Ezom dislike tebelu ahewat helna entetegbru amlak metehagose. Neger gen bejakatkum SEB mekankum ayetresiau. Lomi Kab Shegerrr ente amletkum xsebahe gen Ed egziabher ala
The so called priest he lies was he there ? Where was he 27 years ago deported Eritreans stole all our properties and inhumane treatment so I don't believe this priest. U don't know ur name Tedros ur are also Woyane why do u bring this lier.
አቦይ ቀሺ ማርቆስ አብ ሃገርና ተመሊስኩም የርእየና ደቅኩም ሒዝኩምና
ኣሜን
ፅቡቕ በልኩም።
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም እግዚኣብሄር፡ ኣቦና።
እሰይይይይ አቦይ ቀሺ ብሓቂ እግዚአብሔር ያክብረልና ለባም እዩ ዝፈልጦ ትግርኛ ተዛረብ ክጠፊእ አለው እዩም ዝብሉ ርግፀኛ እየ ደሞ ማርያም አክሱም ፅላልና ኢያ ምንም አይንኩኒን ዘይምለስ ግዝ እምብር ዘይሓልፍ ችግር የለን ተስፋ እዩ ስንቀይ አቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ
አሜን አሜን አሜን
28
Keshi matkos inverka Alemkulu Bilae
Amlak injera Ålem yihabka
Injera Ålem bilaE ...Tebarek
እንኳዕ ደሓን መፃኩም አቦይ ቀሺ ፀፅብቁ የስመዐና🙏🙏🙏
ኣቦይ ቀሺ ምዓረይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ ኢኩም ኩሉ ትገብርዎ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም ከማኩም የብዝሐዮም ብጣዕሚ ብትገብርዎ ኩሉ ኣምሌክ ምሳኩም ይኩን 🙏 🙏 🙏 ✝️ ⛪️ ✝️
ቃለሂወትየስመዐልናፀለትኩምይማላለአናአሜን
እወ አቦና ሐቁኩም ማርያም አኩሱም አላ መሬት ቁዱሳን አይግደፈና። እድመን ጥእናን ያሀብኩም አቦና ሐውና ቴድሮስ የቀንየልና ጽቡቅ መደብ።
ኣቦና እንጀራ ዓለም ብልዑ
ዘበንኩም ይባረኽ
ኣሜን
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦና
ብሓቂ ናይ ሃይማኖት መራሒ
ኣባ ቀሺ።
ዝኾነ ፍጡር ሰብ ንዝበደለ ዓገብ
ዘይብል በዳሊ እዩ። ኣማኒ ክርስትና ክንብሎ እውን ኣጸጋሚ እዩ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
መንገዲ እግዚአብሔር ንኽትመርሑና
ኢሜንንን
Nay bhaqi aleka
ቃል ህይወት ያሰማልን አባታችን ዕድሜ እና ጤና ይስጥልኝ
በሓቂ አቦና ቃለ ህይወት የስመዕልና
Tebareku Aba Keshi . Haki Tezaribka Mengedi Babur Dekes Eu .
እግዝኣንሄር የባርሳክ ኣቦና ጽቡቅ ዘረባ ሰላም የውርደልና
Kalehiqet yesmalna hakieyu aytegagekan❤💟❤🙏🙏🙏
Powerful Message
ሓውና ን ኣቦናን ቀሺ ማርቆስ ዕድመካ ውሑድ እዩ እትሰርሖ ስራሕ ግን ብዙሕን ብሉጽን ስለ ዝኮነ ዓስቢ ጻማካ ካብ ኣምላክ ተፈደዮ ኣገልግሎትካውን ኣብ ስደት ዘይኮነ እብታ ርስቲ ኣቦታትካ ዓዲ ኣቦታትካ መበቆል ሃግርካ ኤርትራ ክኮነልካ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና ንዓካ ድማ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሜን
Amen🙇♂️🙇♂️🙇♂️🙇♂️Amen 🙇♂️🙇♂️🙇♂️🙇♂️🙇♂️Amen 🙇♂️🙇♂️🙇♂️🙇♂️👍👍👍👍
አሜን አቦይ ቀሺ እግዚአቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
Aboy keshi amlak mawaelkum fetari yenwahayo mo ajokum☆☆☆☆☆
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏💛
Keshi markos is a hero priest of eritrean
Thank you. I wish most of us have ableity to see what is happening. This war is for both of us tigrayins and ereatran.
