MARA E. - ሰብ ኢሎሞ ሰብ ኣዉዳኣመት- , Seb Elomo By Memhr Samuel Zerom Eritrean Comedy 2022
Вставка
- Опубліковано 9 лют 2025
- © ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታትናን ንስነጥበብ ሃገርናን ጎዳኢ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
© Copyright: Mara Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
MARA E. - ሰብ ኢሎሞ - ሰብ ኣዉዳኣመት , Seb Elomo By Memhr Samuel Zerom Eritrean Comedy 2021
Mara Entertainment is an Eritrean Entertainment Channel is a new video platform for movies, comedy's, music, drama, interview, education and history from Eritrea.
SUBSCRIBE AND SHARE; bit.ly/ሳብስክራይብs...
Follow us
Facebook: www.facebook.c...
Instagram: / mara_entertainment_off...
#MaraE. #SebElomo #EtitreanComedy2021 #EritreanMusic #EritreanMusic2021 #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ #EritreanFilm #EtitreanComedy #EritreanFilm #EritreanMovie
© copyright : MARA ENTERTAINMENT 2021
ብሩኽ ኣውዳኣመት ይግበረልና
ናይ ብሓቂ ንብዓት መሊቑኒ: "ለካ ኣብ ምሃብ እዩ ዘሎ እቲ ሓጎስ " ደጋጊመ ኣስተማቂረያ ሃያባት ክንከውን ኢድና ክንዝርግሕ እግዚአብሔር ይሃግዘና:: የቐንየልና
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ኣብ ኣውድኣመት እቶም ዘላና ነቶም ዘይብሎም ንሃብ ጽቡቕ ትምህርቲ 😍❤️🇪🇷❤️
እዋይ ብሓቂ እዚኣስ ድራማ ዘይኮነት፡ ሕጂ ንነብራ ዘለና ሂወትና'ያ። ንሕና ንኣሕዋትና መደብ ስራሕ ሓንጽጹ ዓቕምና ወስ ክንብል ክንብሎም፡ ንሳቶም እንታይ'ሞ ክሰርሕ ኢና ክብሉ፡ 10 ዓመትና ከንቱ ከይዱ! ስድራና ኣይለወጥና ዓግበሉ እጃም ከየበርከትና
"ሰፈር ሓጎስ፡ኣብ ምሃብ እዩ" ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ።
ብሩክ ኣውዳ አመተ ይግበለኩም ሰላም ፍቅሩን ይግበርን 💊🤝🇪🇷😢
Amen Amen Amen gal tigray schkor ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
Amen amen amen Gau tegray xeada nekultna
ፍቅሪ ይስዕር
ንብጻዩ ዘየፍቅር ን ኣምላክ ኣየፍቅርን እዩ ።
ሩሑስ ኣውዳኣመት ብዓል ትንሳኤ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ መሃርን ኣዘናጋዕን ፥ ንሰብ ሰብ ዘብሎ ካብ መንኩቡ ንታሕቲ ናይ ስግኡ ጥራይ ዝሐስብ ዘይኮነስ፥ ብርእሱ ዘመዛዝን እዩ ፥ ተካፊልካ ምንባር ድማ እቲ ዝቅበል ዘይኮነስ እቲ ዝህብ እዩ ዝባርኽ ፥ ብድጋሜ ሩሑስ ኣውድኣመት ንኩልና ኣሜን
Welcome ፡ deki ፡ Eri ፡ xaeda ፡ ርሑስ ፡ አውድአመት ፡ ይግበረልና ፡ ❤️❤️🥰🥰🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏
ብሩክ ኣዉደኣመት ይግበረልና ከምዚ ንዓመታ ብሰላም የጽነሓና ኣብ መኣዲ ብራተለ ገርካ ምብላዕ ገጋ ሓፍተይ ምሳኪ ዘለዋ ኣቅልብለን ብራተለ ገርኪ ክትበልዒ ጸጉርኪ ከማን ከምናተን መሸፈንክዮ
ርሑስ በዓል ፋሲጋ ይግበረልና ናብ ማራ ኢንተታይመን ብጣሚ ይመስገንን ድራሲ ጠዓመ ኣረፋይነ ደጊመ ርሑስ በዓል ይግብረሎም ኣጆካ በሎም ቀሰንንን
ርሑስ ኣውዳኣመት ብዘይበኣኹም እንታይ ምገበርና ምሳኩም ኣውዳኣመትና 💕💕
Wonderful,Happy Easter all of you.amazing characters we can’t wait to see you again!
