እሙ ሐይ ኢላ አጉሪዓ😲| Heny Emu

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 987

  • @heniemu
    @heniemu  3 місяці тому +76

    ጥልፊ ንምእዛዝ +251914190098 በዚአ ብ ኢሞ ብዋትሳአብ ርከቡና

  • @Azebchanal
    @Azebchanal 3 місяці тому +136

    እንካዕ ኣብፅሐኩም ተጋሩዋይ 50k እስኪ ነብፅሓዮ ዞም ኣሕዋትና ልድሕሪት መሊሰምዎ ርጉማን😢

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 3 місяці тому +1

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @EyerusTsegay-yz7wt
      @EyerusTsegay-yz7wt 3 місяці тому

      ማርያምን ኣነስ ሕርቅ ኢለ ክንዶኦም ትvideoታቶም ምጥፍኡ እምበር ሳብስክራይብስ ከዚ ላዕሊ ክበፅሑ እዮምዋ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም❤❤❤

    • @Azebchanal
      @Azebchanal 3 місяці тому

      @@EyerusTsegay-yz7wt ብጣዕሚ እየ ሓሪቀ ኣነውን ካብ ዝዕፀዮምስ ንሳቶምለ ዝሕል ኢሎም ኣይትጥፍኡና ባ

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 3 місяці тому +76

    ተናፊቅኩም ነይርኩም እንዳ ሄኒ እሙ ተፈተዉቲ ስድራ ❤ሰብ ተሎ ሓሻዊ ተሞተ ጨናዊ ኢሎሞ ካብ ዩቱበራት ትግራይ ቅድሚት ነይርኩም ሕጂ ድሕሪት ቀሪኩም ናኢዶም ኣይስኣኑ 😢እና ሕጅዉን ኣለና ኣብ ጎኑኩም ዞምሓተይ ብቻ እስኩም ኣይትጥፍኡ ቅልጥፋ ዳበልኩም ምፁና ንፈትወኩም ኢና❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 місяці тому +2

      ደምርኒ ክብረተይ💚💚💚

    • @mulumulu3123
      @mulumulu3123 2 місяці тому

      ❤❤❤​@@tsegatsega238

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 місяці тому +56

    ስሓቅ ቀትልኩምና ፅቡቃት 😁ግን ኣይትጥፉኡ ብጣዓሚ ናፍቅናኩም ❤

  • @lemlemmehari3249
    @lemlemmehari3249 3 місяці тому +24

    ሄኒ ግን ብሓቂ ዓቢ ሰብ ኢዩ ሓዳርኩም ይባርኽ ውሉድኩም የዕብየልኩም ቡሩኻተይ

  • @hgf6568
    @hgf6568 3 місяці тому +6

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕብሩ አብፅሐና ሄኒ እሙ ናይ መጀመርያ ፍቅራት አብ ምድያ ዘፈልጠኩም ካባኩም ብዘሕ አዩ ዝፀበ ዘለኩ ለምስ ትጠፍእ አለኩም ከም ቀደምኩም ስርሑ ደቂነይ ብቃ ፍትውትውውው ሓላላት ስድራ❤❤❤❤

  • @AsAs-f9u2m
    @AsAs-f9u2m Місяць тому +1

    ፅሩያተይ ሄኒየይ እሙየይ ናፍቅናኩም እኮ ምጭዋተይ🎉ፅሩያተይሄኒየይእሙየይናፍቅናኩምእኮምጭዋተይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Hani-w9i
    @Hani-w9i 3 місяці тому +84

    አረ አትጥፍኡ ኩሉ ግዜ ምፁና😢

    • @Awet355
      @Awet355 3 місяці тому

      ደምርኒ ♥️🙏

    • @RooogdJLooon
      @RooogdJLooon 3 місяці тому

      ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @GgGgg-n7e
      @GgGgg-n7e 3 місяці тому +1