God bless you
ቃል ህወት የስመዐልና ኣበና
ቀሺ ማሪቆስ፡ እዛ ሒዝካያ ዘላኻ ዕርፊ ኣጽናዓያ! ቀሺ'ዶ ፖለቲካ ይዛረብዩ እናበሉ ካብዚ ቁዱስ ስራሕ ክዕንቅፉኻ ንዝፍትኑ እዝኒ ኣይትሃቦም። ዘይርሳዕ ግብሪ ኢኻ ትገብር ዘላኻ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
ቃል ህይውት የስምዕልና ክቡር አቦና ክቡር ሓውና የቀንየልና
Kale hiwet yesmalna aboy keshi bhaki
ኣብ ኤርትራ ዘለና ትግርኛ ኣጽኒትና ሕጂ ድማ ንግርኛ ትግራይ ንምጽናት እዩ። ሓቂ እዩ ዓሌት ትግርኛ ንምጽናት እዩ። ቀሺ ማርቆስ ደባስ ኣምላኽ ይባርካ ብሩክ።
አሜን አሜን አሜን
Amen Amen Amen 🙏
ABA MARIKOS HAKENA EGZABIHER ZFETWO TGEBRU ALEKUM TEBreku
አሜን አሜን አሜን
Amen Amen 🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይባርክሙ አቦይ ቀሽ
Amen Amen Abona🙏🙏🙏🙏
ቦቀሺ ማርቆስ ኩሉ ሓቂ እዩ የቐንየልና
ኣምላክ ይባርኩም ኣባ ቀሺ
Amen amen amen
ኩናት ደው ይበል እዮ ዝብሃል
Amen)3
ኣቦና ከማኩም ዝበለ ኣቦ የብዝሓልና ፈጣሪ ሃገርና ክትባረኽ ::
ዓወት ንውፁዕ ህዝቢ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት ይስመኣልና ነዊሕ እድመን ጥእናን ያሃብኩም
ናይ ባሓቂ ኣቦታትና ካህናትና ናይ ትግራይ ሲ በዲለሙና ዮም
ቃቃና ሸይጦም በዞም ናይ ኣእዱግ
እንዳሰበኹ ኣይመሃሩናን ኣክ ትግራዋይ ሲ እዙይ ዶ ይፍደ
Amen 🙏 🙏 🙏 amen 🙏 🙌 👏 ❤ 😊 ♥ 🙏 amen 🙏 🙌 👏 ❤ 😊 ♥ 🙏 🙌 👏 ❤ 8
Tebareku abuna
Thanks abona
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና። እቲ ንዓይ ገሪሙኒ ዘሎ ናይቶም ኣምሓራ መራሕቲ ሃይማኖት ተዋሕዶ ኮነ ከንሻን ፐንተን ነዚ ኩናት ምድጋፎምን፣ ሕልሚ ዓባይ ኢትዮጵያ ብምርኣዮምን ገሪሙና። ከም መራሕቲ ንሰላም ክጽውዑ ኔርዎም።
Wow amazing keep up abona & teddy
Edmen tnan yhabkum Abakeshi Egzabihr dew yeblkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
🙏🙏🙏🙏❤❤❤👌👌👌👌👌
ብሓቂ ቅኑዕ መርገጺ ኣቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🏽 ካልእ ህግደፍ (ኢሰያስ ) ህዝቢ ንህዝቢ ፈላልዩ ኣብስልጣን ክጸንሕ ዝማሃዞ ክፍኣት እምበር ፍተው ጽልኡ የሕዋት ኣብ 4 ዶባት ዝርከብ ህዝቢ ሓላው ወሰን ደሞዝ ዘይክፈል ወተሃደር ብዓል ዶብ እዩ ቀንዲ ወዲ ዓዲ ።
Egzabiher Amlak yemsegen xigua yebizahelkum Aboy keshi marekosi
Egzabiher Amlak xigua yebizehalkum Aboy keshi marekosi ab xolotikum zakeruna
ክቡር አቦና ብሓቂ ዓብይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ናይ ኢትዮጲያ ኦርቶዶክስ አቦና አፉም ራቢሶም ክዕዘው ተለው አቦና ቀሺ ማርቆስ ግን ኩልግዜ ምሳና ጠጠው ምስ በሉ እዮም ምስጋና ይግበኦም እዩ ።ክቡር አቦና ዓስቦም እግዚአብሄር ይክፈሎም አሜን
ክምእውን ክቡር ሓውና ቴድሮስ ከምዙይ ዓይነት ቃለ መሕተት ብምቅራብካ ብሽም እግዚአብሔር እና ብሹም ትግራይ አዚና ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Ezgabir ms axum tsion dew elu alo !
