I am so happy with kiros man and I would have something gift to him one day because even 0.5 as his mind I haven't seen from Eritrea's artists. I am proud of you and Long live❤❤❤❤
Mr. Koros. your stories in Tigraie is very nteresting and touching, Ajoka, you are almost there to free Eritrea from Lucifer Isaias, Aedihen BRAVA and Thank You.
Kiros is an amazing guy and the only artist and activist knew the brutal dictator before all his friends and majority of Eritreans. He is winning the heart of 100thousands of youths who are fighting the HGDF regime.
@@teswedigrma23beja President Isaias Afewerki hagerea Eritrea 🇪🇷 merahi tfeiu guhafat Tigaru game over Eritrea 🇪🇷 n Eritreawiyan b Eritreawiyan yea hrr belu ember Tigaru sereqti ametsti demegnatat huzbn hagern Eritrea 🇪🇷 eiku Tigaru game over
kiros hasawi werdika nska dea entay tfelts seraqi genzeb kitlmin eilka ember ab Eritrea dea ms deqi generalat endika meakor nai beal bini koeka tlhs neyrka. hizbie Eritrea esi jigna eiu. plus dima hibzie Eritrea mule Hgdefawi eiu ok.
@@koala10ish hi is faiting for you, for your father, brother and sister. He is from Eritria. We Tegaru we love him. By the way to be Agame is to be blessed. I'am proud to be Agame
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ ከማኻ ይብዝሑልና በርገድ ንሓመዱ ይዕወት ተጋሩ የሕዋተይ ካኣ ሰላምታ ኣይረሳዑኩን
kkkkkk xelai nebska eka
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና🙏❤❤❤❤❤
ኪሮስ ዓቢ ሰብ ኣብ ኣስመራ ውን ካብቶም ዝሓሹ ሰባት ኢዩ ኔሩ:: We love you በርትዕ ዝዓርከይ
👃👃👃👃🌈🌈😭😭😭❌
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ: እንቋዕ ናብዚ ፍቅሪ ዝኾነ ሕብረተሰብ ብሰላም ኣቶኻ❤። We love you ተጋሩ❤
ኺኺኺኺኺኺኺኺ
Teasiru kea 😂😂😂hji talim knwesdo ina
ኣዶ ከም ኪሮስ ወሊዳ ትምከን ትበተክ መዓንጣ ስሚ ፀላኢ ብሓቂ ጅግና ሃብሮም ፍትሒ ወይ ሞት ❤❤❤❤
Hahaha 😂😂😂😂
ንዓለም ናይባሓቂ ዝነብራ ኪሮስ ጥራይ እዩ።💙💙💙👍💪
💙💙💙💙😘
😂😂😂😂
ኣብኣ ኣለትካ መስሓቲ 😂😂😂😂
😅😅😅😅😅😅ከምሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን
Hade loqmax seb kulu gizie metkel yebulun adiekha qetilka nihatnekha nab doctor misad malet eyu
I am so happy with kiros man and I would have something gift to him one day because even 0.5 as his mind I haven't seen from Eritrea's artists.
I am proud of you and
Long live❤❤❤❤
መድህን ዓባይ ሰብ ን ኪሮስ ስለ ዘቅረብክልና የቀንየልና።
❤❤❤
💪💪💪❤❤❤🙏🙏🙏
EKEKE Le EKEKE 😂😂😂
Anchim ye VITAMIN Eteret alebach...🪰🪰🪰🪰
Kiros nay eritrea shm arkoney
አረ ኪሮሰ ናዓካ ዝረክበሉ ማዓልቲ አምላክ ትዝህበኒ ጀግና ንበረለይ አነ ከም ትግራዋይ አብ ናሃትካ ወግን አለኩ❤❤❤❤❤❤❤❤
ትድምሰስ ከአ ቆንድፍ
Esayase must be very powerful the way he explained. I wish him more years to come good for eritrean.
ድርባይ ወያነ ድአ ክንደይ ዘይፈተነት ንሻዕቢያ ከተጥፍህ ግን ዓቅሚ ሲኢና ዋላ አሜርካ ሒዛ ክንደይ ተንኮላት ዘይተፈተነ ንሻዕቢያ ንምጥፋህ ሻዕቢያ ማለት ግን ህዝቢ ማለት እዩ ኪሮስ ዓሻ ንወያኔ ፈጣሪአ ካአ ሻዕቢያ እዩ ከመይ ጌራ ከተጥፍኦ ዓቅሚ የለን :
አይ ደንቆሮ ንምንታይ ናብስደት ወፃኻ ሽንታም
Nska nmntay wexieka@@Resilience3
@@Resilience3 አንታደካ ይምልከተካ
ክሮስ ሰብ ኮይኑ ንሻዕቢያ😅😅😅
ኣንታ ከዛብ ሓሳዊ ኢሰያስ እባ ክሳብ ዘሕንግሮ ዝረክብ እጽበ ኔሩ :: ሓገዝ ረኺቡ ውን ኣይከኣለን ::
ኬሮስ ጀግና ሓቀኛ ተቃላሳይ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ፈጣሪ መዲህነይ ጎቡዝ ጋዘጠኛ ባሓቂ ቀፅልሎ 💞💞💞✅✅✅✅✅💞💞💞💖💖💖💖
Kiros finally exposed the truth…I always admire you. You said it absolutely right statements. DIA has to go to come a really freedom and peace.
