ሳምሪ ታይ ኣንቢዕዋ ? ዓውቼ ርክብና ባዕልኺ ኢኺ በቲኽክዮ..ውጽለይ ካብ ስርሐይ..

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 618

  • @haphi_show
    @haphi_show  Місяць тому +86

    ክቡራት ፍቱዋት ቤተሰበይ 10k subscriber በጺሐ ኣለኹ ብጣዕሚ የኽብረለይ የቐንየለይ ሕዚ ኸኣ ናብ 15k ደውልዋ ከይትርስዑታ

  • @LiLiTigray-f3b
    @LiLiTigray-f3b Місяць тому +17

    ተጋሩዋይ ካብ ኩፉእ ዘበለ ኩሉ መድሃኒ ኣለም ይሓሊኩም ❤❤እና ደሙሩኒ ክምልስ እየ ፉትዋተይ❤❤❤

    • @azuazu14
      @azuazu14 Місяць тому

      ንዳማመር ዝያዳይ❤

    • @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
      @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ Місяць тому

      ​@@azuazu14ደሚረኪ ደምርኒ ማዓረይ

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 Місяць тому

      ደሚረኪ ደምርኒ ማዓረይ

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 Місяць тому

      ​@@azuazu14ደሚረኪ ደምርኒ

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 Місяць тому

      ​@@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብደሚረኪ ደምርኒ ማዓረይ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu Місяць тому +10

    ዓዉቻ ለባም ለዋህ. መስተዉዐሊ ቦቅባቅ. እዪ. ትሕትንኡ ግን. ለባም እዮ. ዕደመን ጥዕናን የሄብካ ዓዉቻ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕካ ጀግና ተባዕ❤❤❤❤
    ል ዓዉቻ. ኘራንክ ኣይትግበርዎ. እዚ ጠባየ ሰናይ❤❤❤❤

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu Місяць тому +1

      ሳምርኪ ኮ ልዓዉቻ ማራ እያ እተፍቅሮ❤

  • @YemuntazEnat
    @YemuntazEnat Місяць тому +8

    ሳምሪዋይ የኔ ለዋህ ሕነኪ ፍደዪ❤❤🎉🎉🎉

  • @AlukaFilmon
    @AlukaFilmon Місяць тому +9

    ኣነ ከዓ ዓውቼ ካብ ማዓዝ ዩ ምጭካን ኪኢሉ ኢለ

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ Місяць тому +5

    ውይ ሳምሪየይ ምቅርተይ አሕዚናትኒይ እንኳዕ ሓቂ ዘይኮነ በስመአብ😢

  • @NebuNebu123
    @NebuNebu123 Місяць тому +2

    ዓቹዋይ ተጋሩ ብረደደ ንአምን እና ታማ ዓዉቹዋይ ይቅረታ ተቀበሉ ዝሓወይ ንተመልከቲ ከብረ የብለካን ዲካ ዓዉቹ ታማ ታዓረቅ🙏🙏🙏

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu Місяць тому +10

    ክስኻብ መጨረሻ ቭድዮ ዘይምራአይ ምሽክላ እዩ ንዓወት ምልጭ አቢለ ፀሪፈዮ ሶሪ ዓውቸይ😂

  • @hagosgebre-p4o
    @hagosgebre-p4o Місяць тому +7

    ዋው ንኹሉ እኹም ፕራንክ ገይርኹሞ ዓውቼ ምስወፀ ሞባይለይ ከጥፍኣ ሓስበ ነይረ እንካዕ ግን ዋዳእኽዋ ባይዘወይ ኣብገዛይ ኾይነ ኣጣቅዐ እየ👏👏 ዓውቼ ግን ክብሪ ዘለካ ሰው እኻ ቀፅለሉ ...... ሳምሪ ግን ተኽእልኹም ናተይ ክትኸውን ፍቀዱለይ😁

  • @SsAa-de2gg
    @SsAa-de2gg Місяць тому +5

    ይቅርታ ተቀበል ዝሓወይ ካብ ይቅርታ ዝዓቢ የለን ዓወተይ❤❤❤❤❤❤

  • @YttTt-pb4hw
    @YttTt-pb4hw Місяць тому +9

    ሓፋሸይ ካብ መጨረሻ ዘይረአየት ፀርፊ ሆሆ😮😮

  • @FreweyniHluf
    @FreweyniHluf Місяць тому +2

    ዋይ ታይ ገበረትኩም ምቅርቲ ፀላኢኪ ይንባዕ 😍😍😍😍

  • @SabiyaSook-r5i
    @SabiyaSook-r5i Місяць тому +2

    ውይ ተመስገን እንቃዕ ፕራክ ኮነ ሳምሪየይ የዋህ ዓው ቸለባም ኩሉኩም ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ዮዳሄ_12
    @ዮዳሄ_12 Місяць тому +5