aboye keshi edmen tenanen yehabkum aboye keshi marqos selam yehabkum selam yesmana amlak esral mesakum yekun ajokum terahe amlak alo.
🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
Aboy keshi ab hagerna Eritrea 🇪🇷 kemakum ybuzuhu
Nebona keshi marikos debas edimen tienan yihabikum amen kal hiwet yesimialina amen
ኣእምሮ ዘሎዎ እስከ የስተውዕል እቲ ኣብታ ኤርትራ ዘሎ መሬት ዶ ይገፍሕ ወይስ ኣብ ባድመ ስለዚ ኣብቲ ገፊሕ
መሬት ብሰላም ክትነብር ዘይከኣልካስ ያኢ እዛ ንእሽተይ ባድመ ተሓዊሳስ ብሰላም ክትነብር ጸገምካ እቲ ስርዓትዩ ኣለልዮ፥፥
አቦይ ቀሺ ተበረኩ ናይልበይ ብምምላስኩም የመስግን ማለት እዞም ተቓወምቲ ኩሉጊዘ ብደገፍቲ እዩ ዘረብኦም እስኩም ጽቡቅ መልሲ ሂብኩምና ንዝሞቱ ከተረዱኡ ኮለል እንበል ጉዳይና ጥራይ ምግበር
aziyu zehzin eyu egzabiher mhret yewrdelna
😍😍😍😍😍
Hi
Nay baki qali hiwet yesimalina
2000 Eritraweyan ksgogu kolowo ihwatna ilom zeygedfwom kalay n sle selam tezarb
ሓታታይ ግን ኣመሓይሽ
እንታይ ማለት እዩ ኣይትደጋግም
ድምኻኑ ቀሽ ድዩ ኣረ በይዛኹሙ ርኣይዎ ምምዕታብ ዘይኽል እዝ ቆርበት በግዕ ዝተኸደነ ቶኽላ እዩ እምበር ቀሽ ኣይከነን
Bmenfes amlak ztemelu anko dhan mexakum nlbi zetll tseletkum
Selam aboy qeshi mariqos egzabiher amlak nay agolgulet admekum ybark etkulu tblwo haqi EU nana zrekebena shgr nmanm ayrekebomn Hzbi keyhazka do admeka mulue bedme endabelka ynber EU aymlketenan u zblu sebat DNA etom hlneom sheytom znebru sebat slezkonu welahanti kbhalu aykaln EU bzeyka sheyati hlna.
