ሚስጥራዊ ፍቕሪ ተጋሂዱ ዓውቼ እና ሳምሪ!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 2,9 тис.

  • @Awuchetube
    @Awuchetube  10 днів тому +1321

    ቤተሰብ ሓዱሽ ሂወት ልክጅምር ጉዑዘይ ሀ ኢለ ጀሚረ ኣለኩ ፈጣሪ ይሓግዘኒ🥰🙏

  • @eelnabieielnabi2772
    @eelnabieielnabi2772 9 днів тому +25

    ካብ ኤርትራ አየ ቀኔአ ብጣዕሚ ኣብ ዓድና ኮና ከም ናትኩም ክንገብር ብዘይ ምካእልና ነቢዕ ኣስተማሲለ ናይ ብሓቂ ግን ደስ ዝብል ውላድኩም ከኣ የረአየና❤❤❤

  • @aronarefe2951
    @aronarefe2951 9 днів тому +12

    ደስ ክትብሉ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ኣምላኽ ፍቅሩኹም ይባርኸልኩም ካብ ኣድናቂኹም❤🇪🇷

  • @Samielhabtegaber
    @Samielhabtegaber 9 днів тому +8

    🇪🇷 እየ ብጣዓሚ ደስ ኢልኒዓውቻ & ሳምሪ እንካዕ ሓጎሰና❤❤❤

  • @RimonTesfay-u1o
    @RimonTesfay-u1o 8 днів тому +7

    ዓዉቸ & ሳምሪ ነዉሕ ዕድመ የንብርኩም ሓዉኹም ካብ 🇪🇷❤❤❤

  • @Yጆሲ
    @Yጆሲ 10 днів тому +29

    እዛ ቪዶ ትሪኡ ዘለኩም ኣደኩም 10000 ዓመት ትንበረልኩም ❤❤

    • @RutaTube01
      @RutaTube01 10 днів тому

      @@Yጆሲ ኣሜን(3)

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 10 днів тому +15

    ናይ ባሓቂ መርዓኩም የሪኤና ተጋሩ ኣሕዋተይ ብጣዓም ደስ ዝብል ሓዉኩም ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇹 ዓመት ስላም ይግበርልና 2025 ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️

  • @ሚሊሃፍታይ
    @ሚሊሃፍታይ 10 днів тому +7

    ማርያም ባሓደ ትዝኩኑ ይብል ነረ ብልበይ ምስ ማዘሩ ንዓውቻ ለለዋ ቅርርብ ዝለዋ ክብሪ ምስ ረአኩወን ሓቂ ግዲ ኣዩ ይብል ነ ኣና እንኳዕ ደስ በለኩም ዋ ደሞሩኒ ናይ ዓውቻ ቤተስብ🌺🙏

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ

    ብስም ስላሴ እግዚኣብሔር ኣምላኽይቅር ይብልልና😢
    ናይመን ባህል እዩ😢
    ፍቅራተይ ቅጥዖ ኣምላኽ ክይውርደና ናይ ምዕራባዊያን ባህል እዩ ዞም ድቀይ ገጋ ስራሕ ስርሕኩም
    ዝጋለይለ ክንደይ ትድፍር ክብርት ኣደኪ ዘይብልኪ ንውራም ጋል እኪ
    ምፍቃርስ ኣፍቅርዮ ገና ክምዚ እንታይ ኣምጾኦ ክብር ሓውናለ ዘክም ኣቦታትካ ናይ ባህል ምዕራብ ኣህዛብ
    ባህል እዩ😢 ኣምላኽምስትዋዓል ይሃብኩም ደቂ ክርስቶስ ኣምላኽ

    • @AZebTAMR-o2n
      @AZebTAMR-o2n 7 днів тому

      ኣሜን❤❤❤😢

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 6 днів тому

      ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ መስተዋዓሊ ይሃበኒ
      እንበር አነውን እዛ ዝገበርዋስ ደስ አይበለትንንን ነቶም ናይ ደገ ዘለው እናፀላአናስ ንዓድና ክአቱስ አይተፀበኩን ነይረ😢😢

