Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
" ኣብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዝሓድር ኣብ ጽላል እቲ ኩሉ ዝኽእል ይነብር" መ.ዳዊት 91፥1 የቐንየልና መምህረይ።
Amen Amen Amen🙏🙏🙏 ✝️✝️✝️❤❤❤
Golry to the King of Kings Lord of Lords there is no like our God glory to be heavenly father praise the lord Ameeen Ameeen Ameeen 🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻
መቸም ኣያምኑን ዮም ሳይንስ ጥራይ ይብሉ ክሊማ ዶ ገለ ዶ ጸሓይ ዘኮነት መሬት ያ ትዝርውር ይብሉ ኣምልኽ ጌሩዎ አሞ ይምሓረና ዝብል የለንይገርም ዩ❤ ሎምስ ኣነ ኣብ ደገ ኣምስየ ወርሒ አንዳኸደት ሪአያ ግን ሳይንስ መሬት ያ ትዘውር ይብሉ😢😢 ብሓጺሩ ን ናይ ኣምላኽ ስራሕ ዘደንቕ ዉሑድ ዪ።ብዝኾነ ኣምላኽ ይምሓሮም ኣብዚ አቲ ድኻን ድኹምን ዩ ዝህሰ
@@Fyori-e6b ከቢድ ዩ እዋኑ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና🙏🙏🙏😭😭😭❤❤❤
@fthawitnuwaye1293 ሓቅኺ ዛሓፍተይ ዘይ ናይሕርቕርቖት የ አምበር ዘይጋገ የለን ተጋግዮም ዮም ይቕረ አሉ ምሕረት የውርደሎም ጸላኢና ይብከ መርበቱ ገድፉ ሰብ ክሽገር ኣይፈቱን የ ።
ምስ እግዝኣቢሄር ርክብና ነደልድል ይሕዋትብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምቶም😢😢😢እግዝኣቢሄር
Amen amen amen kale hiwet yesmalna ❤
ሰላም ሰላም ስድራ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣኣብ ዘለኹሞ ኩርናዕ ዓለም ሰላመ ክርስቶስ ይብዘሓልኩም ብዘይ ኣፈላላይ ንኹልኹም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይን ኣሓተይን መድሓኒት ዓለም እየሱስ ክርስቶስ ካብ ሃንደበታዊ ሞት የድሕነና ናብ ንስሓ የብቅዐና ብሩዃተይ ሰላም ንሃገርና ሰላም ንጎረባብትና ሰላም ንዓለምና ይኹን ኣሜንንንን❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ኦ ህዝበይ አብ እምነትና ንፅናዕ😭😭😭
ታኣምር አምላኽ የርእዮም አሎ
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር መምህርና ምስትውዓሉ ይዓድለና መጨርሻና የፅብቀልና ልዑል ፈጣሪ 🎉🎉🎉♥️♥️♥️
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️✝️✝️😢😢😢
Amen 🙏
Ameeeeeennnnn Ameeeeeeennnn Ameeeeeennnnn
ጽቡቅ መግለጺ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና እግዚኣብሄር
እስመ ኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለእግዚአብሔር ተመስገን ኣምላኽና❤
ብሓቂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካሳሁን ሓወይ እግዞኦ ምሓረና ክርስቶስ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ሰ/ወ መምህርናን ሓውናን ካሳሁን ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ኣገዳሲ ኣስተምህሮን ሓበሬታን ኢዩ። ንዓና ድማ ኣምላኽ ዝርኢ ልብን ዘስተውዕል ኣእምሮን ይሃበና። ብዓይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ድማ ምሕረቱ የውርደልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ክቡር ኣቦና ኣምላክ ኣብ ፈተነ ኣይተእትወና ምሕረቱ ይስደደልና🙏🙏🙏