      ​@@Awet355ደምሪኒ ኪድምረኪ ❤

    • @Awet355
      @Awet355 3 місяці тому

      @@GgGgg-n7e አሺኒ ግድን በሊ መልሲ ♥️

    • @GgGgg-n7e
      @GgGgg-n7e 3 місяці тому

      @@Awet355 መልሰ እነአኩ 🥰

  • @SemiraHaftu
    @SemiraHaftu 3 місяці тому +15

    ብሓቂ የጉሩዕ እየ ዘለኩ ያ😁 ኣይትሳኣኒ እሙየ ሳሓቅ ቀትልክኒ🤣

  • @Maki.1-y2t
    @Maki.1-y2t 3 місяці тому +17

    እሙ ብሳሓቅ ቅተልና በሊ ሓይ😂
    እና ኣይትጥፍኡና ኢኩም❤🙏
    ሰናይ ባዓል መስቀል ይግበረልኩም ኣሕዋት❤❤

  • @zemedateka1891
    @zemedateka1891 3 місяці тому +5

    ሓቢሩ እንኳዕ አብፀሐና ጥልፊ እኒአኪ አብኡ
    ሄኒ ኣስሒቃና ክክ ❤ ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm 3 місяці тому +27

    እንኳዕ ኣብፅሓኹም ንብርሃነ መሰቀሉ ዓመት ንዓመቱ ይዕቆረና🙏ሰደትና ያሕፅረልና🙏ናይ መሰቀል እስኪ ሓንቲ ግዜ👉ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ🙏

    • @heniemu
      @heniemu  3 місяці тому +1

      አሜን መዓረይ

  • @ድንግልማርያምእያዋሕ-ደ1ቨ

    ዛስብዝያ ሐይ 😂😂😂😂 ሞይተየ ሰሓቕቕ😂😂😂😂 እሙ ኣይትሰኣኒ ዘይረኣኽዎ ፀኒሐ በኡነት❤

  • @ጋልትግራይ-መ7ፐ
    @ጋልትግራይ-መ7ፐ 3 місяці тому +19

    ኣይትጥፍእና ❤🎉ማርያም ምስኦም ይስሕቅ ኣለኹ😁🤣🤣🤣

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 3 місяці тому +11

    እንኳዕ አብፀሐኩም ፁሩያትይ 😂😂😂😂😂😂 ኡሙየይ ምቅረቲ ዝፍትወኩም ❤💛🌿🌿🌿🌿🌿

  • @eyerusgaltgray8350
    @eyerusgaltgray8350 3 місяці тому +3

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራት ስድራ ሓዳርኩም ይባረክ ሚጣየይ ከዓ እግዘአብሔር ብጥበቡ የዕቢኪ❤❤❤ሩሑስ ብዓል መስቀል ልኩሉ ኣመንቲ ክርስትያን🙏🙏🙏❤❤❤❤🌻🌻

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 3 місяці тому +18

    እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ አረ ኣዳ ሄኒ አሙ ቻነልኩም ንክዓቢ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልኩም ቢድዮ ስደድሉና ካብኡ ለ ንናፈቀኩም ኣለና

    • @Awet355
      @Awet355 3 місяці тому +1

      ደምርኒ ♥️🙏

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 3 місяці тому +6

    እረ አትጠፍኡ ምእንቲ ቻናልኩም ካዓቢ በዝኮነ ይፈትወኩም እየ እንኳዕ ኣበፀሐኩም እንዳ ሄኒ❤❤❤

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
    @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ 3 місяці тому +7

    ይናፍቀኹም ይፈትወኩም የ 💝 ፁቡቃተይ💟 ኡሙየይ ሐይ ያ🤣🤣
    ደም ኣሜን እንዃዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና❤️😊😊

  • @mebrihat5349
    @mebrihat5349 3 місяці тому +7

    አንካዕ አብፀሐኩም እሙየይ😂😂😂 ናይ ሄኒ ኣናጋግራ ኣስሒቅኒ 😂😂ኣፅኒዕኪ ምመፀኪ

  • @Selam-t2w
    @Selam-t2w 3 місяці тому +6

    ማዓረተይ ሰብ ርጉም ኣጆኩም ዞም ሓተይ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልኩም ቪዶ ልቀቁ ቻናልኩም ምእንቲ ክዓቢ😢❤

