ጋዜጠኛብርሃነ ንጉሴ ምስ መስረቲ ናይ ፍሬሚናጦስ መሐብሔቢ ማእከል አባ ሳሙኤልን አባ ገብረመድህን ታሪኽ አቡነ ሰላማ አብ ትግራይዝተሰርሔ ቤተክርስትያን ጻኒሒት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 68

  • @samsunggallery2358
    @samsunggallery2358 5 років тому +21

    ውይ እነዚህን የተዋህዶ አባቶችን ስወዳቸው ቋንቋውን መስማት ባልችል እነሱን መስማት ደስ ይለኛል አባቶቼ ከክፉ ነገር ይጠብቃችሁ አባ ሰላማ መጡ መስቀሉን ይዘው ሊባርኩት ልጆቹን ከአምላክ ታዘው በረከታቸው ይደርብን

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h 10 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @birhinhaile5171
    @birhinhaile5171 5 років тому +18

    ኩቡራት ኣቦታትና ገበርቲ ፅቡቅ ኢኹም እሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯🙌🙌🙌🙏💖💞🔑🔑🔑🙌🙌🙌🙌🙏🙏🙏💒💒⛪✅

  • @tghf4926
    @tghf4926 Рік тому

    ኣምላክ ይሓግዘኩም አቦታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @እግዚአብሔርየመስገን-ጨ9ጀ

    ክብረት ኣቦትታና እግዚኣብሔር ዕደመ ጥዕና ይሃብኩም

  • @selamtigray3173
    @selamtigray3173 Рік тому

    ክቡራት ኣቦታትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በረከትኩም ኣይፈለየና👏👏👏

  • @ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ
    @ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ 2 роки тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ኣቦታትና 🥰🙏🙏🙏

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo Рік тому

    ክብራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም ብኡነት ክንደይ ደስ ይብል እዩ ይኩእሎ እየ ተይልካስ ዘይካኣል የለን እግዚአብሔር ካ አምንካ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ✝️ ❤️🥀

  • @Dagmwt1950
    @Dagmwt1950 Рік тому

    ፁግኡ የብዘሓልክም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም

  • @Dagmwt1950
    @Dagmwt1950 Рік тому

    እግዝብሕር የመስግን ክብራን እቦታትና

  • @ብሃፍታደስታ
    @ብሃፍታደስታ 5 років тому +8

    ክቡራት ኣቦታትና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በረከትኩም ይሕደረና

  • @amarechzenebe3497
    @amarechzenebe3497 5 років тому +8

    ኩቡራት አቦታትና ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና የሃበልና ፈጣሪ በረከትኩም ይደርበና ፀለትኩም ይሓግዘና አሜን አሜን አሜን

  • @Abi-mk7sh
    @Abi-mk7sh 5 років тому +7

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡራን አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h 10 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣምን

  • @ngstiberhe7133
    @ngstiberhe7133 2 роки тому +1

    Amen amen amen

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 5 років тому +5

    ክቡራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h 10 місяців тому

    ኣምን ኣሜን ኣሜን

  • @mohammadmo9261
    @mohammadmo9261 4 роки тому +2

    እግዚአብሄር ይመሰገን ክቡራት ወለዲ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም።

  • @temesgenamiak1409
    @temesgenamiak1409 3 роки тому +2

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina naybhki dese zibil eye Egziabheri Amlak Teguue yebzhlukom des zibl eyu

  • @ngstikidey5944
    @ngstikidey5944 2 роки тому +1

    Selam🙏🙏🙏

  • @asgedom4559
    @asgedom4559 4 роки тому +2

    ቅድሳን አባቶቻችን እግዚአብሔር እረጅም እድሜ ከጤና ጋር ይስጥልን ጸጋውን ያብዛላችሑ

  • @almazarafaynearafayne8068
    @almazarafaynearafayne8068 5 років тому +4

    አግዚአብሔር እደም አና ጤና ይስጣችሁ አባታችን

  • @ኢትዮጵያማዓረይፍትዉተይ

    ወይ አቦታትና እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድሜ ምስ ጢዒና ይሃብኩም ደስ ክትብሉ

  • @ngstigalkdusmikael2879
    @ngstigalkdusmikael2879 4 роки тому +2

    ክቡራት ኣቦታትና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @ababuweldegiorgis3428
    @ababuweldegiorgis3428 4 роки тому +5