ሰላም ኪሮስ፣ ሰላምን ሓቦን ምሳኻ ይኹን። ሰረት ዘለዎ መጽናዕቲ አጽኒዕካ ፣
ክትምለሰና ብምምናይ ፣ ንትግበርኡ ስጋብ ክንደይ ኢና ተዳሊናሉ አጽኒዕካ ክትምለሰና እሞ ምእንቲ
ነቶም ደለይቲ ፍትሒ ፣ ዝጎደለና ክንምልእ ክሕግዘና እዩ ዝብል እምንቶ አሎኒ።
እሞ ናብ ኩለን ኤዉሮጳ ዝርከባ ሃገራት ክትዘሮና እቲ ክግበር ዝከአል ክንገብር እትስፎ።
ኪሮስ ጅግና አስመራ ሂስካኒ ከምትአቱ አባኻ እዩ ተስፋይ በርትዕ አጆኻ ጅግና ወዲ ህዝቢ💪💪💪
ኪሮስ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💙💙💙
ንዕዉት ቃልሲ ዘድልዩ ሓያሎ ባህርያት ኣለዉ፤
1. ቆራጽነት፡- ሓያል ናይ ቆራጽነት ስምዒትን ንጹር ትኹረት ኣብ ዕላማን ምህላው፡ ውልቀሰባት ኣብ ምሉእ ቃልሲ ተወፋይነትን ድራኸን ክህልዎም ክሕግዞም ይኽእል።
2. ጽንዓት፦ ምጽዋር ማለት ካብ ምዕንቃፍ ንድሕሪት ምምላስን ብድሆታት እናሃለወካ ምቕጻልን እዩ። ኣወንታዊ ምጽናሕ፡ ምስ ለውጢ ምትዕጽጻፍን ዕንቅፋታት ኣብ ዝገጥመሉ እዋን ኣማራጺ ፍታሕ ምርካብን ዘጠቓልል እዩ።
3. ጽንዓት፦ ጽንዓት ማለት ዋላ ነገራት ኣብ ዝኸበደሉ እዋን ኣበርቲዕካ ክትሰርሕን ንቕድሚት ክትደፍእን ድልውነት ማለት እዩ። ኣብ ቃልሲ ተወፋይነት ሒዝካ ምጽናሕን ብቐሊሉ ተስፋ ዘይምቑራጽን የጠቓልል።
4. ርእሰ-ምእማን፦ ኣብ ነብስኻ ምእማንን ኣብ ዓቕምኻ ምትእምማን ምህላውን ንዕዉት ቃልሲ ወሳኒ እዩ። ውልቀሰባት ድራኸ ክህልዎም፣ ርእሰ ጥርጣረ ክብድህን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ክሕዙን ይሕግዞም።
5. ምትዕጽጻፍ፦ ኣብ ቅድሚ ብድሆታት ተዓጻጻፍን ተዓጻጻፍን ምዃን ኣገዳሲ እዩ። ንለውጢ ክፉት ምዃን፡ ኣብ ዘድልየሉ እዋን ስትራተጂታት ምትዕርራይን ንጸገማት ፈጠራዊ ፍታሕ ምርካብን ዘጠቓልል እዩ።
6. ናይ ትምህርቲ ኣተሓሳስባ፦ ናይ ትምህርቲ ኣተሓሳስባ ምሕቋፍ ውልቀሰባት ንቃልሲ ከም ዕድል ዕብየትን ምምሕያሽን ጌሮም ክርእይዎ የኽእሎም። ንርእይቶ ክፉት ምዃን፡ ሓድሽ ፍልጠት ምድላይን ካብ ተመኩሮታት ብቐጻሊ ምምሃርን የጠቓልል።
7. መርበብ ደገፍ፡- ኣዕሩኽ፡ ቤተሰብ፡ መምህራን፡ ወይ መሳርሕትኻ ሓዊስካ ድልዱል ናይ ደገፍ መርበብ ምህላው፡ ኣብ እዋን ቃልሲ ምትብባዕ፡ መምርሕን ሓገዝን ክህብ ይኽእል። ክቡር ርድኢትን ምኽርን ስምዒታዊ ደገፍን ክህቡ ይኽእሉ እዮም።
እዞም ባህርያት እዚኣቶም ምስ ዝውሃሃዱ፡ ውልቀሰባት ብድሆታት ንኽጓዓዙ፡ ዕንቅፋታት ንኽሰግሩን ዕላማታቶም ንኽወቅዑን ብምሕጋዝ ኣብ ዕዉት ቃልሲ ኣበርክቶ ክገብሩ ይኽእሉ።
Jonas Entertainment ER
ኪሮሳ ኣቦ መንእሰይ ብዓል ሓቂ ክበር ንበር ወዲ ህዝቢ ኣጆኻ ጽቡቕ ተበግሶ 💙💙💙👏👏👏
ashmatum aytayen keynmlselkum wedi asmera tesainu ko
thank you kirosa
በርትዑ ቀጽልሉ አብ ጎንኺም አለና ❤❤❤❤
ህዝቢ ትግራይ ናይ ብሓቂ ተበዲሉ ማዕሪኡ ከኣ ወላ ኤርትራዊ ብዱል እዩ ብ ሰንኪ ናይ ክልቲኦም ዉዱባት ህልክ ኢለ ኢየ ዝኣምን ክጠፍኡ ዘለዎም ክልቲኦም እዬም ህግደፍን ወያነን ብሰንኮም ናብራና ኩናት ስዱት ዉርደት ኮይኑ ኣሎ። ህዝቢ ግን ኩሉ ክነቅሕ ኣለዎ እቲ ዝሙዉት ዝስንክል ተራ ህዝቢ እምበር ቦለትከኛታት ኣይኮኑን ብኩሉ ወገን ዝመቱ ኣብ ምድሪ ተበዲሎም እዬም እሞ ፈጣሪ ኣብ ገነቱ የንብሮም ነቶም ዝሰንከሉ ከኣ ኣክእሎ ይሃቦም።
👌🏽
ኪሮሰ ጅግና ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጀግና ❤❤❤❤❤❤
Kirosey🤴❣️💋
ኣጆኻ ኪሮስ ነዞም ሰይጣውንቲ ምቕባር ኣየድልየናን ኢዩ እቲ ዕድልና ባሕሪ ስለዘለና መርወይ ጥሜት ዓሳ ክንገብሮም ኢና ዝዝክሮም ኣይክረኽቡን ኢዮም
ትግራዋይ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ እንታይ ይምልከተካ?ሃመማ
ኪሮስ ብዓል ሕልና ( ጅግና)። ነዚ ክልቲኡ ህዝብታት ከኣ ሰላም ሰላም ሰላም ይግበረልና ❤❤❤።
