ንሻኩር _ፕራንክ_ገይረ ኣብክየዮ😥|| ሕነይ ፈድየ😁

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 758

  • @merimeri2063
    @merimeri2063 29 днів тому +209

    10.000 ዘይኣተወ ክሳብ ሎሚ ባህታ😮ኣብየት ዞም ኣማሓሩማ ከቅኑእካ 😢

  • @musse_shakur
    @musse_shakur 29 днів тому +209

    ምዓልትኻ ሓሉ😢 ዋይ ሻኩር የኾንኩን😮

    • @masholovmasho3634
      @masholovmasho3634 29 днів тому +1

      🙄🙄🙄😁

    • @YaDu-q6q
      @YaDu-q6q 29 днів тому +2

      እሰይ ባ ዋይ😂😂😂🎉❤

    • @abrhetknfe186
      @abrhetknfe186 29 днів тому +2

      ክትስልሶ😅

    • @marbayname
      @marbayname 29 днів тому +4

      እሰይ ማማዋይ እውን ተዝደግማኻ😁😁😁😁

    • @rroshan6975
      @rroshan6975 29 днів тому

      😂😂😂😂😂

  • @KalebWegihu
    @KalebWegihu 11 днів тому +10

    ባህታ ናትካ ኣድናቂ ኢየ ካብ ኤረትራ peace love ❤🙏

  • @Dani-v9l2b
    @Dani-v9l2b 28 днів тому +50

    በጃክን ደቂ መዳም ኣሕዋተይ ንባህታ 10 ሸሕ ነብፅሐሉ በዛዕባ ዓዱ ዮ ዝቁርቆር ከይትሕፍራኒ ደቂ መዳም ቀመም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wdhg7998
    @wdhg7998 28 днів тому +42

    ባእ በይዛኹም 10 k አብፅሕሉ ንባህታ የዋህ ፍጥረት💟😊

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د 29 днів тому +28

    ኣቲ ዘሐጉሰኒ ናይ ሻኩር ባህርያት ፕራንኪ ተለምዎ ኣይኪሩን ካልኦቶም ፕራንኪ ናተባሃሉስ ይኩሩዩዩ

  • @MotivationAHSahs
    @MotivationAHSahs 24 дні тому +6

    ምስኪን ሻኩር ኢድ ሸናሒት ፀናሒት ያ ባህታ ግን ብከባዱ ከየግንየካ ተጠንቀቅ 😂😂😂

  • @ለሚጋልዞምጀጋኑ
    @ለሚጋልዞምጀጋኑ 29 днів тому +21

    ባህታዋይ ኣንስ ክፈትወካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 29 днів тому +30

    ዋሓጣ ሻኩር ልቁሑ እዩ መሊሱ ብዝከነ ይመቸኩም❤❤ግን ብጣዕሚ ዝገርመኒ ዘሎ ባህታ ኣብቲክቶክ ብጣዕሚ ስብ ይሪኦሉ ኣብዚ ዩቱብ ዳኣ እንታይ እዮም ከይኖም ተጋሩ ነንባዓልና ነዕቢ

    • @ngstitgray
      @ngstitgray 20 днів тому

      ሳብሰክራይብ ግበረለይ መዓረይ ጀመረት እየዋ❤❤

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t 29 днів тому +10

    ብሓቂ ብህታ ምንጪ ስሓቅና እዩ
    እንካዕ ሒነካ ፈደካ ባህዋኒ ሽኮር❤❤😂😂😂

  • @destagood1479
    @destagood1479 29 днів тому +47

    ሒንኡያ ዘይፈድስ ወዲ አርጊ ባህታ ንቅድሚት😂❤

    • @FutsumTube4236
      @FutsumTube4236 29 днів тому

      ደምርኒ❤

    • @DgG-ji1sr
      @DgG-ji1sr 28 днів тому +1

      ወይለይ መን ኢኺ ባ ንስኺ ኣዙ ❤❤❤😢😢

    • @FutsumTube4236
      @FutsumTube4236 28 днів тому

      @@DgG-ji1sr ደምርኒ.ማዓረይ

    • @rozar227
      @rozar227 28 днів тому

      ❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂

    • @BanaBana89
      @BanaBana89 27 днів тому

      😂😂😂 eti adgi diu argi tbahilu zelo😢 gin

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 28 днів тому +7

    ባህታየ የኔ ጅግና ባጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ዝፎትወካ ዝሓወይ በርተዕ ኣጀካ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 28 днів тому +9

