🔴 ጆቴ ንፋታሕ ኢሉኒ ሃይማኖተይ ቀይረ ኢለ አዕቢደዮ 😔😢

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 600

  • @Mohammed-vo5mg
    @Mohammed-vo5mg 2 місяці тому +77

    መምሃሪ እዩኮ ኣብዚ ኮመትስ ንምታይ ትብላ ኣለክን ንፍቅሪ ኢለን ክደይ ሃይማኖተን ዝቀየራ እንየዋ ኣነ ዝፈልጠን እካ❤

    • @LmyaLm
      @LmyaLm 2 місяці тому +5

      ብጣዕሚ ማሃሪት እያ

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o 2 місяці тому +4

      እሞ ኣፊቀረ እየሞ ክቀይረ የ ዶ ኢላ እያ ስጀምር በእምነት ቀልዲ ንሰብኣያ ውን ተጠራጠሮ & ከፈተን ይክእለ ዩ😢

    • @azbgalweyentiytgray221
      @azbgalweyentiytgray221 2 місяці тому +2

      Bhaki

    • @dnglmaryameyarfutalbey1494
      @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 місяці тому +2

      ናይ ብሓቂ ማሜ ንፍቅሪ ኢለን ዝቅይራ ብዙሓት እየ ✅ፍቅሪ ካብ እምነት ኸም ዝጅምር ዝርስዓ ብዙሓት እየ💪🙏

    • @LEMI-l3e
      @LEMI-l3e 2 місяці тому +1

      በትክክል😢😢😢አሉ😏😏😏

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 2 місяці тому +97

    ሮዛየይ ምቅርቲ ግን ብሃይማኖት ቀልዲ የለን ቀልዲ ምኳኑ ይርደአኒ እዩ ግን ደስ ኣይብልን 😢😢😢ጆቱየይ ለባም ኢካ ብሓቂ

  • @edltiabrha7716
    @edltiabrha7716 2 місяці тому +35

    ብሃይመኖት ኣይትቃልዲ ትብሉ ሰባት ዓብዩ ትምህርቲ እዩ ዘሎ ብዛሓት ሰባት ኣለዉ ኣብ ሓዳር ኮይኖም ብበይኖም ሃይማኖቶም

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  2 місяці тому

      🙏🙏🙏✌

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  2 місяці тому

      🙏🙏🙏🙏

  • @Sane-pk5df
    @Sane-pk5df 2 місяці тому +41

    ኣታ ታይ ኢኽን ሓደ ሓደ ኣለኽን ኣብዚ መፂኽን ለባም ለባም ትፃወታ ለዝያም ዓብዪ ትምህርቲ ንተን ሓደሓደ ከምኡ ዝገብራ እያ ትምህርቲ ትህበን ዘላ እና ጆቲየይ ጅግና ቀፅለሉ ኣብ ሃይማኖትኩም ፅንዑ ❤❤❤

    • @Sara-hm6qs
      @Sara-hm6qs 2 місяці тому +3

      @@Sane-pk5df መዓረይ ከመይ ማለት እዩ ለባም ለባም ተዛረበ እትብለኪ ግልፂ እንድዩ እቱ ወግዒ እተውግዕ ዘላ ናይ መናፍቃን ትሰምዕ ከም ዝነበረት ትነግረና አላ ሓቀይ በየናይ ሐደ ክርስትያን ናይ ማንም እምነት ክንሰምዕ ይፍቀደና
      ስለዚ አሕዋተይ ከምዚ ሃወርያ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበለና እቲ ፀንዑ ዘሎ ዝመስሎ ከይወድቅ ይጠንቀቅ ይብና እና ስሓቅና ውሕጅ ከይንውሰድ ንጠንቀቅ ድአም

    • @TamratTube67
      @TamratTube67 2 місяці тому +1

      ደምሩኒ ተጋርዋይ

    • @Sane-pk5df
      @Sane-pk5df 2 місяці тому +2

      @@Sara-hm6qs ትኽክል ኣለኺ መዓረይ ግን በቃ ሓደ ጊዘ ተታፃሒፉ በቃ ሪአምዎ ኣለዉ ካላስ ስቅ ኢልካ ዓሰርተ ጊዘ ምድግጋም ግን ትርጉም የብሉን ልምባል እየ ☺

    • @Hagush_gal_kiki21
      @Hagush_gal_kiki21 2 місяці тому

      You are right sister !✌️

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm 2 місяці тому +64

    ጀግና ወዲ እሰይ ኣነ ብሃይማኖት ቀልዲ ኣይፈቱን 😢

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 2 місяці тому +30

    ሰላማት የሕዋተይ ለባም ዝኮነ ወዲ ክንዲ ልመፀ ተመፀ ብሃይማኖተይ ቀልዲ ዝባሃል የለን በቃ አርቶዶክስ ልዘላአለም ተከቢራ ትንበር ።❤️🙏