ምስመን ኣታ ሽንታም፡
ኪሮሰይ ጅግና ኣቦ ሓቂ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ሰላምካ ይብዝሓልና🙏❤❤❤❤❤
ጅግና ተቃላሲ ሓውና ኪሮስ እንካዕ ኣብ ትግራይ ኣቲኻ ምርኣይና ብጣዕሚ ኢና ተሓጉስና ::❤❤❤
Tigray zeyeatus tigraway endyu 😅😅😅😅😅
@@hagosdebesay8000እወ ሕጅውን ተጋሩ ኢና💪💪🤣🤣🤣🤣💙💙💙💙💙
@user💪💪💪💪💙💙💙💙💙💙
@@Bereket-k7c ህርር ብሃባር ትግርኛ ይስዕር💪💙💙
ብሓቂ ኪሮስ ኣስፍሃ ቡሱል ሰብ ደላዪ ፍቅሪ ከመቲ ዝበልካዮ ይግበሮ
ኪሮስ በዓል ሕልና ጅግና
ቓልሲ መይታ አብ ባአል ችሮስ ወዲቓ ባንዲራና ቀይርካስ ሰላም ከምፅአ አየ ክትብለና አታ ጉሓፍ ደሓን ጥራይ ከይትሃድም ሰባይ ተኮይንካ አብ ዘለካያ ፅናአ
🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂
ስቕ በል ፈርሻኽ ሸያኒ
መን ትኾን እስኻ ንክሮስ ትፀርፍ ኣሕ ህበይ
ኬሮስ ትግራዋይ ነፍጥ ዓንጃል
ኣብ'ዚ ቃልሲ ብ/ንሓመዱ ገለ ብጉልበት፡ ገለ ብፍልጠት፡ ገለ ብንዋት እዩ ዝቃለስ ዘሎ ንኩሉ መንእሰይ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ ክኣ ክብሪ ይግቦኦ'ዩ።
(99%) GELE BDENKURENA KHE?
KEM NAY KIROS?
Bhlyna kea wesikelka aleku nchrosey kkkk
@@Bereket-k7c bhlyna (halay bmukuan) eye ele Berie arkey kkkkkk
Ayyyy hamak aleka shabiya malet hzbi malet eyu sk yhysheka kkkkkkk🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣየ ኪሮስ ዓንጃል ፖለቲከኛ ክኣ ኸንካ ናትካ ምቅዋም ዘይኮነ ቐዳድ መሸማዕ ምኻንካ ፍለጥ።👈👈🇪🇷🇪🇷
ተባዕ ተቓላሳይ ሓው ኪሮስ ፈጥፈጥ ኣቢልካየን ንህግደፋውያን 💪💪💪✍️✍️✍️✍️
መድሂን ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ኪሮስ ምስለት ዓንዲ ማእከል ናይዚ 2 ኣሕዋት ህዝቢ እዩ ንሓቂ ድማ ቶግ ቶሮግ እዩ ዘብሎ ፋርሰይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Kirose so brilliant Go ahead guys good bless you 💙💙💙
Kiros is one of the bridge of two people. Thank you Medhin
Kab Kiros nska tieshu 😅😅😅😅😅
ቃል ኪሮስ ብተግባር ጌሩዋ ኣብ ትግራይ ወሪዱ መስለኒ ኣብየት ሓሞት ❤️👌
Alges Rogrga hig da normali.selam andyou zelo abeta geza kanti da zay kayda ...
@@solomonbrhane7337 ጽቡቅ ጌርካ ትግርኛ ጽሓፍ!!
Nab sdru eu keydu ab aldwa alewu
ኣይግበሮ ደኣ እምበር ሓንቲ ጥይት ቶግ እንተ ኢላ ቁጽሪ 1 ስሪኡ ከይዓጠቀ ንቅድሚት ዝሓድም ኪሮስ መረከስ ንመንእሰያት ንውግእ ኣረኪሱኩም ክሃድም ኢዩ። ስለምንታይ ኢድ ሻዕብያ ኣጸቢቑ ስለ ዝፈልጣ።
Kemaka tustus eyu kondaf agame 👎 👎 👎 👎
👍👍👍
💙💙💙💙 🌿🌿🌿🌱🌱
ብሓቂ ደስ ዘብል ዕዉት መደብ።
Thank you.
🌱🌱🌿🌿🌿 💙💙💙💙
✌️✌️✌️
By Tigray ketmexu nexbeykum alena pls aytdogyu ekum zfekru da mase wihdom btegbare ketmexu btesfa nxbe alena form eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mr. Koros. your stories in Tigraie is very nteresting and touching, Ajoka, you are almost there to free Eritrea from Lucifer Isaias, Aedihen BRAVA and Thank You.
ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ክረክብ አንተኮይኑ ህግደፍ ሕውሓት ክለግስ ኣለዎ አበር ስራት ህግደፍ ጥራይ ኣይትበሉ ይሕዋተይ ኪሮስ ደላይ ፍቲሒ king💪💪
ዋውውውው መድህነይ thank u...ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ...ኪሮሰይ ብሰላም ምጻእ።
መድህነይ ንዓኺ ከኣ ከማኺ የብዝሓልና
ተጋሩ ሎምስ ኣደንጊጽኩሙኒ (ኣሕዚንኩሙኒ )ዲኹም ትብልዎ ነዚ ዓንጃል ምቕራብኪ እሞ ኸኣ ኔርትራ ወኪሉ ክዛረብ ምምራጽኪ ምስኪን የብለኪ ንኪሮስ ሓንቲ ሕቶ ሕተትዮ (ኣበይ ዓድኻ በልዮ) ኣይምልሳን እዩ ትግራዋይነቱ ስለዘሕፍሮ
Kirosss jegena abo haqi
ብራኸ ሸው ንተጋዳላይ ኪሮስ ብምቅራብኪ ፍሉይ ክብርን ምስጋናን ከቅርበልኪ ደስ ይብለኒ! ከምቲ ተጋዳላይ ኪርስ ዝበሎ ጋኔን ዓዲ ሃሎ ክዕሎ ህዝብናን ክቤቢና ሰላም ካዓስሎ ኩሉ ህዝቢ ይዳሎ!!!
Tegadalay? Zeynsemio yeblnan 😅😅😅😅😅😅😅 Mukan natkum gedli zey ab baratyu 😅😅😅😅😅
@@hagosdebesay8000ተጋዳላይ ናይ ጫርማ ኢዩ። 😂😂
ናይ ወጻኢ ተጋዳላይ 😂😂😂
ኪሮሰይ በዓል ሕልና ከማኻ ቀባፅ ንሓቂ ዝመውት ኤርትራዊ ሰብ ኣይረኣኹን ኣደይ መዓረይ!! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ክቡረይ!!
ሕሰመ ክምህ ዘየብሎ ተቃላሳይ ኢዩ ወዲ ስፋሃ😊
🇪🇷🇪🇷ቺሮስ ጥረ ዘይብእሰለ 🇪🇷🇪🇷
ናይ ትግራይ ስለልቦና ዘለዎ ሰብ ትግራዋይ እዩ ትውልዱ ብዘየገድስ::
ናይ ብሓቂ ዓጋመ
😎😎😎
እወ ዓጋመ
ረሳሕ ሓማሴነይ❌🇪🇷❌
ክንደይ ተዓዲሉ ወደይ ዓጋመ ኮይኑ ንስኻኸ ናጻ ዲኻ ካብታ ትጸልኣ ዓጋመ ስምካ ውን ምስክር ኢዩ ብዙሓት ደቂ ዓጋመ ካሕሳይ ገብሩ ይበሃሉ ኢዮም ስለዚ ኣሕዋትካ ምዃኖም ኢዩ። ስለዚ ጽልኢ ትዕቢት ብደዐ ግደፍ።
@@tiamirkidane7715 ኣነ ናይ ኣቦታተይ ሽም አየ ዝጥቀም ከማካ ናይ ጥልያን ሽም ዝሸኪመ ኣይከንኩን ብሓፂሩ ባርነት ናይ ኣቦታት ኡዩ🐀🇪🇷🐀
@@AaA-nq7il ይቕረታ ኣነ ንዓኻ ኣይኮንኩን ነቲ ዓጋመ ዝበለ ኢየ። እንተኾነ ኣነውን ናይ ኣቦታተይ እምበር ናይ ጥልያን ሽም ኣይተሸከምኩን ዝሓወይ/ሓፍተይ
ቃለ ሂወት የስምዓና!!!
ሰላም ስድራና ጅግና ተቃላሳይ ድምፃዊ ክሮስ ኣስፈሃ ደስ ዝብል መደብ 😘😘😘😘💙💙🙏
ዶ
Jgna tekalasay mealti...ata Denkoro dnkurniu zeysetir belo
Excellent person to interview.. please bring other Eritrean and Ethiopian justice seekers to bring changes asap
ኪሮስ ሓርኢ ፈረስ ፡ነዛ interview ጌርካ ሃዲምካ ኬድካ ድርባይ። ኺሮስ ግን ሓቀኛ እንተኮናክ ካብ ኣብ ኣስመራ ተወልዲ ኣብዚ ዓደይ ዘይትብል። ኣበይ ዓድኻ ፡ ኣስመራ ድኣ ክንደይ ትግራዋይ ድያ ኣዕብያ።
Excellent Presentation brother Kiros!! You said it very clearly. Thank you brother Kiros and sis Medhin!! Blue Revolution will prevail!!
ኪሮሰይ፥ ለዋህን ተባዕን!💙💚
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጂግና ብሓቂ
ተመርዓዋ ኪሮሰይ ዝምድና። እዚ ኽልተ ህዝቢ ኣርእዩና ትምጥነካ ያ ❤መድህን ከም ሽማ ከተድሕነና
ኤህ😊😂😂😂😂
ክክክክክክክ
በዓል ሓዳር ኣይኮነን ድዩ😂❤
Kab kiros mdhen eya ne Eritera tekerbe
ትትረፎ። ናይ ሓለፍቲ ሕወሓት ናይ ስትረስ መዝሓሊት ኮይና ናይ ሸለፍ ተጋዳሊት ስለ ዝኾነት።
ሓቂ ምስ መን ኣላ ተዝበሃል ምስ ሓቂ
ጅግና ገዘጠኛ ሓፍትና ዋዕሮ ክጽብቀልኩ !!!
Hasawi kiros lekumas seraki , yehwatin aykonan , Awet Nhfasch. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤ ya eritrea neritrawean Aweet Nhafffffash!
❤❤❤❤❤❤ ya eritrea neritrawean Aweet Nhafffffash!
❤❤❤❤❤❤ ya eritrea neritrawean Aweet Nhafffffash!
❤❤❤❤❤❤ ya eritrea neritrawean Aweet Nhafffffash!
❤❤❤❤❤❤ ya eritrea neritrawean Aweet Nhafffffash!
