መፃወድያ ድራማ ክፋል 13 | Metsawedya Episode 13

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 282

  • @eritiktokfunnycomedy7242
    @eritiktokfunnycomedy7242 5 років тому +314

    ናይ ትግሪኛ ፊሊም፡ዝፈቱ ኢየ
    ሓውኩም፡ኤርትራዊ ካብ ካናዳ

  • @ሰብጠላም-ደ4ከ
    @ሰብጠላም-ደ4ከ 5 років тому +129

    መፃወድያ ፍትዋተይ እንዃዕ ብዳሓን መፃእኩም
    ንዛ ፊልም ትርኡ ዘለኩም አብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኩም
    ሰናይ መዕልቲ ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋት🙏🙏🙏

  • @elsateame8714
    @elsateame8714 5 років тому +85

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም መፃወድያ ንዓኩም ክፅበይ ንዓናም ናብ መፃወዳኩም አእቲኩምና መፃወድያ ዝፈቱ like

    • @هفققغمتاتخخ
      @هفققغمتاتخخ 5 років тому

      44444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444444744444444444444444444e4444444444r4

  • @ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት

    አውይ ተመሰገን ከመይ ደቢሩኒ ፀኒሑ መሰለኩም like ኣይተውሑድ

    • @haftomashenafi4681
      @haftomashenafi4681 5 років тому

      እንካዕ ብድሓን መፃኩምና እንዳ መፃወድያ

  • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
    @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 5 років тому +15

    እኻዕ ብዳሓን መጻእኩም ደቂ ትግራይ ጽቡቃት መጻወድያ ኢልኩም ኣብ መጻወድያኩም ኣእቲኩምና ሽኮሪናታት ካብ ሓፍትኩም ኤርትራዊት

  • @ንፍስነዉዘመዴ
    @ንፍስነዉዘመዴ 5 років тому +41

    ዋውውውው ተናፈቅቲ እንኳዓ ዳሓን መፂእኩም ባታ ክሕዝ እምበር ሪኢቶ ተመሊሰ ክፅሕፍ እየ

  • @ግርማቦኣ
    @ግርማቦኣ 5 років тому +12

    ኳዕ ብድሓን መፃእኩም ተናፈቅቲ መፃወድያ ሓንቲ ካብተን ብሉፃት ናይ ትግራይ ፊሊሚ ሃገርና እያ በጃኩም ነተባበዐዮም❤❤

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 років тому +115

    እንካዕ ብዳሓን መፃእኩ ከማይ ብምፅባይ ዝተፀመድኩም እስኪ ብላይክ ክራአኩም፣ብምምፃኡ ዝታሓጎስክም እውን ላይክክክክ!!!!

  • @ኣደይንዓደይንእየዝናፍቅ

    እንኳዕ ዓይኒ ንዓይኒ አረኣየና እንዳ መፃወድያ ኣሻቂልኩምና ነይርኩም እንኳዕ ብሰላም መፃእኩ ብሩክ ሰንበት

  • @sihul.ze.mikaelgereselema7482
    @sihul.ze.mikaelgereselema7482 5 років тому +3

    ኢዋናዊት ፊልሚ ናይ ሃገራዊ ድህንነት ትግራይ ብዘተራቀቀ ንክቅረፅ ትሕብር እያ ትግራይ ዝዓድና ሶውሓ ሶውሒ ኣይትንብዒ ኣጆኪ ትግራይ ዝዓድና እንባ ኣክራኑ ዓዲዞም ጀጋኑ 💪💪💪💪 ፀላእቲና ኣይድቅስሉናን የማነ ፀጋም ዘለዉ

  • @ንፍቅሪእየዝነብር
    @ንፍቅሪእየዝነብር 5 років тому +9

    ዋውውው ንኡድ ስራሕ ቀጽልዎ ኣድናቂኩም ኤርትራዊ መኣርግ ምስ ጎትሽ ተራኪብካ የሪአኒ ።

  • @tsegiteynateyt7451
    @tsegiteynateyt7451 5 років тому +24

    እንቋዕ ደሓን መጻኩም እንዳ መጻወድያ ከመይ ድየ ናፊቀኩም ኔረ
    ከምዚ ከማይ ዝናፈቆም#Like ረጊጹ ይሕለፍ

  • @ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ

    እንቋዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት ብሃንቀውታ ኢየ ዝፅበ ነይረ እስኪ ከምዚከማይ ብሃንቀውታ ዝፅበ ዝነበረ እስኪ Like ግጨውና ያ ጀምዓ

