅዱስ ሓዲጋ ብውልቀ መለክቲ ትምራሓ ዘላ ሲነዶስን ብስጋዊ ምንዮትኩም እዩ ኣብዚ ኣውድቁዋ ንቤተክርስትያን
እዚ ድዩ እቲ ብሓቂ ከተመሓላልፍዎ ዝሓሰብኩም ጻውዒት ሰላም? እቶም ተግባራት ሲኖዶስ ኣብርሃ ካሳ እዩ ሕቶ ዘእቱ፡ እታ ሃገር ብኹላ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ህግደፍ እያ ዘላ። ካህናት ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ዘይኮንኩ ሽግር ምስ ህግደፍ ምዃኖም ርዱእ እዩ። ብቪድዮ ኤዲቲንግ ኣቢሉ ቆራሪጽካ ግጉይ ሓበሬታ ሓሶት ምዝርጋሕ ምዕዛብና ዘተሓሳስብ እዩ። ከምቲ ምስላ ኣበው “ወኻርያሲ ጻድቅ ክትመስል ደወል ኣብ ክሳዳ ትኣስር” እምበአር እዚኣ እያ ሰላም ምጽዋዕኩም? እቲ ጓሳ ቤተ ክርስትያን ዝበሃል ሲኖዶስ ኣብርሃ ካሳ ንሓድነት ህዝቢ ክጽውዕን ክጣበቕን ኣይረኣናዮን? ነዞም ግዳይ ዝኾኑ ካህናት ምግፋዕ እንታይ ምኽንያት እዩ? እዞም ካህናት እቲ እንኮ በደሎም ንቅዱስ እንጦንዮስ ሰማዕት እምበሌ ደም ከም ቀኖናዊ ፓትርያርክ ኣፍልጦ ምሃብ እዩ። ግን ደቂ ህግደፍ ዘይሕጋውያን ንሕጊ በሃልቲ ብዓይኒ ገበን ኢኹም ትርእይዎም? 1)ንምዃኑ እተን ኦሬንታል ዝበሃላ ንሰማእትነት ቅዱስ እንጦንዮስ ይቕበሉኦ እየን። እተን ናይ ኣብርሃ ካሳ ግን ኣቡነ እንጦንዮስ ከሓዲ እዮም ዝብሉ? 2) ኣብ መንጎ ፖለቲካን ሃይማኖትን ምፍልላይ ከምዘሎ ተረጋግጽ፤ እንተኾነ ግን ኣቡነ እንጦንዮስ ብመንግስቲ ተኣሲሮም ክበሃል ከሎ እዚ ንሓቅነት መግለጺታትካ ኣየንጸባርቕን ድዩ?3) ቀሺ ገብረሚካኤል ሓድነት ይኣቢ ኣሎ ኢልካ ትኸስስ። እዚ ኣበሃህላ እዚ ቅኑዕ ድዩ፧ ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ፊት ንፊት ዝርርብ ክትገብሩ ጽቡቕ እዩ። እዚ ቪድዮ ግን ዘመተ ኣንጻር ሓድነት ቤተ ክርትያንን ሃገርን እዩ። እዚ ዘመተ ህግደፍ ዝተሓዋወሰ እዩ ስለዝመስል፡ ኣምላኽ ልቦና ይሃበና። ኣብ ሓቂ ደው ንበል፡ “ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ” ዮሐ 8:32 ይቕረታን ዕርቅን ይፍጠረልና፡ ኣምላኽ ሽግርና ይወድኣዮ።
ይበል መግለጺ! ሓቅን ሓሶትን ኣብ ሚዛን።
Kalehywet yesmealna abona. Amlak tsegau yebzehalkum.Ketslwo.
እዚ ኣፎወርቂ ድበሃል 4 ዓመት ኣሎኒ ኣብ ማስመድያ ካብ ድፈልጦ ካብ ፍልጠት ነጻ መዓት ትዕቢትን ክሕደትን በቃ።
እዚ አፍወርቂ ዝብሃል ቆልዓ ቀዳማይ ነገር መታለሊ እዩ ሰበይተይ ተታሒዛ ኢሉ ካብ ሕዝቢ ልዕሊ 30 ሽሕ ዘታለለ ሰበይቱ አብ ኤሮፓ ፈነኢናቶ ዝከደት ሰብ እዩ።ብከመይ መልክዕ ክቡራት ጳጳሳት ይጸርፍ ? ?
