እዚ እንዳ ረኣኻ ግን በየናይ ሞራል ኢኻ እዚ ሰራዊት ናትና ኢዩ ክበሃል ይከኣል!?⭕

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 772

  • @ሜሪዕባይትግራይ
    @ሜሪዕባይትግራይ 2 роки тому +57

    ኣቱም ኣሕዋተይ እግዚኦ ንበል ንማህለል ምእንቲ ውፁዕ ኣምላክ ምሕረቱ ክልእኸልናስ ኣቤት ሓጥያትና ሓዲግካ ማሓረና ኣምላኬ😭😭😭😭😭

    • @ኣስቴርጋልትግራይS
      @ኣስቴርጋልትግራይS 2 роки тому

      ኣትዮ ክብረተይ ሰቡሞ ኣበይ ምስ ሰምዐ😢😢😢😢😢

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 2 роки тому +1

      አይሰምዕይ ጨካናት እዮም እዝኦም ትጋሩ ካብ ከብድ አደኡ ክሕረድ አለዎ እሎም ምስ ተዛረቡስ ብእውነት ልበይ ተሰይሩ ስጋ ዝለበሱ ድያብሎስ እዮም እፉ

    • @sabahagos8321
      @sabahagos8321 2 роки тому

      @@akezaberhe6216 xbuki aleki haftey gan zebezhan deleyti selam ena bsenki hade kilte hizbi Eretira ykon hazib tigiray
      Zkulu gfia zwerde zelo ezi ka bzeyka mhilaln xeloti kal kifetha aykialn eyu egzabiher amlak nkulu waxi hazbi selamu ylakelna

    • @yordatesfay9055
      @yordatesfay9055 2 роки тому

      Hizbi Eritrea ab tigray zigbro gifie yelen , etom yehwatkum amharhu niom belewom haswti msiom si hanti aytzarbun ekum feraht

    • @alexkahsay3997
      @alexkahsay3997 2 роки тому

      N tewahdo zegelglu Kulom luokat hgdef eyom,temahlilki men u ksemaki,

  • @ኣስቴርጋልትግራይ
    @ኣስቴርጋልትግራይ 2 роки тому +3

    ንሕና ጸላእቲ ኣትዮሙና ኢልና ንነብዕ ኤርትራዉያን ክኣ መገዛ ዓዶም ሰላም ይስኡኑ ኣይ ኣታ ፈጣሪ ጽቡቅ ዘመን ኣምጸአልና 🥺🥺🥺

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray 2 роки тому +32

    ኣይ ኣጆኹም ዞም ኣሕዋተይ ኣምላክ ኣፍደገ ይፍጠረልኩም ንሰላም ዝደሊ ሰላም ይፍጠረሉ ንኩናት ሞት ዝመርጽ ከም ምርጭኡ ይሃቦ ❤🙏
    ንቲ ለዋህ ህዝበይ ከዓ ሰላም የውርደሉ 🇻🇳🙏🙏

  • @ትግራይዓደይ-ረ3ፀ
    @ትግራይዓደይ-ረ3ፀ 2 роки тому +1

    ኣታ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ይፀንት ኣሎ እግዝዮ ንበል ንማህለል

  • @tsegazetewahdotigray7061
    @tsegazetewahdotigray7061 2 роки тому +24

    ሰለም ሰመረ ሓወይ ልክዕ ከም ህዝቢ ትግራይ ኣዶ ንወዳ ቀቲሎም ከ ንሶም ከይትበኪ ሰብ ፀውዓ ከይቅበር እናፈራርሑ ኣብ ቤተ ክርስትያን እንዳ ማርያም ኣክሱም ኣብ እንትቅደሰ እንከሎ ልዕሊ 800 ሰባት ዝሞትሉ ግዜ ወዘተ ሓሶት ዝብሉ ኣለው ሓቂ ግን መራር እያ እቶም ኣብ እንዳ ማርያም ዝሞቱ ሰባት መን ወዲ መን ኢሎም ምፍላጥ ምሰ ኣበዮም ብ ጫመኦምን ሳእንተኦምን በምቁፃረ እዮም ተገሚቶም ሰለዚ ትግራይ ን ኤረትራዊያን ናይ ሓባር ፀላኢ እዩ ዘለናሞ ነሕበር ንዛተ በጃኩም

    • @ephraimtik920
      @ephraimtik920 2 роки тому

      ሃሳዊ ጨናዊ ትግራዋይ!!!
      ሃተፍ ተፍ ገዲፍኮ ምስ አህዋትኮ ኢትዮጵያዊ ያን ጠባይ ጌሪኮ ንበር ብዛእባ ኤርትራ አይምልከተኮን።
      ትግራዋይ ዝብሃ አይንፈልጥን!!!
      ን ኤርትራውያን አዝማድና አረብ እዮም!!!

