Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ደቂ ዓብይቲ እንኳዕ በስላም መፃኩም ደቂ ትግራይና ንመፃወደያ ድራማ ዝፍቱ ላይክ ሃባለይይይ ንደቂ ትግራይ ወርቂ እጅኩም ናይና ቀፀለሉ
ሃኒ ይቅርታ ግን ደቂ ትግርኛ ዝበሃል መንነት የለን ኣስተካክልያ 😍😍
@@ናብልብናንመለስ ዋላ ኣነ ይቅርታ እምበር #ሃኒ ከምኡ ምባል ለሚዳታ እያ ስለዚ #ሃኒ ሓፍተይ ኣስተካክልያ ማዓረይ ደቂ ትግራይ ተትብሊ እሺ
@@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ እሺ ማዓረይ ግን እዛ ድራማ ትግርኛ እያ ምሽ
🤩🤩🤩🤩
+49🌿💗💗💗💗
ኣጆኹም በርትዑ ብቅዓትኩም ዝወጾ የብሉን ድርሰት ውን ከምኡ ካባና ዝድለ ኩሉ ኣብ ቦትኡ ዩ like ኮመት ሳብስክራይብ ተጋሩ ኣይትሕመቁ 🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍4ም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
fugra ayney softi mastika yelen dyu lomi? 😁
@@Tesfay-x6c ኣበይ ኣለካ ምንችቤ ገፍፎምና ካብ ጽባሕ ሓደ ኢልና ክንጅምር
ዋውው ኣተ ኣነስ ኮሪዐሎም ዞም መምህራትና ግን ከምዙ ከማይ ዝፈትዎም ይህሉ እመቤት ትሓልዎም♥♥♥
ኮፍ ኢለ እናተፀበኩ ተቐዲመ ብሀንቀውታ ዝፅበያ ድራማ እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ👌👌😍😍😍😍
እሞ ንዓይ እኮ ቀዲምክኒ ኢኪ ግርማዊተይ ምቅርቲ ፍጥረት
@@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ ❤❤❤😍😍😍😍😍
ያ ጀምዓ ፍልሚ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ግን ሰዓት ሓጽሩ ብውሑዱ 30 ደቂቃ ክኸውን ይግባእካልእ ክሳብ ሕጂ 100 "ዩ" ዘሎ።
እንዃዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ሰሙን እኮ ዓመት መስሉና ክንፅብየኩም ከዓ ቡሩክ ሰንበት ንኩሉኩም ፈተውት ትግራይ❤❤❤
ምቁራተይ እንኳዕ ድሓን መፃኩም ብሩክ ሰንበት ንኩሉኩም ክቡራት ኣሕዋት 🙏🙏💗
ኣሜን ዛሓፍተይ
እውይ ክፅበ ውኢለስ ቀዲምኩምኒ ኣይ ኮውንን እዩ። ደቂ ትግራይ ኣለኩም ዶ እስቲ ናይ ምህላው ምልክት ላይክ ኣጡሙኒ i love you ka
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም !ቀጺለ ድማ እቲ ህንቅውነት ኣቦቱኡ ኮይኑ ዝያዳ ድማ መቀረት እንዳሃበት ትኸይድ ከም ዘላ ንቅድመይ ከበስረኩም ይፈቱ ::ጉዳይ ማዓርግ እንታይ ይኩን ግን ንክወጽእ ካብቲ ሆስፒታል ክጽበየ ! ሜላ ጎይቶኦም ግን ኣድኒቀዮ ብልቢ እስኪ ንዓይ ካኣ ገለ ደስታ እንተ ተሰማዓኒ like ሃቡኒ እሞ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም እግዚአብሔር ::I love you too Ethiopia 🇪🇹 Film I’m from Eritrea 🇪🇷