ዋይ ሓራም ኪሮስ ኩሉ፡ከማካ እንተ ዝከውን ህግደፍ ፍጹም ካብ ገጽ ምድሪ ምተሓከ ኔሩ ግን ሓንኮልቲ ኣለው ከነፍርሶም ኢና።
ጅግና ኢካ ኪሮሰይ❤❤❤
Thank,መድህን ሓፍትና ካኣ።
ኣነ ውን ዘይተርፍ ክመጽእ እየ።
ኪሮስ አቦ ሓቂ ከም ወትሩ
እስከ ዕድሜን ጥዕናን የሃብካ
ከሉ ግዜ መርአያ ናይ ሓቅነት እኻ
ኪሮስ ዓንጃል ተጋዳላይ ሲ ሻዕብያ ኣይኮነን ኢልካ ፉንፉን ዓሌት ኢኻ👎👎👎👎👎👎
King of Justice✔️ end Art🎶🤴👌
ዋ ኣታ ኣበይ ደኣ ተራኺብኩም?😯 ኪሮስ💟
ትግራይ ኣቲኻ? ኣንታ ኣምላኽ ክጠፍኣና ,ዩ።
ኣየ መድህን ሓብትና እቲ መደባትኪ ተፈታዊ ንክኸውን በጃኪ ኣእምሮ ዘለዎም ኣስፊሒም ዝሓስቡ ሰባት ዓድሚ ።ኣብ ዓዲ ዕውራትሲ በዓል ሓደ ዓይኑ ይነግስ ይኾኑና ኣለዉ ሕጂ ኸኣስ ሰብ ረኺብክስ ንኺሮስ ዓንጃል ኮሮስ እኮ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸርፍን ሕማቕ ነገርን ሒዙላ ዝወጸዩ ሕጂ ኸኣ ንዓኺ ጉሓፍዩ ተደፊኡኪ
ኪሮስ ጅግና ኣይኮነን ደፋር እዩ። ተባዕ ኣይኮነን። ምስኡ ድማ ይሕስው እዩ። ንኣብነት ካብቶም መራሕቲ ብርጌድ ንሓመዱ እየ ኢሉ። እልዕል ኣቢሉ። እወ ደጋፋይ ብርጌድ ንሓመዱ እዩ። ኣብዝተጸውዓሉ እናመጽአ ይደርፍ እዩ። ካልእ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ ውን ኣይኮነን። ስለዚ ምሕሳው ኣይመድለዮን ኔሩ። እታ ዘላ እንተዝዛረብ ውን እኽልትን ቅብልትን እያ።
ሕጂ ውን ናብ ትግራይ ወሪዱ ዘሎ ብውልቁ እዩ። ንብርጌድ ንሓመዱ ወኪለ ይብል እንተሎ ዝተውሃቦ ውክልና ብመንን ምዓስን ከም እተውሃበ ይግለጽ።
ቅድሚ ሕጂ ውን ናብ ሓደ ቦታ ክመጽእ ተዓዲሙ ሐራይ ኡሉ ከብቅዕ ናይ ጽሑፍ ጭብጥታት እንከሎ ኣብ ሚድያ ወጺኡ ኣይተዓደምኩን ኢሉ። ኣይመጽእን እየ ክብል መሰሉ እንከሎ ንዓዓ ክብል ኣይተበዐን ኣይተዓደምኩን ኢሉ ክሕሱ ግን ደፊሩ። ካብኣ ቀቢጸዮ። ኣብ ሚድያ ወጺእካ ብእትዛረበን ጽቡቃት ቃላት ኣይኮነን ክትምዘን ዘለካ እንታይ ድኣ ብእትገብሮ ስርሓት ክኸውን ኣለዎ።
Asey wereja meado kunat ab Eritrea tihalmodo kem abotatka kiros agame.
ኤህህህ ከተደንግጽ ዝኾንካ !
"ዓሻስ ኣብ ክንዲ ዝስተር
ይግተር ።"
ዝብልዎ ከምዚ ኢዩ ።
ቁሩብ እንዶ ዘይብልካ ምስኪናይ ።
ገለ ዝጠቅም እንተ ተዛረብካ ኢለስ ተኸታቲለካ እሞ ግዜይ ኣኽሲርካኒ ።
ሰብ ይዕዘበኒ ኣይትብልን እንዲኻ ።
በጃኻ ንዘይፈልጥ ሰብ እዚ እትብሎ ዘሎኻ ሓቂ ከይመስሎ :
ከሓተካ እስከ ፧
ይቕረ ዘይበሃሎ ሓጢኣት ኣሎ ኢልካ ።
እዛ ዝበልካያ ቃል ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እስከ ጥቐሰለይ ፧
ነዚ ክትምልስ ዓቕሚ ኣሎካ ኢለን ክትምልሰለይ ኢለ'ውን ኣይኮንኩን ዝሓተካ ዘሎኹ ።
ግን ፦ ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ ንዓሻስ ዝለበመ ከይመስሎ ከም ዕሽነቱ መልሰሉ ስለ ዝኾነ ኢየ ዝሓተካ ዘሎኹ ።
ነዚ ክትግዕታ'ዶ ትርህጻ ትብል ነበረት ኣባየይ .
ስለ ምንታይ ተቓዊምካ ኣይኮነን ሕቶይ ።
ኣብዚ ኣርእስቲ እዚ ንኽትዛረብ ግን ኣፍልጦ ኮነ ክእለት : ዓቕሚ የብልካን ።
ስለዚ እዚ ተዛሪብካዮ ዘሎኻ ንበይንኻ ኮፍ ኢልካ ስምዓዮ እሞ ምንም ትምህርቲ ኣየሕልፍ : ንሰዓብትኻ ኣይምህር : እኳ ደኣ የባህርር ! ተስተውዕል እንተ ኴንካ ካብ ጌጋኻ ብዙሕ ክትመሃር ኢኻ ።
እዝኒ እንተ ሃልዩካ ስማዕ ።
Kiros is our hero, don't worry about our hero.