    • @yordatesfay9055
      @yordatesfay9055 2 роки тому +3

      Mis tegaru lizb aydlyenan yu go to Ethiopian , welahde mzatye yeblkumn ms Eritrea

    • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
      @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 2 роки тому

      @@ephraimtik920 🙆🙆

    • @recipesforyou1984
      @recipesforyou1984 2 роки тому

      Nehena Eritraweyane ena tselaena kea weyaneeu

  • @mylife-1125
    @mylife-1125 2 роки тому +21

    በጃኩም ዓገብ ንበል የሕዋተይ ህዝቢና ኣብ ሕማቅ ኩነታት ወዲቁ ኣሎ
    ገዛውቲ እንዳ ዓጸካ ምስቃይ😭😭❤️

  • @createyourownrc9090
    @createyourownrc9090 2 роки тому +2

    ፍትሒ ንውጹዕ ህዝብና ! ዓገብ ንጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ። ኣምላኸይ ይኣክል በለና መሓረና ይቅረበለልና ብሽም እቲ ዝፈሰሰ ደም ወድኻ የሱስ ክርስቶስቶስ ኣሜን።

  • @ነፂጓልኣሉላ
    @ነፂጓልኣሉላ 2 роки тому +23

    ፈጣሪ ሰላም ይዉርድ😢👏👏👏👏👏👏

  • @hiwetdesta9048
    @hiwetdesta9048 2 роки тому +10

    እፍፍፍፍፍፍፍ አነስ ብንብዓት ወዲኤያ እግዚአብሔር ምሕረት አውረደልና 😭😭😭😭😭😭

  • @123-2n
    @123-2n 2 роки тому

    Xelot zedlyo ezia u ezi ewan zi. Bietekstyan si defirka ktatwo zegerm u. Mharena krstos. Thanks so much Semuray hawna kea. Bless u🙏🙏

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 2 роки тому +1

    Iwee Agame Ikaa, Silezii naay Tigray kiliilkaa Zeytigeebeer. Meniseyaat Dekii kiliilkaa Zeloo Atzariiy imoo, naay Eritrea baiilinaa Alenayo om Kondaaf, Bi Hayimanoot Dika seebaat kitfelalii dikaa hassibka a, beel Nihinaa Bi Hayimanoot aynifelaleyiin Inaa. Biseldii ziteshetee, Banda Tigraway.. Awet Ni Hafash, Kibriin Megossin Ni Siwatna, AWET Ni Hafash, Kibriin Megossin Ni Siwatna, AWET Ni Hafash, Kibriin Megossin Ni Siwatna,. Viva Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea, VIVA Eritrea. Izii Aab kiilkaa Tigray imbeer Aab Eritrea Yeleen. Mitirnaaf dikaa Zibelkaa Kuiintii Zimeliee Hangol ouu.

  • @tsegayhaiysh9086
    @tsegayhaiysh9086 2 роки тому +9

    ሎሚ ኣዲንቀካ ተቢዕካ ሃገርካን ህዝብኻን ከምዚ ኢልካ ምዝራብካ ደስ ኢሉኒ በዚ ኣጋጣሚ ኣበርቲዕኻ ክትቅጽሉ ኢላበወኩም ሱሙር ሓወይ

    • @most5793
      @most5793 2 роки тому +1

      ጉዳይ ሃገር ይዛረብ የለን። ካቶሊክ ስለ ዝኮነ ጥራይ እዩ የሕሚምዎ። ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ኣየሕሞን እዩ። ጥልያን ኮይኑ እዩ ዝስምዖ እዚ ቅምሽጢ።

    • @davrecords7849
      @davrecords7849 2 роки тому

      @@most5793 ይፍልጦየ ኣብ ዓዱ ኣብ ስድርኡዩ ኣጋጢሙ ዘሎ ካቶልክ ስለዝኮንካ ትብሊ ካብ ሃይማኖትካ ዝዓቢ አንታይ ኣሎዱ ሃይማኖትኩም ከማን ኣይተክብሩን ኣብ ክድኒ ኣቦና ኣይኮንኩም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ቦልቲክ ትአትዉሉ ትፈላለዮ ኣብ በትክርስትያን
      ሰኪትኪ/ካ ዓጀውጀው ኣይትበሊ ድሉዋት ኢና ንህዝብናን ንሃይማኖትናን ደው ክንብል።

    • @most5793
      @most5793 2 роки тому +1

      @@davrecords7849 hager tkdm kab haymanot, kulu ab Eritrea zelo emnetat kab xeadu zmexe eyu. Katolik orthodox moslim kulu sdetena eyu. Hager gn demna eya.

    • @davrecords7849
      @davrecords7849 2 роки тому +1

      @@most5793 ይፍልጥ ኩሉ ሃይማኖት ካብ ደገ ክም ዝመጸ ኢሞ ክንግደሰሉ ይብልናን ማሌት'ዱ ብከምይ'ከ ሃገር ትዓቢ ካብ ሃይማኖት ኩሉ ግዚ ንህዝብናን ንቃለስ ኢና ንስ ውን ቡዙሕ ይሪኦየ ተቃዋሚዩ ኣብ ዮቱብ ኣብ ፍቅራዊ ስለዝጸቅጡዮም በጃኩም ንሓቂ ደው ንበል ነባሪ ስርዓት የለን 🤔

    • @ሓበሻዊራስታ
      @ሓበሻዊራስታ 2 роки тому +1

      @@most5793 smeani ab cothelic tray aykonen agatimu ab orthodexs ewon yegatm alo wala ewn kemti tblo ykun