  • @hrithrit5716
    @hrithrit5716 3 місяці тому +11

    ኣይትጥፍኡ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወክም🥺

  • @TdDc-ri1yf
    @TdDc-ri1yf 3 місяці тому +2

    ልኩለና እንኳዕ ኣብፀሐና ተናፈቅቲ እዳ ሄኒ ኡሙ ፁሩያተይ ❤❤❤

  • @uhg9396
    @uhg9396 3 місяці тому +3

    አይ እንኳዓ ድአ መፃእኩሙ ሳሓቁኩሙ ናፈቆዮ ነይረ❤❤ሖይይ😂😂

  • @BEYEDagi-yq4tx
    @BEYEDagi-yq4tx Місяць тому +2

    Shekorat Betam Zefetekum❤🙏❤🙏❤🙏❤

  • @FjfigHchcu
    @FjfigHchcu 3 місяці тому +5

    ኩሉ ጊዜ ቪደዮ ስርሑልና በጃኩም ከም ነበርኩምዎ ክነዕብየኩም ኢና ተስፋ ኣይትቁረፁ በጃኩም😢❤

  • @SHSHAYHAGOS
    @SHSHAYHAGOS 3 місяці тому

    አየ እሙዋይ ብሓቂ የጉርዕ እየ ዘለኹያ 🤣
    ተፈተውቲ ስድራ ይመችኩም💜🥰

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 3 місяці тому +12

    ኣነስ እሙ ስሓቅ መልሱ እዩ ዘስሕቀኒ😂😂😂😂

  • @Selu.s
    @Selu.s 3 місяці тому +5

    ደስ ክትቡሉ እንኳዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤❤❤

  • @user-by7cs4vx4
    @user-by7cs4vx4 3 місяці тому +8

    ዋይ እሙ ቆስለ😂
    እንኳዕ ኣብፀሐክም ፁሩያት❤😂

  • @uutgmf0gy921
    @uutgmf0gy921 3 місяці тому +6

    እንኳዕ በሰላም መፃኢኩም ግን ኣይት ጥፉኡ❤❤❤❤

  • @gedu8644
    @gedu8644 3 місяці тому +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሃኒ እሙ ኣይትጥፍኡና ❤❤

  • @yaredkahentemelsan2950
    @yaredkahentemelsan2950 3 місяці тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና እንዳ ሄኒ እሙ ጠፊእኩምና ❤❤❤
    እሙየይይ መቅስን ኣትሳኣኒዋ ኣሲሕቅክና 😁😁😁

  • @mashoha4150
    @mashoha4150 3 місяці тому +9

    አፍፍፍፍ ደብርኒ እዩ ዉዕሉ ነይሩ ኣይትሳኣኑ ሳሓቅ ሞት ሃኒ ስሕቅካ ኣስሕቅካኒ እም አኒኪ ዶ ጥልፍ ያ 😅😅😅

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ

    እንኳአ ኣብጸሐኹም ኣብጸሐና ንመላአ ህዝበ ኽርስትያ ሰናይ ባዓል መስቀል ይኩነልና🙏💚

  • @salamassalama1671
    @salamassalama1671 3 місяці тому +3

    አሜን እንዐዃዕ አሕብሩ አብጽሐና አሕዊተይ👏🥰🥰❤

  • @dyfffdfghh5305
    @dyfffdfghh5305 3 місяці тому +2

    ኣንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ፅቡቃት ስድራ ናፊቀኩም እኮ ኣይትጥፍኡ❤❤❤❤❤

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar 3 місяці тому +3

    ኣሕቡሩ እንካዕ ኣብፀሐና ፅሩያተይ🙏❤

  • @YsHd-ei6ws
    @YsHd-ei6ws 3 місяці тому

    ኣታ ሞይተ ምሶኦሞ ሳሓቅ😂😂ሂኒ&ኡሙ ይፈትወኩም እየ ሙቁራተይ❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 3 місяці тому +3

    😂😂😂😂😂 ኣይቅለሊ ያ 😂😂😂😂 ኣይ ሄኒ ኣስሒኩሙና😂😂😂 የጉርዕ ኣለኹ እናበልካ ምጉራዕዕ

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 3 місяці тому

    አሜን እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ተፈተዉቲ ስድራ ናፊቅናኩም ኣጀኹም በርትዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና አይትጥፉእና ላዓመታ ሐደ ሚልየን በፅሕኹም እናኽበርኹም ክትመፁና ኢኹም❤❤❤

  • @roorogarah-dz8cq
    @roorogarah-dz8cq 3 місяці тому +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቁራተይ❤❤❤

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it 3 місяці тому

    ውይ ዝፈትወኩም ናፊቀኩም በእውነት ናበይ እዮም ከይዶም ታኣይ ዘይመጸኒ ይብለኹ😊
    ዝሮ ይፈትወኩም እየ እንኳዕለ ኣሕቢሩ አብጸሐና❤ ጽዮነይ ውን ገቢዝኽልና 😊❤