ኦ ጎይታ ከም ምሕረትካ ይቅረ በለልና.።
Psalms 43 ትግ - ዳዊት3: ብርሃንካን ሓቅኻን ልአኽ፣ ንሳተን ይምርሓኒ፣ናብ ቅድስቲ ኸረንካን ናብ ማሕደራትካን የብጽሓኒ።
❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዕልና ኩቡር ምህርና ምሰትዉዓሉ ይዓድለና መጨርቫና የዕብልናልዑል ፈጣረ ካብኩፋአ ይሰዉረና
ኦኦኦኦ ኣቤት ጎይታየ መሓረና መሓረና 🤲🏼😥😥
ኦ ህዝብና ንቃሕ ኣብ እምነትካ ጽናዕ💔✝✝ ✝✝✝✝✝✝✝✝💞🙏🙏🙏💞🙏
Amen 🙏 🙏 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ኦ ፈጣሪ ካብኩፉእ ስዉረና 🙏🙏🙏🥺🥺
ሰላም መምሕር ንቱ ፀቡቅ ትምሕትኩም ብጣእሚ ነምሰግን, ተመሰግን ፈጣሪ ፈጢርካካ አይትረሰአኒ ሒብካ አየትኽለአኒ አርኢካ አይተሰእነኒ አኽቢርካ አይተሕሰረኒ ኢሎም እዮም ወለድና ዘምሑሩና ነይሮም ,ብዘይ ናይ አምላኽ ፍቃድ ዘኩውን ነገር የለን እሞ ፍቃድ አምላኽ ሳና ይኹን አሜን 🙏🙏❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህር ሓውና፡አግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ይቕረ ይበለልና።❤❤❤
ኣሜያን ኣሜያን ኣሜያን ቃል ሂወት የስማዓልና❤❤❤❤❤❤
አግዝኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምቶም አግዝኣቢሄር
ኣምላኽ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣሜን ኣሜ ኣሜን ❤❤❤
ኣብ መፅሓፍ ህዝቂኤል ንርእዬም መንኮራኹር መልኣኽቲ ሓዊ ክኣጉዱ ርኢናዬም :: እግዚአብሔር ኣምላኽና ህያው እዩ:: ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና::
እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና፡ ከም ብዝሒ ክፍኣትና ኣይፍደየና። ንኹሉ ህዝቢ ዓለም ሰላሙን ምሕረቱን ይሃበና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤
ኣሜን ኣሜን 😢😢😢
እንካዕ ብሰላም መጸኩም መምህርና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚኦ ማሐረና ክርስቶስ አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዐልና እግዛኣቤሄር ብዓይኒ ሙሕረቱ ይጠምተና
እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና።
Egzio mharene krstos 🙏🙏🙏Egzio mharene krstos 😪😪😪Egzio mharene krstos ✝️✝️✝️
ቓል ሂወት የስመዓልና ካሳዉን ሓውና❤ ካብዚ የድሕነና❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣምላኽና ክንደይ ነገር ጸይሩ እዩ ዘንብረና ባዕሉ ፈጢሩናስ ነፍሶም ሽምንንሀፍትን ኢሎም ንሰይጣን ዝሸጡ መዕተዊኦም ሲኦል ከምዝኽውን እንዳፈለጡነዛ ሓጻር ሂወት ከምዚ ምግጋይ ከቢድ እዩኦ ጎይታናን መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ካብ ከምዚ ነገር ንኩላህና ህዝበ ክርስቶስ ይሓልወና.