"ኣርኪ ሰባር ነቃዕ"
ኢዩ ነገሩ ሓቅኻ !
Let's not waste time
መራሒ ኮንካ ክሪኤካ ሃረርታ ኣለኒ ኪሮስ ተባዕ💪 ኣምላኽ ክብ ጸላእትኻ ይሓልኻ🙏🏾
Merahti kkonu eyom ezi kulu kunat mexiu
ናይትግራይ ምሓሸኩም😂😂😂
ሰብ ተሳኢኑ ድዩ በዚ ዝምራሕ ህዝቢ
Kiros king❤❤❤❤
ትኽክል ኪሮስ ኣብጎድንኹም ኣለና ትግራይ ዝተደጎለ ቃልሲ ኣብ መርየት ወሪድኩም ነቶም ጮቆንቲ ስርዓት ኣትፍእዎም ብመልሓስ ጥራይ ዘይኮነ ደም ክሸተኩም ኣሎዎ ኣብ ልዕሊ ፀላኢኻ ደም ክተፍሥ ኣለካ ብርጌድ ንሓመዱ ኪሮስ ጎብዙ ጥራሕ ኣብ የማናይ ዓይንኹም ኣለና 💪💪💪💪💪💪💪
dem nay men dem nay hawom.. haftka amerweni belo emo hawka dyu aykonen kirdaka eyu.. wediza komal
ኦዓይንካ ከአ ነፍስሰካ ናይ ክልልካ ግበር አራይ ኩዕንቲ 😂
Yes he’s tigraway just like you
መድህን: ንወድና ኪሮስ ምዕት ተቓላሳይ (ብሪገድ ንሐመዱ) ዐዲምኪ ቃሉ ክንሰምዕ ዘብቃክና የቐንየልና:: ሽግር ናይ ኢትዮፖያ ሽግር ናይ ህዝቢ (መላእ ኣምሐራ ኣንጻር መላእ ትግራይ) ኣይኮነን:: ብኢሳያስ ደይመደይ ተባሂሉ ውሑዳት ተበለጽቲ ሊሂቃን ኣምሐራን ኦሮሞን ሐዊሱ ዘበጎሶ ሂልቂት እዩ:: ስለዚ ምስ ኪሮስ ኣለኹ:: ኢሳያስ ከይጠፍኤ ሰላም ኣብ ዞባና ዘበት እዩ::
ጽኑዕ ተቃላሳይ ክሮስ ጅግና ኢኻ
ልክዕ ጽድቂ ኢዩ ንኣተሓሳስባ ስርዓት እሰያስን ሳዓብቱን ናይ ሰይጣን ፍልስፍናኦምን❤❤❤❤❤ በርጌድ ንሓመዱ ይዕወት
ጽቡቕ መደብ መድህን ሓፍትና ንፍትሓውያን ኣተሓሳስባ ዘለዎም ብቕራብኪ ጽቡቕ ስራሕ ኢዩ ቀጽልዮ
ኣታ ተስፋ ጌረ ባሓቂ ትግራይ ኣቲኻ ኣታ ንጉስ ኣፍሪቃ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ዝግጅት ኣቅሪብክልና መድህን በርቲዒ! ኣዒንትኪ ኩሉ ግዜ ንቅድምት ክሪኢ ኣለዎ:: ንኪሮስ ድማ ሰናይ ትምኒት ይምነየሉ ምእንታን እተን ቀደም ዝነበራ ሰላማውያን ትግራይን ኤርትራን ግሁድ ክገብር! ኣብ መቃብር ኢሳያስ!!!::
Kiros is an amazing guy and the only artist and activist knew the brutal dictator before all his friends and majority of Eritreans. He is winning the heart of 100thousands of youths who are fighting the HGDF regime.
How
Nonsense
Kiros is brilliant. ❤
Having a laugh mate
መድሕን ሕቶታትኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ። ብስለት ዘለዎ መላሲ ኣይረኸብክን። ስቅ ኢልካ ጽቡቅ ቃላት ጥራይ ምድርዳር እንተዘይኮይኑ።
NAY MEJEMERIA HITO...?
"...bzuhat tigraway eyu yblikha...?
(ZESENBID)
MELSI ZHABA SEMEKAYO DO?
"Seb baelu ykhebir baelu yhasir zblewo haki eyu::
ata seb yeblun du hkmna zwesdo hizoom kmlesu eyom shaba
@@AlaminWasie-qg9yd AYTGEDESELU!
"ASHA TEMESILKA DRAROM WEDALOM", EYU ZIGEBIR ZELO.
KIROS ASFAHA GOOD JOB I ADMIRE YOUR IDEOLOGY AND IT IS TRUE HAPPENING.
ጀግና ዝኾነ መንእሰይ! ምስጋና ንዓኺ መድህን ሓፍተይ ምስ ኪሮስ ስለዘራከብክና!
@@koala10ish መልሓስካ ሕማቅ ነገር አይትዛረበሉ! ነውሪ እዩ!
@@koala10ish ወድ ማሓመድ ገይ ዓካር ባርያ ህግደፍ😂
ቺሮስ ዕደ ፡ ዓዶኽዶኽ ኣብዚሕካዮ ፡ ጽባሕ ቀረባ እያሞ ፡ደሓን መዓንጣ ግበር እምበር ፡ የራኽበና ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ህግደፍ ጋሐፍ :: ብስራሕኩም ኩሉ ከሲሩ እንትርፎ ሕማቅ ነገር ዋላሐንቲ ፁቡቅ ደይብልኩም ! ፍእ!