  • @ለለ7
    @ለለ7 9 днів тому +5

    አነስ ብጣዓሚ ካው ልምቸይኒ ደቂ ውቅሮ ቱ ላዛ ቃላቶም ክጥዕም ,ለለ ,ጨለ ,ሀመይ,እምበይ,ለለለ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Biniam_Yemane
    @Biniam_Yemane 10 днів тому +10

    Wow ደስ በሃሊ ክልተ ሓደ ተራኪቦም ዓውቼ እንዃዕ ደስ በለካ ብሓድ ብምኳንኩም ደስ ኢሉና እዩ ወድኖ

    • @Tigeraweyti
      @Tigeraweyti 10 днів тому

      @@Biniam_Yemane ሓዎብኡ ንቃሉ ንስካለ ትመርዖ ጥሙይ ድያስፖራ🤣

  • @Ddaert
    @Ddaert 10 днів тому +6

    ናይ ኩሉ ጊዘ ተምኒተይ እዩ ነሩ ዓውቾ &ሳምሪ ከማየይ ብታሓጓስ ዝነበዐ 👍 ግጨዩኒ

  • @RutaTube01
    @RutaTube01 10 днів тому +14

    ዘይኑ ዘይብሉ ኩሉ ዜሮ እዩ ማርያምን ከማይ ዘስሕቀኩም እሰከ😂😂😂😂😂

  • @NetsiNetsiNetsi-g6b
    @NetsiNetsiNetsi-g6b 9 днів тому +4

    ኣታ ዞም ኣዕርክቲ ዓውቻ ይመቸኩም ደስ ባሃልቲ 💙💙💙💛💛💛💛🌼🌼🌻

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 9 днів тому

      ሳብሰክራይብ እባ ግበሩለይ

  • @MebrahtomHailay-px8vl
    @MebrahtomHailay-px8vl 9 днів тому +6

    ብጣዕሚ እዩ ደስስስስ ዝብል ፍቕርኹም ይባርከልኩም❤🎉
    ግን ግን ግን በጃኩም ኣብ ሚድያ ዝወጽእ ስራሕትኩም ብፅሩይ ትግርኛ እንተትሰርሕዎ በጃኹም ቀስ ብ ቀስ ቛንቛና ይጠፍእ ኣሎ

  • @DjhshXhhdj
    @DjhshXhhdj 10 днів тому +5

    ዛክልተ ዓለም ናይ በሓቂ ገረማ ፍቅርኹም ይባረኽ❤
    🙏

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 10 днів тому +5

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዝብል መደብ ርእየ ደስ ኢልኒ ❤️መርዓኩም ውላድኩም የርእየና 🙏🙏🙏

  • @MebaleTeshale
    @MebaleTeshale 10 днів тому +4

    ማርያምን ደስ ክብል ፍቕርኹም የብዛሓዮ ብሓይሊ እዝጋኣብሄር ካብ ዓይኒ ሓሳዳት ይሰዉርኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉so Congrashin

  • @ThisEd-c8x
    @ThisEd-c8x 10 днів тому +4

    ፍቅርኹም ይብዛሕ ፈጣሪ ይትሓዎሶ ኣሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ 9 днів тому +6

    ምቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣብ ቃልኩም የፅንዕኩም❤ ግን ልዞም ፈረንጂ ክንመስል ኣይንፃዓር ምሳና ኣይከይድን መጀመርታ ትሳዓሙ ካብኡ ግን ክበዝሕ የብሉን ፅፍፍ ዝበለ ፍቅሪ ክኮን እንአዎ ሓደራ ፍቅርኩም ብካልእ ተጋላለፁ እበር ኣብ ምድያ ኣብ ዓይኒ ካምራ ኣይትላማመፁ ከንፈር ምሳዓም ኣብ ዓራትኩም ግበርዎ ፅፍፍ ዝበልኩም ኩኑ ስለ ዝፈትወኩም እየ❤ሰላምኩም ይብዛሕ ምስ ማሓዝትኩም

  • @Tdfdemey-w6x
    @Tdfdemey-w6x 10 днів тому +9

    አረ ዘኒ ቀመመይ ይመቺኻ ብሱሩ ድምቀት ኢኻ ድምቀት ብሰሓቅ ቀቲልካና😂😂😂❤ እና ኣብ ድራማ ሰብ ክልተ ዓለም ልምነዮ ልነበርኩ ሳምሪ ናይ ዓዉቾ ክትኾን ተመስገን ተሳኺዑ♥️🙏ብፍቅሪ ንበሩ ጎተተይ❤❤❤