  • @betielzekarias3993
    @betielzekarias3993 2 роки тому +3

    እሞ ፡ እንታይ ፡ ኢካ ፡ ትብል ፡ ሐሳዊ ፡ ትግራይ ፡ ትስዕር ፡ ክትብሉ ፡ እናዋዓልኩም ፡ ሱቅ ፡ በል ፡

  • @kokobgebrmskel854
    @kokobgebrmskel854 2 роки тому

    ብእግዛብሀሪ ኣምላኪ ምሕረት የውርደልና ኦ ኣምላከይ ተለመነና እግዞ ማሓረና ኹሩስትቲ

  • @tsegahaile7869
    @tsegahaile7869 2 роки тому +19

    የሕሚሙኩም የዕጋም መሰላት ካብ ህዝቢ ኤርትራ አይትበልፁን ኢኩም አንዳ ትግራይ ትዕወት

    • @nursalih9462
      @nursalih9462 2 роки тому +3

      yes yhmimatom Tsega nebsi,Gal halal meret Erererer

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 2 роки тому +1

      @@nursalih9462 anta nay men denakur wkum karta Eritra zeytfeltu tekoynkum tm belu segeneyti da kab mas u tigray koynu beka balkum mwnnet kthbun ktkelun jemirkum

    • @tsegahaile7869
      @tsegahaile7869 2 роки тому

      @@kesetemerhawi9674 አስተዉዕል ነቲ ሰነ ሓሳቦም አና አንዳትግራይ ትወት ኒብል ዘለና ኒ ሰገነቲ አይኮናን ስቅ አልካ አይቲሃዉትት ሙሽሙሽ ለኻብጥ አንበር ሰገነይቲ ዓዲ ኩላትና አያ ክትፈልጥ

    • @eru5343
      @eru5343 2 роки тому

      @@nursalih9462 መስጊድ ወይ ኣስላም ተዝከኑን ኔሮም ከምኡ ኣይምበልክን ዓሌታዊት

    • @eru5343
      @eru5343 2 роки тому

      ኣቲ Tsega haile ኣብ ስድራኪ ሰለ ዘይወረደኪ ዲዩ ድሓን ሪጋ ስድራኪ ምስ ኣከለ ክትዝክርዮ ኢኪ እዚ ምስ ዓጋመ እንታይ ከ ዘተኣሳስር ኣለዎ

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 2 роки тому +5

    በስምኣም ኣታ ፊጣር ትዓረቀናይዶ 🥺🥺ዋይ ማኣዝማ ይርዶኦም ሰመረ ሓወይ እግዚአብሔር ይታዓረቀና ሓድሽ ዓመት ሰላም ያምፀአልና 😔😔

  • @mussieasmorum3206
    @mussieasmorum3206 2 роки тому +7

    Weak upp all Eritrean brothers and sisters our time is just now we dead every day so we need freedom

  • @tesfayhaile7621
    @tesfayhaile7621 2 роки тому +6

    ናይ በሓቂ ዝገርም።

    • @mananeghuse1098
      @mananeghuse1098 2 роки тому

      ኣቱም ህዝብ እፍና ዓጺና እዝግኦ ንበል ከም ሕዝቢ ነነዊየ ክምሕረና ጾምን ጸሎትን ንግበር ሓደራ

  • @rim735
    @rim735 2 роки тому +10

    Ane ☪️ muslim eye alhamdulilah.I stand with my people Catholic and orthodox.
    Hazine ane cathlicawit betelrstian lasale temahire. Hagaz nay lasalae temahire kdsti hana basically jemire hji gn buzuh shigrat krekba kolewa demey tetew elu darga hlwti muwuti koyne aleku 😂😂😂😂😂

  • @embaynesh8553
    @embaynesh8553 2 роки тому +7

    ሰላም የዉርደልና እምበይ ሰመረ ሓወይ ጥዑም ምስማዕ ጥዑም ምርኣይ ሓሪመና እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልና እምበይ😅🙏

  • @atakltitafere5687
    @atakltitafere5687 2 роки тому

    Smurryyyy thank you sle kulu betaemi kulu gelixkayo. Kulu gzie ከምዚ ቀጽለሉ ዝሓወይ ኩልና በብዘለናዮ ድምጺ ንኩኖም

  • @yordatesfay9055
    @yordatesfay9055 2 роки тому +1

    Felalieka aytzareb ab kulu Eritrea yegtim yu nskum gina nay awrajakum ekum tegbru bnay Hager hisebu

  • @ሂወትኣሰፋ
    @ሂወትኣሰፋ 2 роки тому +8

    ኣጀኹም ኣሕዊተይ ድሕር ፀልማት ብርሃን ኣሎ😢😢🙏🙏🙏✝️

    • @seditali1246
      @seditali1246 2 роки тому

      Bro... nay hizbi Eritrea gin kulu xelimat koyunu kemzi si yelen

  • @كيروسكيروس-ث8ر
    @كيروسكيروس-ث8ر 2 роки тому +8

    አምላክ ሰላም የውርደልና አሕዋተይ ሕማቅ ግዜ

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray9316 2 роки тому +2

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና

  • @adiamhaile8523
    @adiamhaile8523 2 роки тому +1

    May God bless and protect our people.