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ርሑስ አውድኣመት ይግበረለሎና
ብጣዕሚ ኑፉዓይ ተስዋሲቲ
ኣብ ምሃብ ኢዩ ዘሎ ሓጎስ ትብል፡ቃል ተስማሚዐላ ናይ ባሓቀ ቀጺልዎ ኣብ ግኑኹም ኣለና ደራሳይ ኑፉዕ ካያድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይደልን ደቂ ኢረይ ሽኮሪናታት
ብሩክ ኣውዳመት ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
መልካም የፋሲካ በአል የተዋህዶ ልጆች
N huluna❤
ክብረት ይሃበልና ኣብ ተግባር እነውዕሎ ዕለት ይሃበና ብሓቂ መሃሪት ኢያ !!!
ናይ በሓቂ ደስ ትብል ኮሜዲ ወላ እኳ ናይ ዓለማዊ እንተኮነት ግን ብጣዕሚ መሃሪት መንፈሳዊት ትምህርታ እያ እሞ ኩሉና ብዝየፈላለየ ገርና መሃሪ ይኸውን እዩ ኢልና እሞ ከኣ ንመንፈሳዊ ትምህርቲ ክንጽዕር እግዚኣ ሄር ኣምላክ ይሓግዘና
መዓረተይ አነ ትግራዋይ እየ ግን ንስካትኩም ብዘለኩም ናይ ጥበብ ተክእሎ ብጣዕሚ የድንቀኩም
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና እወ መን ከም ምሃብ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ ❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ርሑስ ኣውድኣመት
Aseyyyyyy love Eritrean Love ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥵❤❤❤
What the best Eritrean actors, I never laugh like this movie ,hope will see more like this 🇪🇷❤️✌️👍💝🇺🇲🇪🇷
Enqae bselam mexakum xbuqatttt deki erey mukurattttt edmen tenan yehabkum Ruhus awdamet nemanti Christian 🙏❤️❤️❤️
ባህልን ሃይማኖታዊ ትውፊትን ክብርታትን እናዘናገዐት እትምህር ኮሜድያዊት ድራማ
Thank you እግዚኣብሄር ይባርኽኩም
Aseyyyy Iove Eritrean❤❤❤❤❤
መርሓባ ሽኮሩናታት 💝💚❤️🌿🇪🇷💐🍀ጹቡቅ ሰራሕ ደቂ ኤረይ🌿🇪🇷💐🍀🌿🇪🇷💐🍀
Waw, this is so amazing video. I have learned a lot .
Rihus awdiamet deki Erey
God bless you all. Love you my people
Betami bulux serah memher tame
ናይ ሓቂ ደስ ትብል መደብ
ርሑሰ በዓል
Betami ena netsbykum senbet senbet ab semun wela 2 tetgbrwa des meblna Merhawi mes deku baltiy batu Loveee u deki eri
በእውነት እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይባርክኩም
ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና ፡ ትንሳኤ ሕዝብናን ሃገርናን ይግበረልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም።ካብቲ ዝቅበል ሲ እቲ ዝህብ ኣዕዚዙ ይባረኽ ፡ ከም ዝብሎ መጽሓፍ ቅዱስ ። በረኸት ጸጋ ኩሉ ናይ ሓጎስ ምንጪ ኣብ ምሃብ ኣብ ምትሕግጋዝ ኢዩ ዘሎ። ብታዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ፡ ብፍላይ እዚ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝብና ከርተት ኢሉ ንስድርኡ ንፈተውቱ ይሰደሎም ። ገለ ድማ ንዝተሰደደሎም ኣብ ዘይ ጠቅም ንዘውዕልዎ። ብዙሕ ትምህር ኢያ ። ብጣዕሚ ንፉዓት ደቂ ኤረይ በርትዑ።
Wow Wow 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝😍😍
Buruk awdeamet yegbrlna deki erey 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
እንዳ ዶበጭ እንካዕ ሰላም ኣብፀሐኩ/ና ብርሃነ ትንሳኤ
Memhr teame egziabher amlak xegu yebzhalka kubur hawna
This film give me power and I proud of you.
