Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ስለዚ ኢየ ዘፍቅረኪበናይ ኣልዒለ ሻምብቆይ ሃርሒረ ንክውድሰኪ ፍጹም ተላዒለብልበይ ከስተንትን ንዓኪ ዘኪረዝማሬ ስዒርኒ ካብ ውሽጠይ ዝገንፈለ💒እቲ ቀደም ዘመን ሄዋን ምስ ተሓበለት ኣዳም ውን ሲዒቡ ወዲቁ ናብ ስሕተት ክስጎግ ካብ ገነት ክፍለ ካብ ሂወት ንስኪ ኔርኪ ተስፋን ነቦታት ጽሓይ ድሕነት ስለዚ'የ ዘፍቅረኪ ስለዚ'የ ዝዕብየኪ ስለዚ'የ ዝውድሰኪ ስለዚ ድማ'የ ዝዝምረልኪ💒ኣኽራናት ክጥምት ይዝክር ቆጥቃጥ ሲናቅድስቲ ማህጸንኪ ምሕደሪት ጎይታናኢድ ሰብ ከይተንከፎ ዝወደቀ እምኒንርእሲ ተመን ዝጭፍልቅ ወሊድክልና መድሓኒስለዚ'የ ዘፍቅረኪ ስለዚ'የ ዝዕብየኪ ስለዚ'የ ዝውድሰኪ ስለዚ ድማ'የ ዝዝምረልኪ💒ሉቃስ ኣብ ወንጌሊሉ ምስጋናኪ ይነግር ኣብ ግዜ ውርደትኪ ናይ ትዕግስትኪ ምስጢር ካብ ዝባን ገሊላ ክሳብ ቀራንዮ ነብስኪ ሪኤያ ድንግል ንጎይታ ከተዕብዮስለዚ'የ ዘፍቅረኪ ስለዚ'የ ዝዕብየኪ ስለዚ'የ ዝውድሰኪ ስለዚ ድማ'የ ዝዝምረልኪ💒ናይ ይሁዳ ኣንበሳ ናይ ነገስታት ንጉስ እቲ ሱር ናይ ዳዊት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ የማናይ ክብሩ ፈትዩ ክትቅመጢ ብጽእቲ ኢኪ ማርያም ምጹም ዘይትልወጢስለዚ'የ ዘፍቅረኪ ስለዚ'የ ዝዕብየኪ ስለዚ'የ ዝውድሰኪ ስለዚ ድማ'የ ዝዝምረልኪ ስብሃት ለእግዚኣብሄር
🙏☦️⛪️
Amen zmare melaekt yesmalna 🙏🏼
❤❤❤❤❤
Gtmi leremta: "nay mwxae xehay dhnet" eya awat
ስለዚ ኢየ ዘፍቅረኪ
በናይ ኣልዒለ ሻምብቆይ ሃርሒረ
ንክውድሰኪ ፍጹም ተላዒለ
ብልበይ ከስተንትን ንዓኪ ዘኪረ
ዝማሬ ስዒርኒ ካብ ውሽጠይ ዝገንፈለ
💒እቲ ቀደም ዘመን ሄዋን ምስ ተሓበለት
ኣዳም ውን ሲዒቡ ወዲቁ ናብ ስሕተት
ክስጎግ ካብ ገነት ክፍለ ካብ ሂወት
ንስኪ ኔርኪ ተስፋን ነቦታት ጽሓይ ድሕነት
ስለዚ'የ ዘፍቅረኪ ስለዚ'የ ዝዕብየኪ
ስለዚ'የ ዝውድሰኪ ስለዚ ድማ'የ ዝዝምረልኪ
💒ኣኽራናት ክጥምት ይዝክር ቆጥቃጥ ሲና
ቅድስቲ ማህጸንኪ ምሕደሪት ጎይታና
ኢድ ሰብ ከይተንከፎ ዝወደቀ እምኒ
ንርእሲ ተመን ዝጭፍልቅ ወሊድክልና መድሓኒ
ስለዚ'የ ዘፍቅረኪ ስለዚ'የ ዝዕብየኪ
ስለዚ'የ ዝውድሰኪ ስለዚ ድማ'የ ዝዝምረልኪ
💒ሉቃስ ኣብ ወንጌሊሉ ምስጋናኪ ይነግር
ኣብ ግዜ ውርደትኪ ናይ ትዕግስትኪ ምስጢር
ካብ ዝባን ገሊላ ክሳብ ቀራንዮ
ነብስኪ ሪኤያ ድንግል ንጎይታ ከተዕብዮ
ስለዚ'የ ዘፍቅረኪ ስለዚ'የ ዝዕብየኪ
ስለዚ'የ ዝውድሰኪ ስለዚ ድማ'የ ዝዝምረልኪ
💒ናይ ይሁዳ ኣንበሳ ናይ ነገስታት ንጉስ
እቲ ሱር ናይ ዳዊት ኢየሱስ ክርስቶስ
ኣብ የማናይ ክብሩ ፈትዩ ክትቅመጢ
ብጽእቲ ኢኪ ማርያም ምጹም ዘይትልወጢ
ስለዚ'የ ዘፍቅረኪ ስለዚ'የ ዝዕብየኪ
ስለዚ'የ ዝውድሰኪ ስለዚ ድማ'የ ዝዝምረልኪ
ስብሃት ለእግዚኣብሄር
🙏☦️⛪️
Amen zmare melaekt yesmalna 🙏🏼
❤❤❤❤❤
Gtmi leremta: "nay mwxae xehay dhnet" eya awat