    ውይ ማርያምን ብጣዕሚ እየ ሓዚነ😥 ነይረ ግምት ከኣ ነይሩኒ ዓውቾ ፕራንክ ግዲ እዩ ዝገብሮም ዘሎ ኢለ ነይረ መጨርሻ ገዲፍኩም ምስ ከደ ግን ሳምርን ሃፍን ኣዚኹምኢኹም የሕዚንኩምኒ ነይርኹም ብዝኾነ ሳሓቅን ጨወታን እዩ ዘጥዕመልኩም ሕበሩ ስመሩ So Love you All ደቂ ዓደይ መዓረይ💛❤💛❤በርትዑለይ ከኣ

  • @ብሕታዊት
    @ብሕታዊት Місяць тому +14

    ❤ኣብ ዝሃለና ሃሊና መድሃኒኣለም ኣቦይ
    ካብ ኩፉእ ዝበለ ኩሉ ነገር ይሓልዋና ኣሜን(3)🌿💜
    ሳብሰክራይብ ግበርለይ❤

  • @Highlights792
    @Highlights792 Місяць тому +6

    ደቂ ዓደይ ሙሉእ ረኣይዎ ዝቪድዮ ካሊእ ሓሲበ ኔረ መጨረሻ ግን እውይ በስመኣም ደስ ኢሉኒ ኣሰይ❤❤❤❤ፍትው ኣቢለኩም ሃፊየ ይሞችኻ

  • @foteyenmezegbo3862
    @foteyenmezegbo3862 Місяць тому +3

    የኔ ለባም ዓወቸአይ❤ ካብ ይቅርታ ዝዓብየ የለይ ሳኣን 4 ቃላት ኣይ ኣይትኾር ፁሩያተይ❤❤

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px Місяць тому +5

    ወየይ ከይወዳኣኵ 😂😂😂ተፃሪፈ 😮😮😮 ይቅሪታ

  • @NiguseGetachew
    @NiguseGetachew Місяць тому +5

    ገጥመኩም ነይረ ግን ዓውቸ የዋህ ሰብ ይኡ ❤🎉🎉

  • @WeyniGeber
    @WeyniGeber 22 дні тому +1

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ሳምሪ ገን ተሕዝነካ😢

  • @uutgmf0gy921
    @uutgmf0gy921 Місяць тому +2

    እንኳዕ በሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @YaDu-q6q
    @YaDu-q6q Місяць тому +6

    ዓወቾ ባ ዳይበር ድዩ ገይሩ😂 የኔ ለባም ሙቁር❤🎉😊

  • @zemichaelhailu8126
    @zemichaelhailu8126 Місяць тому +3

    ደስ ልብል ፕራንክ ኣርኢኹሙና ኸምዙይ እዩ ፕራንክ ማለት ቀቅድሚ እዚኣ ናሻኩር ርኤስ ብጣዕሚ ሓሪረ ሻኩርለ ከብደይ በሊዑኒ ልኾነ ኾይኑ ቀፅሉ

