225ን ዓመት ዘቑጸረ ጎብየ - መደብ ቆላሕታ | 225 years old tortoise | ERi-TV Mosaic

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 99

  • @eessyassamiel7030
    @eessyassamiel7030 20 днів тому +23

    ብሩኳት ስድራ ዘርእኩም ይባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 20 днів тому +15

    ደስ ዘብል ❤ ርሑስ 225 ዓመት ንጎብየ ንጹሕ ፍጥረት❤

  • @embayetewelde7417
    @embayetewelde7417 20 днів тому +9

    250 ዓመት ጎብየ ዝዕድምኡ ኣዝዩ ብዓል ጸጋ ዕድመ አዩ ።

  • @MosesMussie-we4gb
    @MosesMussie-we4gb 20 днів тому +12

    250 ጌሩ ግን ክኣ መንእሰይ አዩ ዘሎ
    Happy birthday beluley

    • @Asmera-1
      @Asmera-1 17 днів тому +1

      እወ ጎብየ ስጋብ 500 ዓመታት እዮም ዝነብሩ። ንኣብነት እቲ ናይ evolution ተመራማሪ Charles Darwin ንጎብየ ኣካባብያዊን መቦቆልን ስነሓሳቡን ( environmental and genetic) ካብ ባህርያት ጎብየ ዝተማህሮ ብዙሕ ምኻኑ ይንገረሉ። ናይ Darwin ጎብየ ድማ ኣብ መበል 176 ዓመቱ ብ2006 ኣብ Australia 🇦🇺 zoo ዓሪፉ። ጎብየ ዝመርጽዎ መግቢ የሕምልት ምዃኑ ይንገረሉ። ግን ኹሉ እዮም ዝበልዑ።

  • @mogosdebesh7956
    @mogosdebesh7956 19 днів тому +3

    ብጣዕሚ መስጢ ዛንታ፡ እዚ ናይ ጎብየ ዛንታ ብደረጃ ዓለም እንተ ዝተሓዝ ካልእ ዛንታ ክርከብ ይከኣል እዩ፡ እቶም ወነንቱ ዝነበሩ ደቀ ደቆም ውን ናቶም ዛንታ ምሃቡና ብኡ ጌርካ ድማ ሃገርና ትረብሓሉ መንገዲ ይርከብ ይኾውን፡
    ኣብዛ ሓላል መሬት ዘይተነግረ እንበር ዘየለ የለን፡
    ክብሪ ይሃብኩም ነዚ ሃብቲ ሃገር ዝዓቀብኩም ዜጋታት፡ ከምኡ ውን ኤረ ቲቪ ❤❤

  • @harnetnashih3766
    @harnetnashih3766 20 днів тому +7

    Happy birthday gobuye ❤❤❤

  • @nebu5224
    @nebu5224 19 днів тому +3

    Amazing story Thanks eri tv 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🌴🐪🌴🌹