The best show I learned alot from the show thanks happy holiday
Nay bhaqi abay tmrti Eya egzabiher Amlak edmen tenan yhabkum
ወትሩ ብሉጻት የከንየልና ተባረኩ ብሩካት❤️❤️
Asey daki eriy haleit 🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹
Amen Ahbiru!
Thank you teacher a lot lesson we learn man.
ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልኩም /ና) ደቂ ኤረይ ኣብ ምሃብ እዩ ዘሎ ሩፍታ ኣብ ምሃብ እዩ ዘሎ ዕጋበት ጽቡቅ ግበር ንማንም ይበል ድርሰት ይበል ተዋሳእቲ ኣጆኹም 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️✝️✝️
Aseyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏❤❤❤
Kkkkkkkkk btamiiiii des zbl mehari film 🎥 👌 ❤
ብርኽ ኣውዳኣመት ይግብርና ደቂ ኤሬይይ ጸዓዳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
A good lesson thank you so much!!
RUHUS AWDEAMET DEKI EREY MEAREY JEGANU 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ብሩኽ ኣዉድኣመት ❤️❤️
dehri betekrstien ezi chew chaw mewedatea dea btami des bzebl tezazima Gb all
ኣውደዓመት የ ደስ ኢሉኒ ደስ የ
Funny and educational thank you guys
Asyyy love dki Eri Rus Awdamet ❤❤❤
eway enda baba doboch si muhugosat ekum gele aynet family's kemzi kkonu alewom natkum srah maharn azanagaen eyu ketsluwo deki eri marey edmen tenan yhabkum fetari we ❤️ u
Aseyyyy xbukat Rhus awdaamet ygberelna
ብዛዕባ ድርሰት እዃ ዝብሎ የብለን
ኣድናቖት ጥራሕ እዩ ዘለኒ።
ካልእ ኣብ ባህሊ መንነትን ዘለኻ ኣረኣእያ ብዙሕ ሕጉስ ኣይኮንኩን።
ኣብ ባህልናስ ኣብ ኣውዳኣመት
ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና።
ተቖኒነን ተሓኒነን ተሰሊመን እየን ዝውዕላ ስለዝይ እቲ ስልማትስ ደሓን እቲ ቁኖን ክዳን ሓበሻን ግን
ክተርፍ ዘይነበሮ እዩ እሞ
ምስናይ ይቅሬታ ኣብ ዝመጽእ
ባህልናን ክብርናን ኣብ ግምት ዘእተወ ስራሕ ክንርኢ ተስፋይ
ርሒብ እዩ ርሑስ በዓል ትንሳኤ ንብምሉእ ኣማኒ ክርስቶስ ኣሜን።
Rehus afasika yegberlina ❤️❤️❤️❤️❤️💒💒💒
ብጣዕም ደስ ዝብሉ ስድራ ቤትን ማሀሪትን
Rhus awudamet yehwat, mehari srah Deki erey 🤩🤩😘
Betami xebuk serh 💯💯💯👏👏👏❤️❤️❤️
Well come burukat sdrabet
ብሩኽ ኣውደ ኣመት ኣታ ስድራናኮ ኣዘኪርኩምና
BEAUTIFUL!!!
You are so happy
Asseyyy Mekorateyyy dassi behaliy xebuk Xebuk Hasabi Admen teanen yehabikom fetari....Ruhus Awedamet yegibaralena...