    ሕንኡ ያ ዘይፈዲ ብዝኾነ ሕነኻ ፈዲኻ ኢኻ ባህታ እስካብ ሀዚ 10ዘይመለአ ዋይ እቶም አምሓሩ ከቕንኡ በኡነት ነታባብዐዮም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 29 днів тому +23

    ባህታ ጅግና ሕነኡ ያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ😂😂 ሙሴላ ግርምም ገበረኻ

  • @brhanhadera
    @brhanhadera 28 днів тому +5

    🎉ኣረ ተጋሩዋይ ነተባብዓዮም ዞም ኣሕዋትና❤🙏🙏🙏

  • @Nebugaley16Nebugaley
    @Nebugaley16Nebugaley 29 днів тому +8

    በይዛኩም 10k ነብፀሐሉ ተጋሩዋይ

  • @Hiat-s2l
    @Hiat-s2l 19 днів тому +3

    ሃም ለማዕት ሲሕቆ ኣይፈልጥይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @dfghhhdfgghh6981
    @dfghhhdfgghh6981 28 днів тому +5

    ባሃታ ሓወይ ፀቡቅ ገበርካዮ😂😊 ሻኩር ዶሞ ኣጀካ ናኢድካ እያ😂😂❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊

  • @AllBaad-v3h
    @AllBaad-v3h 29 днів тому +59

    አንበሳ ሒንኡያ ዘይ ፈዲ ወዲ አርጊ😂😂😂

  • @TslalTube
    @TslalTube 27 днів тому +7

    ሕኑኡ ያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ እሰይ ገበርካ በሉ ናዓይ እውን ከይትሓልፉኒ በጃኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሙቁራተይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tfgddyfyg3875
    @tfgddyfyg3875 28 днів тому +9

    ባህታ ሓዳሽ እየ ንገዛኻ ሳብስክራይብ ገይረልኻ ቀፅለሉ ነአይ እዉን ደሙሩኒ እስኺ ተጋሩዋይ ❤❤❤🙏🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 28 днів тому +5

    እፍፍፍፍ ፕራንክ ይጥፋእ😢 ዋይ ፀላኢና ልቡ ይጥፋእ ልብ ሰብ ናጥፋእኩምስ ዋይ

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 28 днів тому +4

    ባህታ ናይ ብሓቂ ተዝኮን ክሃድም ነይሩ እዩ ልሻኩር ገዲፍዎ😂😂😂😂

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 29 днів тому +10

    ወድዛ ኣይትበሉ ዋይ 😢 ብዝተረፈ ይሞችክም ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @اااا-ل8غ2م
    @اااا-ل8غ2م 6 днів тому

    ኣታ ክውድኡና እዮም ብስሓቅ😂😂😂

  • @ዜዲትግራይዜዲ
    @ዜዲትግራይዜዲ 19 днів тому +2

    ደምርኒ ታጋርዋይ❤❤❤❤❤❤

  • @fwwrffsrr9709
    @fwwrffsrr9709 9 днів тому

    አሰይይይይ ተጋርዋይ ይመችኩም ቀፅልዎ🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖

  • @mahrayeyob9282
    @mahrayeyob9282 10 днів тому

    ፈዳይ ሕነ፡ ዋይ ኣበይ ኣሎ ምስ ዘሎ ስግኣታት ገርና ነፍሮሖ ኢሎም ገረሙካ ባህታ ፡ ሎሚ ደቢስካና በርትዕ ቀጽሎ

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 28 днів тому +6

    አረ በስመአብ ሙሴ ሰሓቅ ቀቲልኩሙና ደቂ ሪመይ🥰😂😂😂

  • @dehabtesfay769
    @dehabtesfay769 28 днів тому +6

    sahkur ❤ጠባይ ሰናይ 100/100❤️

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 28 днів тому +4

    ሕኑኡ ወዲ አርጊ ድዮም ዝበሉ ጎበዝ በይኑ ደማ ክገብር ፕራክ 😂😂😂

  • @Salm-y6b
    @Salm-y6b 11 днів тому

    እዋይ ዝገሪም ኘራንክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሙሰ ዝይ ሓሰቦ ንይ ባሃታ ኮኮ ሰቱዎ😂😂❤❤❤❤

