ሰበር ዜና: ፕረዚዳንት ጌታቸው ተኣጊዱ | ክሲ ዶክተር ደብረጽዮን ተነፂጉ | ጀነራል ታደሰ ወረደ መረጋገፂ ሂቡ | Kulu News ኩሉ ዜና

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 22

  • @fkadunegash628
    @fkadunegash628 Місяць тому +3

    ደብረጽየን ዝባሀል ሰብ ከይተአለየ ቅሳነት የለን ክእለ አለዎ

    • @wedystw
      @wedystw Місяць тому

      ተውጅ😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @muller3255
    @muller3255 Місяць тому

    LONG LIVE TPLF '' HWAHET '' is the future leader of TIGRAY the rest are a way to go so better to be opposition for the time one please.

  • @BerheAraya-u3u
    @BerheAraya-u3u Місяць тому +1

    ተስፋ ዝቆረፀ ጉጅለ፣ ሕጊ ኣልባ ጉጅለ ባዕሉ ዝወረደን ኣፍልጦ ዘይብሉን ጉጅለን መን መዉረዲ ገይርዎ እዩ ። ብወንጅል ዝጥየቅ ጉጅለ አ.ደ.መ ሽፍታ ህዝቢ ክበልዖ ምካኑ ፍሉጥ እዩ።

  • @Maydaabrar
    @Maydaabrar Місяць тому +2

    እና ዝተፈትሑ ተጋሩ የለውን

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 Місяць тому

    Getachew banda hashker abiy

  • @fisshadesta
    @fisshadesta Місяць тому +2

    ኣጋድን ተኣጋድን ኣይህሉን። ክልቲኦም ጉጅለ ፍልጦ የብሎምን። ግምት ብውዕል ፕሪቶርያ እዩ ተመስሪቱ ብደለይቲ ስልጣን ዝፈርስ ኣይኮነን። እንተፈሪሱ ዳግም ጦርነት ምኽፋት እዩ። ጦርነት ደቂ ድኻታት እዩ ዝበልዕ ደቂ ሃፍትምን ደቂ ሰበስልጣናት ኣይሳተፍሉን ኣብ ወፃኢ እዮም ዝኒሀው ህዝቢ ከይትታለል።

    • @MekonenDaniel
      @MekonenDaniel Місяць тому

      ጌታቸዉ ካብ ስልጠን እተወሪዱስ ክላዓል

  • @HazaMelody
    @HazaMelody Місяць тому +1

    ሁሉንም ቪዲዮዎች የግል መረጃ ❤❤❤ HAZA Melody like follow share

  • @kirosasefaasefa9242
    @kirosasefaasefa9242 Місяць тому

    እሱራት ተጋሩ አበይ መዓዝ ተፈቲሖም ድማ ጆናኖሳይድ ዝፈጸሙ ምስ ብመንነቶም ዝተአሰሩ ለውጢ ይግበር ለውጢ እሱራት ክኾኑ ዝግባእ ምስቶም አቀዲምኩም ዝሰደድክምዎ እዩ ክኾን ነይርዎ እንተኾነ እውን ሕጂ እውን ዝተፈተሑ የለውን

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому

    ሐሰዊቲ

  • @TheMan-sq8zf
    @TheMan-sq8zf Місяць тому

    መሕዘኒ ውድብ
    በዛኹም አቱም ካልኦት ውድባት እቲዘለኩም አፈላላይ አፅቢብኹም እንተበዝሐ ናብ2 ተወዲብኹም ትግራይ ምርሕዋ
    በቲዝነበረ ውድብ ተስፋ ሲኢና

  • @aranshitesfay3145
    @aranshitesfay3145 Місяць тому

    አታሰብ ንደብረፅዬን ወይ ንውልቀሰባት አይኮንካን ክትክሕድ ከም ህዝቢ ይዕዘበካ እዩ ዘሎ .ሙሩኻት ድዬም እቶም ተጋሩ ነይሮም ሓደ ,ስለምንታይ ሰለማውያን ተጋሩ ተጋደልቲ ብሙሩኻት ተሓሲቦም ክልተ.በዚሒ ሙሩኻት ፀላአቲ እኮ እኹላት እዬም ንምዉፃእ እተዝሕሰብ ግን ዘይወፁተጋሩ ይበዙሑ.ሰለስተ እቲ ብአፍ ጥራይ ፊትሒ ዳአ ተግባራዊ ዘይኮዉንድዩ. ካልእ ናይ ክልቴኹም ቃል መሕተት መልሲ ዝተፈለለየ እዩ. እቲሓደ ፌደራል ክዉስነሎም እዩ,ንስኻትብሎ ሙሩኻት ተጋሩ ንምልውዋጥ ንምፍታሕ .ዓገብ እዚ ቁፅሪ ሞትና ዓለምለኸ ዝመዝቦ አተቃልል ክትሕተተሉ ኢኻ ብግዜ .ተጠንቀቑ.