  • @አኩስሟዊት
    @አኩስሟዊት 3 місяці тому +3

    ኣሜንንንን እንኳዕ ሓብሩ አብፀሔና እሙ መሕረርርር ሐይ ጥልፍ አልዋሶ 🤣🤣🤣አይት ጥፍኡና ምቁራት ስድራ❤🙏♥️♥️♥️♥️

    • @elsatkleytuber2720
      @elsatkleytuber2720 3 місяці тому

      ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋት❤❤

  • @HayhMa
    @HayhMa 3 місяці тому +1

    ኣነስ ናይ ኣሚ ሳሓቅ ደስ ክብለኒ ኩሉ ግዜ ሳሓቂ ኣሚየይ፩❤

  • @emnetberhe
    @emnetberhe 3 місяці тому +3

    ኣሰይይ ሙቁራተይ ኣሜን እንኮዕ ሓቢሩ አብፀሐና ❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉

  • @FhHi-g1c
    @FhHi-g1c 2 місяці тому +1

    የኔ ማሮች👌🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 3 місяці тому +2

    እንቃዕ ኣብፀሓኩም ምቁራተይ ♥️♥️♥️♥️

  • @ZweyniNegasi-to7hm
    @ZweyniNegasi-to7hm 3 місяці тому

    ናይ ባሓቂ እየ አግሪዒ ዝመፀኒ ዘሎ ያ ስሓቅ ናመለቆኒ እበር ያ እላ ንስኪ🙈🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ

    ኣሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና አረ አትጥፍኡ ኩሉ ግዜ ምፁና

  • @hchc8534
    @hchc8534 3 місяці тому +1

    ሳሓቅ ቀቲልኩምና ፅቡቃት አይትጥፍኡ ብጣዕሚ ናፊቅናኩም❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 3 місяці тому +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፍትዋተይ ማራ እየ ዝፈትወኩም ሳብስክራይብ ንግበረሎም ኣሕዋተይ

  • @lawlatibaraa
    @lawlatibaraa 3 місяці тому

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራት ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤🎉🎉🎉ሚጣየይ ብጥበብ የዕቢየኪ ፈጣሪ 🙏👏👏🙏🙏

  • @hdhs335
    @hdhs335 3 місяці тому +3

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራት❤❤🥀🥀🥀🥀

  • @rahewmiks4143
    @rahewmiks4143 3 місяці тому +1

    ኣነሰ ክፈትዋሞ ሙቁራተይ❤❤❤❤❤🎉እንኻዕ ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @اثيوبياثيوبي-ج2ض
    @اثيوبياثيوبي-ج2ض 3 місяці тому +14

    ሰርሕልኪ ከም ትጉርዕ ላፈለጠት ልጉርዕ ኣረእናን ያ😂😂😂

  • @AaAa-p4s5n
    @AaAa-p4s5n 3 місяці тому

    የኔ ማሮች ሳቅኩም ይብዘልኝ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ስውእካይኑስምካባብዩይይዓ

    አየ ዝሂኒ ምርጋሙ😂 ሓቂ ተዝካን ከ😅😅😅😅

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 3 місяці тому

    ሄኒ ፁሩይ ኣፅኒዕኪ ዘይትመፅያ😂😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓላላት ስድራ🙏❤

  • @MerryMerry-b4r
    @MerryMerry-b4r 3 місяці тому +3

    አረ ኣይትጥፍኡ ይመችክም 🥰🥰❤️❤️❤️

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 3 місяці тому +2

    ሙቁራት ስድራ ሓዳርኩም የባረኽ ኣይትጥፉኡ ከዓ💖🙏🌻

  • @Ngstigeretsedk5001
    @Ngstigeretsedk5001 3 місяці тому +11

    እና ዘከርኩኩም መፂኩም ❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Awet355
      @Awet355 3 місяці тому

      ደምርኒ ♥️🙏😊

  • @JooklGookl-hi7gd
    @JooklGookl-hi7gd 3 місяці тому

    ተናፈቅቲ ናበይ ትጠፍእለኩም ግን❤❤❤❤❤❤❤

  • @suzisuzi-gq6ds
    @suzisuzi-gq6ds 3 місяці тому +3

    Atum tegaruway selamku ybzah 100k nebtsahayom please please 🥺❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Ggpp-fi6cs
    @Ggpp-fi6cs 3 місяці тому +2