    • @Zafudm2pm
      @Zafudm2pm 10 днів тому

      ስብስከራይብ ገበርለይ መዓርይ ❤🎉

  • @MHg-h7d
    @MHg-h7d 10 днів тому +4

    ፍቕርኹም ይብዛሕ ተጋርዋይ ፅሩያት❤❤❤

  • @MhayatHashim
    @MhayatHashim 10 днів тому +36

    ፍቕርኹም እስካብ በቃብር ይግበረሉኹም ❤❤❤❤ በጣም ነው እምወዳቹ 🎉🎉🎉🎉

  • @MashoMasho-j7y
    @MashoMasho-j7y 7 днів тому +6

    ዜኑ ዝብሃል ፍጥረት ግን ብጣዕሚ ኬፍ ኣለዎ❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 10 днів тому +4

    ኣስይይይይይይይይይይይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ዓዉት ጀግና ጠንካራ እንካ ደስ በለኩም ሓጓስ ናይ ሰብ ዘሐግሰኩም ብላክ ጀምርዋ❤
    ተጋሩዋይ 50 ሳብስክራይብ ነብፀሐዮ🎉🎉
    ይበል ኣዕርክቲ🎉🎉🎉
    ኣየ ዜኑ ሰሓቅ ቀቲልካ😂😂

  • @jftwrwsw5001
    @jftwrwsw5001 10 днів тому +4

    ዋውው ብጣዕሚ ደስስ ኢሉኒ ከምዚአ ክትኮኑ ይምነ ነይረ ተሳኪዑ ክኣ ፍቅርኩም የብዛሕዮ እግዚአብሔር አምላክ ላብ ሓዳር ኣብቂዑ ንዘልአለም ብሓደ የንብርኩም አዝየ ዝፈትወኩም አሕዋተይ ሳምርየ እና ዓወተይ🎉🎉❤❤❤

  • @RayaRayuma-z3u
    @RayaRayuma-z3u 10 днів тому +6

    ዓውቼ እና ሳምሪ እንኳዕ ደስ በለኩም🎉ፍቕርኹም ከም ማዓር ን ፅባን የጣዓዕሞ ከምኡ ድማ ታሕጋስኹም ካብ መጨረሻ ይግበረልኩም🎉ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 10 днів тому +5

    ናይ ዜይኑ ምቅብጣር ታይ ይብሃል ቀዉሲ😂😂
    ዓዉቾየ እንኳን ደስ በለካ መባለይቲ ይግበርኩም ኣሕዋተይ❤

  • @HabtamuTiruneh-x3k
    @HabtamuTiruneh-x3k 9 днів тому +2

    እንኳዕ ደስ በለኩም ዓውቸ ሓወይ እግዚኣብሄር ፍቅርኹም ይባርኮ ወሊድኩም የርእየና ኣብ መርዓለ ከይትሓድገና

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 10 днів тому +3

    እግዚአብሔር አምላኽ ፍቅርኩም ፍቅሪ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ደቂ ማህጸን ትግራይ 🥰🥰🥰🥰