  • @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር

    እግዝኣብሄር ይሓልዎም 🙏😢

  • @briktiteweldemedhin8306
    @briktiteweldemedhin8306 2 роки тому +2

    ለባም በዓል ሕልና ሰመረ ሓወይ
    ዘዕበየካ ቤተክርስትያን ብብረት ክድፈር
    ኣይኮነን ከም ወዲ ዓድስ ከም ሰብ ዝስምዓካ ስሚዒት ፍሉይ ዩ

  • @ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል

    ብጣዕሚ ኢዩ ኩንትር ዘብለካ ኡፍ ዋይ ህዝብና ዝረክቦ ዘሎ ምስኪናይ ካብቲ ኩሉ ዝክእል ሰላሙ የውርደልካ ይሐው

  • @hewan1183
    @hewan1183 2 роки тому +1

    Egziabihare yhabka Semere hawey🙏🏾 Let’s stand up for the truth and for the poor people😭

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 роки тому +13

    ኣታ ሸልሕ ትዛረቦ ፍለጥ ኣብ ዝጥመካ ኮፍ ኢልካ ግፉ ይህሉእዩ የለን ኣይንብን ኢና ሕሩጭ ግን ኣይወስዱን እዮም ኣይ ትጋገ ሰብ ኣየተጸልም እዚ ክሉ ትብሎ ዘለካ ጌጋ እየ እዋይ ጸለመ ከም ሰልጠነ ኮይካ

    • @ኤረይናተይ-ዀ5ነ
      @ኤረይናተይ-ዀ5ነ 2 роки тому +2

      ብዓይነይ ዘስደምም ዝርኣክዎ ዩ ኣብ 2012 ከባቢ ኣብ ዓድና ብ ሓደ ምዓልቲ 7 ዒላታት ብ መንግስቲ ተደፊነን ኣቦታትና ጸልሚትዎም ዊዒሉ ኩላ ዓዲ ሓዚና ዊዒላ ግራውቲ ዳርጋ ፍርቂ ናይቲ ዓድና ስርናይ ዘሪእዊ መንግስቲ እዚ ዘይሃስስ በሰላ ኣሎ ኣብ ርእሰይ ክሳብ እዛ ዕለት ሎሚ ሕጂ ውን ቆልዑ ይሕዋትና በረካ ኮይኑ ምሕዳሮም ገለ ኣትማን ነኪስዎም ይመቱ ኣለዉ ኣብ ስዖሪ እንዳ ሓደሩ ኣብዚ ሶሙን ክልተ ደቂ ገዛውተይ ብ ከምዚ ተረዲ እና እዝስ ኣየጉህን ዶ እግዛብሔር ዓቅሉን ተጸዋርነት ናይ ህዝብና ርእይይ ምሕረት የውርደልና

    • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
      @ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 роки тому +1

      @ኤርትራን❤ትግራይን ሰክት

    • @adhanomadhanom2728
      @adhanomadhanom2728 2 роки тому

      @ኤርትራን❤ትግራይን ጉሓፍ ቆፍቃፍ ትግራዋይ

    • @flilmonmaeri9244
      @flilmonmaeri9244 2 роки тому

      Nski anber ati gahaf galta dkala gal dergi

    • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
      @ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 роки тому

      @@flilmonmaeri9244 ብሓሳብ ተዛረብ ኣይትጻረፍ ስድነትካ ኣይትግለጽ

  • @ኣሮንወዲዳዊት
    @ኣሮንወዲዳዊት 2 роки тому +19

    ፖውው ንስኻ ከኣ ጀሚርካ እምበኣር 🤔

    • @michaelmichael3613
      @michaelmichael3613 2 роки тому +3

      Etay Aynet zerba eka tzareb zeleka ab godni hzbu sele zkone du kemaka Telami hzbi zeykone weys etay

    • @habtomafowereki5129
      @habtomafowereki5129 2 роки тому

      ዓርኩ ከምኡ ትብል አለኻ እሞ እዚ ኩሉ ዝብሎ ዘሎ ሓስዊ እንተ ኮይኑ ሚዳ ውረዲ ክይዲ
      ሓቂ እንተ ሃልካ ንስኻ አብዚ ኮይንካ ንስኻ ካ ጅሚርካ እንዳ በልካ ንሰባት ትፍረዶም አለኻ አብ ኤርትራ ዘለዎ ሕህቢ መስጣ ክበጽሓካ እዩ

    • @ጓልተዋህዶትግራይ
      @ጓልተዋህዶትግራይ 2 роки тому

      ናይ ሰበ ረእሲ ኣለካ ዶ ኡፍፍፍ ሓዘካ ይከደይ ኣምልክ 💔😭

    • @ኣሮንወዲዳዊት
      @ኣሮንወዲዳዊት 2 роки тому

      @@michaelmichael3613 ኣቤት ወዳጀ ዘረባ abey እኩም ኔርኩም ሕጂ ኣብ ዓድኹም ምስ መጸኩም ምኒን ትብሉ ግፋ ደኣ ሕጂ ዱ ተረድኩም ኣብ ኩሉ ኤርተራ ግፋ ኣሎ እንታይ ሓድሽ ስለ ዝኾነ እዩ ሕጂ ነዚ ምኒን ትብሉ zeleku ተገፍፍና ዘይኮናን ኣብ ሰራዊት ኔርና 👌

    • @ኣሮንወዲዳዊት
      @ኣሮንወዲዳዊት 2 роки тому

      @ኤርትራን❤ትግራይን ዓጋመ ቆማላት ምኻንኩም እኮ xibuk ጌርና ንፈልጠኩም ኢና ካብ ሕጂ ግን ክንጻገብ ኢና fact 👌

  • @letebrhanmihretab163
    @letebrhanmihretab163 2 роки тому +1

    ኦ ኣምላኽ ምሕረትካ ሃበና ምሕረትካ ንደሊ ኣለና ነዚ ኣብ ዓድና ወሪዱ ዘሎ ሰላምካ ሃበና ሰላምካ ንጽበ ኣለና ኣደየ ካብ ወድኪ ምሕረቱ ለምንልና