  • @znkidmit
    @znkidmit 19 днів тому +2

    ጎብየ መተዓብይተይ ተናፋቕ❤

  • @menilekkenfe4708
    @menilekkenfe4708 20 днів тому +2

    Amazing story thank you so much Eritrea 🇪🇷 tv 📺🇪🇷❤️🇪🇷❤️👏👏

  • @abrhams9086
    @abrhams9086 13 днів тому +1

    ናይ ብሓቂ ኣገራሚ እዩ።
    ኣነ ኣብ ጋሽ ባርካ ንዞባ ኣውጋሮ ተወልደ ዓብየ ካብዚ ንርእዮ ዘለና እንተ ዘይ ዓብዩ ኣይንእስን እዩ ኣንስታይን ተባዕታይን መጀንበርያ ግዜ ምስ ካልኣየይ እየ ርኤዮ ክሰራ ወይ ክገብራ ከሎ ድምጻ ልክዕ ከም ገመል እያ ዓዕ ትብል መሸኒኡ ኣብቲ ጻፉ ኣዝዩ ገዝፍ እዩ ካብ ጭልፋ ይገዝፍ ኣብ ዓመት ወይ ኣብ 3ይ ዓመት ሓንቲ ግዜ ይረክቦም ኔረ ማይ ዝብሃል ኣይሰትን እዩ ሳዕሪ ይምገብ ኣፍልጦ ኣይነበረንን እንበር ናብ እንዳ ሕርሻ ናይ 3 ሰዓት ተጋዕዝና መረከብናዮ ኔርና ንዝኮነ ሰብ እንተ ነግረ ሰብ ኣይግደሰለይን ኣይ ኣምነንን እዩ ዉን ኔሩ

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 19 днів тому +4

    ክንደይ መግዛእቲ ርእዩ አሎ ማለት እዩ!! እቶም ተኸታቲሎም ካብ ሐደ ወናኒ ገዛ ናብ ካልእ እንዳተኸናኸኑ ዘተሐላለፉዏ ወነንቲ ገዛ ክምስገኑ ይግብኦም። "HAPPY BIRTHDAY GOBYE" ስሙ ግን አይተነግረን።

    • @tesfuberaki2776
      @tesfuberaki2776 19 днів тому

      ግብጺ ጥልያን እንግሊዝ ኢትዮጵያ ማለት ሃይለስላሴ ደርጊ ሕጂ ድማ ብሃገሩ ይማሓደር ኣሎ ።

  • @serenity777er
    @serenity777er 19 днів тому +3

    Thank you, Eri.TV🙏 for this extraordinary announcement.✌️🇪🇷
    This fascinating discovery serves as a source of national pride and symbolises our capacity for resilience and steady progress, much like the tortoise itself.
    It would be beneficial to submit his information for consideration in the Guinness World Records, recognising him as the longest-living tortoise and celebrating this extraordinary achievement of perseverance.
    The oldest known tortoise, recognised as the longest-living, was 192 years old. This remarkable tortoise, born in 1832, resides in Saint Helena, documented in various historical records.

  • @AsmaytYakob
    @AsmaytYakob 19 днів тому +2

    Anes ensesa betaemi eye zefetu gobeye hawey ❤happy birthday

  • @TemesgenMeles-k4t
    @TemesgenMeles-k4t 19 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AsmaytYakob
    @AsmaytYakob 19 днів тому +2

    Aseyyyy nxuhe feteret wenani nay xega edeme buruk si yexena da edeme tenann ka yhabo fetari etom sederabete kemesegenu yegebeom edeme tenann ka yhabom fetari ❤🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @chamejohn6593
    @chamejohn6593 15 днів тому

    Nay bahqi abnet hzbi Eritrea
    Hzbi Eritrea akaydun edmiun gobye'yu❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫡🫡🫡

  • @AndatTewelde
    @AndatTewelde 20 днів тому +4

    Woww❤❤

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 19 днів тому +2

    🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @ErnestuChecvera-v3v
    @ErnestuChecvera-v3v 15 днів тому

    ድሕሪ ትብል ስድራ ምስ ተፈጥሮ፡እዚኹሉ ዓመታት ሓብሒቦሞ።

  • @tesfaybrihane5969
    @tesfaybrihane5969 15 днів тому +2

    Ab gezawutina santa ana endamaseti 3 gobye nerom kab gize taliyan gemirom bazina qolahta giberulom,

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 19 днів тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @edenyemane9
    @edenyemane9 19 днів тому +2

    Happy birthday 🎉🎉🎉🎉🎂❤

  • @solomongebremeskel4197
    @solomongebremeskel4197 13 днів тому

    Way afena !!! Xnat yhabkum .!!! Nay hasot TV

  • @geriegerie503
    @geriegerie503 19 днів тому +1

    ጎብየ

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit5551 19 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Filthebehreman
    @Filthebehreman 19 днів тому +1