Waww...Thank you.Rhus awdamet n kulna
ሩሑስ ኣውዳኣመት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💕🌿🌿🌿
Ruhus Awidamet yigebrela 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤️ ❤️ ❤️ 🙏 🙏 🙏
Itia nieshtey haftom mara abzihato ke gele suk ila getar
ሩሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ጽቡቅ ስራሕ ❤️❤️❤️
ኣታ ኣንቢዕኽናኒ ሄሉን ለለን። ናይ ባሓቂ ሕልናኻ ትትንክፍ
አንቋዕ ናብ ክቡር በዓል ትንሳኤ ኣብጽሓና
ቡሩኹ ኣዊዳኣመት ይግበረልና ደቂ ኤረይ ጪዋ ሂዚቢ ኢንካ ካባኩም ተፈጠሪኩ
ሃይማኖትና ባህልናን ክብረትና ኢዩ ክብሪ የሃብካ መምህር ቀጽሎ
EGZIABHER ybareka derasi bitaemi meharitn azenagaeetin drama ya.. EGZIABHER hugus wehabi euu zifetu.. kabti zikebel kea eti ziheb eu zibarek.. megeletsi zeybila serah eya.. EGZIABHER ybarekum n,kulukum..
ርሑስ ኣዉዳመት ይግበረልና ቀጽልዎ
Aseyyyyy nice film
Aseyyyyyyyyyyyyyy deki eri edmen tienan yihabkum amilak ruhus awdamet yigberelna amilak amen
Ruhus awdaamet deki erey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Nay behaqi ezi u bahlna Ruhus Awdamet
Welcome deqi xalal meret ruxus bacal 🎉🎉🎉
Deki erey xbukat buruk awdeamet ygberelkum
Btami best Grob🖐
Btaemi des zbl srah deki erey tumat
Wow qal Amlak wn kab mQbal mhab Iyu Zbark ilu Iyu Emo nMhab aynbqeq Derasi dma sle si Abi tmrti Amlak ybarkka
ሩሕስ ፋሰካ enda seb elomo 😍👍👍❤️ helu ሽኮርና 💋👸 i love u helu 😍🥰🥰🥰🥰😍😍❤️🥰🥰🥰👍👍👍😍😁😁😁🤣🤣🤣🤣 😜ዊንታ ፈዛዉ 😁😜🤣 ዊንተይ ሞፍልሰ 🤣😁😁 i miss u ዊንታይ 💋👸ምዓረይ 😘😘😘❤️🥰🥰🥰😍😍😍😍😍👍👍👍👍😍😍😍❤️🥰🥰🥰🥰
* ሰብ ኢሎ ሞ* 🇪🇷🇪🇷አብ መሳልል ንሕብረተሰብ እናአተወት ትምህር ፣ ትግስጽ ፣ ትነቅፍ ተተባብዕን ውሕልልቲ ድራማ እያ በርትዑ 🇪🇷🇪🇷። አቦይ ዓንዳይ ካአ ዑቑር ታለንት ዋጣ አለኩም ' ሞ አማዕብልዋ።
🇪🇷🇪🇷ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘላአለ ይንበር 🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️ኤርትራውነትን ክቡር መንነት 🇪🇷❤️
I love mesafnti
We love you deki eri xibukat
እዛ ፊልም ኣብ ኤሪ-ቲቪ ትመሓላለፍ ትብሉ like ግበሩ::
azyu mehari edmen tienan yihabkum fetari
ብሩክ ኣውዳኣመት ናትና ምቅራት❤
I ❤️
መሃሪ ኣዛናጋዒ
ዝገርም ጥበብ.ቅዱሳን ዝደረስዎ እንከለካ.
ድርሰት& ዳይሬክቲንግ 100%
ሰናይ ኣውዳኣመት ንኹልኹም ተዋሳእቲ ዛ ድራማ::
I Just ♥️ you!
Great job
ዶቦጩና ዓንዳይ ዕንድ ፍቅሮም ከቅነአካ መቅስናት ክክክክክ
Aqedime ,,, Ruhus awdaamet Ygberelkum ,,, Hanti rihto alatni ,, Des kbleku Tesfa Ygebr ... Kemzi Mehari Zkone Film Qdmi Awdamet Entezqerb Yehaysh Ybl Ane Slemtay Deqi Sebat Aqedmom Ms Temaharu Nerom Netiy Ztemaharlu Ab Gbri MewaOlwo Nerom Ybl ane NzmexE Nkthasbulu Ele Eye Degime Ruhus Awdamet Ybl ms MelaE Eritrawyan Ms MuluE Sdrabetkum Amen Amen Amen