Atv Asena Live - ሰልፊ ብልጽግና ኣብ መቐለ - ኤርትራውያን: ሓድሽ ዓመት ንቕበል ኣለና: ንሕናኸ ሓድሽ ለውጢ ንምምጻእ ቅሩባት ዲና?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 81

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 2 дні тому +3

    All of you great guys!!! Proud of you all.

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 2 дні тому +3

    ርሑስ ሓዲሽ ዓመት 2025!
    Thank you.
    God bless.

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 День тому

      @@koneberhanbelay3534 You too God bless 🙏🙏🙏

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 День тому +3

    Happy New Year, Amunel.
    I like the title of the video

  • @MulgetaBahta
    @MulgetaBahta 2 дні тому +5

    ኣሰና ድምፂ ልሳና ሓቃዊት ሚድያ ኤማ ጅግና እንቋዕ ን 2025 ዓ,ም ኣብፃሓካ

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 2 дні тому +1

      ❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 2 дні тому +2

    ናይ ተጋሩ ስነ ልቦና ዘይብሎም ዘሕዝን ነዛ ትግራይ በዓል ገታቸው ገበን ናይ ገበን ይፍጽሙ አለዉ። መጻወቲ አብይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @negasihali1610
    @negasihali1610 2 дні тому +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @HabtomHaylom-m3n
    @HabtomHaylom-m3n 2 дні тому +1

    ርሑስ ሓድስ ዓመት ይምነይልካ ኤማ ኣይትተሓለል ተቓለስ

  • @AmanuelAbrehe
    @AmanuelAbrehe 2 дні тому +4

    ሩሕስ አወዳአመት

  • @Dhf-o2f
    @Dhf-o2f 2 дні тому +6

    Getachew Reda Kehadi👎

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 2 дні тому +1

      ጎጅለ ጎባኤ ብ ብጫ ሄልኮብተር ተአሲራ አራት ኪሎ ከይከደት እንታይ ትጽበ አላ አስመራ ኢዳ ዘይትሕብ

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 2 дні тому

      ​@@toyotaw2500ክላ ባንዳ ረሳሕ

    • @kibromhawitewolde2783
      @kibromhawitewolde2783 2 дні тому +1

      ​@@toyotaw2500ኣላ ጁንታ ዓዲ ሓሎ

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly День тому

      447 ዑሉላት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጽንተት ዝፈጸሙ ስራዊት ብልፅግና ነፃ ዝሰደደ ባንዳ ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለዎ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 День тому

      @@kibromhawitewolde2783 ጁንታ አዲ ሐሎ ንኣይ ንአኻ አሰዲዱ ኤርትራ ሐገረ አዛብእ ጌርዋ ግና politic ምንዝርና ይብሉኻ ሕጂ ካኣ እንዳራኣዩ ዳሰምኡ ዳግማይ ጽንተት ካብ ምኳን ቴሌፎን፥ ባንካ፥ ኤሌትሪክ ክእጾው ከቢድ ሐደጋ ዶ አይረኹቡን ትብል ንስኻ

  • @asliErda62
    @asliErda62 2 дні тому +1

    I as one 2nd Asgedom Brhane views just great ❤it

  • @asliErda62
    @asliErda62 2 дні тому +1

    Talk tigrigna Eri tigrigna talking & tigrigna talking in Tigrai...we are one ... few we R talk tegaru talk we R one❤❤❤❤❤

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 2 дні тому +1

    ብልጽግና አብ ትግራይ ብበዕል ገታቸው ርኡይ 💯 ምርሻርኽቲ አብይ ምኻኑ አመስኪሩ።😢😢😢😢
    አብይ ብዕሉ ክበልዕምዩ ሓደ መዓልቲ ህዝቢ ትግራይ ግን ፀገም ዳ የጋጥሞ አንበር ክወፆዩ።

  • @HasAsg-x6w
    @HasAsg-x6w 2 дні тому +4

    ናይ ብሓቂ ኣሰና ቲቪ ፀረ ህዝቢ ትግራይን ናይ በረኸት ስምኦን ዕሱብ ምዃንካ ኣረጋጊፅና ።

  • @goitanefsu234
    @goitanefsu234 2 дні тому +4

    ኣማኑኤል ጸግዒ ኣይትሓዝ። ነቶም ትግራይ ዘጥፉኡ ትድግፍ ኣለኻ። እንተዘየለ እዛ ምወላ ሓቂ እያ ማለት እዩ?