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሰባኪ ወንጌል መምህር ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርከልካ ናይ በሓቂ ደኪመ ከይበልካ ንህዝብና ዝጠቅም ትምሕርቲ ሕብካና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና
ቃለሂወት የሰምዓልና ከም ዙሕ ምሕረትካ ድኣ ምበር ከም ግብርና አይኩን
😮እግዛብሄር ኣምላኽ ይኽበር ይምስግን ብምሕረት ዓይኒ ይጠምተና መምህርና እውን ቃል ህይወት የስመዓልና
ኣሜን Egziabhier Amlak bmhretu ytemtena
ብሓቂ ብሓቂ ቃለህወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዛቢሄር ይቅርይበልና❤🙏🙏🙏
Amen 🙏 hayili amlak eyu mhretu yewuridelna
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣብየቱ፡ኣምላከይ፡ተዘከረና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና መምህርና ኣምላክ ናይ ንስሃ ዕድመ ይሃበና😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ከፍረሐካ እዚ ግዜ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቁዱስ ቤቱ የፅነዐና ናብ ንስሓ ሞት የብቀዐና ስደትና የሕፅረልና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
በስምኣብ 😢
አግዚኣብሀር ብ ዓዪነ ምሕረቱ ዪጠምተና ቃለ ሂወት የስመዓልና።
Nay bhaki kale hiwet yesmealna abona amlak bayni mhretu yrayena🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣምላከይ ከም ግብርና ኣይትኪደና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና😢🙏
ክብሪ ንኣምላኽና : ምስትውዓል ንኹልና 🙏
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና፣ ካብ ኩሉ መዓት ይሰዉረና❤
Ameeen Ameeen Ameeen Golry to the King of Kings Lord of Lords there is no like our God glory to be heavenly father praise the lord Ameeen 🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ዛ ዓለም ዝጸረቶ ክንደይ ዘይተነግረ ኣሎ 😭😭😭😭😭😭😭
Amen(3) 🙏 kale hiwet yesmealna Egziabiher amlak nay agolgulot zebenka ybark 🙏🙏🎉
Egzio meharna kerstos 😢 Abate hoye yeker belen ✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኦ አግዝኣብሄር ኣቦይ መስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና ካብዚ ንርአዮን ንሰምዖን ዘለና ሓልወና ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ሰላም ንዓኻ ክቡር ሓውና መምህር ካሳሁን ❤🎉❤🎉❤🎉
አቤት ትዕቢት 😢ይቅረ በለልና አክቢርካ አይተሕስረና አሜን😢❤💛🙏
ጸሎት መሓዛ ኣደይ!! ዘይ -ብላዕ አይተብልዓኒ ከይሞተካ : ዝብላዕ ኣይትክለአኒ ከይሞተካ ትብል ነበረት ::
Kab zi yedhnena Amlak Maryam Ayrefeda ms weda msana tkun Amen❤.
ፈጣሪ ከም ግብርና አይ ትሃበና
ኣምላኽ ሚሕረቱ ገሩ ዪምሓረና❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
ኣሜን ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና😢
አቤቱ ማሓርና ፈጣሪ😢
Btami btami btami kal hiwet yesmalna
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣምላኽ ኣቦታትና ብዓይኒ ምሕረት ይጣምተና 🥰❤️🙏
አሜን አሜን አሜንንን😢
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓወና ካሳህን ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን መምህር ❤❤❤❤🙏🙏🙏
ኣምላካ ኣቦይ መሓረና ናባካ ኣክበና ካብ ልቢ ፈሪሓ 😭😭😭😭😭😭😭
Amen amen amen kalhewet ysmeana
ብሓቂ መምህርና ንንስሃ ሞት የብቀዐና ኣምላክ ክግስፅና ደልዩ እምበር ሓጥያትስ ናትና እኳ ይበዝሕ ኣይተመካሕኩን ዋ ፈራሕኩ
ሓቂ ኣምላኽ ይርዳኣና ❤🎉❤🎉❤🎉
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር እግዝኣብሄር ጥበብን ምስትውዓልን ይሃበነ ኣሜን
❤🎉❤John 14 ትግ - ዮሃንስ6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።❤🎉❤🎉❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ብየማን መንገዲ ይምረሐና ኣብየት ጎታየ ማሓረና 😢😢😢😢