    • @isaiasasmerom9195
      @isaiasasmerom9195 2 роки тому

      ኣታ ኣምላሕ ምሕረትካ አውርደልና

  • @mkretiaziti1616
    @mkretiaziti1616 2 роки тому

    ሰመረ ሓወይ እግዚአብሔር ሰላም የውርደልና

  • @tesfithaylat4373
    @tesfithaylat4373 2 роки тому +4

    ኣሕ ዋይ ኣክሩር ዓደይ ትረክብዮ

  • @masho5664
    @masho5664 2 роки тому

    እግዝኣብሄ ዝበደልናዮ ይቅር ኢሉ ሰላም የውርደልና ሰመረ ሓወይ

  • @akiseid4994
    @akiseid4994 2 роки тому +4

    ኪድ ቶኳን ክንደይ ከ ክኸፍእ 'ዩ መን ተንታኒ ጌርካ ንስኻ ሻዕብያ እምበር ዶ ኸ ሰብ እዮም ገለ ትብል ቅድም ፍለጥ ሻዕብያ መን 'ዩ ፍለጦ ሻዕብያ ውልቀ ሰብ ኮይኑ ድዩ ዝስምዓካ ደንቆሮ

    • @milliondave4142
      @milliondave4142 2 роки тому

      Ati resah mekan reisi. Denkero barya. Amalk ezi maska hizbi nibatin sikyatin ab reiskin aletin yewulo.

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 2 роки тому

      Denkoro emo kemakan meseltkan yom

    • @asmeromisak685
      @asmeromisak685 2 роки тому

      Ked wed teraf nay Amhruo foooo wed shormhota gay

    • @peacetotheworld1737
      @peacetotheworld1737 2 роки тому

      Aki ዓሻ::

    • @yordatesfay9055
      @yordatesfay9055 2 роки тому +1

      Xbuk alo abey nieru hji awraju koinwo dyu zezreb kufu teriet

  • @segenm950
    @segenm950 2 роки тому +1

    ንብሎ እኮ ጠፉኡና ስሙረይ ኣጆኩም

  • @ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
    @ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ 2 роки тому +3

    አምላክ ምሕረት የውደልና እንበር የሐዝን እዩ

  • @meazaokbufessehaye7629
    @meazaokbufessehaye7629 2 роки тому

    Good speech my dear brother and God bless you with your lovely family

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 роки тому

    ከም እታ ኣብ ትግራይ ዝግብርዋ ይግርም እንታይ ዓይነት ፍጥረት እዮም 🤮🤮 ውድቀቶም የሪአና

  • @በርሀጻዕዳተወልደኢዮብ

    ሰመረ ጅግና ናይ በሓቂ ኮሪዐልካ ኣጆኻ በርትዕ ነባሪ ህዝቢ እንበር ነባሪ ስርዓት የለን
    እዚ ረሳሕ ስርዓት ህግደፍ ከኣ ዕርበቱ ቀሪባ ያ ።

  • @sallusallu2894
    @sallusallu2894 2 роки тому +14

    ኢታ ስእልካ ግን ካህናት ኣይተርእን ኢያ መሻይክ ኢያ ተርኢ ዘላ ዋላስ ናይ ቤተክርስትያን ጥራይ ኣገድሱካ ኮይኑ ኢዩ

  • @SF-zq9mw
    @SF-zq9mw 2 роки тому

    Amlakh selam yewrdelna Semere hawey kulu kihalifyu.

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 2 роки тому +5

    ተተዛረብኩም ቻነልኩም ዝዉሕድ ድዩ፡ዝመስለኩም ከም ኣርእስቲ ከማን ክተምጽዎን ክትቃለስሉን ብትብዓት ይግብኣኩም።ነዚ ዘይተቅርቡ ተኮይንኩም ካልእ መደብኩም ኢንታይ ዩ ክዓብሰልና ታይ ዩ ወረ ክሕግዘና ካብዚ ዝከፍእ የለን ብድፍረት ኣፍ ዝህዝቢ ክኑ ።

  • @tirhasaraya1895
    @tirhasaraya1895 2 роки тому

    ህዝቢ ኤርትራ ብኹሉ ኣይጣዓሞን እቲ ዝሕዝን ካኣ ብወላሓንቲ ብጀካ ብፈጣሪ ተስፋ ዘይብሉ ምኳኑ

  • @eritreanlove2182
    @eritreanlove2182 2 роки тому +2

    Bela endika nerka hadar tray hiji ab zeymlketeka fah tbleka ala

  • @ምልኣትየማርያምልጅነኝ

    ኦ ኣምላክ ሆይ ገፀ ምሕረትካ መልሰልና ጎታይ ጨኒቅናኮ ለሞስ😭😭😭

  • @wedilemlem7324
    @wedilemlem7324 2 роки тому +2

    ብሮ ጸቡቅ ኣለካ ገን ጸቡቅ ናይ ኤርትራ ከ ትዛርብ ዶ

    • @davrecords7849
      @davrecords7849 2 роки тому

      አንታይ ጽቡቅ ኣለና ብዘይካ ውርደት ኣምስሉታት ኣይትኩኑ

  • @sisaykahin9470
    @sisaykahin9470 2 роки тому

    Thank you S family 👪

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 2 роки тому

    THANK you brother

  • @Yo.222
    @Yo.222 Рік тому

    Let America take this country better that way .. what’s the point when your own Government is treating you like enemies ???