መፂኩምለይ ዶ ብርሃን ገፆም ቀፅልዎ በቲ ትህቡና ዘለኩም ት/ርቲ ሓድነትና ኣጠንኪርና ክንነብር ኢና ።ለለ ኢንተርተይመንት ብጣዕሚየ ዘድንቀኩም ቀፅልዎ ።
ኣጀኩም ቀፁሉሉ ደቂ ሓላል መሬት ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ሙቁራት ናትና
ናይ እነና ወላዲት ኣምላክ ፆሎት ኣይፈለየና ድንግል ማርያም ኣብዝሩያና ትኩን ብር ተብሉ ታሓጎሱደቂ ትግራይ ማዓርይ ሰብ ታሪክ ሰብ ቅያ ብታሪኩም ንሕበን ብጅግንነትኩም ይዕበ ❤❤ ማኣርግይ ምስ በልኩ እንድየ😘
Wawww welcome ደቂ #ትግራይ ማዓረይ ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ፈጣሪ ሓውኹም ካብ #ኤረይ
ኣሜን፣ዝያዳይ
Amen. marrrrrrr
አሜን ንኩሉትነ
ኣሜን ወገናተይ ናተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
Wellcame daqi tegaray ቡሩክ ሰንበት ክኣ ይግበረልና ደስ ኢሎኒ ኮሎ ኣስኪ like habuni
ኣጆኹም መጻወድያ ብጣዕሚ ናፊቕናኩም ጸኒሕና ብሰላም መጻእኩም በተለይ ብሕጂ በተለይ መጻወደያ ብጠንካራ መንገዲ ክትሰርሑ ኣለኩም ሓድነትኩም ኣስጢምኩም ኣብ ጎኒ እቲ ለባም ህዝብኹም ነቲ ኩሩዕ ህዝብኹም ደቂ ጀጋኑ ይቐጽል
ደቂ ትግራይ ዓደይ ኣበይ ኣለኹም ?በሉ ባ ነቶም ናይ ትግራይና ስነጥበበኛታት Laik እና ምረቀ ንለግሰሎም 🙏ብሓሳበይ ዝተሰማማዕኩም ላይክ ሃቡኒ😉❤ንኹሉኹም ክብረት ይሃበለይ🙏🙏🙏❤
መፃወድያ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ አነ ዘሐጉሰኒ ዘሎ እንካዕ ከብ ካሊእ ብሄር ዘይተፈጠርኩ ንኣምላኸይ ብጣዕሚ የመስግኖ ህዝቢ ትግራይ ማለትኮ ጭዋ ማለት እዩ ትግራይ ዓደይ ንቅድሚት ሰጉምለይ ቅዱስሚካኤል ያሓልወልና
ኣሜን 👏💊
ዋውውው ደቂ ዓደይ ማዓረይ ስላም ኩም ይብዛሕ ደቀ ስሜናውት ኬኬብ መቀለይ ወለላ ፅብቅ ስራሕ ቀፅሉላ 💪💪💪💪💪💪😍😍😍😍😍😍😍😍
ደቂ ትግራይ ጀጋኑ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም በርትዑ አቱም ሽኮራት
እንኳዕ ደሓን መፃኹም ተፀባያይ ኣይግበርካ ትፅቢት ከፉኡና ደሓር ከኣ ሓፂራ ከባቢ 40 ደቂቅ ተዝኾውነ ፅቡቅ ነይሩ
ናይ መጻወድያ ድራማ ተኸታተልቲ ወገናተይእንኳዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ ብሰላም ኣብጸሐናጾምና ናይ ድሕነት ናይ ስርየት ይግበረልናሰፕስክራይብ ግበሩኒ ሙቁራተይሓድሽ ጀማሪ እየ እና ኣተባብዑኒ
ተጋሩ ሎሚ ረኪበኩም
እንካዕ ብስላም መፃእኩም ስላም ካኣ እሬ &ትግራይ ደቂ ሳባየይ
በጃኩም ንኣና ንተከታተልቲ ኣብ ዓብይ መጻወድያ ኣእቲኩሙና። ምምሕያሻት ክግበሮ ኣለዎ፡ ኣብ ሠሙን ክልተ ( 2 ) ግዜ ክረኣ ክትገብሩ ኣለኩም።እዚ ድርሠት እዙይ ናይ ኣቦና ጌታቸው ኣሠፋ ክኸውን ኣለዎ።
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ኩቡራትን ኩቡራንን.