  • @Noname-n7b3u
    @Noname-n7b3u Місяць тому

    ሓመድ ብልዑ ክንደይ አገደስቲ ውራያት ገዲፍኩም ኣብ ፃምእ ድሌት ስልጣን ንምርካብ ክትበኽዩ ምስምዕማዕኹም ናይ ሞት እዩ

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho Місяць тому

    ደ/ር ደብረፅዬን እንታይ ገይሩ አብ ብልሽው ፖለቲካ አትዩ በረካ ወሪዱ ተዃሺሑ አብዝደረጃ በፂሑ ንስካ ተትኮን እንታይ ምገበርካ ናይ አብይ ብር 5000 " 10000 እናላሓስካ ንወላዲትካ ሽርሙጣ እናበልካ እትፍክር ዜጋ ዲካ ክትቁፀር

  • @RingAliok-yo2pc
    @RingAliok-yo2pc Місяць тому

    አቱም ኩሉ ሚዲያ እዚ ደብረፅዮን ምድጋፍ ጠጠው አብሉ ምክንያቱ ህወሐት ናብዕሉ ሕጋዊ ዘይኮነ ጉባኤ ዘካየደ ቡዱን ሰብ ከውራድ ከውፅእ አይኽእልን እዚ ደብረፅዮን ዝባሃል ናይህዝብ ትግራይ ደም አብ ጭቅላቱ ሰለ ዝደፈኖ ዝሐስቦ ኹሉ ኩፍኡ ሰብ እዮ እዚ ኹሉ ህዝብ ዘወደአ መራሕ ተብየ አብ ዓመት ክልተ ግዜ ዝወረደ ሐደ ግዜ ብናሃቱ ብጥቅም ዝተአሳስሩ ዝተወሰኑ ጀኔኔራላት አብ ህወሐት ተገይሩ ዘይፈልጥ ብሸምግልና ናብ ሰልጣን መልሰሞ ሰለዚ እት ሐዚ ተፈጥሩ ዘሎ ችግር መነሸኡ እዚ እዮ፣ አነ ዝብለኩም አብ ኢትዮጽያ ዝመሪሑ ዘለው ተጋደልት ዝነበሩ አይኮነን ካብ ትግራይ ዝሐሸ እድገት አለዎ ዓፋር እኳ ድሕሪ ትግራይ ተመሰሪታ ካብ ትግራይ በልፃ አለ እዞም ናይ ትግሬይ መሬሕት ወዲም ኾነ ሰበይት ትዕብተኛ እዮም ትዕብት ካዓ ናይሰይጣን እዮ፣ሰለዚ እዚ አብትግራይ ልዕሊ 130 ዓመት አውግእ አለና ትግራይ ቆም እልኩም ሕሰቡ ትግረዋይ ንኒባዕሉ ተሰማዕምዑ አይፈልጥ ንአብነት ቅድማ 130 ዓመት በቀይ ባሕሪ ዝሸገሩ ዝነበሩ ወረሪት እኒ አሉላ አባ ነጋ እኒ ራሰ ሐጎሰ አብ ሰሜን ኢትዮጽያ ታራኽ ይሰሪሑ ዝነበሩ ክልትኦም ተጋሩ እዮም ነገር ግን አሉላ አባነጋና ራእሰ ሐጉሰ አብ መጨረሻ ንዓርሶም ብሸጉጥ ተቃታትሎም ሰለዚ ካብ ዝሐለፈ ንማሃር ዝኾነ ሰብ ከብት ዘለዎ ቦታ ዝበልፅ ሰብ ከም ዘሎ ክሐስብ አለዎ ናይ ሰብ ጅግና ዝባሃል የለን ጅግና ዝባሃል ግዜ ክህቦ ከሎ እዮ ኩሉ ግዜ ባዓል ግዜ ክመፅእ ከሎ ንሃቦ እዚ ሰነ ሐሳብ አይከነን መፅሐፍ ቅዱሳዊ እዮ ናይ ግዜ ጅግና እምበር ናይሰብ ጅግና የለም፣

    • @KuluNews
      @KuluNews  Місяць тому

      ንሕና ንደብረፅዮን ኣይደገፍናን እቲ ዜና ደጊምኩም ስምዕዎ። የቐንየልና!

  • @alggt4127
    @alggt4127 Місяць тому +1

    ደብረ ፅንተት ገና ሕዚ ውን ብህዝብና ይፃወት ኣሎ ብሓቂ ያሕዝን