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 2 роки тому +3

    ህግደፍ አራዊት ከማን ይንእሶ

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 роки тому +4

    ኣምላክ እግዚአብሔር ሰላሙ የውርደልና

  • @alyanaabrham3204
    @alyanaabrham3204 2 роки тому +5

    ኣምላኽ ምስ ውፁዕ ዩ ኣጆኹም ንሕና ኣብዚ ኽልተ ዓመት ንዓይንኻን ንእዝንኻን ክትሪኦን ክትሰምዖን ዘግናኒ ሂወት ስቅያት ሓሊፉ ህዝብና እናርአና ኣብ ስነ ልቦናዊ ጉድኣት ስምዒት ሕማቕ ኣለና ግን ኣምላኽ ኣቦይ ንሰራዊትና ሓይሊ ሂቡ የመርሾም ኣሎ ነዚ ኹሉ እራይ ምራይ ሰራዊት በዲሁ ይምርሽ ንሕና ድማ በኦኦም ተደቢስና ገና ድማ ዓወትና ንፅበ ንስኹም ድማ ነዚ ሕማቕ መራሒ ብሓባር በርቲዕኹም ተቓለስዎም እዚ ኽልተ ህዝቢ ደም ብደም የተሓፃፀብዎም ኣለው ኣብ ደገ ዘለና ውን ብስምዒት መልሰይ መልስኻ እናተጎዳዳእና ንውዕል ኣለና ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረትካ ልኣኸልና ሓደራ

  • @hewan1183
    @hewan1183 2 роки тому

    You are so right Semere hawey!!! Ezom Abzi koynom kemu zblu Egziabihare kkeflom eyu!

  • @akberetbahta2864
    @akberetbahta2864 2 роки тому

    ኣምላክ ምሕረት የውረደልና እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ

  • @ገርግስም
    @ገርግስም 2 роки тому +5

    ሰመረ ሓውና ባሓቂ ለባም ሰብ

  • @yordatesfay9055
    @yordatesfay9055 2 роки тому +1

    Sek bel hasawi , weyane kelo selam yelen , ezi ka ab Asmara zenber eyu komu yegbru nierom hji nbeynkum fluyat kitkonu aytfetnu

  • @saron2613
    @saron2613 2 роки тому +3

    Please,god bless and safe our people 😭❤️❤️

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 роки тому +3

    ከማና ደማ ሽጥ ስረ ኢልኩም ክትቃለሱ ፍቆዶ ሃዲምኩም ጸርፊ ብቻ ኢኩም ትክእሉላ እምበር ዋላ ሓንቲ ሓሙት ዝበሃል የብልኩምን ንምንታይ ሃገርኩም ገዲፍኩም ሃዲምኩም ሓቢርኩም ተቃሊስኩም ንዚ ጀርባብ መራሒኩም ዘይትፈንዉዎ ትግራዋይ ግን ንዓዱ ንህዝቡ ይስዋእ ካባና ተማሃሩ ኪዱ ተጋደሉ ብሚድያ ተናጊርካ መፍትሒ የለን

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 2 роки тому

    Xenhat yehabena nehzbna dma kabza nay mot-xentet nab hiwet-rahwa yesagrom.
    Etom ab dege zelona Amlak xenhat xenhat yehabena😭😭😭 🙏🙏🙏

  • @zarat3106
    @zarat3106 2 роки тому

    Very sad that is my village I can't not stop crying I am ready to go free my people

  • @wintahadish6679
    @wintahadish6679 2 роки тому +2

    Eritrea 🇪🇷 adey xeliaki loms kulu gize diki adetat dem tenbie kulu gize diki waga tekfli 🥲🥲🥲😭😭😭😭nuesey amlak yhalka

  • @letengustekle9598
    @letengustekle9598 2 роки тому

    Egziabiher Amlak selam yewrdelna.

  • @semhareylove3503
    @semhareylove3503 2 роки тому

    Egziabher Amlak mhret yewurdelna😭🙏

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 2 роки тому +1

    ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ፈጣሪ እምበር!
    ንሕናስ አብ ማስ ሜዲያ ከማን አይንረዳዳአን ኢይና!
    መሻኪን ህዝቢ ይሳቀዩ አለው!
    ንሕና'ከ ነንሕድና ንወናጀል!
    ህዝቢ ኤርትራ ሰላሙ ክመጽአሉ ኢዩ!
    አይምሰልኩም
    እቶም ናይ ሰብ ርሕራሔ ዘይብልኩም!
    ከይተወለድኩም ተትተርፉ ጽቡቅ ኔሩ!
    መሬትና አጻባቢኩምልና!
    ርጉማት አብዝከይድክሞ ኬዲኩም አምላክ ይፍረደኩም!
    ፎ እ