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ክብር መምህርና ምሕረት ይልአኽልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏😥😥😥
Amen Amen amen God bless you 🙏 🙌 🙏
እግዚኦ ማሓረና ጎይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ ፡ብምሕረትካን ሳህልካን ኣድሕነና ኣሜን፡መምህር ካሳሁን ሓውና የቀነልና ❤
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና
አሜን ይኹነልና ይግበረልና ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና ❤❤❤❤
abyetu Fetare yqrebelelna
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ❤❤❤ብዓይን ምሕረቱ ይጠምተና
ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena kubur memhrina kab kufue yedhnena ❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Amen amen amen kale hewat yesmalena Abe emnatena yexnana
ቃለ ህይወት የስምእና
Amlak beayni mhretu yrayena
Amen egzabher zeytakes gasayey eyu amen
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 እግዚኣብሄር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር ሓውና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልካ
ኣሜን ❤❤❤ቃለ ❤❤❤ህውት ❤❤❤ የስምዓልና
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna kubur memhrna kasahun hawey Ezigiabher amlakna mstiwalna ykfetelna fqrin sinitin yfterelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ይቅረ ይበለልና
ኣሜን 3 ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሕዋት ኣሓት እግዝኣቢሄር የክብረለይ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ከባሪ ይሃበለይ ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ❤❤❤
እዝጊኦ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢
" ኣብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዝሓድር ኣብ ጽላል እቲ ኩሉ ዝኽእል ይነብር" መ.ዳዊት 91፥1 የቐንየልና መምህረይ።
Amen Amen Amen🙏🙏🙏 ✝️✝️✝️❤❤❤
Golry to the King of Kings Lord of Lords there is no like our God glory to be heavenly father praise the lord Ameeen Ameeen Ameeen 🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻
መቸም ኣያምኑን ዮም ሳይንስ ጥራይ ይብሉ ክሊማ ዶ ገለ ዶ ጸሓይ ዘኮነት መሬት ያ ትዝርውር ይብሉ ኣምልኽ ጌሩዎ አሞ ይምሓረና ዝብል የለንይገርም ዩ❤ ሎምስ ኣነ ኣብ ደገ ኣምስየ ወርሒ አንዳኸደት ሪአያ ግን ሳይንስ መሬት ያ ትዘውር ይብሉ😢😢 ብሓጺሩ ን ናይ ኣምላኽ ስራሕ ዘደንቕ ዉሑድ ዪ።ብዝኾነ ኣምላኽ ይምሓሮም ኣብዚ አቲ ድኻን ድኹምን ዩ ዝህሰ
@@Fyori-e6b ከቢድ ዩ እዋኑ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና🙏🙏🙏😭😭😭❤❤❤
@fthawitnuwaye1293 ሓቅኺ ዛሓፍተይ ዘይ ናይሕርቕርቖት የ አምበር ዘይጋገ የለን ተጋግዮም ዮም ይቕረ አሉ ምሕረት የውርደሎም ጸላኢና ይብከ መርበቱ ገድፉ ሰብ ክሽገር ኣይፈቱን የ ።
ምስ እግዝኣቢሄር ርክብና ነደልድል ይሕዋት
ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምቶም😢😢😢
እግዝኣቢሄር
Amen amen amen kale hiwet yesmalna ❤
ሰላም ሰላም ስድራ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣኣብ ዘለኹሞ ኩርናዕ ዓለም ሰላመ ክርስቶስ ይብዘሓልኩም ብዘይ ኣፈላላይ ንኹልኹም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይን ኣሓተይን መድሓኒት ዓለም እየሱስ ክርስቶስ ካብ ሃንደበታዊ ሞት የድሕነና ናብ ንስሓ የብቅዐና ብሩዃተይ ሰላም ንሃገርና ሰላም ንጎረባብትና ሰላም ንዓለምና ይኹን ኣሜንንንን❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ኦ ህዝበይ አብ እምነትና ንፅናዕ😭😭😭
ታኣምር አምላኽ የርእዮም አሎ