    እግዚአብሔር ይርዳቹ ከጎናቹህ ነን::

  • @ፍቅርተሥላሴሰላምተስፋአም

    ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላኽ ብኡነት ኣጆኹም ኣለና ኣብ ጎንኹም⛪🙏🙏🙏

  • @ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ

    ኣምላኽ ኤድመን ተናን ይሃብኩም ኩቡራት ኣቦታትና

  • @salamhayla5020
    @salamhayla5020 3 роки тому +2

    Amen amen amenp🤲🤲🤲🤲

  • @degneshkidanu355
    @degneshkidanu355 3 роки тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከትካትኩም ይሕደረና ብዕድሜ ብጥዒና የንብረልና አሜን ፫

  • @edgwd3138
    @edgwd3138 3 роки тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ብሓቂ ኣነሰ ክሰካዕ ሐዚ ኣባ ገብረመድህንን ኣባ ሳሙኤልን ኣይፍላልየኩምን ነይረ ማለት ኣባ ሳሙኤል ትመሰሉኒ ነይርኩም መልክዕኩም ዋላ ሓደ እዮ ክቡራት ኣቦታትና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ❤❤

  • @cddhgf3014
    @cddhgf3014 3 роки тому +2

    Kburat abotatna admen tanan yhabkum fetari

  • @mareasatmar1344
    @mareasatmar1344 3 роки тому +2

    እስይ አባታች

  • @hkfjgv8hkyfkhv8jgyjfj64
    @hkfjgv8hkyfkhv8jgyjfj64 4 роки тому +2

    Amlac yehagzgum

  • @fiorytesfamariam7452
    @fiorytesfamariam7452 5 років тому +3

    Edmen tienan yhabkum egzabher abotatna

  • @swswits3249
    @swswits3249 2 роки тому +1

    ክውራታ ኣቦታትና ዕድመን ጢዒናንን ያሃበልና

  • @אברהםגבריאל-צ6ת
    @אברהםגבריאל-צ6ת 5 років тому +4

    Bhaqi grum sirah eyu abotatna
    Egziabhier xgeu yebzhelkum

  • @behonest1898
    @behonest1898 4 роки тому +2

    Egzabiher yhagzkum kburat abotatna..

  • @fiorytesfamariam7452
    @fiorytesfamariam7452 5 років тому +2

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona

  • @NebiyatMekonen
    @NebiyatMekonen 10 місяців тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @adhanattesfeh896
    @adhanattesfeh896 Рік тому

    Kburat abotatuna👋🙏🙏🙏💕💕💕🤲🏻🤲🏻🤲🏻💐🤲🏻💐

  • @abrhamtselemti2463
    @abrhamtselemti2463 Рік тому

    🤲❤🤲❤🤲❤🤲❤

  • @MdsjFjdc
    @MdsjFjdc 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ተግራይዝዓደይ
    @ተግራይዝዓደይ 4 роки тому +3

    𝕜𝕦𝕓𝕦𝕣𝕒𝕥 𝕒𝕓𝕠𝕥𝕒𝕥𝕟𝕒 𝕖𝕕𝕞𝕖 𝕥𝕖𝕟𝕒 𝕪𝕙𝕒𝕓𝕜𝕦𝕞 𝕗𝕖𝕥𝕒𝕣𝕚𝕪 𝕒𝕞𝕖𝕟 ፫ 🤲🤲🤲

  • @heavenasefa3815
    @heavenasefa3815 4 роки тому +2

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @sameraabraha5728
    @sameraabraha5728 Рік тому

    ❤❤❤❤

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 6 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 років тому +2

    ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ፈጣሪ ይርደአኩም!!!

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 років тому +1

    ሰላም ተስፋየ ግን ብሓቂ ትግራወይቲ ዲኺ? ብጣዕሚ ግራ ተእትውኒ ፈራሒት ነገር ትመስሊ ናይ ዓርሲ እምነት ዝጠፈአኪ ቅልስልስ ኣይትበሊ ቀጥ በሊ ፈጣሪ ፍርሒ እንጀራ ገመድካ ዝባረኸልካ ነገር ደግሞ ብሓቂ ምጓዓዝ እዩ ትግራውነት ደግሞ ብቅርሺ ኣይዕደግን ትግራውነት ወርቂ እዩ እና ምስ ህዝብኺ ጠጠው በሊ