  • @efromtadesse
    @efromtadesse 10 днів тому +4

    ዋው ደስ ዝብል ፍቅሪ መናብርቲ ይግበርኩም

  • @Aresu-s5d
    @Aresu-s5d 10 днів тому +5

    እረ አብ ቅድሚና አይትስዓዓሙ😂 ፍትሒ ልሲግል🙄 ብዝኾነ ፍቅርኹም ይባርኽልኩም❤❤❤

  • @MohamedDebesh
    @MohamedDebesh 10 днів тому +9

    ካማየይ ድኩም ኮሞንቲ ናረአኩም ትስሕቁ❤❤❤❤

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 8 днів тому +13

    ኣነ ግን ዝገርመኒ 111k ሰባት ሪእኹሞስ ንምንታይ #ሳብስክራይብ ዘይትገብሩ 😊

  • @CcVv-b3p
    @CcVv-b3p 9 днів тому +2

    እውይይይ ብታሕጓስ ነቢዐ ኣቱም ስባት 😢🙄😍😍😍ፍቅርኹም ይባረኽ 🙏 ኣይፈላልኹም ፈጣሪ 🙏🫶🥰

  • @gullala4624
    @gullala4624 10 днів тому +7

    ምስዕዓም ግን ብጣዕሚ በዚሑ ሓፈርና ወተሰከፍና 🫣🤭🤭🤭

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 10 днів тому

      ሳብስክራይብ ግጨውለይ❤

    • @Hiwen-youTube
      @Hiwen-youTube 10 днів тому

      እልክራጋገፅልና ፕራንክ ከየኽን😂

  • @ሕድያትገራዓልታዩቱብ
    @ሕድያትገራዓልታዩቱብ 10 днів тому +12

    ነይ ዓዌችኒ ሳምሪኒ ዝሓጎስኩም ላይኪ ሳብስክራይብ ግብሩለይ❤❤

  • @MulerTube-u2y
    @MulerTube-u2y 10 днів тому +11

    ናይ ዓዉቼ ና ሳምሪ ዘሐጎሰኩም ሳብስክራይብ ላይክ ግበሩለይ ብተፈትዉዋ ወላድትኹም ብሩኻተይ❤

    • @FjgtDufhh
      @FjgtDufhh 10 днів тому

      አሺ ገይረልኪ🎉🎉🎉❤❤

  • @GereMamu-qg3op
    @GereMamu-qg3op 8 днів тому +1

    ፅቡቅ ናይ ሓዱሽ ሂወት ይኹነልካ ዓወቼ ዓዕርኽትኻ እውን ደስ በሃልቲ ዘይኑ ..... man of the match

  • @ጋልዴስኣተት
    @ጋልዴስኣተት 10 днів тому +3

    ዋውውዎው ኣሰይ ተመሰገን ኣምላኽይ ብአነት ዙምነዋ ነብሩኩ ሓቅኛ ፍቅራት ዘይኮኑ ሳምርን ዓውቼን ይብል ነይረ ኣሰይ ደሰ አልኒ ደሰ ይብልኩም ርሑሰ ቃልክዳይ ይግብረልኩም ዓውተይ ኣነሰ ደሰ አልኒ ተጋሩዋይ ከምዙ ካማይ ደሰ ዘብለኩም ኣለኩምዶ💋💋💋💍💍❤❤❤

  • @Tigeraweyti
    @Tigeraweyti 10 днів тому +4

    ዜይኑ ሽኮር ፃዕዳ ልቡ ስሓቅ ቀቲልኒ😂😂
    ደቂ ሪመይ ሽኮራት ላስሓቅኹም የንብርኹም ተጋሩዋይ❤️💛ሳምሪ&ዓወቾ ፍቅርኹም ይብዛሕ🙏❤️💛

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 10 днів тому +5

    ፋሊያት ኣዓርክቲ ኣለዉካ ዓውቺየ ብሰሩ ንሰኩም ኣይትደገሙይ🥰❤ናይ መዲሃነይ ደሰቲ ክረአ ትሃንጠየ

  • @Mashotube-i2v
    @Mashotube-i2v 10 днів тому +5

    እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ዓውቸ ፈቅርኩም ይብዛሕ ግንሲ ካባካ ዘይንፅበዬ ኣብሚድያ ምስዕዓምሲ ታይ ኣምፆኦ ማለተይ ትሰብ ታይክመሃረሉ ነቲ ዝቅፅል ወሎድ ንሕሰበሉ

  • @beliYouTube
    @beliYouTube 10 днів тому +4

    ዋዉ እልልልልልል ሸገ ናይ ፍቅር ዘመን ይኹነልኹም ዉለዱ ዘምዱ ቁረቡ ስገዱ ኩሉ ግዜ ደስ ይበልኩም
    ጓደኞችህ ግን እብድ ናቸዉ😂😂 ደስ ስሉ😹

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 10 днів тому +6

    እዛ ምስዕዓምስ አይበዝሐትን ዶ እዙይ ዘርኤካ ክልቲኦም ብጣዕሚ ከምዝፋተው ኡ
    እዩ❤❤ ግን ክንድዙይ አብሚድያ ክቅፅል የብሉን ከምዛ ናይናሚኪና ሮዳስ ክኮን አለዎ ተሰዓዓሙ አብታ መጀመርያ ካብኡ ተበዚሑ ግን ንተመልካታይ ይድብሮ እዩ ብዝኮነ ፍቅርኩም ይሰስን❤❤❤❤ተጋሩዋኒ❤❤❤❤