ዋው እምበር መፃወድያ ትግራንና ንቅድሚት
እንኳዕ ዳህን መፃእኩም ኣሕዋትናን ኣሓትናን መፃወድያ ፅብቅቲ ድራማ እያ ቀፅልሉ
በጃኩም ላይክን ሃናፂ ርኢቶን ኣይንሰሳዓሎም ጥበብኩም ይሰስን ጀገኑና😘😘😘😘😘😘
ደቂ ትግራይ ምዓረይ ።መንጠልጠሊት ልቢ ዝኮነት ድራማ ።በሉእስከ ኣይትሕመቁ ኢኹም 😍በብዘለኽሞ ሰላም፣ፍቅሪ፣መትረፍረፍ ፣ይብዛሓልኩም🙏 ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን 🙏ካብ ❤እየ ዘድንቀኩም።
ኣሜን ጓል ሪመይ👏💊
Welcome daqe Ethiopia enkua beselam mexakum yhwatey edmen tenan yhabkum fetari ajoka I from Eritrean
Isi nai tigrau iju isika tigirgna kanka tigrigna nai tigrau ethiopan🦓🦓🦓⁉️ aikunan tigrau ina 🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊✊✊hagere tigray
like ባ ሃቡኒ
Like marey 👍😘
Ab tgrayna like mlman ayfkedn eyu sebey
@@hiwethiwet7109 ታይ ጸገም አለዎ
@@HaniGualFikrHani Tnx ምቅርተይ
Embi aynhbn
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ዓበይቲ😍😍😍❤❤❤❤
28 ሓምለ 2011 እንቋዕ ን ሔሩ ኣማኑኤል ጎይታና ወርሓዊ ብዓል ብሓባር ብሰላም ብሓጎስ ብፍቅሪ ኣብፀሐና:::!!!!!! ምሕረቱ፥ሰላሙ፥ጥዑም ፍቅሩ፥በረኸቱ፥ረዲኤቱ ኹሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይሕደረና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!!!ከምዚ እውን ሎማዓንቲ 28 ሓምለ 2011 ናይ ቅዱስ ኣቡነ ይማእታ ወርሓዊ ብዓል እዩ እሞ እንቋዕ ን ቅዱስ ኣቡነ ይማእታ ወርሓዊ ብዓል ብሓባር ብሰላም ብሓጎስ ብፍቅሪ ኣብፀሐና:::!!! ኣማላድነቱ ፥ሰላሙ፥ጥዑም ፍቅሩ፥በረኸቱ፥ረዲኤቱ ኹሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይሕደረና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!!!
ኣሰይይይ ከመይ ድየ ዝሑጎስ ጋል ትግራይ ሙኻነይ ተመስገን ኑቦሩልና እስክ💞💞💞💞💞💞💕💕💕💕💊💊💊💘💘💘💘
ደስ ዝብል መምሃሪ ድራማ እዩ ግን ሓፂሩ
ሙቁራት ደቂ ዓደይ ማዓርይ ኣጀኩም ቀፅልሉ
መፃወድያ መዳርግቲ ዘይብላ ብልፅቲ ፍልሚ🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍
እንኳ ን ዳሓን መፃእኹም ደቅ ሓላልመሬት ብሃቀውታ ክፅበየኩም ቀንየ
Waw des bahali nay ketsali ka b hankewta ntsbe shkorinatat deki tgrayna ❤👈👍
I am frome eritrean nic movie k.p
በጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅሉሉ
ጀጓኑ ብጣዕሚ ደስ ትብል ❤
welcome ደቂ ሓላል
እንዳ መፃወድያ ልብና እምበር ፀዊድኩማ ቀኒኹም ብትፅቢት ዌልካም
Welcome deki abeyti
ደቅ ሓላል መሬት ኣጀኹም በርትዑ ኣለና አብ ጎኒኹም💪💪💊💊💊💊💊💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💪💪💊💊💊❤❤❤💊💊💊