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 2 дні тому

      ችድ ረሳሕ ትምወል ባእልኻ ኢኻ ወዲ ጓሓፍ ሓቀኛ እንተኾንካ ላአላዊ መሬትና ይከበር ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ ዘይትብል ሸዋጢ አዱ ግን አይትከውንን 200 ሰብ ሰልፊ ወጺኻ እተምጻኦ ለውጢ እንተሃልዩ ክንርኢ ጨናዊ

    • @zera1464
      @zera1464 2 дні тому

      Yes may be it was True

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly День тому

      ንባንዳ ዘይደገፈ ድዩ: ህዝቢ ትግራይ ኣብ ቴንዳ እናለመነ ዩ ዝቀመጥ ዘሎ

  • @natigalla-yz4lu
    @natigalla-yz4lu 2 дні тому +1

    Biziterefe bravotat kullukhum teketatelti

  • @NoorHassen-x2v
    @NoorHassen-x2v 2 дні тому +3

    ኣይ ኣማንኤል ናይ በዓል መን ምዃንካ እንዳበራሃልና እዩ

    • @zera1464
      @zera1464 2 дні тому

      Mesiluna neyru Amanuel gin kisab Hji zeytefelte mergexi zeybilu mismen kemzikone zey filet confused person

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly День тому

      ናይ ህዝቢ ትግራይ እምበር ናይ ባንዳ ደኣ ክኸውን

  • @amanted6411
    @amanted6411 2 дні тому +3

    🐬💝🐎

  • @bereketabraham5018
    @bereketabraham5018 2 дні тому +3

    ሐድሽ ዓመት ኮይኑ ገለ ትቅየር ተበልናካስ ካብቶም ህግደፍ ዘይትሐይሽ እሶም ድኣ ዕላም ኦም ይገብሩ ኣለው። ገለ ሰብ ተሳኢኑ ነዛሃገር ተስፋ ፍቅሪ ለውጢ ዘምጽ ኣላ• ኣብ ዕጽው ገዛ ኮንካ ዘሎን ዘየልን ወረ ተስፋ ዘይብሉ ሰብ ኣይትኩን።

  • @TekeleyTeklay
    @TekeleyTeklay 2 дні тому +1

    ቅድሚ አመት እዩ

  • @abebaabraha726
    @abebaabraha726 День тому

    So sad indeed

  • @HabtomHaylom-m3n
    @HabtomHaylom-m3n 2 дні тому +1

    ግን ደብረጸን ንሻዖብያ ምድጋፉ ካብ ታሪኾም ከም ዘይተማህሩ ኣየርየካን ዶ ጉጅለ ጌታቸው ንኢሰያስ ከም ቀዳማይ ጸላአ ምግባሩ ዝሓሸ ኣይኮነን ኣብ ማእከል ኮንካ ንሓዲኦም ብፍላይ ኢሰያስ ከይ ኣለዩ ምስ ኣቢ ዝግበር ነገር ካልኣይ ግዜ ክሰምሩ ምስራሕ ዶ ኣይኮነን ንኣና ከም ኤርትራውያን ከ መን ይሕሰና????? መልሰይ ኢኻ ኣደ መዓልቲ መደብ ጊርካ ክበርሃልና by by 🎉🎉🎉🎉

    • @afeworkitesfu
      @afeworkitesfu 2 дні тому

      🤣🤣🤣 ኣታዮ ማ ሸዓውያ ማ ተመሊሱ ክኣልየና ዩ ማ ዓቅሞ ማ የብልናን ኣብ ጎልጎል ዝወግሖ ዝብኢ ኮይና ሕዚ ማ ምስ ያ ደብሪን ምምስሳል ይሓይሸ ንኤው