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር መምህርና ምስትውዓሉ ይዓድለና መጨርሻና የፅብቀልና ልዑል ፈጣሪ 🎉🎉🎉♥️♥️♥️
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️✝️✝️😢😢😢
Amen 🙏
Ameeeeeennnnn Ameeeeeeennnn Ameeeeeennnnn
ጽቡቅ መግለጺ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና እግዚኣብሄር
እስመ ኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለእግዚአብሔር ተመስገን ኣምላኽና❤
ብሓቂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካሳሁን ሓወይ እግዞኦ ምሓረና ክርስቶስ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ሰ/ወ መምህርናን ሓውናን ካሳሁን ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ ኣገዳሲ ኣስተምህሮን ሓበሬታን ኢዩ። ንዓና ድማ ኣምላኽ ዝርኢ ልብን ዘስተውዕል ኣእምሮን ይሃበና። ብዓይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ድማ ምሕረቱ የውርደልና።
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ክቡር ኣቦና ኣምላክ ኣብ ፈተነ ኣይተእትወና ምሕረቱ ይስደደልና🙏🙏🙏
ኦ ጎይታ ከም ምሕረትካ ይቅረ በለልና.።
Psalms 43 ትግ - ዳዊት
3: ብርሃንካን ሓቅኻን ልአኽ፣ ንሳተን ይምርሓኒ፣
ናብ ቅድስቲ ኸረንካን ናብ ማሕደራትካን የብጽሓኒ።
❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዕልና ኩቡር ምህርና ምሰትዉዓሉ ይዓድለና መጨርቫና የዕብልናልዑል ፈጣረ ካብኩፋአ ይሰዉረና
ኦኦኦኦ ኣቤት ጎይታየ መሓረና መሓረና 🤲🏼😥😥
ኦ ህዝብና ንቃሕ ኣብ እምነትካ ጽናዕ💔✝✝ ✝✝✝✝✝✝✝✝💞🙏🙏🙏💞🙏
Amen 🙏 🙏 🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ኦ ፈጣሪ ካብኩፉእ ስዉረና 🙏🙏🙏🥺🥺
ሰላም መምሕር ንቱ ፀቡቅ ትምሕትኩም ብጣእሚ ነምሰግን, ተመሰግን ፈጣሪ ፈጢርካካ አይትረሰአኒ ሒብካ አየትኽለአኒ አርኢካ አይተሰእነኒ አኽቢርካ አይተሕሰረኒ ኢሎም እዮም ወለድና ዘምሑሩና ነይሮም ,ብዘይ ናይ አምላኽ ፍቃድ ዘኩውን ነገር የለን እሞ ፍቃድ አምላኽ ሳና ይኹን አሜን 🙏🙏❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህር ሓውና፡አግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ይቕረ ይበለልና።❤❤❤
ኣሜያን ኣሜያን ኣሜያን ቃል ሂወት የስማዓልና❤❤❤❤❤❤
አግዝኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምቶም አግዝኣቢሄር
ኣምላኽ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣሜን ኣሜ ኣሜን ❤❤❤
Golry to the King of Kings Lord of Lords there is no like our God glory to be heavenly father praise the lord Ameeen Ameeen Ameeen 🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣብ መፅሓፍ ህዝቂኤል ንርእዬም መንኮራኹር መልኣኽቲ ሓዊ ክኣጉዱ ርኢናዬም :: እግዚአብሔር ኣምላኽና ህያው እዩ:: ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና::
እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና፡ ከም ብዝሒ ክፍኣትና ኣይፍደየና። ንኹሉ ህዝቢ ዓለም ሰላሙን ምሕረቱን ይሃበና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤
ኣሜን ኣሜን 😢😢😢
እንካዕ ብሰላም መጸኩም መምህርና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚኦ ማሐረና ክርስቶስ አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዐልና እግዛኣቤሄር ብዓይኒ ሙሕረቱ ይጠምተና
እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና።
Egzio mharene krstos 🙏🙏🙏
Egzio mharene krstos 😪😪😪
Egzio mharene krstos ✝️✝️✝️
ቓል ሂወት የስመዓልና ካሳዉን ሓውና❤ ካብዚ የድሕነና❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣምላኽና ክንደይ ነገር ጸይሩ እዩ ዘንብረና ባዕሉ ፈጢሩናስ ነፍሶም ሽምን
ንሀፍትን ኢሎም ንሰይጣን ዝሸጡ መዕተዊኦም ሲኦል ከምዝኽውን እንዳፈለጡ
ነዛ ሓጻር ሂወት ከምዚ ምግጋይ ከቢድ እዩ
ኦ ጎይታናን መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ካብ ከምዚ ነገር ንኩላህና ህዝበ ክርስቶስ ይሓልወና.