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 2 місяці тому +34

    ሓደ ጎይታ ❤
    ሓንቲ እምነት❤
    ሐንቲ ጥምቀት❤ ኤፌሶን 4'5
    ተዋህድ ንዘልአለም ትንበር❤❤❤

    • @ራየተይት
      @ራየተይት 2 місяці тому

    • @T8Gz-rq9st
      @T8Gz-rq9st 2 місяці тому

      🙏

    • @Hagush_gal_kiki21
      @Hagush_gal_kiki21 2 місяці тому

      ተዋህዶ ዝብል ጽሑፍ ኣሎ ኣብዚ ጠቂስክዮ ዘለኪ ቃል?ንሶም 'ውን ከምኡ 'ዮም ዝብሉ

    • @Sara-hm6qs
      @Sara-hm6qs 2 місяці тому

      @@Hagush_gal_kiki21 መን መናፍቃን ማለትኪ ድዩ ?

    • @dnglmaryameyarfutalbey1494
      @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 місяці тому

      @@Hagush_gal_kiki21
      ተዋህዶ ማለት እኮ ቃልን ስጋን ተዋሃሂዱ ማለት እዩ ምንም ትርጓሜ ኣየድልየክን ሓፍተይ።

  • @سميرهحبشي-ر9ع
    @سميرهحبشي-ر9ع 2 місяці тому +57

    ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ 50k ነብፀሓዮም💜

    • @GhDh-x9x
      @GhDh-x9x 2 місяці тому

      ደምርኒ ክብረተይ

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 2 місяці тому +39

    ብሓቂ ብሃይማኖት ኣይቅለድን ኤባየይ ጆቴየይ ግን ቀፅለሉ ብሓቂ ተመስገን❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 місяці тому

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @JOTELeul
    @JOTELeul  2 місяці тому +49

    ሰለም ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ቤተሰብና ቤተሰብ , Jote Rozi 🙌
    🔴 facebook ኣካውንትና = Jote Rozi
    🔴 Tik tok ኣካውንትና = Jote Rozi
    እዩ ዝብል እና ቤተሰበና ኩኑ ደቂ ሪመይ 🙏

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 місяці тому +8

      ብስሩ ኣቲ ሮዚና ሓፍተይ ናጴንጠ መዝሙር ኣይትስምዒዒዒዒዒዒ😢😢😢😢😢😢ሮዚና ብጣዕሚ ኢኪ ተናድዲ ዋላ ፕራክ ይኩን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ጴንጠ ማለት ፈጣሪ ዘይፈልጥ በቃ ብዕራይ ወለደ ምባል ይሐሸኒ ካብ ንጴንጤ ክኣምን

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  2 місяці тому +6

      ኣይሰምዕን ሓፍተይ ናተይ 🙏🙏🙏

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 місяці тому +3

      @@JOTELeul ክብረት የሃብኪ ፈጣሪ ዝሓፍተይ

    • @azebdesta7383
      @azebdesta7383 2 місяці тому +5

      ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኩም ኮመንት ግን መጀመርያ እየ ሎሚ ዝፅሕፈልኩም ደለኹ እና መዝሙር ምስማዕ ታይ ፀገም ኣለዎ ኩሉኹም ኮመንት ትፅሕፉ ነውሪ ገርኩሞ ።መን ዘሚርዎ ብዘየግድስ ንኣምላኽ ክሳብ ዝኾነ ምንም ሓጥያት የብሉን ።ካልኣይ ካኣ የሱስ ምባል ሓጥያት ዝመስለኹም ሰባት ንሱ እዩ ኣብ መስቀል ምእንታና ተስቒሉ ዘድሓነና ።መፅሓፍ ቅዱስ ኣንቡቡ እና ክርዳኣኩም እዩ ቲ ሓቂ ።ድንግል ማርያም ኣደ ጎይታና እምበር ኣምላኽ ኣይኮነትን ። እና ሮዚ ❤ብኮመንት ምንም ክስማዓኪ የብሉን ።Jote ካኣ ኣድኒቐካ ኣብ ናይ ካልኦት ሰባት እምነት ክብረት ኣለኻ 🎉 ክተንብብዎ ተስፋ ይገብር ።እናም ኣድናቂትኩም የ ደቂ ዓደይ ቀፅልዎ ንሰብ ቡዙሕ ኣይትገደሱ ንዐዖም ዝሃሲ ክሳብ ዘይገበርኩም

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 місяці тому

      ​@@azebdesta7383ኣትዮ ጋልነይ ካብ ተዋህዶ ዉጪ ዘሎ መዝሙር ኣይስማዕን ኣቦታት ናኮረዩ ሰሚዐ 😢ሰብ ኣይትመላልኢ ንባዕልኪ ከም ባዕልኪ ተዘይኮይኑ ሕማቅ ምክሪ ኣይትምከሪ😢