    • @YaredTesfay-t2t
      @YaredTesfay-t2t День тому

      ኣነ ከም ትግራዋይ ፈታዊ ኤርትራ ሓሳብካ ይቃወማ እየ ምኽንያቱ ኣቢ ሓመድ ባሕሪ ክብል ኩናት ዝኸፍት ካልእ እቲ ጦርነት ከምቲዝበልካዮ እንተተኸፋቱ ኣብ መንጎ 2ቲኡ ህዝብታት ናይ መዋእል ቁርሾ ክህልወናጨእንዳተናቆርና ክንነብር እቲ ቀዳማይ ዶሌቱዩ ስለዚ እቲ ጦርነት ሙሉእ ጆኖ ናይ ሙኻን ዕድሉ ዝሰፈሐዩ ዝኸውን

  • @sdssr2850
    @sdssr2850 2 дні тому +3

    አሰና ሓሽከር ደብረጽንተትን መንጆሪኖን። ናይ ህዝቢ ትግራይ ደጋፊ ትመስለኒ ኔርካ ብጣዕሚ ሓዚነልካ።

    • @YaredTesfay-t2t
      @YaredTesfay-t2t 2 дні тому +2

      ርእሲ ደርሆ ኮይንካምበር ጌታቸውኮ ብልጽግናዩምበር ትግራይ ኣይኮነን

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly День тому

      ባንዳ ህዝቢ ትግራይ ማለት ኮ እቲ ጅግና ልክዕ ከም ዶክተር ደብረፄን መርገጽ ዘለዎ ዩ ::

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 День тому

      Get lost banda

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 День тому +1

      ​@@YaredTesfay-t2t
      I like your comment

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 День тому

    ኣብ ትግራይ እቲ ሕጋዊ መንግስቲ ብህዝቢ ትግራይ ዝተመርጸ ብዶክተር ደብረጽዮን ዝምርሕ ህወሓት ኢዩ ::
    እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ዝባሃል በቲ ንህዝቢ ትግራይ ንኸጽንት ንክልተ ዓመታት ንህዝቢ ትግራይ ዝጨፍጨፈ ብኣብይ ኣሕመድ ንህዝቢ ትግራይ ንምብትታን ኢሉ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ዝተመርጸ መንግስቲ ትግራይ ኢዩ ክባሃል ኣይካኣልን ኢዩ ::
    ክሳብ ብደሞክራስያዊ ኣጋባብ ህዝቢ ትግራይ ንዑኡ ዝመርሖ ዝመርጽ መንግስቲ ትግራይ እዚ ሕጂ ናይ ተንኮል ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝባሃል ዘሎ ዘይኮነ መንግስቲ ትግራይ እቲ ብዶክተር ደብረጽዮን ዝምራሕ ህወሓት ብህዝቢ ትግራይ ዝተመርጸ ዓለም ዝፈልጦ ኢዩ ናይ ባሓቂ መንግስቲ ትግራይ ዝባሃል ::
    ግዝያዊ መንግስቲ ዝባሃል ህዝቢ ትግራይ ዘይመረጾ ንህዝቢ ትግራይ ክውክል ኣይክእልን ኢዩ ::
    ትግራይ ብሕጊ ብህዝቢ ትግራይ ዝመርጸ መንግስቲ ኣለዋ ::

  • @NoorHassen-x2v
    @NoorHassen-x2v 2 дні тому +2

    እዋይ መሳኪን ኣብ ኤርትራ ብዛዕባ ጉዳይኩም ኣዕልሉ ኣዲኣ መይታታስ ሓትናኣ ትናፍቕ ኡስ ኢልኩም ትዘባርቑ

  • @Bellom
    @Bellom 2 дні тому +1

    እሞ ኤርትራውያን ካብ ግዝኣትና ዘይትወፁ?

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly День тому

      ኣብ ወልቃይትን ፅገደን ራያን ዘለዎ እሞ አውጽእ ኣብ ኤርትራ ዘለዎ ንምውጻእ ንደለይቲ ፍትሒ ግደፍሉ

  • @zera1464
    @zera1464 2 дні тому

    Don’t judge Tigrians opposed TPLF this is not our concern even the Tigray medias don’t say it so what we need is to bring us what it happen in Tigray that’s it .

  • @gizawgedlu1927
    @gizawgedlu1927 День тому

    Is this TPLF media?