  • @yodit5185
    @yodit5185 2 роки тому

    ፈጣር ሰላም ይዉርድ

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 2 роки тому +4

    አይረአክዋን አለኩ!
    ከምዚ ዝመሰለኒ ንደቂ አባት ዘይደቅስ ኢዩ

  • @seluselu7902
    @seluselu7902 2 роки тому

    Egzabiher selam ygberelna 😥😥😥

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 2 роки тому +1

    ፈጣረ ሰላም የወረደን እንበር እንታይ ክብሃለ ከይኑ ኣምልክ ልበና ይዕደለን 💔😭😭

  • @hanilove8278
    @hanilove8278 2 роки тому

    Hizbi Eritrea 🇪🇷 mezrbe seb koyna trfena ezi Eritrea 🇪🇷 xebibtkum ahh 😌😥😥💔💔💔💔

  • @eseyamnuel
    @eseyamnuel 2 роки тому

    ሻዕብያ ፍጥር ክትብል ጸረ ህዝቢ እያ እዛ ረሳሕ ውድብ። ኣነስ እዛ ድንግል ኢዳ ኣጣሚራ ጠጠው ኢላ ዘላ ምስ ረኣኹስ ልበይ ተሰይሩ
    ኣቱም ሰባት እዛ ኢሳያስ ዝመርሓ ውድብ ካብ ሱር መሰረታ ከይጠፍአት ህዝብናን ጎረባብትናን ሰላም ዝባሃል ኣይክረክብን እዩ።ኣምላኽ ዳኣ ተጋሩ ሓይሎም የጽናዓዮ ፈጣሪ እንተረድእዎ እምበር ንሕናስ ነብሰይ ይጥዓመኒ ኢልና ገዲፍናዮ ሃዲምና ኢና።
    ዘራይ ዝሳኣነ ህዝቢ ድማ መጻወቲ እዞም ባራዩ ኢሳያስ ይኾኑ ኣለዉ። ኣሕ ሓሪረ እምበር ኣነስ

  • @t.g824
    @t.g824 2 роки тому

    የሒሐዉ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ልብናኮ ደምዩ ምንባር ኣፅሊኡና መጨረሽኡስ እንታይ ይከዉን💊🙏😭

  • @rahelmhretab5682
    @rahelmhretab5682 2 роки тому

    O goyta selamka awridelna🙏🙏🙏

  • @nebiatbereke7204
    @nebiatbereke7204 2 роки тому +1

    Please god bless and safe our people 🙏🙏🙏

  • @shakamla
    @shakamla 2 роки тому +6

    ባልኩም ንገር amtskum ትግራይ ትግራይ ክትብሉ ነቲ ህዝብ ሽገር ኣምትስኹምሉ............. ረስሓት

    • @terezakidane5983
      @terezakidane5983 2 роки тому +1

      Kabaka nlaeli resah yalen men ika nska

    • @yonasgebreyohannes8805
      @yonasgebreyohannes8805 2 роки тому

      Sebawnet u nska wn abta teakibkala zeleka hager hizbin mengistin entezeykibeleka abza tiakibkala zeleka hager bota aymrekebkan,rekibka gn nezi kitxihf bekieka ezom abotatnan ahwatinan gn kab merebotom gotitu yewxiom alo

    • @ጓልተዋህዶትግራይ
      @ጓልተዋህዶትግራይ 2 роки тому +1

      ኣሕ ሓሪኢ ድሙ ንስካ እኮ ተጠፈእም ዘለካ 💔

    • @peacetotheworld1737
      @peacetotheworld1737 2 роки тому

      ዓሻ

  • @ፍልጠትሓይሊ
    @ፍልጠትሓይሊ 2 роки тому

    ናይ አዝይ ኩሉ ሺገር አብ eritrea ዝወርድ ዘሎ አቶም ደግፍትይ አዮም ተሕተትይ 😭😭😭

  • @hizbawitgaym1480
    @hizbawitgaym1480 2 роки тому +4

    የሱስ ፡ማርያም ፡የስየፍ እንታይ ይበሃል ኣምላኽ ባዕሉ ማይ ጨሎቱ ይድፈኣልና

  • @tekleweiniteweldemedhn5442
    @tekleweiniteweldemedhn5442 2 роки тому +4

    ኣምላኽ ባዕሉ ይእክለኩም ይበለና ።እዚ ኮነ ኢልካ ህዝቢ ንምጽናት ዝፍጸም ዘሎ እዩ።

  • @ሃዊየኣርሴማእናትhiwiyearse

    ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ላኣከልና😭😭😭

  • @luwameseyas1119
    @luwameseyas1119 2 роки тому +1

    Ajokumm semere hawey ezi wen kihalff eu medhanialemm aysedomenn eu ajonaa teray adeyy mearey kiwegehh eu ♥️

  • @lewhatkafluyyuamlakey2788
    @lewhatkafluyyuamlakey2788 2 роки тому +46

    Entay dea ab kebabi Adka ms agateme ktzarebu jemirkum sebaykum sebeytkum 😋😋😊 Aye catholic

    • @mositeynatey7854
      @mositeynatey7854 2 роки тому +5

      Atgermekan anes keselchuwuni

    • @Maryamey
      @Maryamey 2 роки тому +3

      Meches nseb ketethtu hikit eikum tblu ata beal resi akat
      So boring 😴 😑 😪

    • @aygermekumdo4914
      @aygermekumdo4914 2 роки тому +3

      Bhaki ane wala germni betami aye seb an adiu ms konet tezarebu

    • @wegahtabereket4994
      @wegahtabereket4994 2 роки тому +8

      ሕማም ኣውራጃ እንድዩ ዘለዎም በዓል ሰመረ

    • @wegahtabereket4994
      @wegahtabereket4994 2 роки тому +1

      እወ ሰራዊትና መዓርና ዝተቀርጸ ትግራይ ከይዱ ይሽኖ ክሳብ ኣምላኽ ሰላም ዘውርድ ትንቢት ዩ ዝፍጸም ዘሎ ክትርገጽ ኢካ ፍቅሪ ዘይብሉ መንእሰይ ንሱ ዩ ፍሪኡ