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc Місяць тому +5

    ኣይ መጀመርያ ግን ኣዊቾ ሕማቅ ኣሕስብን ነይሩ ማለት ካብ ኣዊቾ ሃምዝ ኣይትፀበኹይ😂😂😂 ብድኾነ ይመችኹም❤❤❤

  • @MelakeGebrehiwet-jb7tw
    @MelakeGebrehiwet-jb7tw 15 днів тому +5

    ኣነ ናይ ብሓቂ መሲልኒ ጽቡቅ ግን ግን ወዲ ሰብ ብዝገብሮ ይቅረታ ክህሉ ኣለዎ ኣብ ስራሕ ስለ ዘጋጥም ok Awche

  • @Slammm-r2c
    @Slammm-r2c 11 годин тому

    ስረ ናዓውቸ ደስ ክብል 😂😂😂😂😂

  • @mmn7636
    @mmn7636 Місяць тому +3

    ምንም ፕራንክ ምኻኑ የተረደአንንን ዋላ ኣነ አየ ፕራንክ ተገይረ 😢ዋይ ሳምሪ ሓፍተይ😢❤❤❤

  • @MelatAskal
    @MelatAskal 9 днів тому +4

    ገራሚ ዝኾነ ፕራክ❤❤❤❤❤

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px Місяць тому +5

    ናዓል ጋዉና ዓዉቻ😢😢😢ሃሳስ😢😢 ከከከከከከታይ ከ ዩ ተነፈሑ😂😂

  • @SenayMehari-c4v
    @SenayMehari-c4v Місяць тому +2

    ብጣዕሚ ኢካ ኣደብርካዮም

  • @SarahAbirahim
    @SarahAbirahim Місяць тому +5

    ኣነስ ግርም እልን ካመኣዘ እዩ ኣምፅእዎ እዝኣመል ዓውቻ እለስ ግርም እልን ነይሩ እንኳዕ ፕራንክ ኾነ😆

  • @sisterofaraggash9895
    @sisterofaraggash9895 Місяць тому +4

    ተመልሱ እዩ ብራኪ ገርኩም ዋ አዘኹም ሽኮርናታትትት ❤

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ Місяць тому +1

    ዝሓወይ ተባረክ ዓቅላም ሰብ❤❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 Місяць тому +2

    እዋይ ሓወይ ዓቅሉ ኣፀንቂቅኩምወ ከዝስ😢
    ይቅርታ ተቀበል ዝሓወይ ካብ ይቅርታ ዝዓቢ የለን ዋ ዓወተይ ካብ ድሕሪ ከዚ ከምዝ ፕራክን አይትግበሩ በዛኩም እንሕና ለኳ ተረብሽና😢❤❤❤❤🥰

  • @JadydLstg
    @JadydLstg Місяць тому +3

    ይመችኩሙ❤❤❤

  • @ንግስቲኣሰፋ-ኀ4ዸ
    @ንግስቲኣሰፋ-ኀ4ዸ Місяць тому +5

    ነጀምራ ተጋሩዋዩ ማዓረዩ 🥰💋

  • @GarmaiAli
    @GarmaiAli Місяць тому +3

    ዋይ ገርምኒ ነይሩ ዓዉቼ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @DanielGebremaryam
    @DanielGebremaryam Місяць тому +3

    Way harif srah eyu gn fengitse neyre❤❤❤❤❤

  • @BrhaneBeyene
    @BrhaneBeyene Місяць тому +4

    መርኣያና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም በርትዑ !!ግን ሳምሪ ሓፍተይ ኣካዳድናኺ ንሉቦናኺ ኣይበቅዕን ሞ ተተስታኻኽሊ እየ ዝምሕፀነኪ ተንስራሕኹም ከዓ ኽብሪ ኣለኒ ንቦሩልና።

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw Місяць тому +2

      እረ ፅብቅቲ ኣላ🤔

    • @7eat1Te45
      @7eat1Te45 Місяць тому +1

      ዋ ታይ ኮየኑ😮

  • @SarahAserh
    @SarahAserh Місяць тому +10

    ዓወቼ ክሳብ መጨረሻ ዛይ ረኣክዎ ክፀርፈካ ደልየ ነይረ ግን ተመስገን

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w Місяць тому +3

    ወይ ተምሰገነ🙏🙏🙏

  • @seselAl
    @seselAl Місяць тому +5

    ሰብ ክልተ ዓለም እባ ዝራኣይ

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ይመችኩም ፅሩያተይ ሰምሪ ምቅርቲ

  • @Natsnet-s3u
    @Natsnet-s3u Місяць тому +3

    ወላዲተይ ገሚተ ጸኒሐ😂😂

  • @brtukanAsgedom
    @brtukanAsgedom 8 днів тому +3

    ኣረ ይመጉችኹም❤❤❤❤

  • @Hdhv-x9w
    @Hdhv-x9w 17 днів тому +3

    ዓውቺ ካብ ይቅርታ እንታይ እዩ ደሊካ ይቅርታ ተቀቦሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nahomdc9757
    @nahomdc9757 Місяць тому +6