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 10 днів тому +4

    ተመስገን ካብ ዕንኪላል ኣብ ሲንግል ሐዚ ግርም ❤❤❤❤

  • @gal_tigray_498
    @gal_tigray_498 10 днів тому +5

    ከም ሎማዓቲይ የተሓጎሰኩን 👌👌👌👌😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @gualtigray6579
    @gualtigray6579 10 днів тому +4

    ኣቱም ፍቕረኛታት ፀገይቲ ፈረይቲ ይግብርኩም ተባረኹ🙏🙏🙏❤️❤️❤️። እንተ ደረወፊ ዘደለኹም ግን ለሓስቲ ኢኹም ኣምሓርኛ እንታይ ኣምፅኦ ትግርኛ የብልኩምን ዲኹም ሕማቓት

  • @سلامتخلاي
    @سلامتخلاي 10 днів тому +3

    ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ተጋሩዋይ ❤❤
    ደሞ ፍቁሩኩም የብዘሐልኩም ፁሩያተይ❤❤❤❤🎉❤❤❤

  • @GegiGebru-ct5yz
    @GegiGebru-ct5yz 8 днів тому +11

    ፍቅሪ ብኣምሓርኛ ደርፊ ጥራሕ ዝግለፅ ዝመስሎም እሞ ኣብ ትግራይ 🤔

    • @meleananas9211
      @meleananas9211 7 днів тому

      የሕዝን ብናቀተልቱ ፍቅሪ ልዓበደ ወለዶ

  • @teb-x4w
    @teb-x4w 10 днів тому +5

    ብጣዕሚ እኹም ቓሕ ባሃልቲ ናይ ፍቕር አምላኽ ፍቕርኹም ይባርኸልኩም ደቅኖዋ❤❤❤ግን ምስ ሰዓማ ኢየ ኣምነ😂❤

    • @Vgvcyy
      @Vgvcyy 10 днів тому

      ዋላ ኣነ😂

    • @SsdSds-f3q
      @SsdSds-f3q 10 днів тому

      😂😂😂😂

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 10 днів тому +4

    እሰይ ዓወተይ ሳምርየ ደስስስስስ ኢሉኒ❤❤❤❤🙏🙏🙏ደጋሩዋኒኒ ፅሩያት❤❤❤
    ዜኑ ግነ ይሞቹዮ ሳሓቅ ቀቲሉና🤗😂😂❤

    • @Zafudm2pm
      @Zafudm2pm 10 днів тому

      ስብስከራይብ ገበርለይ መዓርይ ❤

  • @hrithrit5716
    @hrithrit5716 10 днів тому +5

    ዞም አዕርክቲ ደስ ክብሉካ🥰

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 9 днів тому +2

    ዘበንኩም ይባረክ ዓውቾ ሓወይ🎉❤🎉❤🎉❤ ኣዝዮም ቡሉፃት ዝኮኑ ኣዕርክቲ❤❤❤❤

  • @ፊሊማኛ
    @ፊሊማኛ 10 днів тому +3

    ዜይኑ😂😂 ዓዉቼ እንኻዕ ደስ በለኩም🎉❤

  • @mekenetfilmproduction1744
    @mekenetfilmproduction1744 10 днів тому +9

    ናዓውቻ ደስታ ኣውደኣመተይ ኣዲሚቑለይ እዩ ትብሉእስቲ ብLike ግለፁለይ❤🎉

  • @MebrhatuKd
    @MebrhatuKd 10 днів тому +6

    ንቀፃሊ ከንፈር ኣይትስዓሙ ብዝተረፈ ብጣዕሚደ ስብሃሊ

  • @afgcg5271
    @afgcg5271 10 днів тому +237

    ዘይኑ ግን😂😂😂ከስሕቀካ

  • @FantahunNguse
    @FantahunNguse 8 днів тому +4

    መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኻ ዓውቼ ሓወይ

  • @FtsumKahsay-f2z
    @FtsumKahsay-f2z 8 днів тому +3

    አረ ትፍለዩ ኢኩም ንስኩም ደስ ክብሉ ዞም አዕርክቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ፅሩያተይ ደሞ ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @BrktiGidey
    @BrktiGidey 10 днів тому +5