    Admna adme gobye yegbro 😊

  • @chekankemlibawichekankemlibawi
    @chekankemlibawichekankemlibawi 13 днів тому

    Happy birthday 🎉🎉🎉

  • @xxcxd880
    @xxcxd880 12 днів тому

    225🎉2025 🙏🌹☝️👌🇪🇷🤚👍

  • @merhawihabtu2154
    @merhawihabtu2154 19 днів тому +1

    Happy birthday

  • @SimonEmeha
    @SimonEmeha 19 днів тому +3

    በስ ዘብሉ ስድራቢት ኣዝዩ ሰሓቢ ፍቅሪ እንስሳ ዘለዎም ጽቡቅ መደብ ደስ ኢልና ቀጽልዎ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 12 днів тому

    🤲🇪🇷❤🕊🤝🐢❤🕊🤝🇪🇷❤❤❤🤲

  • @ማዕተበይአይበትኽ
    @ማዕተበይአይበትኽ 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AbelGebey-om4so
    @AbelGebey-om4so 19 днів тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HenokSemere-up7yg
    @HenokSemere-up7yg 20 днів тому +1

    🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @seretokbe2890
    @seretokbe2890 20 днів тому +2

    😮😮😮 O My Gosh

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 18 днів тому

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Hech-vq2tx
    @Hech-vq2tx 20 днів тому +1

    ❤❤❤

  • @yonaszeresanay601
    @yonaszeresanay601 19 днів тому +1

    ❤❤💔

  • @hassendekin
    @hassendekin 17 днів тому

    I remember on 2003 in Eritrea I was visiting to our animals which were kelw called near engerne city after hagas when you go to agrdet I saw many like this animal on mauntian hope the minster health of Eritrea visit them

  • @BaxieAbay
    @BaxieAbay 20 днів тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💕💕💕💕💕💕

  • @YoniTes-q5c
    @YoniTes-q5c 20 днів тому +1

    ❤🇪🇷🇪🇷

  • @BaxieAbay
    @BaxieAbay 20 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MengsteabAbraha-z9g
    @MengsteabAbraha-z9g 19 днів тому

    Aboy bashan blwo

  • @samuelandemichael4104
    @samuelandemichael4104 17 днів тому

    It's really amazing. But I have a question. Why is this turtle not registered as a oldest turtle in the world. The oldest turtle that I found in Google is 192 years old.

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 19 днів тому +2

    Tamr eu

  • @fitsumberhe2126
    @fitsumberhe2126 12 днів тому

    Gobye ketblu gobye konkum terifkum

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 17 днів тому

    እወ ጎብየ ስጋብ 500 ዓመታት እዮም ዝነብሩ። ንኣብነት እቲ ናይ evolution ተመራማሪ Charles Darwin ንጎብየ ኣካባብያዊን መቦቆልን ስነሓሳቡን ( environmental and genetic) ካብ ባህርያት ጎብየ ዝተማህሮ ብዙሕ ምኻኑ ይንገረሉ። ናይ Darwin ጎብየ ድማ ኣብ መበል 176 ዓመቱ ብ2006 ኣብ Australia 🇦🇺 zoo ዓሪፉ። ጎብየ ዝመርጽዎ መግቢ የሕምልት ምዃኑ ይንገረሉ። ግን ኹሉ እዮም ዝበልዑ። ልዕሊ ኹሉ በቑባቓትን ፈቃራትን እዮም።ሓንጎሎም ናይ ምዝካር ድማ ካብ ናይ ሓርማዝ ይበልሕ።

  • @LiyaKiros-n5m
    @LiyaKiros-n5m 20 днів тому +1

    🇪🇷🌹♥️❤️🐪💪🎊🇪🇷🌹

  • @Xonsera
    @Xonsera 18 днів тому

    00:18Mes zagal ezia kab 2014 athizu feqrie alenie zeynegerkuwa ❤ instagrama telekum sededuley