  • @ራህዋይምሰበልኩእንድየ

    እውይ ምስርስዕናኩም ብዝከነ እንካዕ ብስላም መፃእኩም ስላም ካኣ ደቂ ትግራይ ደቂ ኤሬ ስናይ ምክትትታል ይግበርልኩም

  • @mariaymaxumancihtabkgue5d655
    @mariaymaxumancihtabkgue5d655 5 років тому +19

    Welcome daki tigrye marye ❤❤❤❤❤💕💕💕💖💖💖💖💕💟💞💝💘💗

  • @mussiewedialie7634
    @mussiewedialie7634 5 років тому +43

    እቲ ብሃንቀውታ ዝጽበያ ባህገይ ሩፍታ ገለ ክስማዓኒ ጀሚሩ ! እቲ ምንታይ ብሃንቀውታ ስለ ዝጽበያ ዝነበርኩ ስለ ዝኮንኩ ኢየ ::
    ብዝያዳ ድማ ሓውኹም ደላይ ሰላምን ፍቅሪን ክሳብ ዝኾንኩ እታ like ኣይትብቀቅለይ ሓውኹም ካብ ጀርመን ኢየ ወዲ ኤረይ ! I love you too Ethiopia ፊልሚን ህዝቢን 👉🏼😍🌺✔️

    • @binimati9041
      @binimati9041 5 років тому

      ወአለም

    • @ሸዊትጋልተዋህዶ
      @ሸዊትጋልተዋህዶ 4 роки тому

      ንደላይ ሰላም አምላክ ሰላሙ የብዛሓሉ so ሓወይ ሰላማዊ ሰብ ኢካ እሞ አምላክ ሰላምካ የብዛሓዮ ወዲ ዓበይቲ

  • @ባህጊልቡ
    @ባህጊልቡ 5 років тому +23

    እዛ ፊልም ክጽበያ ጊዜ ነውሕውን ነሩ ኡቃዓ ዳሓን መጽእኩም ።
    ምሳኡ ካዓ ብሩኹ ሰምበት።

  • @ወዲገሬሓበሻዊ
    @ወዲገሬሓበሻዊ 5 років тому +6

    well come መፃወድያ በዲልኩምና ደንጊኹምና እዚ ደራሲ ክሽለም ኣለዎ ምስ ብሉፃት ተዋሳእቲ። LOVE U ዓምቡቡለይ

  • @mohammedmubarak7295
    @mohammedmubarak7295 5 років тому +10

    አውይይይ እንካን ብሰላም መጳኺም ድቂ ትግራይ ማዓርይ ናፍቅትይ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘👈

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 5 років тому +30

    ናፊቅናኩም ከሪምና እንዳ መፃወድያ 😙

  • @ሚካኤልኣቦይሓደራካ
    @ሚካኤልኣቦይሓደራካ 5 років тому +8

    እዋይ ሰንበት ሰንበት ምፅባይ ከይፊኢኒ ነይሩ ሐዚ ግን መፂኩም እንቃዕ ብዳሓን መፀኩም ደቂ ሓላል ቀፅሉሉ ካዓ ደቂ ሓላል

  • @SaraAli-dh3up
    @SaraAli-dh3up 5 років тому +9

    ዋዉ እንዃዕ ብደሓን መፃእኹም ሓባይብ
    ግን ደንጊኹምና ሽወያ ሓዉኹም ካብ ኣ''ደራ፡

  • @trhasgebru5175
    @trhasgebru5175 5 років тому +3

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ዓይኒ ጠባንኩም ይደፈን ብሩክ ሰምበት ይግበረልና