    እዞም ሙሉእ ቨዱዮ ክይራኣኩም ፍርዲ ትህቡ ሑቡሽ ግን ኣምላክ ይቅረ ይበለሉኩም 😂😂😂😂

    • @sasdfasdf9128
      @sasdfasdf9128 Місяць тому

      ኣሜን😅

    • @hiwet-n9f
      @hiwet-n9f Місяць тому

      ዋይ ገረምቲ ሓመድ ገይረምዎ ብፀርፊ

  • @Masterhabeshawii
    @Masterhabeshawii Місяць тому +5

    ዋውውው ደስስስ ብሃሊ ዓውቻዋ

  • @NebuNebu123
    @NebuNebu123 Місяць тому +7

    ዓዉቹ ይቅርታ ተቀበል ዝሓወይ🙏🙏🙏

  • @TedrosSelay
    @TedrosSelay Місяць тому +1

    🎉wawww ❤🎉🎉🎉🎉 GOOd 🎉🎉nayebehaqe 🎉🎉peranka 🎉gerkana 🎉🎉 Hajo🎉gen🎉lemidima tkewen

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 Місяць тому +4

    ዋይ ገሪምኒ ነይሩ

  • @ማሾጓል70እንደርታ
    @ማሾጓል70እንደርታ Місяць тому +2

    አረ😢😢😢 ደንቀር ድዩ አረ ዓወት

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it Місяць тому +2

    ውይው በስመኣም ሓቁ መስልኒ ኣነውን ሓሪቀ😂😂😂😂

  • @Sãmû-Rêdû-jc2pf
    @Sãmû-Rêdû-jc2pf Місяць тому +4

    ዓወተይ ይቅሬታ ተቀበል

  • @ኤልሻዳይነውገታየ
    @ኤልሻዳይነውገታየ Місяць тому +3

    ዋይ ከንደይ ረግመዮ ንዓውቹ 😢😂

  • @Ggsds-m9q
    @Ggsds-m9q 20 днів тому +2

    ዓዉቾ ድሕሪ ይቅርታ ታይ ደሊካ😂😂😂😂😂😂

  • @BrhanGeretsadkan-i4k
    @BrhanGeretsadkan-i4k Місяць тому +4

    ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤

  • @ነኝፈቃርነቦኣ
    @ነኝፈቃርነቦኣ Місяць тому +5

    ኡፍ መጀርያ ሓቂ መሲልኒ ነይሩ ናዓውቼ😌

  • @JhCv-d2g
    @JhCv-d2g Місяць тому +1

    ቀፅሉሉ

  • @ፀባየ
    @ፀባየ Місяць тому +7

    አረ ዓዉቸ ሰረ ቀይር እስፖርት ክስታይካ ብላዕሊ ፈንዲኡ😂

  • @Gdgdg-z7b
    @Gdgdg-z7b Місяць тому +3

    ተረዲኡካ ድዩ ተረዲኡኪ ድዩ ምባል ቃንስ

  • @LiyaGebre-y5g
    @LiyaGebre-y5g Місяць тому +3

    ወይ ነዓይ ብራክ ገይርኩምኒ ውይ ሳምርዋይ አብ ሓፂር ግዜ ብራክ ክፅበ እየ❤❤❤

  • @NguseHailemariam
    @NguseHailemariam Місяць тому +4

    ይመቸኩም

  • @jj-pb7dh
    @jj-pb7dh Місяць тому +1

    ደስ ዋሃለ❤❤❤

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre Місяць тому +1

    ዋይ ክንደይ ፅርፍ ፀርፍኩም ነይረ እረ እንኳዕ ካብ ዘወደኣ ርእክዋ

  • @awet21awet21
    @awet21awet21 Місяць тому +2

    ተጋሩዋይ❤❤

  • @محمد-ظ6ط9د
    @محمد-ظ6ط9د Місяць тому +1

    እዋይ ብራንኪ ❤❤😂😂❤

  • @ይቱብብ
    @ይቱብብ Місяць тому +4

    ሰብ ክልተ ዓለም እባ ስደዱልና😢

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b Місяць тому +2

    ዉፅለይያ ዓዉች ፀገብኻ እምበይ😅😅😅

  • @Ermyasyoutube
    @Ermyasyoutube Місяць тому +6

    ዋላ ኣነ ዉን ፕራንክ ኮይነ ልገርም ፕራንክ ይሞችኩም

  • @galtgray-w6l
    @galtgray-w6l Місяць тому +1

    ዓዉቸ ግን ብማዓንኮሩ ድዩ ዝሓስብ 😅😅😅😊

  • @Masterhabeshawii
    @Masterhabeshawii Місяць тому +7

    ኣረ ዓውቻ ፕራንክ ኣይርድአካን ድዩ ኣቅልል ኣቢልካ ርኣዮ

  • @RobelShale
    @RobelShale Місяць тому +2