  • @Tewelde-b8n
    @Tewelde-b8n 20 днів тому +2

    ብከመይ ከ ይፋረዩ ጎብየ?
    እዚ ጎብየ ከ ተባዕታይ ድዩ አንስተይቲ , ፈቲንኩም ዶ ነርኩም ክራብሑ ወይስ ንበይኑ እዩ ነባሪ

    • @amaleltaib792
      @amaleltaib792 19 днів тому

      He is male, and we regret not bringing him a mate because he spent his entire life alone. But, if he had a mate, our house would have been filled with them. HAHAHA 😆 😂 😆

  • @Eri-leew
    @Eri-leew 19 днів тому

    ብካ እቲ ጎብየ ፕረዝደንት ናይ ኤርትራ ኮይኑ

  • @samuelghebre6226
    @samuelghebre6226 16 днів тому

    Hikimna yedlyo alo

  • @Eri91M90
    @Eri91M90 20 днів тому

    225Ametat dyu zbahal wala 225Amet?

    • @Erena-bl8pf
      @Erena-bl8pf 20 днів тому +3

      ክንደይ ዓመት ጌርካ ኣሎኻ፧
      ክንደይ ዓመታት ጌርካ ኣሎኻ፧ ንስኻ

    • @KubsulSul
      @KubsulSul 19 днів тому

      እቲ ቁጽሪ ናይተን ዓመታት እንተ ጽሒፍካየን amet ይባሃል ፣ ብዘይ ቁጽሪ እንተ ኮይኑ ግን" ametat ክትብል ይካኣል እዩ።

  • @Hagosdebesay-v3k
    @Hagosdebesay-v3k 18 днів тому

    Dna

  • @ብተስፋሚንባርወዲጸጋይ

    225 ዓመት ሑቶ ኣለኒ
    225 ዓመት ጌሩስ ረዊኡ ዶ ይፈልጥ ወይሲ ቺኮማኖ ኢዩ ድገብር😂

  • @fsheymrara6746
    @fsheymrara6746 19 днів тому

    Kemzi aynet enssa ab gezakha khlu xega eyu

  • @Tedihawi
    @Tedihawi 19 днів тому

    ናጽነት ሲ ብስነ ስርዓት ኣድሚጹ ማለት ዮ 😂

  • @AmanNuguse
    @AmanNuguse 19 днів тому

    Abe gindea alo astat 300+ zegebere gobye.

  • @dawithabtemariam6677
    @dawithabtemariam6677 10 днів тому

    ኣስመራ ቅድስቲ ከተማ

  • @MedaGirmay-km6ec
    @MedaGirmay-km6ec 19 днів тому

    ወዲ ሰብ ብፍላይ ካ እዚ ናይሎሚ ወሎዶ እንቃዕ ከምዚ ናይ ጎብየ ዕድመ ኣይሃለወና፡ሞቶ ረሲዕና እንታይ ምኮና

  • @Paris-lg1fe
    @Paris-lg1fe 18 днів тому

    እሞ ሓቆም እባ እዮም ሻዕብያ ኣካይዳና ኣካይዳ ጎብየ እዩ ክብሉ😂😂😂😂😂

  • @samze930
    @samze930 19 днів тому +1

    Enda Gobiye Gobiye akirbkum.Gosasat alem gedfatkum tiwnchef ala Gobiye.