  • @xbdhdvvvhh1811
    @xbdhdvvvhh1811 Рік тому

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰💒💒💒💒💒👏👏👏

  • @ማርያምኣደይ
    @ማርያምኣደይ 5 років тому +7

    እቶም ኣቦታት ዝኾነ ነገር ዝገደቦምን ንከይሰርሑ ዝኽልክሎምን ዝኾነ ተቓዎሚ ከምዘሎ ይረደኣካ።ንምንታይ ተይልና እዚ ዝመስል ዓብይ ስራሕ ሰሪሖም ከምቶም ካልኦት ንእሽተይ ሰሪሖም ዝገኑን ዝፍለጡን ዘለዉ ምተፈልጡን እቲ ፅቡቕ ስርሖም ምተፈለጠን ነይሩ ነገር ግን ኣይተፈለጠን።እምበር ብዙሕ ስራሕ ዘስርሕ ዓቕምን ፀጋን ፍልጠትን ከምዘለዎም ብተግባር ንርእዮ አለና።ከምኡውን ንሃማኖትናን ንዓድናን ብጣዕሚ ጠቐምቲ ከምዝኾኑ ኩሉ ሰብ ፈሊጡ ካብ ምቅዋም ምሕጋዝን ኣብ ጎኖም ኮይንካ ሓቢርካ ንሃይማኖትካን ንወገንካን ጠጠው ምባልን ይግባእ።

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 роки тому

      ማሕበረ ቅ/ርኩሳን ኣለው ፀገም ዝኾንዎም ሓወይ ናተይ 18ዓመት ኣብ ኸርተት ይርኸቡ ኣቦታትና

  • @GoitomAlem-ez2ms
    @GoitomAlem-ez2ms 8 місяців тому

    ሐጎስ አስጎዶም ብስም አቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርህኅ አይትሸቕጥ ነቲ ሕዝቢ አይተታልሎ