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 2 дні тому

    Great Sami!!! you mentioned the main points perfectly. Yeah, Iseyas is the evil instructor to Abiy Ahmed and what happened in Eritrea is happening in Tigray.

  • @Addis-n6d
    @Addis-n6d День тому

    አብይ ይመፀኩም አሎ አንቱም ዑሱባት ጀኖሳይደራት

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 2 дні тому +2

    አዚ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣስመራ አንተዝከውን ኣረመናዊ ጉጂለ ህግደፍ ብብረን ምኮስተሮም ነሩ፥ህዝቢ ትግራይ ባርነት መግዛአቲ ዘይቅበል ሃርበኛ ህዝቢ አዩ ፥ከምቶም ጽግአተኛ ደገፍቲ ህግደፍ ተደሚርና ተሃዊስና ዝብል ለክባጥ ህዝቢ ኣይኮነን፥

  • @KidaneWoldemichael-j4i
    @KidaneWoldemichael-j4i 2 дні тому

    Trump ቅድሚ ስልጣን
    ምሓዙ ሰጉምቲ ዉሰዱ

  • @asliruessom5607
    @asliruessom5607 День тому

    ሰላም፡ሰላም፡አቢዩኒር፡ኒኤቲራ፡ሐዲሽ፡ሰራዊት፡ኤርቲራ፡ሚስሁቡ፡ካሐብር፡አለዎ፡፡፡አቢዐዲና፡ፍቲሒ፡ሒጊ፡፡ሎሚዒመት፡ሐዲአ፡፡ናካሒሳ፡ኪቲኮዊን፡፡

  • @asliErda62
    @asliErda62 2 дні тому

    Z voice bro when monkey said it...I heard it recently or long time ago..am not sure...he is off of current line. Hope though great ❤❤

  • @Semay7828
    @Semay7828 2 дні тому

    Tegaru compas tefiuwom. Hadnetom fahfah ilu.

  • @asliruessom5607
    @asliruessom5607 День тому

    እቢ፡
    ይሀ፡አገር፡ይበቲናለሂ፡ኢሉ፡አቢ፡።አቢኮምኒቲ፡።።

  • @negabelay5195
    @negabelay5195 2 дні тому

    At least to see Tigray people to express themselves is extra ordinary , I wish Eritrean people get this kind of opportunity .

  • @mussieabraha2014
    @mussieabraha2014 2 дні тому

    ኣብ ትግራይ፡ ታሪኽ ውድቀት ኣጼ ዮውሃንስ ይድገም ኣሎ። ተጋሩ ዓፍራ ይረግጹ ኣለዉ።
    ከቢድ ዋጋ ዝኸፈለ ህዝቢ፡ ብስሰዐን "ባንዳነትን" ገለ ተጋሩ ፖለቲከኛታት ብዋዛውዛ ናብ "ዘመነ መሳፍንቲ" ከምዝምለስ ጌሮሞ።
    ገለ ክፋል ሕብረተሰብ ትግራይ ኣብ ልዕሊኦም ተጻዊዲ ዘሎ ናይ ውዲት (ሴራ) ፖለቲካ ኣይተረደኦምን።
    ጉጅለ ጌታቸው ረዳ፡ ብከቢድ ደገፍ 4 ኪሎ ናይ ዕንወት ተልእኾም ደረጃ ብደረጃ ይፍጽሙ ኣለዉ። ኣብዚ ሰልፊ ርኡይ ዝኾነ ናይ ብልጽግና ምትእትታውን ኣውራጃዊ ኣውዳድባን ኣንጸባሪቑ ኣሎ።
    ብሓፈሽኡ ትግራይ ክነው "ጉጅለ ጌታቸውን ደብረጽዮንን" ዝኸደ ኣብ ከቢድ ታሪኻዊ ቅልውላው ተሸሚማ ኣላ።
    ኣብዚ ከም ኤርትራውያን ክልዓል ዘለዎ ዓቢ ጉዳይ፡ ድሕሪ ውድቀት ትግራይ ዝምጽእ ሳዕቤን እዩ።
    እዛ ኢትዮጵያ ትበሃል ዓመጸኛ ሃገር፡ ዳግም ኣብ ትግራይ ናይ ዓመጽ በትራ እንተኣንቢራ፡ ቀጺሉ ዝመጽእ "ሕልሚ ቀይሕ ባሕሪ" እዩ።
    ናይ ሕጂ ኢትዮጵያ ብመሪሕነት "ኦሮሙማ" ዝብሃል ድሑር በትረ-መንግስቲ፡ ካብ ቅድሚ ሕጂ ዝነበሩ ገዛእቲ ኣምሓራ ብዝኸፍአ መልክዑ፡ ናይ ምስፍሕፋሕ ሕልሞም ይድርጉሕዎ ኣለዉ።
    ስለዚ ውድቀት ትግራይ፡ ን ኤርትራ ሳዕቤኑ ከቢድ እዩ። እዚ ዘይርድኦ ኤርትራዊ እንተሃልዪ ናይቲ ከባቢ ፖለቲካ ብግቡእ ከንብብ ዘይክእል ወይ ድማ ኣብ ሰኪዔት ህግደፍ ዝተኣስረ ጥራይ እዩ ዝኸውን።