ብዛዕባ ሃይማኖትን ሓድነትን ተዛረብ፡ ናይ ወልቀ ሰብ እዚዶ እቲ ኣይትበል።
ክብረት ይሃልና ኣቦናብሽፉን ኣቦና ኣንጠኖስ ትሓለቅቲ መሲልም ክደይ ሰብ የስሕቱ ኣለዉንሕና ብመጽሓፍና ጌርና ዓገብ ንዝበለ ሰብ ናብ ፓሎቲካ እዳሓወሱ ሃማኖት ኦርተዶኩስ ዘይከነ ይምህሩ ኣለዉ።
ካብ ኤርትራ ናይ ዕርቂ መልእኽቲ ዝመጸ ኣሎ ድዩ?
ኣቦይ ቀሺ ገብረምካኤል እዚ ህዝቢ ዘይትምሕርዎ መዓልታዊ ዘረባ እንዳቀያየርኩም ትርብሽዎ ዘለኩም እግዚኣብሄር ይቅረ ይግበርርልኩም ናብ ልብኩም ይምለስኩም የቀንየልና ድማ ብ ሳላ ክሕደትኩም ሃይማኖትና ኣጸቢቅና ፈሊጥና ኩሉ ን ሰናይና ኮይኑ እንቋዕ ደኣ ገዳማትና ተዐረቁ እምበር ኣብትበጽሕዎ የብልኩምን ግብጺ ነዓና እያ ትፈልጥ ኢልኩም ኣታሊልኩምና ኣይፈልጠኩምን ኢሎምኩም ተዓረቁ ኣብ ቅዱስ ሲኖዶስ ተመለሱ ኢሎምኩም ኩሉ በጺሕናዮ ግን ገና ከተደናግሩና ትፍቱኑ ኣለኩም እግዚኣብሄር ኣብ እምነትና የጽንዓና ኣሜን
እቲ ናይ ኣቦይ ቀሺ ገብረሚካኤል 100/100 ብሩህ እዩ፡ ክንተዓረቕ ቤተ ክርስቲያን በቦታት ተመራሕ። ህግደፍ ኣብዘየብሉ ይቕረ ንበሃሃል እዮም ዝብሉ ዘልዉ። ንስኹም ኢኹም Confused ኮንኩም ንሰብ ተደናግሩ ዘለኹም?
ብጣዕሚ ሓፊረልኲም ኣምላኽ ይገስጽካ እምበር ግዜ ዘይፈትሖ ሽግርን መከራን የለን።
ቀሺ ኣብታ ጉባኤ ሊቃውንቲ ከለኩም ፈሊጥኩም ከም ዘይፈለጥኩም ትከዱ ኔርኩም ሕጂ ድማ ይቱብ ከፊትኩም ነገራት ዘራባታት ኣማዓረልራረይቲ ትመስሉ ፡እስከ ቀሺ ንሓድነት ውልደ ክህነት ዘይትጽዕር እዛ ቤተ ክርስትያን እፎይታ ክትረክብ ፡እንዳቃናበርኩም ነዚ ምእመን ልቡ ትሰብርዎ ኣለኩም። ምእመን ኣብ ዘይ ፈልጦ ምንፍቅና ተዋፊሩ፡ክንሳሕ ዝደለየ ኣየናይ ቀሺ ጥዑይ ኣሎ ይብሉካ፡ ቤተ ክርስትያን ክድ ትብሎ ናበይናይ ክከይድ ይብሉ፡
ቀሺ እንተ ኪእልካ ከምቲ ብንፉዓት ኣቦታት ዝተበገስክሞ ቅድም ሕጂ ዝነበረ ተሲእኩም ነዛ ቤተ ክርስትያን ናብ ሓድነት ኣቅርብዋ እምበር የይትብካ ሒዝካ ፍቅር ምስ ክርስቶስ ኣይህበናን እዩ ፡
ብሃገር ዘለው ኣቦታት ብደገ ዘለው ኣቦታት ናብ ሓድነት እንተ ትጽዕሩ ኣምላክ ይሕጎስ ሰብ ይሕጎስ ❤
ቀሺ ገበዝ
ንምንታይ ዕላማ ኢካ ግን ከምዚ ጌርካ መእመናን ልቦም ትሰብሮም ዘለካ
ኣታ ክንደይ ትሓምቅ በቃ ናይ ወረ ወዲ ወረ ምቅንባርን መእመና ምብፃሕን