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 років тому

    እንጀራ መሰንከቲ እዩ ዝባሃል ማዓር

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 років тому +1

    ዝኹሉ ህዝቢ ትግራይ እናሃለዉ ንምታይ እዩ ህዝቢ ትግራይ ብሃይማኖቱ ዘፅቅጥ ብኣምሓርኛ እናተጨቆንና ክንፅሊ ዝተፈረደና ነብሳት ንምታይ እዩ? ኣብ ዓዲ እማትና ማሕበር ተጋሩ ምስ ህዝብና ብቋንቋና ክንፅልን ክንማሃርን ዝደለና ነብሳት ናፅነት ሲኢንና ብኣምሓሩ ብኣምሓርኛ ተጨቂንና ተሸርሺርና ንክንነብር ንምታይ ይፍረደና ? ሕራይ ወድሰብ ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ማዓዝ ተጨቂኑ እዩ ዝነብር ክሳብ ማዓዝ ዘመን እዩ ብኣምሓርኛ ቋንቋ ተጨቂንና ንነብር? ንምታይ እዩ ብኸምዚ ሕማቅ ስቃይ ተሳቂና ንክንነብር ተፈሪድና? ንምታይ እዩ ህዝቢ ትግራይ ዘይነቅሕ ሰላማዊ ሰልፍ ዘይወፅእ! ብሰንኪ ኣምሓርኛ ቋንቋ ግዝኣት ዝተልዓለ ክንቆርብ እንካን ኣይካኣልናን ኣቦታትናን ህዝብናን እናተሸርሸሩ እናተዋረዱን ተሃድሶ ጴንጤ ገለመለ እናተብሃሉሉ ህዝቢ ትግራይን እናበተኑ እናሸርሸሩ ክሓሽዎ ከለዉ ከም መጥሓን እናተጠሓኑ ምርኣይ ጨጓራ የልሕጥ መርዚ የስቲ ብገመድ የሕንቅ የዕብድ የጨንቅ ጭቆና ሕማቅ ጎዳኢ ሂወት እዩ !ኣይደል ንክትቆርብ ቀሪው ብስርዓት ቤተኽርስትያን ከይድኻ ንኽትሳለም እውን ብጣዕሚ ከባድ እናኾነ እዩ ዘሎ! ከይደለና ብግዲ ካብ እግዚኣቢሔር መንገዲ ንኸውፁኡና እዮም ዝፅዕሩ ዘለዉ ኣምሓሩ ንምታይ እዮም ኩሉ ነገሮም ኣብ ህዝቢ ትግራይ መንነት ንምጥፋእ ዓሲሎም ዘለዉ? ሕራይ ህዝቢ ትግራይ እንታይ እዩ ዕጣኡ? ብኣምሓርኛ ቋንቋ ተገዚኡ ንክነብር ድዩ ድልየቱ? ከምኡ እንተኾይኑ ኣፍልጡና እሞ ዓለም ጠንጢልናልኩም ክንጠፍእ! ሓፂር መልሲ ሃቡና! ኣነ ፈፂመ ብኣምሓርኛ ቋንቋ እናፀለኹ ተገዚአ ክነብር ኣይደልን! ናይ ባዕለይ ቋንቋ ኣለኒ ወለደይ ዘውረሱኒ እምነት ጥራሕ ኣይኮነን ዘውረሱኒ! ሃይማኖትን ቋንቋየይን ግዕዘይን ባህልን ፈደልን ታሪኽን ትግራዋይነትን ወዘተ ወለደይ ዘውሮሱኒ ዓለተይ ዘውረሱኒ ትግራይ ዘውረሰትኒ እዙይ እዩ እበር ብኣምሓርኛ ተገዚአ ዘላለመይ ተጨቂነ ብዘይ ሓጎስ ንኽነብር ኣየውረሰትንን! ደቀይ እና ወለደይ እና ናተይ ዝብሎ ሰብ እንካን ከይተረፈ ተተቀየረኒ ብኣምሓርኛ ክግዝኡ ተፈቀዱ እንተደለዩ! አነ በይነይ ኣብዛ ምድሪ ክቀሪ እየ እበር ፈፂመ ተገዚአ ንኽነብር ኣይደልን ኣይፈቅድን! በይነይ ኣበረኻ ምስ ተፈጥሮ ተዝነብር እመርፅ! ክሳብ ማዓስ እየ ብኣምሓርኛ እናፀለኹ ተገዚአ ዝነብር ክሳብ ማዓስ ዘመን? ደቂደቀይከ ክሳብ ማዓስ ተገዚኦም ክነብሩ? ንነገሩ ጋና እየ ኣይወለድኩን! ውልድ ወለዶ ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ማዓስ ዘመናት እዩ ብኣምሓርኛ እናፀለየ ተገዚኡ ዝነብር? ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ማዓስ እዩ ተሸዊዱ ዝነብር ብናይ ባዕሉ ቋንቋ ዘይፀሊ ዘይቅድስ ዘይዝምር ተዋሕዶ ኦርቶዶክስ ዝተመስረተ እውን መጀመርታ ኣብ ትግራይ ኣይኮነን ድዩ? ኣምሓሩ ተዋሕዶ ኦርቶዶክስን ተቆፃፂሮም ከም ድላዮም ይሕምስዋ ኣለዉ! ህዝቢ ትግራይን ምስ ህዝቡ ብሓባር ከይነብር ሓድነት ከይነብሮ ብቋንቋኡ ከይግልገል ማሕበር መስሪቱ ከየምህር ከይምዕብል ብሰላም ከይነብር ደልዮም ኣምሓሩ ኩሉ ነገር ተቆፃፂሮም ሕምስምስ የብሉና ኣለዉ ተደልዮም ናይ ደርጊ ባንዴራ ኣብ ቤተክርስትያን እናዘርግሑ ልሙጡ ባንዴራ ኣብ ጥምቀት ኣብ መስቀል ኣብ ወረብ ኣብ ፖለቲካ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኩሉ እናዘርግሑ ይቅልዱልና ኣለዉ ናይ ደርጊ ባንዴራ ኣብ ተዋሕዶ ኦርቶዶክስ ከምድላዮም እናዘርግሑ እዮም ዝነብሩ! ባንዴራ ድዩ ናብ መንግስቲ ሰማያት ዘውርሰና እ? ኮኮብ ዘለዎ ባንዴራ ግን ከም ጉድ ይቃወምዎ ኣለዉ 666 እዩ እናበሉ! እስራኤልን ሰባሰገልን ዝመርሐ ኮኮብስ 666 ተባሂሉ! ዘይኮነ ነገር እናምሃሩ ናይ ሰብ ኣእምሮ ኣተሓሳስባ ንኽቅይሩ ይለፍዑ ኣለዉ! ናይ ስርዓት ዝጠሓሰ ናይ ደርጊ ባንዴራ ኣይንደልን! ብስሩ ናብ ቤተክርስትያን ክኣቱ የብሉን! ዓብዩይ ጌጋ እዩ ሃይማኖት ምስ ፖለቲካ ኣዋሒድካ ካብኡ ድማ ህዝቢ ማንነት ትግራይን ማንነት ቅማምንት እና ካልኦት ብዙሓት ማንነት ክቅበር ክድፈን የብሉን ዓብዩይ ሓጥያት እዩ! ፈጣሪ ባዕሉ ይፍረድ ባዕሉ ይርደአና! ህዝቢ ትግራይ መንግስቲ ትግራይ ይንቃሕ! ውሽጥኻ ሰላምን ቅሳነትን ናፅነትን እንድሕር ዘይሃልዩ ሂወት ማራ እያ ተፅልእ ተጨቂንካ ምንባር ማንነትካ ተዓጊትካ ምንባር ማራ እዩ ዘፅልእ! ስደት ገፁ ይርሓቅ!