Welcome deki tigray marey btaemi eye zfetwa eza film nay bhaqi mexawedya Love you tigray 🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ዋዉ ዌል ፅቡቃተይ
ደቂ ዓደይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልዎ I Love you deki tigray።
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ደቂ ዓደይ ፅርያት
እንኳዓ ብሰላም መፃኣኹም
ሎሚ ቀዳማያ ኵመንት ፂሐፈ ኣለኩ ብጣዕሚ አየ መሰጢት ፈሊሚ ቀፀሉዎ
ክሳብ ሕዚ ጽቡቅ ኣላ
ኣዝያ ፅብቕቲ ድራማ
Well come Deki Abay Tigray Tsubuk srah ketslulu💛❤👌👍🏻
welcome deki tigray shikor 😍❤
እንካዕ ብዳሕን መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ኬፍ ኣለኩም ቀፅልሉ ኣይትጥፍእና
እንኳዕ ደሓን መጻኹም ደቂ ትግርኛ ንፉዓት ጌቱሽ👍
እንቌዕ ደሓን መጻኩም ጽቡቃት ፍጥረት።
ብርትዑ ቀፅልሉ
walcame deki abyti anse hji zeria zelku agatami temali serah wile bruk malti ygbrlna brukatye bezlkumo ka mrukuni eikum dher werhi adye kekyde eye tgraye marye miss you so mach ashenda ab adye ms deki adye sisss kble
ደቂ ዓበይቲ እንካዕ ደሓን መፃእኩም
like ngberelom yehwat ember ane eko tgraweyti eye zmro
ገራሚት ዝኮነት ፊልሚ ቀፂልሉ ደቂ ትግራይ ደመይ💛💛❤❤
እንቃዕ በሰላም መጻእኩም ደቅዛ ቅድስት መሬት
Eske nebrlay nezalalm tagru sekarenatata bexame ey zeftwakum kab hawekom Wade Eriy ey kab jareman Like gebaru eske heje
wawwww ደቂ ዓደይ ማዓረይ ኣብሳዓት ዶ መፂና
Mrtoche well come swedachut selam fkrr eski letgrayachin yhun fetari kegna ga yhun
Enkae selam metsakum buruk senbet ygberelna🙏🙏🙏🙏
መፃወድያ ኢልኩም ፃዊድኩምና ኣጆኩም በሉ
ደቂ ሓላለ መሬት ቀፅልዎ ኣጅኩም
ጌች ፍቅር ሰወድህ አኮ የኔ ጅግና 💓💓💓💓 l love you
Ali Sms እዋይ ባዓል ሓዳር እዩ ክክክ ጋል ትግራይ ዓደይ ዕንበባ
Isi nai tigrau iju amharu nab gesakum kemesekum
Merhaba deqi tegeray enqa bedhan mexkum nic Film kab hawekum abel Eri
Welcome daki tigrye marye pls time more
Amezing film and history ( tigray)
Wawww enkan dehan mesaekum mukuratey nefikekum kenye btaemi mesati drama keslulu😍😍😍😍
ከማይ ደኒሙ ዝሪኣ እሰከ 💖💖💖💖
ደስ በሀሊ ተከታታሊ ድራማ !
ሰላም ደቅ ሓላል ሜሬት
መፃወድያ🔥✊
12 part zengiatna yehwat des behalit drama
ሙቅራት ደቂ ዓደይ ክፅበያ ዝፀናሕኩ ኣጀኹም ቀፅልሉ
Welcome መፃወድያ ክፈትወኩም
Selamkum yebzhayo tegarway mkuratey 💔✍✍✍💋💋💋💊💊💊💊💊💊💊💘💘😘