ኣንጭዋ ክልተ ዓንዴል ኢካ ብሓቂ
ቐሽን መባጻጽሕን እግዛኣቢሄር ብምሕረቱ ይጠምት ካ
ሰብ ሰላም ክረክብ ምእመን ኣብ ሓደ ክእከብ ብውሽጢ ዘይትረዳደኡ ስለ ማኣመን ኢልኩም በጃኩም ብፈጣሪኩም
Selemtay ekum merahti haymanot ena edabelkum ጽልኢ ትሰብኩ በጃኹም እባ ፍቅሪ ዝርኡ
ቅድሚ 6:7:10 ዝነበረ ታሪኽ እዳምጻኩም ርእሲ ሰብ ትስሕሙሙ
ከምዝመስለኒ፡ ነዚ ሰላምን ሓድነትን ዝደልዮ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን፡ ሰላም ሓድነት ቁስሊ እንዳጎዳእካ ኣይመጽእን እዩ፡ ሒጂ ከኣ ነዚ ሰላምን ሓድነትን ንደልዮ እንተኮይና፡ ኣብ ሰላምን ሓድነትን ምህላውና ብፍቅርን ብሓቅን ብሕድገትን ንርእስና ከነረጋግጽ ይግበኣና።
እዚ ክብል ከለኩ ኣብዛ ቻነል ዝበሃል ዘሎ ጥራይ ዘይኮነ ኣብኩሉ ወገን ተመሳሳሊ ከምዘሎ ይኣምን እየ።
Aboy keshi gebremkael kmuawn aboy keshi atnatiewos aboy keshi halefom aboy keshi afewrki qalehiwe yemealna ዝብልዎ ዘለው ብናትኩም ሓሳብ ናብ ድላይኩም ኣይጥዎይዎ ዝብሉ ዘለው ነቲ ንሰማእት ኣቡነ እንጤንዮስ ዝወርዶም ይቅረታ እንተ ሓቲቶም ንዓኩም ውን ጽባሕ እቲ መንግስቲ ካስረኩሙን ከዋርደኩም እዩ ዝብሉ ዘለው ግን ንዝበልዎ ገዲፍኩም ናትኩም ትንታነ ኣይትሃቡ
ብድሕሪ እዚ መጋረጃ ቤ/ክ ዝወርዳ ዘሎ ግፍዒ ኣየርእዩን እዮም። ምስ ገፋዒ ኢዮም ወሲኖም።
@@selambetenna ብሓቂ ነቶም መከራ ዝጸግቡ ዘለው ኣቦታት ዘሕምቆ ኣለኒ በትሪ ሃበኒ እዩ ዘበኑ
aye abotatna tigageywo zelekum
zeytiereku gida = hawey haftey zeytibhalu
kemzi mibalkumus - seb yhigos do =
so sorry = gin bitaemi ekum tehuzununi = kulahkum
tukorbu tisegdu gin seb mitrnaf tisienu amlak ybarikum
nab libukum ymleskum
ክቡር ኣቦና ብመጀመርያ ቃለሕይወት የስመዓልና።
ከም ቃልኩም ዕርቂ ምግባር፡ ሰላም ምግባር፡ ኣብ ሓደምምጻእ ብጣዕሚ ብመንፈሳዊ ይኹን ብስጋዊ ጥቕሚ እምበር ጉደኣት የብሉን።
ኣብዚኣ ግን ብኸመይ ኢዩ እቲ ዕርቂ ክመጽእ?