    ታማ ኮይነ አነ ሓፊረ 😂😂ብዘተረፈ ፍቅርኹም ይባረኽ❤❤❤❤❤❤

    • @albadralbadr1650
      @albadralbadr1650 10 днів тому

      😂😅

    • @yguygu4625
      @yguygu4625 10 днів тому

      ወላ ኣነማርያምን ሕማቅ ተፎጥሮ🤭🤣

    • @AlganeshTekulu
      @AlganeshTekulu 10 днів тому

      እንታይ ባህል እዩ መፅዩና ኣፍ ንኣፍ ይላሓሓሱ ስቅሎም ከክንደኦም ንሕና ሓፍርና ካብ ሚኪን ሮዳስን ተማሃሩ ሓንት ግዜ ምስ ተሰዓዓሙ ናይ ፊቁራት ምዃኖም ካብኡ ምንም ደስ ክብል ነይሩ እዝኣቶም ግን ከም ተመን ተጠማጥሞም ወረ ንሳስ ዝገደደት እያ ምስዳድ እኮ እያ ኣብያቶ ከልቢ ቀርቅራ ሕዛቶ ፎኦኦኦኦ

  • @ተስፋጽባሕTG
    @ተስፋጽባሕTG 10 днів тому +5

    ጽቡቅ እዩ ኣምላክ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ውለዱ ክበዱ🎉🎉🎉ግን ኣብ ሚድያ ኣፍ ንኣፍ ምስዕዓም እንታይ ኣምጽኦ ካባኩም እንታይ እዩ ክመሃር ባ ሰብ ኣስተካክሉ ናይ ባዕዲ እንዳተከተልኩም ሰብ ኣይተበላሽዩ ዋ😮

  • @BetelYirga
    @BetelYirga 9 днів тому +3

    ምሕዝነት ካሊእ ሽም ተዝህልዋ ናትኩም እዩ❤❤❤❤❤

  • @WeyniGeber
    @WeyniGeber 10 днів тому +2

    እንኳዕ ደስ በለኩም ብጣዕሚ ደስ እልና ምሳኩም ተሓጊስና እንኳዕ ሓደ አካል ክንኩም ዝምነየልኩም ነበርኩ ብሓደ ክትነብሩ ተምሰገን ፈጣሪ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Lwamዩቱዩብ-k5f
    @Lwamዩቱዩብ-k5f 10 днів тому +4

    እንኳዕ ደስ በለኩም ግን ልመድህነይ ኣምፅእወ ሓጎሰ ክንርእ❤❤🎉🎉

  • @የመዳምቅመምዩቲብ
    @የመዳምቅመምዩቲብ 10 днів тому +5

    ናይ ዘይኑ ሓረካት ዝተመቸየኩም ❤❤😅😂

  • @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ
    @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ 10 днів тому +6

    ኣብቲ ዓራት ሳርፕራይዝ ዝገበራ ንማዘሩ ጠርጢረያ ነይረ ደስ ዝብል ❤❤

  • @FhFy-f7m
    @FhFy-f7m 9 днів тому +1

    ዋዉ ብጣዕም ደስ ድብል ፈረይት ፀገይት ይግበርኹሙ ፍቅርኹሙ ይባርአልኹሙ ፈጣር ዓዉቸይ ሳምር ሹኮር❤❤❤ንዘይኑ ድማ ግፍት ሀቦ ብጣዕም ፈታ ዘና ኣብልና እዩ❤❤❤

  • @merondebru5782
    @merondebru5782 9 днів тому +4

    Congrats my brother ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Frûtűñä
    @Frûtűñä 10 днів тому +4