ኣሰይይይይ ደቂ ዓደይ ከመይ ዲኹም ሙቁራት ይቅርታ ግን ደቃይቅ ኣይተዉሕዱ ኣንዉሕ ኣብልዎ ሕጂ ግን 100%
ፅብቅ ቀፅሉ አየኩም ናይና
ትግራይ ማዓረይ 💗💗🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿💗💗💗💗💗🌾🌾🌾🌾🌾
ናፍቐኩም ወይ ጉድ መግለፂ ኣይረከብኩን ኣጆኩም ናይና ንፈትወኩም ኣለና
እንካዕ ዳሓን መፅአኩም ደቂ ሓላለ መሬት ትግራይ
Welcome
ንፍዓት ቀፅሉሉ ትግርኝና ነዕቢ።
ድቂ ታሓላል መሬት ድቂ ትግራይ ማዓረይ በጃኩም ላይክ በሉለይይይ
Jgenu gele aynet
ኣየኩሙናይና💖💖💖👍👍👍👏👏👏👏
Wawww des zebl srah qexlwo 💞💞
ዋእ መንዩ ሰሙን ክፅበዮ ካዓ ወልፊ ሒዝኒ ኣነ ብዛ ፊልም ዋ
እንኳዕ ዳሓን ምፃእኩም ሙቁራት ደቂ ትግራይ ማዓረይ ብልፅቲ ሰራሕ እያ በርቱዑ።
ናይና
ዌል ደቂ ዓባይ ትግራይ ኣይኩም ናይና ጥዕምቲ ፊልሚ
አንኳዕ በሰላም መፃኩም ደ ትግራይ። ዓደይ ማዓረይ
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ዘድንቃ ፍሊም
ደቂ ዓብይቲ እንኳዕ በስላም መፃኩም ደቂ ትግራይና ንመፃወደያ ድራማ ዝፍቱ ላይክ ሃባለይይይ ንደቂ ትግራይ ወርቂ እጅኩም ናይና ቀፀለሉ
ሃኒ ይቅርታ ግን ደቂ ትግርኛ ዝበሃል መንነት የለን ኣስተካክልያ 😍😍
@@ናብልብናንመለስ ዋላ ኣነ ይቅርታ እምበር #ሃኒ ከምኡ ምባል ለሚዳታ እያ ስለዚ #ሃኒ ሓፍተይ ኣስተካክልያ ማዓረይ ደቂ ትግራይ ተትብሊ እሺ
@@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ እሺ ማዓረይ ግን እዛ ድራማ ትግርኛ እያ ምሽ
🤩🤩🤩🤩
+49🌿💗💗💗💗
ኣጆኹም በርትዑ ብቅዓትኩም ዝወጾ የብሉን ድርሰት ውን ከምኡ ካባና ዝድለ ኩሉ ኣብ ቦትኡ ዩ like ኮመት ሳብስክራይብ ተጋሩ ኣይትሕመቁ 🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍4ም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
fugra ayney softi mastika yelen dyu lomi? 😁
@@Tesfay-x6c ኣበይ ኣለካ ምንችቤ ገፍፎምና ካብ ጽባሕ ሓደ ኢልና ክንጅምር
ዋውው ኣተ ኣነስ ኮሪዐሎም ዞም መምህራትና ግን ከምዙ ከማይ ዝፈትዎም ይህሉ
እመቤት ትሓልዎም♥♥♥
ኮፍ ኢለ እናተፀበኩ ተቐዲመ ብሀንቀውታ ዝፅበያ ድራማ እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ👌👌😍😍😍😍
እሞ ንዓይ እኮ ቀዲምክኒ ኢኪ ግርማዊተይ ምቅርቲ ፍጥረት
@@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ ❤❤❤😍😍😍😍😍
ያ ጀምዓ ፍልሚ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ግን ሰዓት ሓጽሩ ብውሑዱ 30 ደቂቃ ክኸውን ይግባእ
ካልእ ክሳብ ሕጂ 100 "ዩ" ዘሎ።
እንዃዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ሰሙን እኮ ዓመት መስሉና ክንፅብየኩም ከዓ ቡሩክ ሰንበት ንኩሉኩም ፈተውት ትግራይ❤❤❤
ምቁራተይ እንኳዕ ድሓን መፃኩም ብሩክ ሰንበት ንኩሉኩም ክቡራት ኣሕዋት 🙏🙏💗
ኣሜን ዛሓፍተይ
እውይ ክፅበ ውኢለስ ቀዲምኩምኒ ኣይ ኮውንን እዩ። ደቂ ትግራይ ኣለኩም ዶ እስቲ ናይ ምህላው ምልክት ላይክ ኣጡሙኒ i love you ka
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም !