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 2 місяці тому +20

    እግዚአብሔር አብ ሃይማነትና የፅነዓና ክዉራት አሕዋተይ❤አብ እድካያ ዘሎ ወርቅስ ዳርጋ ጨርቂ ይብሎ ወለድና ስለዙይ ክዓ ቡዙሓት አሕዋትና ይጠፍኡ እዮም ዘለዉ አምላክ ይመልሶም ክዉር ሓወይ ግን አደንቀካ አብ እምነትኩም የፅንዕኩም❤ኦርቶዶጎስ ንዘላአለም ትንበር❤❤❤❤

  • @LmyaLm
    @LmyaLm 2 місяці тому +11

    ባሓቂ ፅብቅቲ ትምህርቲ ንቶም ንጓል ወይ ንወዲ ክብሉ ሃይማኖት ዝቅይሩ ካባካ ይማሃሩ እየሱስ ክርስቶሰ ኣምላክ ድንግል ማርያም ኣደ ኣምላክብፅእቲ ርህርህቲትሕቲ ካብ ሀዚ ኩሎም ወለዶብፅእቲ ክብልኪ እዮምቁዱሳን መላእክቲናይ እግዚኣቢሄር ተልኣኣክቲ መልኣከ እግዚኣቢሄር ኣብ ዝርያ እቶም ዝፈርሕዎ ይነብር ካብ ፈተና ድማ የናግፎም ንሕና ደማ ሚኪኤል ገብሪኤል ሓለውትና እዮም ኢልና ንኣምን ናይ ፃድቅ መዘከርታ ንበረከትንሕና ድማ ብሹም ፃድቃናት ፀበልንሰሚዝክሪ ንዝክር ፃድቅ ብፃድቅሽሙ ዝቅበል ዓስቢ ፃድቅ ይረክብነብዪ ብነብዪ ሽም ዝቅበል ዓስቢ ነብዩ ይረክብ
    መናፍቃን ድማ ኦርቶ ደክስ ብዙሓት ኣማልክቲ እያ ተምልክ ይቡልናንሕና እነምልኮ ሐደ ኣምላክ እዩ ክብሪ ዝግበኦ ክብሪሃብ ስለ ዝብል ንኩሎም ክብሪ ንህቦም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣብ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና

  • @ሕልናዊትጋልውቅሮ
    @ሕልናዊትጋልውቅሮ 2 місяці тому +14

    ጆቴየይ ዛወዲነይ ጎይታ ፀባይ ብሃይማኖት ቀልዲ የለን።❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 2 місяці тому +30

    ብዝሓት ሓሰውቲ ነብያት ክትንስኡ ንብዙሓት እውን ከስሕቲ እዮም
    ዓመት ስለ ዝበዝሐ ድማ ናይ ብዙሓት ፍቕሪ ክትዝሕል እያ
    እቲ ክሳዕ መወዳእታ ዝዕገስ ግና ክድሕን እዪ :: ማቴ ወንጌል (24 ,11,13 ) አሜን
    ከማየ ዶ ትኮኑ ደቂ ተዋህዶ አሕዋተይ ነዛ ምዕራፍ እዝአ ተንቡ ተለኩም ዓለም እትኮኖ ዘላን ኲናት ምቅትታል ሃይማኖትካ ምክሓድ ወላድ አብ ወላድኡ ምጥልላም ወዘተ
    ትፈርሑ ዶ ማርያምን አነ ኩሉ ግዜ ምፅአት አይፈርሕ ገለ አይፈርሕ ንስለ ከይሰድኩ ምፅአት ከይርክበኒ ዝፈርሕ😢😢
    ምሕረት ናይ መድሃንአለም
    አማላድነት ናይ እመ አምላክ
    በረከት ናይ ቅዱሳን ምስ ኩልና ይኩንአሜን❤❤

    • @TiTiYou-r5j
      @TiTiYou-r5j 2 місяці тому +4

      @@Sara-hm6qs ዋላ ኣነ ፍርሐ እየ ዘለኹ መጠረሻ ዓለም እና በፅሕና መስለኒ ምፃኣት ምስ ስድራይ ተነስህና ካብ ስደት ተመልስና ከኮን እዩ ፀሎተይ😥

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 місяці тому +1

      @@Sara-hm6qs ናብ ንስሓ የብቅዐና

    • @Selamgaltewehado
      @Selamgaltewehado 2 місяці тому +1

      ስደትና የሕፅሮ ናብ ንስሃ የብቀዐና

    • @ድንግለይዋሕሲልበይ
      @ድንግለይዋሕሲልበይ 2 місяці тому

      ኣነ ውን ብጣዕሚ ይፈሪሕ ስደትና ኣሕፂሩ ናብ ንስሃ የብቅዐና😢😢

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 2 місяці тому

      😢😢😢

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 2 місяці тому +17

    ብጣዕሚ ኢካ ጠንካራ❤
    ዝኮነ ይኩን ናይ መናፍቃን ክንሰምዕ አይፍቀደናን ከም ክርስትያን

  • @hamanot3362
    @hamanot3362 2 місяці тому +25

    ቅድምያ ሃይማኖትና ክነክብር ኣለና ዝመፀ ይምፃእ ፈተና❤❤❤

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 2 місяці тому +43

    ጆቴየይ ለባም ሰብ ኣሖጊስካኒ ኣሰይይ❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 місяці тому

