Very sad I feel bad for my people what's going rest in peace if this happened in tigray the media will be go crazy now what happened human right abuse suppose to speak up happen everywhere not certain area the dictator supporter's are Silenthey not talking about this💔😭😭
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
ua-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
ብጣዕሚ ያሕዝን ኣሕዋተይ ማዓረይ ፈጣር ኣምላክ ምስኹም ይኹን ካብ ትግራይ ኣዋፅኦም ባ ኣብ ሓወ ኣእትውዎም ይሕመቅ ይፀብቅ ምሰ ህዝቦም ኣብ ትግራይ ምሐሾም ነይሩ ወዱ 😥😥😭
Thanks alot ስልጡን ጅግና 💙💙💙
ሰላም ሰልጠነ ሓወይ
አብ ትግራይ መንግስቲ የለን።
ተፈታዊ ልሳን ፍትሕን ሓቅን ንኹሉ ኣብ ኩሉን💙🌿💙🌿💙
ሰለጠነ ንሞኒካን ንከተማ ብፍላይ ኣተባብዓልና
ደጋግሞ እቲ ዝብልዏ
ብጣዕሚ የሕዝን አብቲ ናይ ሸፋቱ ቦታ እንድዮም ኤዕቂቦምዎም።
ዋው ዋው እዛ ደርፊ ግን ብውሑዱ 4 ደርፊ ምገበሪዋ ነይሮም ብዓል ሓደ ሓደ ንፉዕ ስነ ጥበባዊ❤
የቐንየልና ንስለ 'ቲ ዘይሕለል ቓልስኻ ።
ketema aenibesa memihir nay biheki
Merhaba Seltene mis 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙
Selam selten hawey 🙏🏾❤❤❤
ሰላም ሰላም ሰልጠነ ሓወይ ከመይ ኣለኻ 🥰👌💙👏
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙👍👍🙏
👍💙
Facheeeeee💙💙💙💙💙💪💪💪
ዓርኪ ስባር ነቅዕ
🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌟🌟🌟🙏🙏🙏
ህዉሓት ህግደፍ በሓሳብ ኢዮም ዝሰሩሑ 44
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
Ahhh way ahwatey 😢😢😢😢😢😢
🎉🎉🎉🎉
Very true!! Specially Maebel and Solo midia should be held accountable for all these poor people😭😭😭
Zeihafir newuram solo hasawi
Hi seltan kemey kenka aleka entay eyu hadehade malt comment mexhaf yekilana entay selzgudlena eyu 💙💙☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🌴🌿🌿🌿🌿
ሰላም ሰልጠነ እዚ ዘርኢሰናይ ዝብሃል ሰብ ቀዳማይ ካብቶም ስምረት ንክፈርስ ዓቢ ታራ ዝነበሮ ኣብ ጀርመን ፋሕ ካብ ዘበሉና ዝለዓለ ሓላፍነት ዝነበሮ እዩ ።ሕጂ እውን ኣተሓሳስብኡ ኣይ ተዓረን ጠላም ኩሉ ግዜ ጠላም እዩ ።
Ahhhhh xelaykum hire yebllkum yehwatey mary
ሓቅኻ ሰልጠነ ይታሓባብርዎም ኣለዉ ማለት ኢዩ ትግራይ መራሕቲ ትግራይ ርኪብ ኣለዎም ማለት ኢዩ ግን የሕዝኑ መራሕቲ ትግራኡ። ኣሕሊፎም ኪህብዎም ይገርም ኢዩ ንሕና ኣሕዋትና ኢልና ሻዕብያ ኢናጨፍጨፎም ከሎ ከም ዘይሓልፍ ሓጊዝናዮም ሲ ነሕዋትና ኣሕሊፍና ኪህቡ ኢዚ ኢዩ ኢድና። ኢዚ ኢዩ ኢዱ ሰልጠነ። ሓቂ ተኾይኑ መራሕቲ ትግራይ ካብ ኢሰያስ ዝገደዱ ሰይጣውንቲ ኢዮም ከምዚ ተገይሩም ኣንጻር ደለይቲ ፍትሒ ኢዮም ማለት ኢዩ
Very sad I feel bad for my people what's going rest in peace if this happened in tigray the media will be go crazy now what happened human right abuse suppose to speak up happen everywhere not certain area the dictator supporter's are Silenthey not talking about this💔😭😭