ብኸመይ ኢዩ እቲ ሓድነት ክመጽእ፧
ብሽፍንፍን ክመጽእ ዝኽእል ሓድነትን ሰላምን የለን።
ዕርቂ ንኽልተ ብዝተፈላለየ ነገር ዝተበኣሱ ዝፍጸም ነገር ኢዩ።
ምስ እዞም ሰባት እዚኣቶም ግን ተባኢስና ዲና ዘሎና ኣቦና?
ብመጀመርያ ናይዞም ሰባት እዚኣቶም እምነትን ስሕተት ሃይማኖትን ብዝግባእ ተፈሊጡ ፡ ክእረምሉ ድሉዋት ምስ ዝኾኑ ጥራይ ኢዩ ኣብ ሓደ ከንመጽእ ንኽእል።
ብፖለቲካ እንተሸፈንዎ፡ ብኻሊእ እንተሸፈንዎ ፍጹም እቲ ፈላልዩና ዘሎ ፍጹም ንሱ ኣይኮነን። ሰብ ብዝግባእ ክፈልጦ ይግባእ።
ንስኹም እውን ኣቦና ንሕዝቢ ከተድሕኑን ካብ ጌጋ ካብ ስሕተት ከተድሕንዎ እንተደሊኹም እቲ ፈላልዩና ዘሎ ነጥብታት ኢኹም ንሕዝቢ ብዝግባእ ከተብርሂልና ይግባእ።
ብምቕጻል ብዝተኻእሎም መጠን ምስ ዝምልከቶም ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ቐሪቦም ክዘራረቡን ናብ ልቢም ክምለሱን ክእርውሙን ከም ዘለዎም ከኣ ክትሰርሑ ንላቦ ክቡር ኣቦና።
የቐኔልና።
Abine mekariyos dea wekisomo kesisomo zeyifelitu . kabitom kedamayn kedamotn merehati gega eidiyom
Keshi gebiremikayel zaribun eiyom teredom zeyikenu zizarebu zelewu . Biridit zeyikenu Binehar biresin mirisan eiyom zizarebu zelewu
AMLAK YEBARKA HAWENA. EZIOM HASWEITI ZERGTI BETEKERSTEYAN EIOM .POLTICINTATA EIOM BALE GEBREMICHAEL.
kesiswelday abziadewylka rkeBeni kaB hayka
ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦ ኣጆኹም
ብሽፋን ፖሎቲካ ሰብ የስሕቱ ኣለዉ
ብሃማኖትና ግን ክንጻወር ኣንኽእልን ኢና ንዓና ብጸገም መንግስቲ እዳኣምሰሉ ሃማኖትና ክንገድፍ
ዝዳፋፍኡና ኣሕሕሕሕ
በጃም እዳመጻኹም ምሃሩና
ዋላ ናብ ዓበይቲ ሜዳ እዳወጻኹም ምሃሩ እዚ ብሃማኖት ፍልልይ እምበር ካልእ የብልናን።
ኣቱም ኣቦይ ቀሺ ንባዕልኹም ኢዩ ዘይተረዳኣኩም ናይ ኣቦይ ቀሺ ገብረሚካኤል ጽቡቕ ኢዩ ዘሎ ። ሰላም ክበሃል ከሎ ምስ ናይ ኤርትራ ኣቦታት ክሳብ ኣብ ኣቡነ እንጠንዮስ ዘለዎም ጌጋኦም ምስ ዝእርሙ። ነቲ ህዝቢ ኣብ መርገም ኣይነእትዎን ኢና ክብሉ ከለው ድማ ሲኖዶስ ንኣብነ እንጠንዮስ ይቕሬታ ከይበሉ ኣይንቕበሎምን ይብሉ ኣለው።ነዚኣ ክትርድኡ ኣይትኽእሉን።
ተሕዝኑ😂😂
ኣቡኣ (ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ሰማዕት እምበለ ደም) ዝኣሰረት ጌጋ ድዩ ግፍዒ? ለባም ለባም ኣይንጻወት። እዚ ዕላም ንምህናጽ ዘይኮነስ ንምጽላምን ጌጋ ምእላምን እዩ።ኣንታ ኣበየናይ ዓለም እኻ ትዛረብ ዘሎኻ። ኣብ ዘመነ ህግደፍሲ ቤክ ምሕደራ ናጻ ኢያ?