  • @helenhelen6200
    @helenhelen6200 5 років тому +27

    እንዕ ደሓን መፃኩም ናይ ተመስን የሱፍ ኣድነቅቲ like ሃቡኒ ብፍላይ ብመደብ ያታታታታታታታ❤❤

  • @solisesa6804
    @solisesa6804 5 років тому +3

    *ዌል ዌል እንዳመጻወድያ ዓይነይ ድምጽኹም ኣይተሓባእ❤💓 ናፊቅናኩም እንዲናደኣ ቀኒና እንካዕ ብደሓን መጻኹም ገለ ዓይነት ፊልም እዩ::ቀጽልሉ ደቂ ዓደይ መዓረይይ 🇪🇹🇪🇹❤👍*

  • @shabaylegese3911
    @shabaylegese3911 5 років тому +1

    Welcome daqe Ethiopia enka beselam mexakum yhwatey edmen tenan yhabkum fetari ajokum from Ertriea

  • @gghvvh2491
    @gghvvh2491 5 років тому +2

    Wel come እንዳመፃወድያ እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ዴቂ ሴመናዊት ኮኮብ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤😍😍😍

  • @ሸዊትኣክሱም
    @ሸዊትኣክሱም 5 років тому +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍትዋተይይ ኣነ ግን ተጨንቀ ናይ ርግኣት ኡፍፍፍ

  • @selam9408
    @selam9408 5 років тому +9

    ዋውውውውው ደስ እንኳን በሰላም መፃኩሞ

    • @habtomhailu1195
      @habtomhailu1195 5 років тому +1

      እንኮዕ ብሰላም መፃኩም

  • @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ

    እንኳዓ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ደሞ ብጣዓሚ ናፊቀኩም 😘😘

  • @merigalftsum5855
    @merigalftsum5855 5 років тому +2

    ደቂ ዓባይ ትግራይ እንኳዕ ደሓን መፃኩም
    ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ደቂ ዓደይ ናፊቅናኩም ኮ

  • @ናርዶስብርሃነ
    @ናርዶስብርሃነ 5 років тому +15

    ተወሳኢት ምኳን ይደሊ ኣለኹ እስከ ኣብ ማእከልኩም ሕወሱና እንታይ ፀገም ኣለዎ

  • @beranabebe4614
    @beranabebe4614 5 років тому +1

    ዋው መፃውድያ ብጣዓሚ ክፅበ እየ ፀኒሐ እንኳዕ ብሰላም መፀኹም ፍትዋት ደቂ ዓደይ 🙌🙌🙌

  • @abebahailu5423
    @abebahailu5423 5 років тому +1

    ብጣዕሚ ፅብቅቲ እያ ቶሎ ምፁና አይትጥፍኡ

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 4 роки тому +1

    ዋው ፅብቕቲ ፊልሚ
    ንፍዓት ቀፅሉሉ።

  • @chakurchukur747
    @chakurchukur747 5 років тому +12

    ልክዕ ኣብ ሰዓትኩም ክህልዋ ኣየ ጸኒሐ ሕጂ ግን ክራያ

  • @sameeraasel7377
    @sameeraasel7377 5 років тому

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም። ኣብ መፃወድያኩም ኣእቲኹምና ቀኒኹም። ሰንበት መፂኣ ሓሊፋ እናበልና ብዝኾነ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ።

  • @abihile4642
    @abihile4642 5 років тому

    ብጣአሜ ሀሪፍ ፊልሚ እዮ ደቅ አደየ ማአረየ

  • @khanlpk7232
    @khanlpk7232 3 роки тому +1

    ፅብቅ ፍልሚ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ክሕሎ

  • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
    @ጓልኣላጀዓድሽሁ 5 років тому +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍትዋተይ

  • @እግዝኣብሔርሓላውየይዩ

    ውይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ምቁራት ብትፅቢትኩ ሕምም ኢለ ኣነስ

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 5 років тому +1

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም መፃወድያ ብጣዕሚ ደስ ዝብልዩጠጠ😍😍👍👍👍

  • @ናርዶስብርሃነ
    @ናርዶስብርሃነ 5 років тому +18

    መፃወድያ ዓይነይ መፂኺ ዶ

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 5 років тому +1

    ብጣዕሚ እየ ዝድንቀኩም

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 3 роки тому

    Woww mekele shikor mara eya shikra nayerathem hesedet ayein rekeboma eff🥺Aejok tigray adey heje tehneqi ek❤💛✊so god job gays this felm💛❤🥰

  • @afeworkgebrehiwot4590
    @afeworkgebrehiwot4590 4 роки тому

    It is high ranking film which is produce in tigray by Tigray professionals. We proud of you.