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @Shewit4569
    @Shewit4569 2 місяці тому +18

    ጆቲ ጅግና ለባም ሰብ ክብሪ ይሃብካ ጎይታዋይ

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j 2 місяці тому +34

    ብስም ስላሴ ቀልድ እዩ እልኪ ግን ናይ በንጦ መዝሙር የሰምዕ ነይረ ዲኪ ዝበልኪ😮 ብሃማኖት ቅልዲ የለይ እና ሓቀኛ ሃማኖት ተዋህዶ እያ ማርያም ኣደይ ወላዲት ፈጣሪ ኹሉ ዓለም አያ ብዘየ ካኣ ትርጉሙ ይለን

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 2 місяці тому +13

    ግን ሓቃ እያ ፅብቕቲ ትምህርቲ እያ ሓደ ሓደ ሃይማኖትን ዝቅይራ ስለ ዘለዋ እየ እና ጆቲ ጎብዙ

  • @zufan-u2q
    @zufan-u2q 2 місяці тому +12

    ኣብ መደቀሲካ ድማ ስእሊ ኣድህኖ ኣይግበር ናይ ባዕሉ ገዛ ፍለይሉ👏👏👏❤

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 2 місяці тому +1

      ከሙኡ እወ ፅብቅ ነይሩ😍

    • @LmyaLm
      @LmyaLm 2 місяці тому +3

      ኣብ ምንታይ ድኣ ይግበርኣነ ዝሰማዕክዎ መምህር ክምህሩ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ እናፀለየ ሃወርያት ደቂሶም ዘሎስእሊ ኣብምድቃስ ብዕለተ ሓሙስ መእዲ እናባረከሎም ኣብናይ ምግቢ መብለዒቦታ ናይ ቁድስ ሚኪኤል ወገብሪኤል ኣብፊት ልፊት ኣፍደገ ናይስላሴ መድሃኒኣለም ምስወላዲቱብኣፍደገ እትይ ክትብል ብየማን ናይ ፃድቃናት ሃወርያትሰማእታት ብድሕሪናይ ቁዱሳን መላእክቲ ኣቅምጥዎ ኢሎም

    • @FanaYBRah-hq8cw
      @FanaYBRah-hq8cw 2 місяці тому +4

      @@LmyaLm ፅብቅ ኣለኪ ዲኪ ንሱ ግን ኣብ ኩሉ ፅብቅ ዳኣከነይ ግን ኣብ መደቀስስ ደስ ኣይብልን ተከነ ንእሽተይ ገዛ ፈሊካ ኣብ ኡ ተሰቀልናዮ ፅብቅ ዩ መፀለዪ መስገዲ ኩሉ ኮታስ ከሙኡ ይሓስብ ኣነስ ዓደይ ምስተ መለስኩ ብሰላም ዳኣ ይምለሰና እምበር

    • @zufan-u2q
      @zufan-u2q 2 місяці тому +3

      @@LmyaLm እወ ሓሳብኪ ፅቡቅ እዩ ኣብ ድርኩኪት ገዛኩም ብየማን እና ብፀጋም ክንገብሮ ከም ዘለና ያ :: ኣነ ዝብል ዘለኩ ግን ኣብ መደቀሲካ ስእሊ ኣድህኖ ኣይግበርን ንምንታይሲ ስለ ዝራከስ ብክብሪ&ብንፅህና ሓዝዎ እዮም ዝብሉና ኣቦታትና መዓረይ::

    • @ማዚተይ
      @ማዚተይ 2 місяці тому +1

      ርክብ እኮ ርክሰት ኣይኮነን ፉቁድ እዩ😔​@@zufan-u2q

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 місяці тому +8

    ጅግና ዝሓወይ ኣምበሳ ወድኖ♥️💛🙏

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ይቅረታ ንእግዚአብሔር ዬኩን አሕዋተይ ማዓረይ አብ እምነትና ግን ፁንዕ ንኩን ናይ ጀግና ኢካ ዝሓወይ❤

  • @ROZAROZA_
    @ROZAROZA_ 2 місяці тому +6

    ጠንካራ እካ ግን ንሕና ደቂ ተዋህዶ እነምለኩ እዮሱስ ክርስቶስ እና ነምልክ ንድንግል ማርያም ነክብራ እንበር አይንምልካይ❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 місяці тому +8

    ኢርቶደኩስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር ሮዙየይ ብሃይማኖት ቀልዲ የለይ እቶም ዳሕረወት ቃደመት ክኮኑ እየም ይብለና መፅሓፍ ቅዱስ እና ቃል ኣምላኽ ትፈልጢ ተኮይንኪ ካምዝይ ዓይነት ከይድገም መምሃሪ መካኑ ይፈልጥ እዩ ገና ደስ አይብልይ ጆቶ ለባም ወዲ ዓበይቲ እግዚኣብሔር ኣምላኽ አስፊሑ ልቦና ይሃብካ ለባምይ❤❤❤❤❤👏👏👏🤲