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 2 роки тому

    በስመስላሴ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ አታ ክንደይ ይጭክኑ ሓቆም ዳአኾኑይ ዝኩሉ ግፍዕታት ዝገበሩ 😭😭😭አነ ዝገርመኒ ናማን ዲኩም ሰባት ዝኩሉ ዓመት አብ ፀልማት ንኻሊእ ተቀረየስ ንሃይማኖትኻ ዘይትመዉት 😭😭😭😭አብየት ባዕልኻ አቁርሮ መድሃኒአለም ቅድስ ቦታ😭

  • @ola1707
    @ola1707 2 роки тому

    I mean politic don’t give shit about a religion but as a civil person I feel bad about what is happening in your city and in general in Eritrea 🇪🇷♥️amlak yiqire yibelelna nhina libina atrirna B adinan hizibinan sidet nifedeyo aleni Fqriy fitewu deqi erey selam kimles bejakum ❤

  • @gualzalembesa3984
    @gualzalembesa3984 2 роки тому +3

    እግዛብሔር ሰላም ይልኣከልና ፈጣሪ

  • @peaceandlove8679
    @peaceandlove8679 2 роки тому +4

    ዝሓወይ አኔ ነዚ ነገር ይቃወሞዬ ከም ማንም ኤርትራዊ ግን እዚ እንዳረአካ እዚ ሰራዊት ናትና ኢልካ ከመይ ጌርካ ትዛረብ ንዝበልካዮ አይትተዓሾ ሰራዊት ዝተአዘዞ እዩ ዝገብር ሱቅ ኢልካ ብዝመጸልኻ ሰራዊት ዓድኻ ሽም አይተጥፍእ ተደሊኻ ነቶም ዝአዘዙዎም ተዛረብ ዓሻ አይትኹን

    • @midnightmoon1318
      @midnightmoon1318 2 роки тому +1

      Hakika kedemus wey zebeluka migbar u wey megdafom elna ena gedifnayiom etom misom zelowu serawit kea zetebahliwo yegebru alowu

  • @ghenetkidane8311
    @ghenetkidane8311 2 роки тому +2

    እንጌራ ዓለም ብላዕ! እዝጋብሔር ባዕሉ ምሕረቱ ይአዝዘልና እምበር ናህና ነገር'ሲ እንድዒ! 😢

  • @tigraymymather7597
    @tigraymymather7597 2 роки тому +1

    ናይ ኢዶም ክረኽቡ እዮም ደቂ ርግምቲ

  • @dingleywahsey9318
    @dingleywahsey9318 2 роки тому

    Egziabher yirdiana

  • @ሓበነይመክሰብህያበይ

    ፈጣሪ ሰላም ራህዋ የዉሪደልና በተለይ ተናገሪቲ ትግሪኛ ፈጣሪ አበሳና ሓዲጉ ሰላም ንስድራናን ዓድናን ይምለሰና ሰመረ ሓወይ

  • @ሰላምሰላም-ወ5ቨ
    @ሰላምሰላም-ወ5ቨ 2 роки тому +1

    ፈጣሪ ሰላም የውርደልና ኣምላከይ

  • @berketokubay5988
    @berketokubay5988 2 роки тому

    ኣሕ ኢትዮጵያዊ ኢሰያስ ኣፈዎርቂ ተጻዊትልና ብሰንኪ ደናቁር ህግደፍ፡ ሕጂውን ኤርትራዊ መሪሕነት ኣባይታ ክረጋገጽ እዩ ክኸውን እዩ ኸኣ ናይ ግድን

  • @samharamen6278
    @samharamen6278 2 роки тому +1

    እዋይ በስመኣብ 🥺 ምሕረት የውርድ ፈጣሪ አምላኽ ሕማቅ ኣሎ ሰብ 🥺😥😭

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 2 роки тому

    Thank you brother Semere

  • @birktilebasi7406
    @birktilebasi7406 2 роки тому

    Amlakey selamka lakelna nhayalat ena bhalti redietka sdedelena seb kab adu halifu nabey eyo zkedo wo Medhani alem aboy hakena feradi nska eka nmdhana ften 🙏🙏🙏💔💔😭

  • @wedasezerslase4116
    @wedasezerslase4116 2 роки тому +1

    Amlak mewaxia yiftherelkum ahwatey.😭😭💔💔 ezi ewun kehalf eyu behayli amlak 🙏🙏🙏

  • @samrtss9936
    @samrtss9936 2 роки тому +1

    ኣጆኹሞ ኣሕዋተይ ኩልና እና ኣበ ፀገም ዘለና

  • @hamassien323
    @hamassien323 2 роки тому +1

    ኩሉ ናይ ህግደፍ ጉድ ዘውጽእ ዓጋመ ኢዩ ዝብሃል ለሚድናዮ።ተበለጽቲ እወ፡ማይ ዝሓረሞ ህዝቢ ከለካስ ቢራ እንዳሰተካ ምሳኹም ኣለና ምባል ዓቢ በለጽ እወ።

  • @simret639
    @simret639 2 роки тому

    S family ዝሐወይ እቲ ግፍሒ ዝግበር ዘሎ ከቢድ ኢዩ ግን ሰራዊይ ኤርትራ ከማኻ ዉጹዕ ኢዩ እዚ ዝገብሩ ፍሉያት ናይቲ ስርዓት እሙናት ሰባት እዮም. ሰራዊ እዚ ዘሎ እኮ ሰራኣብደገ ድዩ ክበሐል?