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 5 років тому

    ኡፍፍ ልበይ ኣንጠልጢልኩም ዕዝር እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መፃወድያ ኣዝያ ብልፅቲ ስራሕ በርትዑ ደቂ ዓደይ

  • @nurmehad683
    @nurmehad683 5 років тому +1

    እንካዕ ብድሓን መጻእኩም መጻውድያ

  • @dhfiremareyam831
    @dhfiremareyam831 5 років тому +1

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ግንፅቡቅስራሕእዩ

  • @ብግርህነተይበዲለኪነብሰይ

    እንኳዕ ብሰላም መጻኩም መጻወድያ ሽኮራት

  • @ማርያምእናቴማርያምእ-የ6ፀ

    እንኳዕ ብደሓን መፃኩምን
    ብሃንቀውታ ንፅበ ፀኒሕና

  • @ተመስገንሰለሁሉምልዋምዓቅ

    ዋልካም ናይዛ ሓላል መሬት ትግራይ እንኮን በስላም መፅእኩም ደቂ ዓበይት ይቅርታ ስራሕ ፀንሐ ማልካም ግዘ

  • @ንሐቂንበር
    @ንሐቂንበር 5 років тому +1

    እንካዕ ብድሐን መጻኩም
    ክንደይ ግዜ ተጸቢና
    👉💝💝💝💝💝

  • @መሳልልሂወት
    @መሳልልሂወት 5 років тому

    እንኳዕ ደሓን መጻኹም መጻወድያ ታይደኣ ቁሩብ ዘንጊዕኹም ተናፈቅቲ ♥♥♥

  • @ዓባይትግራይንቅድሚት

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ባሃንቀውታ እንፅበያ እያ እሞ ተሎ ተሎ ልቀቅዋ ።

  • @የራያልጅነኝያዉምየሞሆኒየ

    ዋው ጀጋኑ ኣሕሕ የቐንየልና

  • @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ

    እውይ መፃወድያ እንካዕ ደሓን መፃእኩም ሙቁራት ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ኣብ ሰለስተ ዓመት መፂኢኩም ኢና ብጣዕሚ ተሃንጥየ ነይረ እንካዕ መፃእኩም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 5 років тому

    ዋይ እንካዕ ብሰላም መፅእኹም ስንበት ማእዝያ ትኾኖ እናበልኹ ነይረ ደበኽ

  • @johnzeray1369
    @johnzeray1369 5 років тому +7

    WELCOME FILMY METSAWDIYA

  • @ሜሪነኝየጂጂእህት
    @ሜሪነኝየጂጂእህት 5 років тому

    እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ሙቁራት ፍጥረት ትግራይና ንቅድሚት💪💪👍👍❤💘💘💘💘😍

  • @qwwqww6064
    @qwwqww6064 3 роки тому

    እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ደቂ ትግራይ ጀጋኑ💊💊💊❤❤❤💘🙏

  • @anterelove7250
    @anterelove7250 5 років тому

    ዋውውውውው ድራማ ናይ ባሓቂይ መጻወድያ

  • @teklumelake5666
    @teklumelake5666 5 років тому +2

    እንቖዕ ብድሓን መጻእኩም
    ቐጽልዎ!

  • @zemedebaytabr5113
    @zemedebaytabr5113 5 років тому

    እንኳዕ ብደሓን መጻኹም መጻወድያ

  • @phone2158
    @phone2158 5 років тому

    እንኳዕ ብዳሕና መፃእኹም

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 5 років тому

    እንቓዕ በሰላም መጻእኹም መጻወድያ

  • @Yakie33
    @Yakie33 5 років тому

    Enqae bidhan mexsakum burukatey kudusun ztebareken senbet ygberelna 🙏🙏🙏

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 5 років тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ጠፊእኩምና እንዲኩም ብሩክ ሰንበት ክኣ

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 5 років тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መፃወድያ ❤❤

  • @fdeee3357
    @fdeee3357 5 років тому

    ዋውውውውውው እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ሓላለት ደቂ ትግራይ💓💓💓💓💓💓💓💓