  • @zufan-u2q
    @zufan-u2q 2 місяці тому +14

    በሓቂ ኣድኒቀካ ጆቴ ሓወይ ሕቆ ምስ ከብዲ ርክብ የብሉንን 💯☑

  • @FiriHadad
    @FiriHadad 2 місяці тому +9

    ጠንካራ ወድ ትግራይ❤❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ብሓቂ ብዝሕ ትምህርቲ እዩ ካብዚ ወልድ አዚ ዝሐረፍ ሰለ ዝመሰሎ እዩ ካብ ፆሞ ንሳሓ ሰገደት ሰለ ዝህከዩ እዩም ዝቅየሩ ዘለዉ እወነት ተዋህዶ ንዘላአለም ትንበረ ተንበር እያ እመቤታችን ቅድሰቲ ድንግል ማርያም ኪሐደካ ዝነበረ ሂወት ከመይ ዘበለ እዩ ብጣዓሚ ጀግና ኢካ እወነት ፀጉኡ የብዘሐልካ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ኬሪጋልፍፁማይ
    @ኬሪጋልፍፁማይ 2 місяці тому +9

    ሮዚየ ኣይብሃልን ብሃይማኖትካ ቀልዲ የለን ንስኪ እንታይ ክብል እዩ ኢልኪ እዩ ግን ሓቀኛ ሃይማኖት ኣርተደኩስ ተዋህዶ እዩ እመብርሃነይ እያ ናይ ዓለም መድናኒት ዝወለደትልና ድንግል ከላ ኣዶ ኣዶ ከላ ድንግል🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ

    ቅድስቲ❤ንፅህቲ❤ኦርቶዶክስ❤ተዋህዶ❤ንዘልኣለም❤ትንበር❤ብለይ ንኣ ኮንቱቱቱቱቱቱቱቱቱቱቱ ካልእ ሃይማኖት 00000ትርጉም ኣልቦ

  • @YonasBahabolom
    @YonasBahabolom Місяць тому

    ብህይምነት ቅልዲ የለን ሕፍተይ nty nty ጅግና hawey ተሪሪ ናይ ባሕቂ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 2 місяці тому +1

    ናይ ባዕልኪ መዝሙር ስምዒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለእለም ትንበር ኣብ ሃይማኖትና የፅነዐና❤❤❤

  • @etdhgsg3879
    @etdhgsg3879 2 місяці тому +10

    ግን ብጣዕሚ ኣዲንቀካ ዝሓወይ ሮዚ ብሃይማኖት ኣይትቀልዲ🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ጋልዕዳጋሓሙስ
    @ጋልዕዳጋሓሙስ 2 місяці тому +3

    ንዝተረዶኦ ዓብዪ መልእክቲ እዩ ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ኣብ ትግራይ ኣትዮም ዘለዉ ሓሰውቲ ነብያት ደቂ ዓደይ ሓደራ ብሃይማነትኩ ከይትዳራደሩ🙏👌🥰🥰🥰

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ብጣዓሚ ጀግና ኢካ ኩሉ ብዘይ ተዋህዶ ባዶ እዩ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Slamm-g6p
    @Slamm-g6p 2 місяці тому +19

    ጎቦዝ ጆቲየ ብሃይማኖት ቀልዲ የለን ሮዚየይ ከይትደግሚ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @SaroGogo
    @SaroGogo 2 місяці тому +18

    ሮዚ ዘይ ሃይማኖትኪ ሞዙሙር ኣይትሰመዒ❤❤❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 2 місяці тому +16

    ሮዚ አና ጆቴየይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሕዳርኩም ይባረክ 🙏ደቂ ሪመይ ማዓርይ ❤ ሶ ሮዚየይ ምሕረራ 🤣😜አና ከብ ዓለም ዝጽለእና ተለዩ ሃይማኖት ምቅይረ አዩ ሶ ብሃይማኖት ቅለዲ የለን ♥️🙏ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ናዝልእለም ትንብር♥️🙏ጆቴ ግብዝ ኣካ በሓቂ ♥️

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @Maheaberaha
    @Maheaberaha 2 місяці тому +12

    ብዝኮነ እንካዕ ቀልዲ ኮን🙏ግን ከብከዚ ናይ በንጠ ከትሰምዒ ብማርያምኪ😢 ማዓረይ ይፈትወኩም እየ❤❤❤❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 місяці тому

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @LEMI-l3e
    @LEMI-l3e 2 місяці тому +1