    • @orthodoxtewahdo2023
      @orthodoxtewahdo2023 5 років тому +1

      ብሓቂ የሕዝንን የሕፍርን እዚኦም አቦታት ባዕሉ ንትግራይ ዓብይ አስተዋፅኦ ዝገበሩ።
      ብትግርኛ መዝሙር ዘውፅኡ
      ብትግርኛ ዝሰበኹ
      ብትግርኛ መፅሓፍቲ ዘሐተሙ
      አብ ትግራይ ቤተኽርስትያን ገዳማት ዝሓነፁ
      አብ ትግራይ ምእመን አብ መንፈሳዊ ማሕበር ተሓቒፉ እምነቱ ከጠንክር ተረካቢ ክኸውን
      አቦታትና ናብ ጎጃም ከይዶም ቅኔ ማህሌት ዝማሃሩ ዝነበሩ አብ ዓዶም ኮይኖም ንክምሃሩ አብ አፅቢ አሲራ መቲራ ኮሌጅ ሰሪሖም ቁልፊ ዘረከቡ አቦታት ብሰንኪ ትግርኛ ዝኾኑ አብ ትግራይ ስለ ዝሰርሑ ብአምሓሩ ብማሕበረ ቅዱሳን ን17 ዓመት ስደትን ማእሰርትን ስቓይን በፂሕዎም።እዙ ንምንታይ ተይልና ትግራዋይ ብሃይማኖቱ ብቋንቁኡ ከይዓቢ ዝደልዩ ማሕበር ቅዱሳን ስለ ዘለው ጥራይ እዩ።ስለዚ ሓቅኻ እቲ ህዝቢ አይነቐሐን ገና እዩ ዘሎ።አብ መግዛእቲ እዩ ዘሎ ማሕበረ ቅዱሳን መንነቶም አይፈለጦምን ዘሎ።እምበር እዚኦም አቦታት ሃገር ክመርሑ ዝኽእሉ ናይ ትግራይ ዕንቁ ዝኾኑ አቦታት እዮም።

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 роки тому

      የሕዝን ኣቦታትና ክንዲዚ ዓመት ኣብ ስቃይ

  • @GoitomAlem-ez2ms
    @GoitomAlem-ez2ms 8 місяців тому

    ጋዜጠኛ መጀመርያ ቕድሚ ቤቴክርስትያን ምስራሕኩም ቕቡል ክኽውን ንሕዝቢ እስራኤል ዘለው የሕዋትና ገንዘቦም እንትዘይ መልስካሎም ብፍላይ ሐጎስ አስጎዶም ጦንቓሊ ፈላሲ ኢልካ ድማ ትዛረብ ዓዲ አቲኻ ድማ ፍልይልይ አቢልካያ ንስሐ መጀመርያ እተው ተዘይአቲኹም ንኾንቱ ኢዩ እዚ ሕዝቢ እድኪምክሞ

  • @Abi-mk7sh
    @Abi-mk7sh 5 років тому +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ክቡራን አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @abrhamtselemti2463
    @abrhamtselemti2463 Рік тому

    ❤🤲❤🤲❤

  • @niminimoo6620
    @niminimoo6620 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mrim222
    @mrim222 3 роки тому +2

    ኣቦታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ሰላሙ የውርደልና

  • @abrhamtselemti2463
    @abrhamtselemti2463 Рік тому

    🤲❤🤲❤🤲❤

  • @abrhamtselemti2463
    @abrhamtselemti2463 Рік тому

    🤲❤🤲❤🤲❤