    ናፊቀኩም ነይረ ፅቡቃተይ ኣጆኩም ከዓ ነዕብየኩም ኢና ኣይትጥፍኡና ምችዋተይይይ❤❤❤❤

  • @ZadZad-sp4qz
    @ZadZad-sp4qz 3 місяці тому +3

    ከመይ ይኡ ዝጉራዕ ያ😂😂😂 ኣፅንዕኽ ሃመፀአኽ😅😅😅😅

  • @Sara-w1n7t
    @Sara-w1n7t 3 місяці тому +2

    እንኳዕ ኣብፀሓኩም ንበዓል መስቀል

  • @lilihafithalofom270
    @lilihafithalofom270 3 місяці тому +11

    ከመይ ከምዝጉራዓ ኣፅንዕክ ዘይመፃእክያ🤣🤣🤣🤣

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 3 місяці тому +2

    እንቋዕ ሓቢሩ ኣብጽሐና እሙየ ምቅርቲ❤❤❤

  • @AlematMezgebo-on3ry
    @AlematMezgebo-on3ry 3 місяці тому +3

    ዋይ ኡሙ ከመይ አዩ ሙጉራዕ ያ😅😅😅😅😅

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 3 місяці тому +2

    እካዕዕዕዕ ደሕና መፃእኽም ኣረ ኣይትጥፍኡ😮❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @SalamSalo
    @SalamSalo 3 місяці тому +4

    😂😂😂😅እሞ ኣጉሪዕካ ዝመፅእ ታሃልዩያ😂😂😂😂😂

  • @SaaSass
    @SaaSass 3 місяці тому

    ሃኒ❤ኡሙ❤ተናፈቅቲ እንኳዕ ሰላም መፃኩም♥💚💘 ኡሙየይ ሞይተ ሳሓቅ😁😂😂

  • @ትዕግስቲዩቱብCanal
    @ትዕግስቲዩቱብCanal 3 місяці тому +6

    አነስ በይናይ ናሓሰብኹ ነይረ ታይ እየ ዘይ ርኦም አለኹ ናበልኹ ነይረ እፍ እንኻዕ ሰላም መፃአኹምና ተናፈቅቲ ይፈተኹም እየ ናተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HanibalHabtemikael-i6d
    @HanibalHabtemikael-i6d 3 місяці тому

    ኢዋይይ ሰሓቅ ከቲልኩምና Eri ኢየ ግን ክፈትወኩም መዓት ኢየ ❤❤❤❤❤❤

  • @Mililove.1
    @Mililove.1 3 місяці тому +5

    እንኳዕ ደሓን መፃእኹም
    ሄኒ እሙ ኣሕዋተይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኩምን ፅቡቕ ተኸታተልቲ ለ ኣለውኹም ግን ብጣዕሚ ትጠፍእለኹም ኣይትጥፍኡና❤❤

    • @heniemu
      @heniemu  3 місяці тому +3

      ክብረት ይሃበልና አሕዋተይ ምስ ስራሕ ኢና ቢዚ ዳኮና እምበር ንሕናስ ከመይ ዲና ንናፍቀኩም

  • @arddgtyhu
    @arddgtyhu 3 місяці тому +1

    ኣረ ኣይቲጥፈኡ ቶሎ ቶሎ ምፁ ሄኒ እሙ ዝፈትወኩም ስድራ❤❤

  • @ExRc-xx5xn
    @ExRc-xx5xn 3 місяці тому +8

    ስመዕዶ ንምንቲይ ኢኩም ትጠፍእ ኣለኩም ወለከ ጉድ ናይ ማማ ኣበባ ምስሊ😂❤

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 3 місяці тому

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም እንዳ ሄኒ እሙ ተናፍቅቲ ♥️😘እሙየይ ምይት እየ ሓቀይ እየ ኮ የጉሩዕ እየ ዘለኩ ያ ሳሓቂ ቆሎ እዩ ዘለኪ ማለት እዩ 😂

  • @brijap5171
    @brijap5171 3 місяці тому +5

    እሙ መሕረር 😂😂😂😂 ግን ትጠፍእለኹም

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd 3 місяці тому

    ኣይ በስማኣም ካም ለሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ❤❤

  • @ስውእካይኑስምካባብዩይይዓ

    አብኡእኒኪ ጥልፊ ያ😂😂😂

  • @AaZz-ob8gp
    @AaZz-ob8gp 3 місяці тому

    ምቅራት ፍጥረት❤❤❤❤

  • @ናሆም-n1u
    @ናሆም-n1u 3 місяці тому +4

    እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ እንኮዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራት ፍጥረት ሰናይ ባዓል ይኩነልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብካልኣይ ስልክይ ሰብስክራይብ ገይረልኩም ጎቡዙ ኣጆኩም😊😊😊😊😊እሰይይይ ምጣየ ምቅርቲ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብኪ❤❤❤❤❤ሄኒየ ለባም😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ፀላኢና ሖይ ይኩንዋ😊😊😊😊😅😅😅😅😅😅😅