  • @nahi8977
    @nahi8977 19 днів тому

    ሰላም ኤሬቲቪ ዝኮነ ሕቶ ክትምልሰለይ ደሌ ኣለኹ ንሱ ድማ ኣብ ማይ ዕዳጋ ዝርከብ እስርቤት ደቆም ስግረ ዶብ ንክወጽኡ ዝተታሓዙ ንስድርኦም ክሳብ ክልተ ሚኢቲ ሽሕ ክፈሉ ተባሂሎም እሞ ካኣ ብካሽ እዚ ህዝቢ ካበይ ከምጻኣሎም ይክእል ክንድኡ እንተዝሕልዎ ምስ ተሰደ ኢልካ ዶ ትሓስብ ሕልና ጌርካ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ኣብጽሑልና ምክንያቱ ኩላትና ብስግረዶብ ኢና ወጺና ንሃገርና ካኣ የሕሊፍና ኣይንህብን ነገር ግና ከምዚታት ክትሰምዕ ከለኻ ኣብ ዘይከዉን ዉሳነ ከእትወካ የደሊ እዚ ጉዳይ።

    • @BereketHadgu-c2g
      @BereketHadgu-c2g 19 днів тому +2

      Nab Tgray kindey kefilom ni Addis kikedu hasibom abzi hiji $5000 Nezi ke mengsti bikemey dew yeblo mechem suk elu zairi aytblenin eka mskulu xegematu nzehazo zeyedagm mekxati kihb alewo Eti mekxaeti fithawi dyu aykone kali koinu Ahwatka nkeiwexu enta aberkto gerka eti ziwexi ke nmen aminu yiwexi alo mexie miknyat ke miknuy dyu
      Hiji niryom zelena kolu eyom kimeharlu zigba gize ab sidet tederbyom alowu slezi ashihat kefilka kisara slezi kidmi nmengisti mwitwatna yehwatna dekina kin mied yigba kabti zigermeka kab witidrina merirwo ziwex seb wexiom elu ziwex yibezih.

    • @nahi8977
      @nahi8977 19 днів тому

      @BereketHadgu-c2g ያ ይርዳኒ እዩ እቲ ነገራት እኮ ግን ቅሩብ ወላ ብዋሕስ ልብሬቶ እንተዝገብርዎ ጽቡቅ ኔሩ፡ ወላ ዉን እቲ ገንዘብ ተሓቲቶሞ ዘለዉ ብካሽ ካበይ ከምጽእዎ ይክእሉ ባንኪ ንባዕሉ ከምታ ትፈልጣ እዩ ገደብ ጌሩሉ ስለዚ ዝኮነ ፍታሕ እንተዝህሉ ይብል ኣነ ብሩኽ ሓወይ

  • @EriMoma-n8i
    @EriMoma-n8i 19 днів тому

    እዉይ እዛ ጎብዬስዋ ይቀድሃልና ኔሩ፣ኸምቲ ዝበሎ ካብ ገዛገዛ የገልግል ስለዝነበረ ብልኽእ መበቆሉ ኣይፍለጥንዩ፣ዓታሓዛ በራድ ግን ላእሊላእሊዩ ኔሩ፣ህጂ ድኣ ኣረጉ መለሊክ ኽሕዝ ከማን ኣይክእልንዩ::ንህና ንእወት!!!

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 19 днів тому

    Ne mntay gen kewsabwo zayfatnu bzay zere yetfi alo maltu

    • @amaleltaib792
      @amaleltaib792 19 днів тому

      Good question 🤔 it would have been difficult to care for all of them. I don't think they would have stopped breeding. ❤

  • @selaemnewxeu4738
    @selaemnewxeu4738 19 днів тому

    Kkkkk ay tiv erey kkkkkkk

  • @medhaniehabtemariam7219
    @medhaniehabtemariam7219 15 днів тому

    ቆላሕታ ህዝቢ ዘይገብርኹም'ስ ቆላሕታ ጎብየ ኣየ ህግደፍ 😢

    • @user-haki52E
      @user-haki52E 14 днів тому

      🤣 ከመይ ጌሮም ክግደሱልካ መሸገሪ ህዝቢ። ገባር ደምባር ኢሎምኻ እዶ ! ደምባራት ተለዊጦም ከማና ደኣምበር😜

  • @صباحارتيريا
    @صباحارتيريا 16 днів тому

    ብምክንያት ሓድሽ ዓመት እሱራት ማይ ስርዋ ገበንዘ ዘይብሎም ክወጹ ተስፋ ጌርና ኔርና ግን ንስኩም ብዛዕባ ጎብየ ትነግሩና እንታይ ክገብረልና ብዛዕባ ጎብየ