@@selambetenna ቀዳማይ ነገር ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ህግደፍ እንዳበልኩም ደታላልኩሞ መእመን ሎሚ ከሙኡ የለን መእመን እዉን ቤቱ ፈሊጡ 90% ተመሊሱ እዩ። እቶም ልብኹም ከም ፈርዖን ዝተረረ ግን መጻወቲ ተሃድሶ ኮይንኩም ተሪፍኩም ሕጂ እዉን ኣስተዉዕል እዞም ተሃድሶ ጌጊኦም ኣሚኖም ሲ ክንዕርርቅ ኢና ንደሊ ይብሉ ኣለዉ ንስኻ ድማ ህግደፍ ትብል ኣለኻ ክሳብ ሕጂ።
@@fkreykidane እዛ ቤ/ክ ካብ ህግደፍ ነጻ እያ ዲኻ ትብል? ጉዳይ ተሓድሶ ብጉባኤ ይፈታሕ።
Amlak mhret yewrdelom godayu nay sltan eyuzmesl gn Amlak ykaalo eyu emo nab lbom ymlesom haymanot Ms poletica kraken yeblon
ተባረኩ ኣቦይ ቀሺ ናይ ዚኦም ነገር ነገር ነፋሒቶ እዮም ። ከም ንፋስ መንጠሌን ንዘዝመጸ ሰላም ወይ ጽቡቕ ነገር ናይ ቤትክርስቶያን ኦአርትራ ዘሕኦም እዩ ። እስከ ማእዜኑ ተሓነክሱ በክልኤ ጌጋያቲክሙ እዩ ናይዚኦም ነገር ። ናይ ጳጳስት ክንሽይም ኣይደለናን ዝብሉስ ሙዃን ኣብይዎም እንበሪ ክንደይ እኳ ዘይጸዓሩ ፡ ነባ ሲኖዳ እኮ ሊቀ ጳጳስ ኮይንኩም ክትመርሑና ኢሎም ዶ ኣይኮኑን ኣታሊሎሞም። ኣምላኽ ንቤተክርስቲያናን ሃገርናን ሰላምን ሓድነትን ይሃብ ።
ስቕ በል ኣብዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ፡ ንሓድነት ስራሕ። The burden of the proof is ኣብ ኣስመራ ዘሎ መጓሰኡ ክእክብ ኣለዎ? ንምንታይ ኣብ ክውግዛ ጥራሕ ዝውዕል?
ኣብ ሓሶትን ምትላልን ነዚ ህዝቢ ኣይተደናግሩ እታ ሓቂ ሓቲእያ ነቲ ምህሮ ኣቦታትን መሪሒነት መንፈስ ቅዱስ ሓዲጋ ብውልቀ መለክቲ ትምራሓ ዘላ ሲነዶስን ብስጋዊ ምንዮትኩም እዩ ኣብዚ ኣውድቁዋ ንቤተክርስትያን
እዚ ድዩ እቲ ብሓቂ ከተመሓላልፍዎ ዝሓሰብኩም ጻውዒት ሰላም? እቶም ተግባራት ሲኖዶስ ኣብርሃ ካሳ እዩ ሕቶ ዘእቱ፡ እታ ሃገር ብኹላ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ህግደፍ እያ ዘላ። ካህናት ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ዘይኮንኩ ሽግር ምስ ህግደፍ ምዃኖም ርዱእ እዩ። ብቪድዮ ኤዲቲንግ ኣቢሉ ቆራሪጽካ ግጉይ ሓበሬታ ሓሶት ምዝርጋሕ ምዕዛብና ዘተሓሳስብ እዩ። ከምቲ ምስላ ኣበው “ወኻርያሲ ጻድቅ ክትመስል ደወል ኣብ ክሳዳ ትኣስር” እምበአር እዚኣ እያ ሰላም ምጽዋዕኩም? እቲ ጓሳ ቤተ ክርስትያን ዝበሃል ሲኖዶስ ኣብርሃ ካሳ ንሓድነት ህዝቢ ክጽውዕን ክጣበቕን ኣይረኣናዮን? ነዞም ግዳይ ዝኾኑ ካህናት ምግፋዕ እንታይ ምኽንያት እዩ? እዞም ካህናት እቲ እንኮ በደሎም ንቅዱስ እንጦንዮስ ሰማዕት እምበሌ ደም ከም ቀኖናዊ ፓትርያርክ ኣፍልጦ ምሃብ እዩ። ግን ደቂ ህግደፍ ዘይሕጋውያን ንሕጊ በሃልቲ ብዓይኒ ገበን ኢኹም ትርእይዎም?