    መን ኣሎ ከማይ ሓጎሶ ዓዕርኩቱ ዘሖጎሶ ❤ደስ ኩቡሉካ

  • @SuehajAhcng
    @SuehajAhcng 10 днів тому +5

    ኤረ ዘይኑ ኻብደይ ቆስለ😂😂😂ይሞችኩም ደቂ ዓደይ❤

    • @Sara-d4n5t
      @Sara-d4n5t 10 днів тому

      ኣነስ ኽምቸወኒ
      ሳሓቕ ዝኾነ ወዲ 😂🥰🥰

  • @yohannesambaye1604
    @yohannesambaye1604 10 днів тому +6

    ቡሩካተይ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ኣብ ዓይኒ ሰብ አይተእትይዎ መጨረሽኡ ሕማቅ እዩ ዝ ረአዩለይ ኢልካ ትገብሮ ነገር ሓዳርካ ፍቅርካ ንፋስ መእተዊ እዩ ሕማቅ ሓሲበልኩም ከም ዘይኮነ ተረድኡለይ ተደሊኡም ብዉሽጢ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ተመርዐዉታ ምእንቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ዉላድኩም ክባርከልኩምፀፅቡቁ ንአካትኩም ደቂ ዓደይ❤❤❤

  • @solomunteklehaymanot1549
    @solomunteklehaymanot1549 10 днів тому +3

    ፍቅርኩም ይባረኽ ዓውቸ & ሳምሪ ዜኑ ቀመም ፍቂሪ ይመችእካ ምስኦም

  • @lwamlwam-i3e
    @lwamlwam-i3e 10 днів тому +2

    ኣንኻዕ ደስ በለኩም ፅሩያት ተጋርዋይ ❤❤❤❤❤

  • @RRRR-dq3qg
    @RRRR-dq3qg 10 днів тому +4

    ደስ ባሃልቲ ኣዕርክቲ😍

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 10 днів тому +31

    ዘይኑ ዘስሐቖ አሎዶ😂😂😂😂

  • @NjisAronArkifani321Jamahasadat
    @NjisAronArkifani321Jamahasadat 9 днів тому +3

    ዋውውው ኣውቺ መናብርቲ ይበልኩ ሓዳረኩም ይበርከልም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @TadesseAregawi
    @TadesseAregawi 9 днів тому +2

    እንኳዕ ደስስስስስስ በለኩም ኩቡራት ኢኹም ብሓቂ ።

  • @desbeleangosom4313
    @desbeleangosom4313 8 днів тому +2

    ኣሰይ ዓዊታ ታዓዲሊካ ኢዝጋኣብህር ባርኹ ክማይን ጸባንያሕዋዉስኩም ሳምሩ ፡ታዓዲሊኪ ጎታ ጥባይ ዓዊታ ኢቃዓ ሐጎሰኩም

  • @KALEBHADUSH
    @KALEBHADUSH 10 днів тому +4

    እዚኦም ኹሎም ሲግላት ድዮም 😁😍🥰

  • @YuiYui-q8o
    @YuiYui-q8o 10 днів тому +6

    ዜንዋይ ደስ ኢልኒያ😂😂😂

  • @MaryHamad-d9c
    @MaryHamad-d9c 9 днів тому +3

    ተጋሩዊይ እንኳዕ ደስ በለኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @MdMohammedAhmed-u2u
    @MdMohammedAhmed-u2u 9 днів тому +2

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ፍሪኩም ናብ ሓዳር ውላድ የብጽሓዮ።

  • @ngstingsti8002
    @ngstingsti8002 9 днів тому +2

    እንኳዕ ደስ በለኩም ግና ዲኮር ሰሪሑኩም ሽምግልና ገና ከይወለድኻ ገዓት ከይትገብሩ በህልኹም አክብሩ ብዝተረፈ ደስ ኢሉና🎉 🎉

  • @GsHd-e4r
    @GsHd-e4r 10 днів тому +4

    ኡፍፍፍ ዘይኑ ግን መድመቂ ናይ ሰሓቅ😂😂😂😂😂

  • @غففف
    @غففف 10 днів тому +3

    ኣስይ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ፊጣሪ ሙቁራተይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @YayehhailemariamYayeh
    @YayehhailemariamYayeh 8 днів тому +4

    ከምናይ ዓውቸን ሳምሪን ልቦናን ኣዕርኽቱን ንመራሕቲ ትግራይውንልቦናን ምስትውዓልን ይፍጠረሎም

  • @leimetAbadi
    @leimetAbadi 9 днів тому +2

    እንካእ ደስ በለካ በለኩም ኣብራህምና ሳራ ይግበረልኩም 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣዜብ
    @ኣዜብ 10 днів тому +1