    የኔ ጀግና ትምህርት ነው ለኛ እንደዚህ አይነት ሰው ስላሉ ኦ አምላኬ ሆይ መጨረሻዬን አሳምርልኝ 😢❤💒🙏

  • @HayhMa
    @HayhMa 2 місяці тому +2

    ብሃይማነት ቀልዲ ፅቡቅ ኣይኮነን ተጋሩዋይ❤👏

  • @GhFg-i2z
    @GhFg-i2z 2 місяці тому +22

    ሓቂ መስልኒ ደንጊፀ ፀኒሐ😢😢😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏

  • @selamasebaha6289
    @selamasebaha6289 2 місяці тому +1

    ለባም ዝኾነ ወድ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ እምነትና የጽነዐና🙏

  • @RaSs-j5w
    @RaSs-j5w 2 місяці тому +4

    ኪዲ እስቲ ማይ ታሓፂብኪ ንዒ ያ😂😂
    ተመስገን ኣምላከይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላአለም ትንበር🙏

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 2 місяці тому +61

    ኣብታ ዓራትኩም ኣሎ ናይ ጎይታናን መዳሓኒናን እየሱስ ኩሩሱቶስ ስእሊ ኣሎ ኣብ ዓራት ኣይቅመጥን ካባኩም ፈሊጠ ዘይኮንኩስ ኣቅሪበ እየ ፍትዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  2 місяці тому +5

      🙏🙏🙏

    • @دستااحمد
      @دستااحمد 2 місяці тому +4

    • @ሻሎምተዋህዶ
      @ሻሎምተዋህዶ 2 місяці тому +3

      Bejakum ba tameskel alelwa ageb😢 ente sebayki gn adnikeyo nifue zahawey 🙏❤

    • @loveyoumami8372
      @loveyoumami8372 2 місяці тому +2

      Seli melakti ab medekesi ay gbern du ykreta sle zey feletkwo eye

    • @GjNn-fe2mw
      @GjNn-fe2mw 2 місяці тому +2

      ብሓቂጨህያቨይ ❤❤❤

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 2 місяці тому +4

    ኣሰይይ ተጅየይ ብሃይማኖተካ ምቅለድ ፅብቅ ኣይከንን ከይትለምዲ

  • @ጋልመቀለ-የ8ኸ
    @ጋልመቀለ-የ8ኸ 2 місяці тому +4

    ሮዛየይ ብሃይማኖት ቀልዲ ፅቡቅ ኣይኮነን😢😢

  • @SmM-f9f
    @SmM-f9f 2 місяці тому +3

    ማርያምን ጎበዝ ታዓዲልኪ ለበም ሰብአይ ኣለኪ😢❤❤❤❤

  • @RozaM-bx9kg
    @RozaM-bx9kg Місяць тому +1

    ሰላም ይሕዋተይ ኣብ ዓራት ምስለ ስእል ጌታና እና ማርያም ኣብ ኣራት ኣይግበርን ምስ ይቅርታ ብማዕዶ እዩ ዝግበር 🙏🙏🙏

  • @ኤልሻዳይነውገታየ
    @ኤልሻዳይነውገታየ 2 місяці тому +2

    ልባም ወዲ ብሃይማነትካ ዘይቲ ዳራደር 😢😢❤❤❤

  • @SSalam-hr1qk
    @SSalam-hr1qk 2 місяці тому +1

    ሮዚ ከምዚ ዓይነት ቀልዲ ፁቡቅ ኣይኮነን ብሃይማኖት ቀልዲ ጆቲ ግን ብጣዕሚ ጂግና ዛሓወይ ኣብ ሃይማኖቱኩሙ የፅንዑኩሙ❤❤

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg 2 місяці тому +35

    ኣሪተ ደጉስ ተዋሁዶ ልዘላኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @MeriAlemayu
      @MeriAlemayu 2 місяці тому +5

      ኦርቶዶክስ እዩ

    • @Seluselam-h1h
      @Seluselam-h1h 2 місяці тому +6

      ኣሪተደጉስ❌ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ✅አስተካክሎ ወይ አሰተከክሊዩ ማዓርይ ♥️

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому +2

      ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ ማዓረይ❤🙏

    • @EleniGidey-v5u
      @EleniGidey-v5u 2 місяці тому +3

      ኣትሓዝሉ የጋጥም እዩ ኻብ ኣፀሓሕፋ እዩ ጎተት❤❤❤❤

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  2 місяці тому +2

      🙏🙏🙏

  • @KsanetMebrahtu-gt1ry
    @KsanetMebrahtu-gt1ry 2 місяці тому +9

    ኖ ብሃይማኖት ኣይቅለድንዩ ኣሕዋተይ😢😢😢😢ጆቲየይ ለባም❤❤❤

  • @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ
    @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ 2 місяці тому +2

    ጆቴ ሓወይ ትሕትናካ ደሰ ክትብል ብጣዕሚ እየ ዘደንቅካ ሶ ፍቅርኩም ይብዛሕ አሕዋተይ

  • @genet3442
    @genet3442 2 місяці тому +9

    ምሰ ይቅርታ ብሄይማነት ቀልዲ የለይ ኣሐዋተይ ደሰ ኣይብልይ ምቀራት እና ከይትደግሙ ዞም ሙቁራተይ❤❤❤❤ ከይትደጉሙ ከምዚ ነገር❤❤❤