እዞም በራዩ ትግረዎት ዮም ክብሉካ ዮም
😂😂😂💊💊💊💙💙💙💙
ኬፍ ዘለዋ ደርፊ በርጌደይ ሕጂስ ቂሪብና ኢና
Lekbat mergetsika aflt 😢😢😢
Masta tiray measker 😮
ክላእ ዘርከብካ እንታይ ኢካ ሰልጠነ ከም ዘይትፈልጥ ትከውን አብ ትግራይ መንግስቲ አሎ ድዩ መንግስቲ ተትህሉ ዶ ህዝብና ሓላዊ ስኢኑ ፈቀዶ ይቅተል አሎ ዋይ ትግራይ ንባዕላ አብ ሕምስምስ እናሃለወት መንግስቲ ትግራይ ንኤርትራውያን ከመይ ኢሉ ክህልዎም ትፅበ ሓደ ሓደ ግዜስ ዘይኮነ ኢኩም ትናገሩ ይቅር ንኤርትራውያን ሻዕብያ ንተጋሩ አይኮነን እንድዩ ካብ ባድመን ዛላንበሳን ጨውዩ ዝወስዶም ዘሎ ዋእ ግደፉና ዘይኮነ አይትናገሩ
አንታ ሰልጠነ ንእሽተይ አይትሓስብን ዲካ መንግስቲ ትግራይ ክከታተሎ አለዎ ክትብል ከለካ መንግስቲ ትግራይ ንህዝቡ ዘይሓለወ ንኤርትራውያን ክሕልወልካ ዲካ ትፅበ ዘለካ ዋይ ህዝቢ ትግራይ ንባዕሉ ሓላዊ ስኢኑ እናተቀተለ እናረአኩምስ መንግስቲ ትግራይ ንኤርትራውያን ዘይሓለወልና ክትብሉ ተግርሙ ኢኩም
ጎጅለ ደብረጽዮን ብፍላይ ማእከላይ ትግራይ ሕግደፍን ጎጅለ ጎባኤ ዘአዘዛ ኽተተግብር ምኳና ሕጂ አይኮነን ቅድሚ ሒጂ ተቋውምቲ ኤርትራ ከምዘረከበቶም ክሉ ኤርትራዊ ይኹን ትግራዋይ ይፈልጥ እዩ ጎጅለ ጎባኤ ሕዋሐት ትገብሮ ዘላ አገብ ክባሐል ይግባኣ. ሕግደፍ እዚ ክሉ መዳፍእ ቲንክታት ጌሩ እንዳኾስተራ ክሉ አለም ፈኒፍንዋ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን እዩም ሐገዝታ ኔሮም አገብ አገብ
Dr deretsiyon himself is Shaba.
መንግስትስማይ ይዋርሶ ንጋሽ ተኬ
እዚኦም ቢሂወቶም ጠፊኦም ዘይተዛረቡ ህግደፍ ካብ ኢቶጵያ ተሶጊግና ኢሎም ግን መዋእሎም ምኒን ይብሉ ኔሮም
እታ ናይ መደብ ከድዓት አይትግደፋ ኢካ
Ezay bxami abtat alewe bgadam haseti ey fexmi ey
Ata minamin kentu zikone hasad Isais biidu hazin kebdu.
ከትውጹ ብጃኩም ድእክ ብትስብ ተልኩም ሓግዙ በጃኩም ❤❤❤
aenitaum tidigifauwo zelekum eiti ganin aedi helo eritirea aeniyia zelo fabirika yelen yibilokum aelo meaenita einitelikum hitetiwo eisu eiyu yieiniwo
ነጋሽ ተኪአ ቀንዲ ዝተፈለጠላ ደርፊ " ወይዘሮ ፋና " ትብል ደርፊ ያ
ሰልጠነ ሓወይ ኣነ ግን ደይትረደአን ሓደ ነገረ ኣሎ ሻብዕያ ድ ጀነራል ፃድቃን ንኣልዮ እና ካብ ሓላፍነት የኾነይ ካብ ዝባን መሬት ክንጥፍኦ እና ክንቃትሎ እና ናበሉ ትሰምዖም ህግደፍ ትማሓላልፉ ኣሎ ክሰደልኻ እየ እንድሕር ዘይሰማዕኻዮ ሻብዕያ ግን ምሰ ሕዋሓት ረክብ ኣለው ዝብል ንሰምዕ እና እት ኣማንእል ኣሰና ግን ከም ትቃላስ ሕዋሓት እናበለ ዝውዕለ ከመይ እሉ እዩ ምሰ ሻብዕያ ረክብ ምህላዎም ናፈለጠ ኣነ ይገረመን ዋላ እዝ ኣማንእል ዝብሃል ሓደ ኣነ እዝኦም ታቃለስት መስሎም ኣይስመዕኑን ሃምዝ ምሰ ሻብዕያ ን ሕዋሓትን ይወግን ይመስለን ምሰት ናይ ክልቶኦም ረክብ ዘሎ
Zgerm
eizom neaeshutu yihiwetina dekina sebueit aenabisi eiyom geganu eiyom aede welida timiken
🩵🩵🩵🩵🩵
Egdf zeigebiruwo yelen balii iyom chekanat hizbina miskinai nabei iyu zikedo iwai ane deqeei maarei amlak zilal yikunom .
Shabia and weyane are the same since 1990
selitene hewey aenibesa hekega tekalasay nukulu bimaeire nay hizibina wetiae nukulu kifelit tigebiro zeleka biaemilak rikebo bidekika tehegos
💙💙💙💙💙💙
🧤💚🧤🩵💚