  • @MesfinMes-n1g
    @MesfinMes-n1g 2 дні тому

    ጌታቸዉ ረዳ እኮ፣ ንእሽቶይ ኩርኩር አብይ እዩ። ተማሂሩ ዝብሀል ፍፁም ሐሶት እዩ። ዐርኪን መሰታ ወይ ትሕቲ ዐብይ ዝኾነ ካሐዲ ምሀይም፣ ንኸርሱ ዝሽይጥ

  • @DMA-f1z
    @DMA-f1z 2 дні тому +2

    Amanuel, ab geza teatsika lele elka nai UA-cam genzeb endagehatka dika lewti ketemitsie tihasib zeleka? Hansab ni hizbi Eritrea "Tsemam hizbi" tiblo hansab ni serawit Eritrea "Ambuak serawit" tiblo and zeygebero bedel tesekimo hansab Tigray teewet tibil . . . Nai Weyane genzeb gerka gezawti gezika eka nai michot koinka eka.

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly День тому

      ኣንታ ሉጢ ባርያ ህግዲፍ ጥሪት ኢሰያስ ተሮጋቢ : እንታይኣዴኻ ገደሰካ ብዛዕባ ኣማኑኤል ዘለዎ መርገጽ :: መሃይም ውጻእ ካብዚ መኽኑድ

  • @asliErda62
    @asliErda62 2 дні тому

    The head of HwHat is Debrezion ...Getachew is HweHat & z assembly of HweHat should order what he should do...Getachew z intirem president... hope not wrong...z Assembly decide not Getachew ...change z president 2 someone 2 do better job .., I say.. again I hope not wrong ❤❤

  • @natigalla-yz4lu
    @natigalla-yz4lu 2 дні тому

    Ķullu ghizie kem zibelkuo ab kemzi zimesele kunetat TDF biredka kitiwerid iebelkan wala semainin meriet intetelaghebe.

  • @abrahamtesfay8213
    @abrahamtesfay8213 2 дні тому

    nab lbikateles ab hzibznebereka eminet godlu

  • @HiyabDesta-j5l
    @HiyabDesta-j5l День тому

    ሓሻዊ መላክዒ ቃልሲ መናእሰይ ብሸም ብልፅግና ኣይትጭወይ ዕሱብ ዕድመካ ሙሉእ ዋጢካ ለዉጢ ዘየምፂእካ ኣብ ጉዳይና ኣቲካ ኣይትሓሙዙቅ

  • @takeleweldekidan6220
    @takeleweldekidan6220 2 дні тому

    ብናይ ኣሰና ቃልሲ ዝመፅእ ቃልሲ?

  • @girmayabera9753
    @girmayabera9753 2 дні тому

    Tigray by Agame.External forces clean your house tras

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 2 дні тому

    ናይ ተጋሩ ስነ ልቦና ዘይብሎም ዘሕዝን ነዛ ትግራይ በዓል ገታቸው ገበን ናይ ገበን ይፍጽሙ አለዉ። መጻወቲ አብይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