ባርያ 😂
@@ጓልሰረትብርጌደይናይ ባርያ ስራሕ ርኢኻያ ዶ 1 ሚሊዮን ሓሰኻ ደቂ ሓቦኻ ቅምርር
@@SiG-j1c ቶም የሕዋትናከ ንኮቱ 90 ሽክ ንኣቢይ ኢሰያስ ፋኖ ከም ሽምዓ ዝተሰውኡከ ረሲኢካዮ ሻዕብያ ዲያብሎሳት ካንሰር ህዝብና ፎፎፎ😏😏
BhaKi. agames want to lose another million lives.
ዋውውውው ኪሮስ ሓወይ ብልክዕ ኣብ ኩሉ Almost 100% ኣተሓሳባኻ ይሰማማዕ፡ ልቦናኻ ንምግላጽ ቃላት ሓጺሩኒ፡ ኢሰያስ በዚ ኣተሓሳስባ እንተዘይተራእዩ ኣብ ሓሸውየ ክንነብር ኢና። በል ፍሉይ ሰብ ሙዃንካ ጸላኢ ውን ይፈልጥ እዩ'ሞ ምንቅስቃሳትካ ሓደራ ሓደራ ! ህዝቢ ትግራይ ዘለዎ ኩነታት የቀንዝወና !!! ዓወትና ክቀላጠፍ ከምዚ ናትካ Level of understanding and view on our dear brother ppl of tigray የድሊ!!!!! ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ብንቅሓት ነቲ ዕላማ ኢስያስን ላኣኽቱ የዕራብን ንጽንተት ህዝቢ ትግርኛ ሙዃኖም ንፍለጥ። የቀንየልና ለባም ሓፍትና ጋዜጤኛ መድህን ኣዝዩ ብሉጽን ጥልቕ ዝበለ ዝርርብ ዝዕድምን ኣርእስታት ኢኺ ኣቅሪብኪ ፡ ክብሪ ይግባኣኪ።
Dear Kiros what you are saying is absolutely true so you have my admiration and I thank you so much 🎉❤❤❤❤❤for
ኪሮስ ሕጋዊ ኣስላዊ✅✅✅
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ኩሉ ትገልጾ ዘለኻ መታን ክትርኢ💙💙💙ከምኡ ደሞ መዲሂኔይ ክብረት ይሃበልና
ኩሉ ትሓትዮን ተቅርብዮን ካኣ ማራ ሩጡቡን ኣገዳስን እዩሞ ሶ ዕድመ ይሃብኪ❤💙💛
መድህን ፦ ኪሮስ ኣበይ ተወሊድካ
ኪሮስ ፦ ኢሰያስ ዝበሃል ሰብ..........
መድህን ፦ ደርፊ እንታይ ኮይብካ ኣቃሪጽካ
ኪሮስ ፦ እወ ደርፊ ደኣ ኢሰያስ ምስ ሞተ ኪቅጽሎየ
መድህን ፦ መደብና ሞ ዳወደእና እና ትብሎ ነገር ተሎ
ኪሮስ ፦ ኢሰያስ ኸይጠፊአ እንታይ ኪንውዲእ
ወዲ ኣፌ ኣብ ደሙ ኣትዩ ቺሮስ ዓዋን😂😂😂😂😂😂😂😂
ኪሮስ ዓሻ ክሳብ ሕጂ ልቢ ኣይገበርካን ኣብዚ 21 ክፍለዘመን ከምዚ ዝሓስብ ኣሎ ድዩ፡፡ ደሓር ከኣ ትግራይን ኤርትራን ሓደ ኣይኮናን ሓደ ኮይነን ከኣ ኣይፈልጣን አየን እሞ የለን ን ኤርትራውንያን ሲ ኣይትመስሉን ኢኩም። ኢርትራና ከኣ 9 ኩቡራት ብሄራት ዘለዋ ልእላዊት ሃገር እያ። ትግራዋይ ፈትዩ ጸሊኡ ኢትዮጵያዊን ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራን ኢዩ። ንስኪ ከ መድህን ዲኪ ሽምኪ ሽም ዓባየይ ክክክ ስለ ኤርትራ በጃኪ ግደፊ ኣይእትወክን ኢዩ ስለ እቲ ጠምዩ ጉዕንቲ እንዳበልዕ ዝመዉት ዘሎ ትግራውይ ጥራሕ ሕሰቢ። God bless Eritrean Shabya.
ኣይፈልጥካን ማለት ድዪ፥ኢሰያስ ዝበለካ ፥ህዝቡ ኤርትራ ህዝቢ ኢትዮ፥ክልተ ህዝቢ ዪ ዝብል ነቲ ሓቂ ዘይፈልጥ ኢዪ፥
ዝበሎ
እዚ ዓሻ ካብ እንስሳ ዘይሓሽ ጽባሕ ንግሆ ኢሳያስ ጎይትኡ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ክልተ ህዝቢ ኢዮም ዝብል ታሪኽ ዘይፈልጥ ኢዩ እንተ ዝብል እኮ ኣብ ቅርዓት ወጺኡ እታ ኢሳያስ ዝበላ ምደገመ።
መስኪነይቲ ኤርትራና ነዚኣቶም ምፍራያ በዓል ከንቶ መንቶ።🥲🥱
@@teswedigrma23beja President Isaias Afewerki hagerea Eritrea 🇪🇷 merahi tfeiu guhafat Tigaru game over Eritrea 🇪🇷 n Eritreawiyan b Eritreawiyan yea hrr belu ember Tigaru sereqti ametsti demegnatat huzbn hagern Eritrea 🇪🇷 eiku Tigaru game over
@@mulubeiene3583game over qondaf Tigraway junta kid bzaba Tigrayka gber leqbat hasawi hasad buda medenageri bakum zdenager yelen Eritrea 🇪🇷 n Eritreawiyan b Eritreawiyan yea hrr dea belu
ድርባይ
Kirosa jgna❤ good to see you bro. Hakika eka hgdef ab Eritrea keman ayknkebromn ena arhikkna knguhfom ena deki eray mray.