1)ንምዃኑ እተን ኦሬንታል ዝበሃላ ንሰማእትነት ቅዱስ እንጦንዮስ ይቕበሉኦ እየን። እተን ናይ ኣብርሃ ካሳ ግን ኣቡነ እንጦንዮስ ከሓዲ እዮም ዝብሉ?
2) ኣብ መንጎ ፖለቲካን ሃይማኖትን ምፍልላይ ከምዘሎ ተረጋግጽ፤ እንተኾነ ግን ኣቡነ እንጦንዮስ ብመንግስቲ ተኣሲሮም ክበሃል ከሎ እዚ ንሓቅነት መግለጺታትካ ኣየንጸባርቕን ድዩ?
3) ቀሺ ገብረሚካኤል ሓድነት ይኣቢ ኣሎ ኢልካ ትኸስስ። እዚ ኣበሃህላ እዚ ቅኑዕ ድዩ፧ ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ፊት ንፊት ዝርርብ ክትገብሩ ጽቡቕ እዩ። እዚ ቪድዮ ግን ዘመተ ኣንጻር ሓድነት ቤተ ክርትያንን ሃገርን እዩ። እዚ ዘመተ ህግደፍ ዝተሓዋወሰ እዩ ስለዝመስል፡ ኣምላኽ ልቦና ይሃበና። ኣብ ሓቂ ደው ንበል፡ “ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ” ዮሐ 8:32 ይቕረታን ዕርቅን ይፍጠረልና፡ ኣምላኽ ሽግርና ይወድኣዮ።
ይበል መግለጺ! ሓቅን ሓሶትን ኣብ ሚዛን።
Kalehywet yesmealna abona. Amlak tsegau yebzehalkum.
Ketslwo.
እዚ ኣፎወርቂ ድበሃል 4 ዓመት ኣሎኒ ኣብ ማስመድያ ካብ ድፈልጦ ካብ ፍልጠት ነጻ መዓት ትዕቢትን ክሕደትን በቃ።
እዚ አፍወርቂ ዝብሃል ቆልዓ ቀዳማይ ነገር መታለሊ እዩ ሰበይተይ ተታሒዛ ኢሉ ካብ ሕዝቢ ልዕሊ 30 ሽሕ ዘታለለ ሰበይቱ አብ ኤሮፓ ፈነኢናቶ ዝከደት ሰብ እዩ።
ብከመይ መልክዕ ክቡራት ጳጳሳት ይጸርፍ ? ?
ብዛዕባ ሃይማኖትን ሓድነትን ተዛረብ፡ ናይ ወልቀ ሰብ እዚዶ እቲ ኣይትበል።
ክብረት ይሃልና ኣቦና
ብሽፉን ኣቦና ኣንጠኖስ ትሓለቅቲ መሲልም ክደይ ሰብ የስሕቱ ኣለዉ
ንሕና ብመጽሓፍና ጌርና ዓገብ
ንዝበለ ሰብ ናብ ፓሎቲካ እዳሓወሱ
ሃማኖት ኦርተዶኩስ ዘይከነ ይምህሩ ኣለዉ።