ቀጺለ ድማ እቲ ህንቅውነት ኣቦቱኡ ኮይኑ ዝያዳ ድማ መቀረት እንዳሃበት ትኸይድ ከም ዘላ ንቅድመይ ከበስረኩም ይፈቱ ::
ጉዳይ ማዓርግ እንታይ ይኩን ግን ንክወጽእ
ካብቲ ሆስፒታል ክጽበየ ! ሜላ ጎይቶኦም ግን ኣድኒቀዮ ብልቢ
እስኪ ንዓይ ካኣ ገለ ደስታ እንተ ተሰማዓኒ like ሃቡኒ እሞ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም እግዚአብሔር ::
I love you too Ethiopia 🇪🇹 Film
I’m from Eritrea 🇪🇷
መፂኩምለይ ዶ ብርሃን ገፆም ቀፅልዎ በቲ ትህቡና ዘለኩም ት/ርቲ ሓድነትና ኣጠንኪርና ክንነብር ኢና ።
ለለ ኢንተርተይመንት ብጣዕሚየ ዘድንቀኩም ቀፅልዎ ።
ኣጀኩም ቀፁሉሉ ደቂ ሓላል መሬት ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ሙቁራት ናትና
ናይ እነና ወላዲት ኣምላክ ፆሎት ኣይፈለየና ድንግል ማርያም ኣብዝሩያና ትኩን ብር ተብሉ ታሓጎሱ
ደቂ ትግራይ ማዓርይ ሰብ ታሪክ ሰብ ቅያ ብታሪኩም ንሕበን ብጅግንነትኩም ይዕበ ❤❤
ማኣርግይ ምስ በልኩ እንድየ😘
Wawww welcome ደቂ #ትግራይ ማዓረይ ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ፈጣሪ ሓውኹም ካብ #ኤረይ
ኣሜን፣ዝያዳይ
Amen. marrrrrrr
አሜን ንኩሉትነ
ኣሜን ወገናተይ ናተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
Wellcame daqi tegaray ቡሩክ ሰንበት ክኣ ይግበረልና ደስ ኢሎኒ ኮሎ ኣስኪ like habuni
ኣጆኹም መጻወድያ ብጣዕሚ ናፊቕናኩም ጸኒሕና ብሰላም መጻእኩም በተለይ ብሕጂ በተለይ መጻወደያ ብጠንካራ መንገዲ ክትሰርሑ ኣለኩም ሓድነትኩም ኣስጢምኩም ኣብ ጎኒ እቲ ለባም ህዝብኹም ነቲ ኩሩዕ ህዝብኹም ደቂ ጀጋኑ ይቐጽል
ደቂ ትግራይ ዓደይ ኣበይ ኣለኹም ?በሉ ባ ነቶም ናይ ትግራይና ስነጥበበኛታት Laik እና ምረቀ ንለግሰሎም 🙏ብሓሳበይ ዝተሰማማዕኩም ላይክ ሃቡኒ😉❤ንኹሉኹም ክብረት ይሃበለይ🙏🙏🙏❤
መፃወድያ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ አነ ዘሐጉሰኒ ዘሎ እንካዕ ከብ ካሊእ ብሄር ዘይተፈጠርኩ ንኣምላኸይ ብጣዕሚ የመስግኖ ህዝቢ ትግራይ ማለትኮ ጭዋ ማለት እዩ ትግራይ ዓደይ ንቅድሚት ሰጉምለይ ቅዱስሚካኤል ያሓልወልና
ኣሜን 👏💊
ዋውውው ደቂ ዓደይ ማዓረይ ስላም ኩም ይብዛሕ ደቀ ስሜናውት ኬኬብ መቀለይ ወለላ ፅብቅ ስራሕ ቀፅሉላ
💪💪💪💪💪💪😍😍😍😍😍😍😍😍
ደቂ ትግራይ ጀጋኑ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም በርትዑ አቱም ሽኮራት
እንኳዕ ደሓን መፃኹም ተፀባያይ ኣይግበርካ ትፅቢት ከፉኡና ደሓር ከኣ ሓፂራ ከባቢ 40 ደቂቅ ተዝኾውነ ፅቡቅ ነይሩ
ናይ መጻወድያ ድራማ ተኸታተልቲ ወገናተይ
እንኳዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ ብሰላም ኣብጸሐና
ጾምና ናይ ድሕነት ናይ ስርየት ይግበረልና
ሰፕስክራይብ ግበሩኒ ሙቁራተይ
ሓድሽ ጀማሪ እየ እና ኣተባብዑኒ
ተጋሩ ሎሚ ረኪበኩም
እንካዕ ብስላም መፃእኩም ስላም ካኣ እሬ &ትግራይ ደቂ ሳባየይ
በጃኩም ንኣና ንተከታተልቲ ኣብ ዓብይ መጻወድያ ኣእቲኩሙና። ምምሕያሻት ክግበሮ ኣለዎ፡ ኣብ ሠሙን ክልተ ( 2 ) ግዜ ክረኣ ክትገብሩ ኣለኩም።
እዚ ድርሠት እዙይ ናይ ኣቦና ጌታቸው ኣሠፋ ክኸውን ኣለዎ።
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ኩቡራትን ኩቡራንን.