ኣጆኻ ኪሮስ
ኣብ ጎድንኻ ኣሎና:
ኣምባጋልያኖ ክንምለስ ኢና ብቓልስና!
ኪሮስ ጨናዊ እግሪ ድኣ ፡፡ ጃራ ትንባኾ እዩ ንዓና ፡ተረዋኢ
Kiros Asfaha ሙዚቀኛ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣንደበቱ ዝተኣረመ በሊሕ ሰብ ምዃኑ ካብዚ ቃለ መሕተት ምዕዛብ ይከኣል እዩ።
Kiros asfaha 🥰🥰🥰👈🏽
ኪሮስ ጅግና❤ ንሓቂ ዝመውት ሰብ ናይ ሰብ ዋሃልክ
ንህግደፍ ከጥፍእ ዝብገስ ከም ደርጊ ከነጥፍኦ ኢና 💪🇪🇷
💪🦁Meley 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
kiros hasawi werdika nska dea entay tfelts seraqi genzeb kitlmin eilka ember ab Eritrea dea ms deqi generalat endika meakor nai beal bini koeka tlhs neyrka. hizbie Eritrea esi jigna eiu. plus dima hibzie Eritrea mule Hgdefawi eiu ok.
Yes wedi Eri, ezi seraki Agame keros, seb terkibus bezab kerni afteqa kezab
ኪሮሰይ ጅግና💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ጅግንነት ኣብማልቲ መዳ ኮይኑ 😂😂😂😂
@@yonas5644 ታይ ድኣ ውሕ ውሕ ኢልኩም ህግደፍ ባራዩ🤣🤣🤣
@@koala10ish hi is faiting for you, for your father, brother and sister. He is from Eritria. We Tegaru we love him.
By the way to be Agame is to be blessed. I'am proud to be Agame
@@koala10ishህርር ውሕ ውሕ ኣይትበሉ ባራዩ ህግደፍ😂😂
ዋውውው ኣቦ ሓቂ ተዓወት ኪሮስ ሓወይ💙💙💙💙💙💙💙💙
Kiros wata metkel albo😅😅😅😅😅😅😅
Kirosey naka hazna nay gadna ena kinawet 💙💙🥰
ኪሮስ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ልኡክ ሃወርያት ዝኮነ ጅግና ብሽም ውፁዕ ህዝቢ like ርገፀኒ
ኣቦ ሓቅን ፍትሕን ንበረልና
Game is Over 💊
@@jhonocbay693 please ..Woyaane is over
ኪሮሳዊ ጂግና ተቃላሳይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💙💙💙💙💙
ኪሮስ ማለት ሰብ ክውጻዓ ዘይደሊ ንሓቂ ዝነብር ሰብ 💙🌿✊👑
Yessssssssssssss Nice to see you! ጅግና ኪሮስ ወዲ ህዝቢ፡ ሓጎስ ውጹዕ ህዝቢ። ቦታ ኣጣጥሓልና እምበር ድሉዋት ኢና። ኢሳያስ ኣብ ስርኡ ክሸይን ጀሚሩ ይባሃል ኣሎ።🔮🔮🔮🔮🔮🔮🔮🔮🔮🔮🔮
ኣራሲንኩም ህዝቢ ትግራይ ጠጢቅኩሞ ንጅባኩም
ግርም እባ ለባም ለባም
ኪሮስ ዘራስኖ ትግራዋይ የለን ትግራዋይ ንህቡን ንዓዱን እዩ ዝመዉት ትግራዋይ ባርነት ኣይቅበልን እዩ ከምዚ ኸማኻ ከይመስለካ።
@@habengerye2076👏👏👏
@@habengerye2076 ንዘስተውዕል ሓደ ቃል ይኣክሎ ከም ዝብሃል ኣብቲ ብዓሰርተ ኢዶም ናይ ኤርትራ መሬት እዩ ኢሎም ዝፈረምሉ ጠንቃላዕላዕ ክብሉ ጸኒሖም ዶ?
ሰራቂ ክሰርቅ ተተቀቲሉ ብመሬት ብሰማይ ዝንእዶ የለን ሰለዚ ነብስካ ኣይተታዕሻሹ ከም ጅግንነት ከም ጽድቂ ኣይምሰልካ
@@habengerye2076ኢትዮጲያዊ ኔሩ 1 ሚልዮን ደቁ ኸፊሉ ኸኣ ኢትዮጵያዊ ኾይኑ እዚኣ ድያ እታ ባርነት ዘይምቅባል እዚኣ ደኣ 1 ሚልዮን ደቅኻ ከይከፈልካስ ረኺብዋ ኔሩ እንድዩ
ህዝቢ ትግራይ ለባም ህዝቢዩ ዝገብሮ ዝፈልጥ
እሳሀትኩም ባራዩ ህግደፍ ሃሳዳት ኣብ ሃገሮም ኣቲኩም ምስቲ ቻበሎ ንኣወሽበሎ ኢሎም ኣቦታትና ዝቀበርዎም ይእዱግ ምስቲ ኣምሓራይን ኦሮሞን ኮንኩም ወሪርኩሞምሲ ተገምጢልካስ ኣራሲኩም ትብሉ ሓሳዳት ኣረሜናት ንካልኩም በልዎ ደቂ መለይ ዘይንፈልጠኩም ከይመስለኩም ይእዱግ ህግደፍ።
Kiroseyyy jigna 👏👏👏👏❤️✅✅✅✅
Yessssssssssssss Nice to see you! ጅግና ኪሮስ ወዲ ህዝቢ፡ ሓጎስ ውጹዕ ህዝቢ። ቦታ ኣጣጥሓልና እምበር ድሉዋት ኢና። ኢሳያስ ኣብ ስርኡ ክሸይን ጀሚሩ ይባሃል ኣሎ።🌹🌺🌹