  • @ኣበባጓልትግራይ
    @ኣበባጓልትግራይ 4 роки тому

    ትግራይና ወርቂ

  • @የዘላለምህይወቴድንግልእመ

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሩክ ሰንበት 💛💛💛💛💛💛💛💛

  • @selamse4654
    @selamse4654 5 років тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ከመይ ድየ ዝናፍቀኩም

  • @wedimelesnebri363
    @wedimelesnebri363 5 років тому

    መፃወዳ ሃንቃ ኢለ ዝፅበያ ዝነበርኩ ፊልሚ--
    እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ምቁራት

  • @lemlemdesat199
    @lemlemdesat199 3 роки тому

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም

  • @hrudrjrj284
    @hrudrjrj284 5 років тому +4

    ኣንካኣ ብዳሓን መጻኣኩም ደቂ ኣደይ marey 💘💘💘💘💘💘💘💋💋💋💋💋💋

  • @alxsgery1479
    @alxsgery1479 5 років тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ብሓዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዩ
    ታሪክ ሓዘልን መሕሃርን ድራማ እስካብ ዝኾነ ደቂቃ ውስኽ ተተብሉ ፅቡቅ ነይሩ

  • @hdvxvasv7865
    @hdvxvasv7865 5 років тому +1

    Good like deki tigray 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💝❤💛💛❤

  • @salem5664
    @salem5664 5 років тому +1

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም

  • @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ

    ጽቡቅ ግን ቃልኩም አክብሩ

  • @merimerimerimeri1307
    @merimerimerimeri1307 5 років тому

    ዋውውውውው እንኳዕ ብሰላም መፃኩም

  • @አብየጋልትግራይ
    @አብየጋልትግራይ 2 роки тому

    ቁፅሉ ደቂ ሓላል መሬት ❤️💛

  • @ትግራወይቲእየጋልወየንቲ

    እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ቀፅልሉ

  • @ሓየሎምውዲሰየምት
    @ሓየሎምውዲሰየምት 5 років тому +1

    Welcome to matsawedya

  • @salahmohammed6947
    @salahmohammed6947 5 років тому +1

    Wow nice move 👌👏

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ

    ቀፅሉሉ ደቅዞም ጀጋኑ

  • @debesayhakin9345
    @debesayhakin9345 5 років тому

    love thate movies am from Eritrea

  • @awetbeyene9979
    @awetbeyene9979 5 років тому +1

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም

  • @rahiel2662
    @rahiel2662 5 років тому +1

    መጺኩም ዶ ተናፈቅቲ ደቂ ትግራይ ዓደይ🌹🌹

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 5 років тому

    እንዳ መፃወድያ ውድእ ሰራሕ ኣጆኩም ሓባይብ

  • @mamahalaley6637
    @mamahalaley6637 5 років тому +6

    Willkommen

  • @slamslam8951
    @slamslam8951 5 років тому

    wawww ankaA beselam msekume deki tgeray shekorat

  • @smartmuuz3950
    @smartmuuz3950 5 років тому

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም

  • @weditigray3513
    @weditigray3513 5 років тому

    እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም!👌👌

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 років тому

    እንቋዕ ብድሓን መፃኹም ማዓራተይ ፍትውውውውውው፣፣፣፣፣፣፣፣

  • @gidenahagos5203
    @gidenahagos5203 5 років тому

    እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት😍😍😍አጆኩም በርትዑ ትግርኛ ይዕበ አነ ዝብለኩም ግን አይተወደአን ካብ ማለት ክቅፅል እዩ ተትብልዋ ትምረፅ

  • @halefomberhe214
    @halefomberhe214 5 років тому +1

    እንክዕ ድሓን መጻኹም።

  • @dfj7699
    @dfj7699 5 років тому +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቅራት ❤❤❤

  • @filiboy8207
    @filiboy8207 5 років тому

    Kab hawukum wedi eriey well cam deki abay hager 👍👍👍👍

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብሃንቀዉታ ኢና ተፀቢናኩም ደቂ ዓደይ❤❤❤❤🍷🍷🍷🍷🍷❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍🇪🇹