    ስናይ ናይ ፍቕሪ ግዜ ይገብረሎኹም ዓውቾይ ሳምሪይ 😊❤❤❤❤❤ትምኒትይ ዩ ነይሩ ኽትኾኑ ብሓደ ❤❤❤❤

  • @SlamhhHapshi
    @SlamhhHapshi 10 днів тому +4

    የኣብርሃምና የሳራ ያርግላቹ ዓውቸዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hiwotkiros
    @Hiwotkiros 9 днів тому +4

    ናብ ቁሩባን የብቅዕኩም❤🎉🎉

  • @SelamTsegay-g3v
    @SelamTsegay-g3v 10 днів тому +4

    ፍቅርኩሙ ይብዛሕ ሸኮሪናታት❤❤❤🎉🎉

  • @AzmeruKalayu
    @AzmeruKalayu 8 днів тому +4

    ፍቅርኹም የብዘሐዮ ሙቁራት ❤
    ዜኑ ግን አይትድገምይ😂

  • @مليكه-ي3ف
    @مليكه-ي3ف 8 днів тому +3

    ፉቁሩኹም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ የኔ ቆንጆታት ❤️❤️❤️❤️

  • @nfreefqr9657
    @nfreefqr9657 10 днів тому +7

    ኣይ የሕዋት ኣብ ኣፍ ኣይሳዓ ምን ኢዩ ብመጽሓፍ ቁዱስአሰረት ናይዝሙት ሰይጣን መደሰት ብኣና ድጥቀመሉ ኢዩ ካልእ ምትሕሓዝን ኣፍቀድና የሕዋ ት መቸም ስድራና ክርሙ ስይገብሩን መበገስመ ሰረት ኣለዎ እዚ ብጻዓ ዱ ድመጸ ኢዩ

    • @SerMehmd
      @SerMehmd 10 днів тому +1

      አረ ብጣዕሚ ደባር እዩ

    • @meri3353
      @meri3353 10 днів тому +1

      ብጌጋ እዩ ዝከውን ኣሕዋተይ

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 10 днів тому

      ብሓቂ ይገርም እዩ ናይ ምዕራባዉያን ተዋሪሱና 😢

  • @ሰላም1323
    @ሰላም1323 10 днів тому +4

    አነለ ክልተኦም ይምነየሎም ነብረ❤❤❤❤😊

  • @AryamKiros-m6g
    @AryamKiros-m6g 9 днів тому +3

    መፈፀምታኹሙ የፀብቆ
    ደቂ ማዳመይ ኣጆና ኣንሕናለ ግዜ ኣለና❤❤❤ ገዛይ ድማ ኣግልሳ

    • @FeefDwef
      @FeefDwef 9 днів тому

      ያ ኮመንት ወሃብትን መረቅትን እኮ ኮይንና ቀሪና😂😂😂

  • @AdoMekseb
    @AdoMekseb 9 днів тому +1

    ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ ላስሓቅኹም የምብርኹም 🙏 ጋውና ሓውናለ እንኳዕ ዝኹሉ ፀበባይ ችግሪ ኣሕሊፍኻ ላብዚ ኣብቀዐካ ልዓመታ 🙏 ውላድኹም የርእየና 🙏 ስደተኛ ሓፍትኻ ኣድናቂትኻ እየ ❤️

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 9 днів тому

      ሳብሰክራይብ እባ ጠዉቅለይ

  • @EyerusalemAgame
    @EyerusalemAgame 7 днів тому +1

    እንቋዕ ደስስስ በለኩም ዓውቼ ናይ ኣብርሃምን ሳራን ፍቕሪ ይግበረልኩም ፈጣሪ ይባርኽኩም ጀጋኑ❤❤❤❤❤

  • @TGዬ
    @TGዬ 9 днів тому +5

    ሓፈርና ወተሰከፍና😮😊እረ ኣብ ሚድያ እኹም ዘለኹም የሕዋት ጉድ😮😂😂😂😂

    • @ጋልቓሺ
      @ጋልቓሺ 9 днів тому

      ማርያምን ክደ ኣፋ ኣነሓፍረ😂😂😂