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሰባኪ ወንጌል መምህር ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርከልካ ናይ በሓቂ ደኪመ ከይበልካ ንህዝብና ዝጠቅም ትምሕርቲ ሕብካና
🙏🙏🙏🙏🙏🙏✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህርና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና
ቃለሂወት የሰምዓልና ከም ዙሕ ምሕረትካ ድኣ ምበር ከም ግብርና አይኩን
😮እግዛብሄር ኣምላኽ ይኽበር ይምስግን ብምሕረት ዓይኒ ይጠምተና መምህርና እውን ቃል ህይወት የስመዓልና
ኣሜን Egziabhier Amlak bmhretu ytemtena
ብሓቂ ብሓቂ ቃለህወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዛቢሄር ይቅርይበልና❤🙏🙏🙏
Amen 🙏 hayili amlak eyu mhretu yewuridelna
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣብየቱ፡ኣምላከይ፡ተዘከረና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና መምህርና ኣምላክ ናይ ንስሃ ዕድመ ይሃበና😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ከፍረሐካ እዚ ግዜ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቁዱስ ቤቱ የፅነዐና ናብ ንስሓ ሞት የብቀዐና ስደትና የሕፅረልና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
በስምኣብ 😢
አግዚኣብሀር ብ ዓዪነ ምሕረቱ ዪጠምተና ቃለ ሂወት የስመዓልና።
Nay bhaki kale hiwet yesmealna abona amlak bayni mhretu yrayena🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣምላከይ ከም ግብርና ኣይትኪደና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና😢🙏
ክብሪ ንኣምላኽና : ምስትውዓል ንኹልና 🙏
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና፣ ካብ ኩሉ መዓት ይሰዉረና❤
Ameeen Ameeen Ameeen Golry to the King of Kings Lord of Lords there is no like our God glory to be heavenly father praise the lord Ameeen 🤲🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ዛ ዓለም ዝጸረቶ ክንደይ ዘይተነግረ ኣሎ 😭😭😭😭😭😭😭
Amen(3) 🙏 kale hiwet yesmealna Egziabiher amlak nay agolgulot zebenka ybark 🙏🙏🎉
Egzio meharna kerstos 😢 Abate hoye yeker belen ✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኦ አግዝኣብሄር ኣቦይ መስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና ካብዚ ንርአዮን ንሰምዖን ዘለና ሓልወና ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ሰላም ንዓኻ ክቡር ሓውና መምህር ካሳሁን ❤🎉❤🎉❤🎉
አቤት ትዕቢት 😢ይቅረ በለልና አክቢርካ አይተሕስረና አሜን😢❤💛🙏
ጸሎት መሓዛ ኣደይ!! ዘይ -ብላዕ አይተብልዓኒ ከይሞተካ : ዝብላዕ ኣይትክለአኒ ከይሞተካ ትብል ነበረት ::
Kab zi yedhnena Amlak Maryam Ayrefeda ms weda msana tkun Amen❤.
ፈጣሪ ከም ግብርና አይ ትሃበና
ኣምላኽ ሚሕረቱ ገሩ ዪምሓረና❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
ኣሜን ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና😢
አቤቱ ማሓርና ፈጣሪ😢
Btami btami btami kal hiwet yesmalna
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣምላኽ ኣቦታትና ብዓይኒ ምሕረት ይጣምተና 🥰❤️🙏
አሜን አሜን አሜንንን😢
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓወና ካሳህን ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን መምህር ❤❤❤❤🙏🙏🙏
ኣምላካ ኣቦይ መሓረና ናባካ ኣክበና ካብ ልቢ ፈሪሓ 😭😭😭😭😭😭😭
Amen amen amen kalhewet ysmeana
ብሓቂ መምህርና ንንስሃ ሞት የብቀዐና ኣምላክ ክግስፅና ደልዩ እምበር ሓጥያትስ ናትና እኳ ይበዝሕ ኣይተመካሕኩን ዋ ፈራሕኩ
ሓቂ ኣምላኽ ይርዳኣና ❤🎉❤🎉❤🎉
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር እግዝኣብሄር ጥበብን ምስትውዓልን ይሃበነ ኣሜን
❤🎉❤John 14 ትግ - ዮሃንስ
6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።❤🎉❤🎉❤