  • @GfKj-p6m
    @GfKj-p6m 3 місяці тому +2

    እንኳዓ አብፀሐኩም ፁሩያትይ ያጉሩዕ እየ ዘለኩ ክኡዩ ለለ ኡሙየይ😂😂😂

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ 3 місяці тому +5

    ጥፍሽ እሉኒ ፀንሑስ ፍሽክ ኣብልኩምኒ እንዳ ሄኒ እሙ ንሳሓቅኩም ንበሩ ሙቁራት ስድራ ስሕቅኩም ኣስሕክኩምኒ ጭክጭክ ዝበዞሖ ፕራክ እና ንፀልእ ዘለና እበር ናትኩምስ ደስስ ባሃሊ እየለ❤

  • @Ab-ke1qf
    @Ab-ke1qf 3 місяці тому +3

    የኔ ማሮች ትግራይ ዲኩም ዘለኩም❤🎉

    • @heniemu
      @heniemu  3 місяці тому +1

      እወ መዓረይ

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf3929 3 місяці тому

    አሜን/3ሓብሩ እንኳዕ አብፀሐና ፅርያት❤😂

  • @mariyamey555
    @mariyamey555 3 місяці тому +4

    እንኳዕ አብፃሓና ንብርሃነ መስቀሉ
    ናይ ሄኒ አሙ ቤተሰብ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩካተይ❤❤❤

    • @heniemu
      @heniemu  3 місяці тому

      አሜን መዓረይ

    • @FutsumTube4236
      @FutsumTube4236 3 місяці тому

      ገይረልኪ አየ ደምርኒ❤

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ 3 місяці тому +1

    ንፎትወኩም እንዳ ሂኒ እሙ ኣይትጥፍኡ ኩሉ ግዜ ሙፁኡና ሙቁራት ስድራ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @حسن-ظ3ن1ل
    @حسن-ظ3ن1ل 3 місяці тому +2

    ኣይ ፈሊጥኩሙስ🤣🤣🤣🤣

  • @zfanafro2195
    @zfanafro2195 3 місяці тому +1

    ጥልፍ ኣውኡንየኪ ጥልፍ ናይ ባሓቂ እየ ለጉርዕለኩ ኣነ ድየ ክቁን ነኪ ኣፅኒዕኪ ንዒ ምጉራዕ🎉😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479 3 місяці тому +3

    እንኳዕ ኣብፀሐክም family 😍እና ኣይትጥፍኡ

  • @MdKo559
    @MdKo559 3 місяці тому +1

    ዋውውውው ❤❤❤❤ የኔ ቆናጁ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Skjs-hj7cj
    @Skjs-hj7cj 3 місяці тому +5

    ከማይ ደሎዝሓረቀቤተ ሰብ ናዳሄኒ &እሙ ካብ80-21ሶ ሳብስክራይብ ንግበረሎሞ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @heniemu
      @heniemu  3 місяці тому

      አንሕና እወ ከማኪ ሓሪቅና😜

  • @ትርሓስዩቲብTrhasYube
    @ትርሓስዩቲብTrhasYube 3 місяці тому

    ቁረሳ ቁረሳ ፅዮነይ😂😂 ይፈትወኪየ ዛ ወለለይ❤🌺🌹🥰 ኣይትጥፍኡና ተናፈቅቲ🌺🌹❤ ስሓቅ ቀቲልኩምና😅😂

  • @ስኒት-ቨ9ኘ
    @ስኒት-ቨ9ኘ 3 місяці тому +4

    ሳብስክራይብ ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 3 місяці тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደስ ዝቡልኒ ፍቁራት ሳብክራይብ ንግበረሎም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤ ፅዮነይ ምቅርቲ❤❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 3 місяці тому +3

    enkae abtsehekum❤❤❤❤❤ቅተሉና በሉ ብሳሓቅ ተናፈቅቲ ቀልጢፍኩም ምፁና

  • @MUChotMUChot
    @MUChotMUChot 3 місяці тому

    ዋይይይ ሃመይ ምጉራዕ እሙየ ርእሳ ዝትወቀዕት ደርሆ ትመስል🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣💖💖💖💖