Abey keshi tsolotukum ayfeleyena
Ab.geza.na.selam.keliemina.ab.tgray
.teqeblom.tnfas.sekiqna.nzigebereka.gberelu.wey.mgerelu
Ezom dislike tebelu ahewat helna entetegbru amlak metehagose. Neger gen bejakatkum SEB mekankum ayetresiau. Lomi Kab Shegerrr ente amletkum xsebahe gen Ed egziabher ala
ኣታ ኣንጪዋ ክልተ ገዛ ጥቢቆ ፈላሲ ለቢስካ ብላዕሊ መስቀል ብውሽጥኻ ሺጉጥ እትሕንገጥ ዕሱብ ካድር ጉጂለ ዓድዋ ጌና ክትነብሕ ኢኻ ከመይሲ እቶም መወልቱኻ ይዓርቡኻ ስለዘለው እንዓ ጥፍጣፍን ረሃጽን እናጨቆኻ ተእዊይ ኣለኻ ,
ኤርትራ እኮ ትማሊ ተጋሩ እዮም ንሙሉእ መንእሰይ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣኽቲቶምመጽዮም ንህዝቢ ኤርትራ ንምንጻፍ ስጋብ ተሰነይ ሕርሻን ገዛውትን እናፍረሱን ንዝረኸብወን ኣሮግተት ኣዴታት ኤሪትራውያን እናተጋሰሱን መቓብር ሰማእታትና እናፈሓሩን ካብ ታሪኽ መሬት ኤርትራ ከጽንቱናን ክሓኩናን ዝፈተኑ ህዝብን መንግስትን ሰራዊት ኤርትራን ግን ነቲ ዝመጸ ሺሾ ስራዊት ኣብ ዝጥዕሞ ኣብ ውሽጢ መሬቱ የእትዩ መላስ ወረ ዘይብሉ ጌሩ መሰህለቖ መራሕቲ ወያኔን ከይፈተው ውዕል ኣልጀርስ ተቐቢሎም ክፍርሙ ዝተገደዱ , ሎሚ እዚ ሓንኳል ድዱዕ ቆቢዕ ሞነኮሳን ለቢሱ ንጉጂለ ማለሊት ንምድሓን እንተበኸየ ንመን ከዕሹ ይኽእል ብጀካ ነቶም ዝዝበጡ ዘለዉ ተጋሩ ንልዕሊ 17 ዓመት ውዑል ኣልጀርስ ተፈሪሙ ከብቅዕ ሓንቲ መዓልቲ እኳ ትኹን ነዞም ዘዕሰብዎ ጉጂለ ዓድዋ ንዑ ሰላም ንክሰፍን ውዑልኩም ኣኽቢርኩም ውጹ ካብ መሬት ኤርትራ ኢሉ ኣይፈልጥን እዚ ናይ ሓሶት ፈላሲ ካድር ጉጂለ ዓድዋ ስለዚ እታ ዶሞዙ ከይትጎድሎን ናይታ ተዓሲቡ ዝኽፈላ ዝነበረ ውዕለታ ክምድር ግድነትዩ , ዶኩመንትታት ናይ ዘይረብሑ ግለሰባት ሓሳብ ክኣኻኽብ ዝውዕል ዑሱብ መሳርሒ ናይ ጃንዳ ዓድዋ እንበር ቀሺ ዘረባ ሰባት ክለቓቕም ኣይውዕልንዩ እዚ ቆርበት በጊዕ ዝተኸድነ ቶኽላ ካድር ህወሓት ኣጸቢቕና ብደቂቕ ስለንፈልጦ ንየዋህ የደናግር ይኸውን ናይ ግዜ ጉዳዩ እንበርብምልቃሙ እውን ኣይተርፎንዩ እስራኤል ኮንካ ምሺፋት ርሑቕ ኣይኮነን
Adia gedifas hatna tnafk dyom zblu. yhwatna genzebom tezerifom ksgogu kelewu meryetna teweriru nametat kelo da aboy geshi zeytezarebkum.
Bihaki muhur keshi hzbi tigray hiwet eritrawyan eyom nezi zifelalitu lahasti h g d f bidhiriom hiwet yeblan eritra tibihal ager
ሐጥየተኛ ቀሺ ብፍትሒ ዘይዛረብ ፍትሒ ብዛዓባ ሀይማኖት ብዛዓባ ትግራይ ምዝራብ አይኮነን ፡፡እዚቀሺ ብሐጥያት ዝነብር ካድር ወያነ እንተዘይኮይኑ ክልእ ይብሉን፡፡አብ ትግራይgenocide ይሎን ፡፡ቀዳማይ ነገር እዚ ቀሺ ዮሓንስ መጥመቅ ዝመሀሮ ረሲዑሕዝቢ ትግራይን ኤራትራ ምፍልላይ ገዲፉ ምትዓራቅ ይሐይሽ፡፡ወያነን ሻዕብያ ናይ ዓለም መራሕቲ ምካኖም ረሳዑ፡፡ንመንግስቲ ኤርትራ ግሀንእሳት ንወያነ ገነት እዚ ዕይነት ግን ሐሳዊ ወያነ ሮኬት ጽበል ድዩ ሒዙ መጺኡ ናብ መሬት ኤሪትራ፡፡ኤሪትራ ፍጹም አይትባድምን እያ እቶም ሐንጕሉ ዝባድመ እዚ ቀሺ ብዓሉ እዪ፡፡ስውአት ሐደርኦም ሀገረ ኤሪትራ እያ፡፡ስብ ንምስል ታሪክ እንዳ እልዓልካ አምሐራ ትግራይ ኤርትራ እስላም ክርስቲያን ትፍላሊ ግን ማእለያ ዝይብሉ ሐጥያት ትዛረብ፡፡ወያንነት ጽድቂ እዪ፡፡ እብ መወዳእታ መን እዪ ሽተት ዝበለ ግለጾ ፡፡
Nemntay tifizo nay hasot nekewun. tekonu.?Selsela xseleyou ahewat.