  • @aboduhaftu9140
    @aboduhaftu9140 2 місяці тому +2

    ጀግና ወዲ እሰይ አነ በሃይማኖት ቀልዲ አይፈቱን😢 ❤❤❤❤

  • @bereketteklemariam7129
    @bereketteklemariam7129 2 місяці тому +1

    Nay behaki abay temehirt eya ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 2 місяці тому +7

    ሮዛየ ብጣሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤
    እና ጌጋ እዩ ብሃይማኖት ቀልዲ ፅቡቕ ዝያዳይ😢

  • @YaDu-q6q
    @YaDu-q6q 2 місяці тому +1

    ይመችካ ግን ጎይታዋይ ፅሩይ ታይ እየከይነ ግይ ሕጎስኢለ❤❤❤❤❤

  • @gualwejerat2127
    @gualwejerat2127 2 місяці тому +1

    Besmeab weweld wemenfes kidus ፩du amlak amen ፫ bihaymanot tqeldi bro btaem wua damesgneka❤ mariamn

  • @ygffghdhjiig2044
    @ygffghdhjiig2044 2 місяці тому +9

    ግን ብጣዕሚ ኣዲንቀካ ዝሓወይ ሮዚየ ግን ካልኤይቲ መዓልቲ ብሃይማኖት ኣይትቀልዲ ዝሓፍተይ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 2 місяці тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @LetshMruts
    @LetshMruts 2 місяці тому +2

    እዚ ወዲ ግን ትግስቱ 👌🏽❤️❤️❤️

  • @assass8589
    @assass8589 2 місяці тому +5

    ጅግና እካ አብ ሃይሞኖትና የፅነዐና❤

  • @መብሪሂትጋልተዋህ
    @መብሪሂትጋልተዋህ 2 місяці тому

    ሮዚ ብሃይማኖት ቀልዲ የለን ከትደግሚ ጆቲ ጎብዝ❤❤

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 2 місяці тому +1

    ዋውው ቃላት ኣይገልፀካን ጆቱይ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም የብዝሓዮ❤❤❤❤❤

  • @foxstore-d9f
    @foxstore-d9f 2 місяці тому +1

    መምሃሪ ዩ ቀፅሉሉ ኦርተደክስ ተዋህዶ ሃይማኖቴ❤❤❤❤❤❤

  • @Aa-bg1ze
    @Aa-bg1ze 2 місяці тому +1

    Ere Yimochiki gobez Tewasait Iki.Des Bhalti Ikum Kexlulu

  • @ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ

    አሕዋተይ ማዓረይ ፍቅሪኹም የብዘሐዮ ሮዚግን ብሃይማኖት አይትቀልዲ ምኽንያት ኩሉ ዝገበርናዮወጋ ከይኽፍለና ንጠንቀቅ ምስ ይቅሬታ😢😢😢😢😢

  • @Slama-su1wb
    @Slama-su1wb 2 місяці тому +1

    ጀጂየይ መቅር ኣብሃይማኖትካ የፀነዕካ ዝያዳይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrehethabu2806
    @abrehethabu2806 Місяць тому

    Nay behaka hawey shikor edmen tienan yhabka fetari 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💯💯✅️✅️

  • @ScSe-p2j
    @ScSe-p2j Місяць тому +1

    እወእወ ይምችኪ ብጣዕሚ የዓብድኪዬ

  • @wxhv7388
    @wxhv7388 2 місяці тому +11

    ይቅር ይበለልኪ ዛሓፍተይ ሸይጣን ከይሰመዐኪ ማዓረይ❤😂😂😂😂

  • @jesus-sk3go
    @jesus-sk3go 2 місяці тому +2

    Tnbit iki tnneyi zeleki brkti 🎉 drama aykonen ezi abti mdub gze ab haki kitme i iki!❤

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 2 місяці тому

    ብሓቂ ደስ ዝብል ወዲ እግዚአብሔርን ኣደንቀካ ኩርዕ ብሃይማኖቱ ዘሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ ካብዙይ ተማሃሩ❤

  • @JemBer-hm4ik
    @JemBer-hm4ik 2 місяці тому +2

    አሕዋተይ ፅብቅ የከነይ አይትቀልዲ አይትበሉ ዕብዪ ትምህርቲ እዩ መንፈሳዊ ድራማ ክሰርሑ ከለዉ ከም ጵንጠ ወዘተ ከይነም የርእኩምይ እንድኩም🎉❤

  • @SssDdd-n2t
    @SssDdd-n2t 2 місяці тому +5

    ደስ ክብሉ ግን ሓዳርኩም ይባረክ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @merryzebrabruk1527
    @merryzebrabruk1527 2 місяці тому +1