  • @Karneshmawi
    @Karneshmawi 20 днів тому +2

    እሞ ነቲ ጎብየ ናይ መበል 225 ዓመቱ ቶርታ ቆሪጽኩምሉ ዶ 😂😂 ሓደ ከኣ 30 ዓመት ዝገበረ ጎብየ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣሎ ንሱ ከ ኣሎ ዶ ብሂወቱ 😂😂 እንዳ ኤሪ ቲቪ መቸም ቁምነገር ካባኩም ካብ ዝርሕቅ ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ, ካብ ጎብየ ክትብሉ ሲ ታሪኽ ጀጋኑና እንተ ተቅርቡ ምሓሸኩም ጎብየ ዋሕድ

    • @Erena-bl8pf
      @Erena-bl8pf 20 днів тому +7

      ድኹም ኢኻ።

    • @Karneshmawi
      @Karneshmawi 20 днів тому +1

      @Erena-bl8pf ኣነ ዶ ወላስ ንስካ፡ ብዙሕ ታሪኽ ኣለና ብዙሕ ቅያታት ዝፈጸሙ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልካል ኣለዉና ግን እዝኦምን ንስኻን ብዛዕባ ጎብየ ትሓስቡ ኣለኩም ዶንቆሮ ንስካ ከማን ዘይ ጎብየ ኢካ

    • @amenamen8983
      @amenamen8983 19 днів тому +3

      Entaye tegeber abzi wexae hasade

    • @eriboy62833
      @eriboy62833 19 днів тому +4

      ​@@Karneshmawi ከም ዝመስለኒ ናይ Eri tv ተኸታታሊ ኣይኮንካን ምክንያቱ ኣዝዩ ብዙሕ ናይ ገድልን ሓይልታት ምኽልኻልን ጅግንነት ዝገልጽ ቪድዮታት ኣሎ ኣቲኻ ርኣዮ። ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝጀመረት ፈንቅል ትብል ዶክመንታሪ ከማን ኣላትካ።

    • @Karneshmawi
      @Karneshmawi 19 днів тому

      @@amenamen8983 kid donqoro

  • @eriascari8355
    @eriascari8355 19 днів тому

    DOES ANYONE REMEMBER THERE USE TO BE TURTLES IN BAR JEMMA AREA GRJERET IN THE 1980S

  • @Seabirdflyhome
    @Seabirdflyhome 19 днів тому

    ኣብ መዝገብ ክብረ-ወሰን ጊነስ ክሰፍር ዝወሰድኩምዎ ተበግሶ ይህሉውዶ፧ መጽናዕትታ ተወኪሰ ከም ዝተረዳእኩዎ፡ ዝዓበየ ጎብየ ተባሂሉ ኣብ መዝገብ ክብረ-ወሰን ሰፊሩ ዘሎ ጎብየ 191 ዝገበረ እዩ። እዚ ጎብየ ከኣ 225! ብዛዕባ ጊነስ ክሓቱዎ ዝኽእሉ መምዘኒታት ኣፍልጦ'ኳ 'ተዘይብለይ፡ እቲ ዝዓበየ ጎብየ ኮይኑ ኣፍልጦ ክውሃቦ ግን ምክኣለ ኮይኑ እስምዓኒ። ዘደንቕ'ዩ!

  • @a.t5699
    @a.t5699 19 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @MahdereTeklay
    @MahdereTeklay 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmeraeratra4793
    @asmeraeratra4793 16 днів тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐🌴🌴🌿🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🐅🌿🌴🌴🎉🎉💞

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 4 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤

  • @gerigeriyo7799
    @gerigeriyo7799 18 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JohnHaylab
    @JohnHaylab 19 днів тому

    ❤❤