    wawww des ybleka Pranki ❤❤❤

  • @MikiNago
    @MikiNago Місяць тому +1

    Awocho yimechika ere tufle eka 😂❤❤❤❤❤❤

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame Місяць тому +4

    ሳምሮ ግን ናማን ተፍቅሮ እያ ትመስል😅😅😅😅

  • @SaymonKahsay-g5k
    @SaymonKahsay-g5k Місяць тому +2

    Ab hiwetey kemzi riay ayfeltn are abuche🎉

  • @AwetKahsay-xs7vy
    @AwetKahsay-xs7vy Місяць тому +1

    ንዓወት ክድውለሉ ሓሲበ ምስክነይቲ ቆልዓ

  • @EyerusMueuz
    @EyerusMueuz 4 дні тому +1

    Tahti awrideyo neyre nawet prank mkanu des eluni❤❤❤❤❤❤

  • @HelenMeles-nu5re
    @HelenMeles-nu5re Місяць тому +2

    ዓውቼ መቅሰን😂😂😂😂

  • @mullerm9648
    @mullerm9648 Місяць тому

    Wow Amazing idea 💡 continue

  • @MiriMdj
    @MiriMdj Місяць тому +3

    ሳሞሪ ሽኮር ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MiliTube29
    @MiliTube29 Місяць тому +1

    ተጋሩዋኒ ንደማምር ሙቁራተይይ❤❤❤

  • @ትግራውይቲ
    @ትግራውይቲ 2 дні тому

    ደሙርኒ ኣሕዋተይ🎉🎉❤

  • @Desta-z5e
    @Desta-z5e Місяць тому

    ሓሪፍ ድረማ 💊💊💊

  • @MohamedDebesh
    @MohamedDebesh Місяць тому +1

    እንኮዕ ዳሕና መፃኩም❤❤

  • @RRRR-dq3qg
    @RRRR-dq3qg Місяць тому +4

    ደንጊጸ ኔረ💔😥😁ኣንፈላሊኩም🥰

  • @MeronablelMeron-k5b
    @MeronablelMeron-k5b Місяць тому +4

    Fetwti aweche and samri like gberu

  • @GGg-v3t
    @GGg-v3t 25 днів тому +1

    አረ ዓውቾ ይመችካ ኣብ መጠረሸ ኣሕግስክምና😅

  • @احمدحميدي-ت4ص
    @احمدحميدي-ت4ص Місяць тому +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ይመችኩም

  • @BarheGalle
    @BarheGalle Місяць тому +2

    ይመቸው 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Tgray1414
    @Tgray1414 Місяць тому +5

    ኣነ ይገድድ ዓውቼ ታኮይኑ ዘይጠባዩ ዝብል

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 Місяць тому +3

    ናዓይ እውን ፕራንኪ ገይርክምኒ😂😂😂😂

  • @ጋልሰብዓሓላል
    @ጋልሰብዓሓላል Місяць тому +3

    አረ ዓውቾ ይመቺካ 😂❤

  • @jj-pb7dh
    @jj-pb7dh Місяць тому +1

    ይቅርታ ተቀበል ወወይ ናተይ👏👏👏

  • @Gfu5wy9
    @Gfu5wy9 19 днів тому

    ይመችኩም ጀምዓይ

  • @علم-م9ث
    @علم-م9ث Місяць тому +1

    አረ ይመችኹም 😂😂😂❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AliphvvFhjighhv
    @AliphvvFhjighhv 6 днів тому

    ዓዉቼ ይቅርታ ተቀበሎም ዝሓወይ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @KusanetKusu
    @KusanetKusu Місяць тому +1

    Wawwwwwwe ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FitsumGirmay-g4k
    @FitsumGirmay-g4k Місяць тому +2

    ዓዉቾ ግን ታይ እዩ ተሲእካ😂😂❤

  • @TsegayLema-z4o
    @TsegayLema-z4o Місяць тому +1

    Congra samri