    ኣብ ዓራትኩም ዘሎ ስእሊ ❤ ናይ ጎታና መድሓኒያለም ስእሊ ኣልዕልው

  • @EyerusTube
    @EyerusTube 2 місяці тому +5

    ዋ ዜሙእየ ገለየ ኣይትበሊ ሮዚ ዓይነይ ናይ ባዕልኪ ናተዋህዶኪ ስምዒ

  • @SemiraHaftu
    @SemiraHaftu 2 місяці тому +1

    ጎበዝ ኢካ ብሓቂ ፅኑዕ ኣብ ሃይማኖትካ
    ንብዙሓት ትምህርቲ እዩ ቀፅሉሉ

  • @NigstiGebrekidan
    @NigstiGebrekidan 2 місяці тому +12

    ደንጊኩም ኬትለምዱ ሓባይበይ

  • @ሕልናዊት
    @ሕልናዊት 2 місяці тому +3

    ሸይጣን ሕማቅ እዩ ዙናይ ጰንጠ መዝሙር ኣይትስምዕዮ ሮዙየይ😢❤
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር✝️💘

  • @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ

    _ብሒቂ አድኒቀካ ንፍዑ ከማኻ ዝብሉ ይብዘሐና_ ❤❤❤❤ ተዋህዶ ንዘላአለም ትንበረና

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ

    ዋዉዉዉ ፅብቅት ት'ቲ እያ ጅግና ሓውይ ❤❤❤

  • @destagood1479
    @destagood1479 2 місяці тому +2

    ቅንዕቲ ሃይማኖት ኣርቶዶክስ እዩ እግዚአብሔር ይመስገን ብእምነት የፅነዕና ❤❤❤

  • @ኣዛ
    @ኣዛ 2 місяці тому +6

    ዋውውው ኣድኒቐቃ ቅድምያ ሃይማኖት❤

  • @ARSEMAArsama
    @ARSEMAArsama 2 місяці тому +5

    😂ጆቲ ዓቅሊ ገይሩ ጅዉ ዘየበላ❤❤❤❤❤ሮዚ ግን😮

  • @LoveA-en1sy
    @LoveA-en1sy 2 місяці тому +2

    ሮዛየይ ምቅርቲ ግን ብሃይማኖት ቀልዲ የለን ቀልዲ ምኳኑ ይርደአኒ እዩ ግን ደሰ ኣይብልን ጆቲየይ ለባማ ኣካ❤❤❤

  • @ميروميرو-ز5ن5و
    @ميروميرو-ز5ن5و 2 місяці тому +9

    ጅግና ኢኻ ብሓቂ ብሃይማኖት ኣይት ቀልዲ እሺ 😢😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 місяці тому +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 2 місяці тому +3

    አብ ሀይማኖትካ ዘለካ ፅንዓት ከየድነቅክካ ክሐልፍ አይደልን ከምዚ ዓይነት ፈተና አይተእትይዮ😢 አብ ሀይማኖት ቀልዲ የለን😢

  • @grmaneshberhe979
    @grmaneshberhe979 2 місяці тому +1

    ሰላም🙏 ስእሊ አድኖ ግን ቦታ ፍለዩሉ ኣብ መደቀሲ ኣይትግበሩ

  • @MesgenaGermdhn
    @MesgenaGermdhn 2 місяці тому +1

    በጠዕሚ ጎበዝ ጆቲ

  • @Senayt-ti4ol
    @Senayt-ti4ol 2 місяці тому +1

    ብሃይሞኖት ኣይትቀልዱ❤❤

  • @HailushTse
    @HailushTse Місяць тому

    ትዕግስትካ ቃፅላሊ ብሮ❤❤❤❤❤❤

  • @zufan-u2q
    @zufan-u2q 2 місяці тому +3

    ብሃይማኖት ቀልዲ የለን ሮዝየ ሽኮር ❤

  • @lidyatadele5345
    @lidyatadele5345 2 місяці тому +1

    ጆቲየ ብሓቂ ጅግና ኢካ ይመችካ 😍😍👌👌

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 2 місяці тому +1

    ሮዛ ብሃይማኖት ቀልዲ ፅቡቅ ኣይኮነን😢😢😢🙏

  • @ማዓርግማሓሪ
    @ማዓርግማሓሪ 2 місяці тому +6

    ጅግና እለካ ኣለኩ ጀትየይ🎉🎉🎉

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 місяці тому

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu 2 місяці тому +2

    ረዚ😬ጀሲ ኣሕጉስካኒ ኡፍፍ❤❤❤

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 2 місяці тому +1

    እንኳዐ ደሓን መጸእኩም ሩዝያ ብሃይማኖት አይቅረድን ዝሓወይ ንሰካ ግን ጀግና ብሃይማኖት ቀልድ የለን❤

  • @aaTgray
    @aaTgray Місяць тому

    ፅንዓ እዩ ወዱ ብሃማኖት ዶ ይቅለድ እዩ ከ 😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