abey keshi neto mesakin hezebi amelak edu yenberelom gen etom
mersheti tegeray behzrbom zegedesu tekoyenom nehezebom
neti wededeka krbelu selam zeyefeteru 2 wegen meraheti wegen
hezrkum delekum nezi nesmetat zesenet zelo ereterawi ayetezarebekumen
ርእስኹም ወለድኹም አይረአኹምን ካልኦት ድማ አብ ስደት ምርዳእ አላ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር መምህርና🙏🙏🙏🙏🙏
እዚ ቀሺ ጽገም አሎዎ፡፡ክርስትና አብ ክርስቶስ እምብር አብ እክሱም አብ ዪርሳሌም አይኮነን ብዙሓት ኤርትራውያን በዚ ቀሺ አይትስበኩ ከመይሲ እዚ ቀሺ አክሱም ጽዮን ማርያም ቤተክርስቲያን ከም እንዳ ማርያም ቤተክርስቲያን አስመራ አይትብልጽን እያ ያእዚ ቀሺ ስብከት ሊቀ ነቢያት ሽንጣን እንብር ናይ ክርስቶስ ኢየሱስ አገልግሎት የብሎን ጊዜ ሐቂ ተውጽእ ጊዜ ክምዚ ዝመስለ ቅሺ ዝውገደሉ ግዜ ቀሺ ዲሞጥሮስ ካልአይ ክርስቶስ ብፕሎቲካ ዝቀየር ቀሺ፡፡ ክርስቶስ አብ ኢድ ጺላጶስ ምስ ወድቀ ጺላጶስ እስካ ንጉሥ ዲካ ምስ ብሎ ንግስነተይ ካብ ስማይ እንበር ካብ ምድሪ እንተዝከውን ስዓብተይ ምድሐኑኒ ኢሉ፡፡ እዚ ቅሺ ዝውገደሉ ምክንያት ቅሺ ምድሪ እምብር ቀሺ ስማይ አይኮነን ግግ
Tewahdo ortodox deka?
Begaka amlak zefato geber
Nay kesat nekesar habo. Nay amlak ne amlak habo wexa kab politica.
The same priest I heard him Tamagn Beyene why is helping Tigray what kind of man of God comes this words he us Tplf propagandist.
Tedros shame on yoy to talk to this weyane´s junta.
Dislike tegebru zelekum xsebuk ayekonen Helena geberu!!!!!! ::
The so called priest he lies was he there ? Where was he 27 years ago deported Eritreans stole all our properties and inhumane treatment so I don't believe this priest. U don't know ur name Tedros ur are also Woyane why do u bring this lier.
Meheret yawrederkum
Entay Sele Zeabesu ? Neaki Gen Mehret Yeazezelki Eti Karta Nay Hagerey Hawiskeyo Zeleki Awredeyo.
ናይ አቦኹም ወያነ ሞት ቀብሪ ተአዲምኩም አለኩም ንዝሞተ ትንሳኤ የለንሞ ቅበጹ ሀሱሳትን ከድአትን ንወያነ ጽቡቅ ጌርኩም አልቅሱሉ አብ ቴሌቪዥን መሰኮት ኮኒኩም ተምጽእዎ የለን እዚ ቀሺ ካድር ናይ ወያነ እዩ
Dankoro