ዋው እምበር መፃወድያ ትግራንና ንቅድሚት
እንኳዕ ዳህን መፃእኩም ኣሕዋትናን ኣሓትናን መፃወድያ ፅብቅቲ ድራማ እያ ቀፅልሉ
በጃኩም ላይክን ሃናፂ ርኢቶን ኣይንሰሳዓሎም ጥበብኩም ይሰስን ጀገኑና😘😘😘😘😘😘
ደቂ ትግራይ ምዓረይ ።መንጠልጠሊት ልቢ ዝኮነት ድራማ ።በሉእስከ ኣይትሕመቁ ኢኹም 😍በብዘለኽሞ ሰላም፣ፍቅሪ፣መትረፍረፍ ፣ይብዛሓልኩም🙏 ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን 🙏ካብ ❤እየ ዘድንቀኩም።
ኣሜን ጓል ሪመይ👏💊
Welcome daqe Ethiopia enkua beselam mexakum yhwatey edmen tenan yhabkum fetari ajoka I from Eritrean
Isi nai tigrau iju isika tigirgna kanka tigrigna nai tigrau ethiopan🦓🦓🦓⁉️ aikunan tigrau ina 🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊✊✊hagere tigray
like ባ ሃቡኒ
Like marey 👍😘
Ab tgrayna like mlman ayfkedn eyu sebey
@@hiwethiwet7109 ታይ ጸገም አለዎ
@@HaniGualFikrHani Tnx ምቅርተይ
Embi aynhbn
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ዓበይቲ😍😍😍❤❤❤❤
28 ሓምለ 2011
እንቋዕ ን ሔሩ ኣማኑኤል ጎይታና ወርሓዊ ብዓል ብሓባር ብሰላም ብሓጎስ ብፍቅሪ ኣብፀሐና:::!!!!!! ምሕረቱ፥ሰላሙ፥ጥዑም ፍቅሩ፥በረኸቱ፥ረዲኤቱ ኹሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይሕደረና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!!!
ከምዚ እውን ሎማዓንቲ 28 ሓምለ 2011 ናይ ቅዱስ ኣቡነ ይማእታ ወርሓዊ ብዓል እዩ እሞ
እንቋዕ ን ቅዱስ ኣቡነ ይማእታ ወርሓዊ ብዓል ብሓባር ብሰላም ብሓጎስ ብፍቅሪ ኣብፀሐና:::!!! ኣማላድነቱ ፥ሰላሙ፥ጥዑም ፍቅሩ፥በረኸቱ፥ረዲኤቱ ኹሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይሕደረና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን:::!!!!
ኣሰይይይ ከመይ ድየ ዝሑጎስ ጋል ትግራይ ሙኻነይ ተመስገን ኑቦሩልና እስክ💞💞💞💞💞💞💕💕💕💕💊💊💊💘💘💘💘
ደስ ዝብል መምሃሪ ድራማ እዩ ግን ሓፂሩ
ሙቁራት ደቂ ዓደይ ማዓርይ ኣጀኩም ቀፅልሉ
መፃወድያ መዳርግቲ ዘይብላ ብልፅቲ ፍልሚ🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍
እንኳ ን ዳሓን መፃእኹም ደቅ ሓላልመሬት ብሃቀውታ ክፅበየኩም ቀንየ
Waw des bahali nay ketsali ka b hankewta ntsbe shkorinatat deki tgrayna ❤👈👍
I am frome eritrean nic movie k.p
በጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅሉሉ
ጀጓኑ ብጣዕሚ ደስ ትብል ❤
welcome ደቂ ሓላል
እንዳ መፃወድያ ልብና እምበር ፀዊድኩማ ቀኒኹም ብትፅቢት ዌልካም
Welcome deki abeyti
ደቅ ሓላል መሬት ኣጀኹም በርትዑ ኣለና አብ ጎኒኹም💪💪💊💊💊💊💊💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💪💪💊💊💊❤❤❤💊💊💊
Welcome deki tigray marey btaemi eye zfetwa eza film nay bhaqi mexawedya
Love you tigray 🇻🇳🇻🇳🇻🇳