  • @KirosGebremedhin-z1e
    @KirosGebremedhin-z1e 18 днів тому +1

    ባህታ😊😊😊😊😊😊😊

  • @MohammedAli-k5b
    @MohammedAli-k5b 13 днів тому

    ለይባ ይጥፍኡ ትብሉ ብውሽጢ ግን ባዕልኩም ትገዝእሎም ትክክል ተዝኮንስ ገዚእካሉ ኣለካ ማለት እኩዩ

  • @Helu4186
    @Helu4186 26 днів тому +2

    አንበሳ ወዲ ዓደይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @GalTgrayyouTube
    @GalTgrayyouTube 11 днів тому

    ናይ ባህታ ቤተስብ❤ ደምራኒ ክድምረክን እየ🎉🎉🎉

  • @ዓቅሊደረትአለዎ
    @ዓቅሊደረትአለዎ 29 днів тому +4

    ዋይ እሰይ ጎበዝ ባህታዋይ ዕድኡያ ዘይምልስሲ ወዲ አድጊ ኢሎም አሐጉስኻሊ ንዓኻ ብራንክ ክገብረካ ተሎ ገይርኻ ተሕዝነኒ እና ኻልአይ ማዓልቲ ድገሞ ኢኻ ብስም ሒነኻ ፍዳይለ ሳብስክራይፖ ገይረልኻ💝💝💝💝💝💝💝💝💝🥰🥰🥰🥰🥰💝💝💝

  • @ኣሕፎሮማዊት
    @ኣሕፎሮማዊት 6 днів тому

    ሃየ እንዶ ከምዞም ኣምሓሩ ንኩን መላይን ንመለኣሎም ነዞም ጀግኑ

  • @tsnatፅንዓት
    @tsnatፅንዓት 29 днів тому +18

    ዩቱብ ካብ ዝኸፍት ሎሚ 9ይ መዓልተይ ገይረ ገና ጀማሪ እየ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ❤

  • @YaredTsegazab-bo3gv
    @YaredTsegazab-bo3gv 19 днів тому +1

    ሎክሳስ ያ😂😂😂

  • @hdhud9018
    @hdhud9018 9 днів тому

    አይ ባህታ 🤣🤣👌👌👌👌

  • @HahaHshs-u2h
    @HahaHshs-u2h 6 днів тому

    ተጋሩዋይ❤❤😂😂

  • @Zgba-vf7oj
    @Zgba-vf7oj 19 днів тому +1

    ባህታ ጅግና ❤❤❤

  • @الال-ك3ق1س
    @الال-ك3ق1س 28 днів тому +3

    የኔ የዋህ ሻኩር😁😘

  • @MMana-bu5ee
    @MMana-bu5ee 8 днів тому

    Deki tigaray shukor❤❤❤❤❤

  • @EFAmulualem
    @EFAmulualem 28 днів тому +2

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ዋው ዋው ዋው ብጣዕሚ እዮም ዝክእሉ እዞም ናይ ባህታ ወጣታት።ካብ ናይ ሻኩር ኣዝዮም ይቀልፁ።😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🙏😂🙏😂😂😂😂😂🙏

  • @ወጋሓታትግራይ
    @ወጋሓታትግራይ 14 днів тому

    ባዓል ፅዓዳ ክዳን ደስ ክብለካ ❤❤❤❤

  • @ለለለ
    @ለለለ 28 днів тому +3

    አነስ ሻኩረይ ክፈትወ

  • @MeryMery-d7s
    @MeryMery-d7s 23 дні тому +2

    🥰🥰❤❤❤❤❤❤ ይመችኩም🎉🎉

  • @ewreq
    @ewreq 10 днів тому

    ደምራኒ❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 24 дні тому +1

    ውይ ተይበለዓ ዛምግቢ ሻኩረይ ኡፍ 😔🤣

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 11 днів тому

    ሕኑኡ ለይፈዲ ወዲ አድጊ 😂ተባዕታይ ባህታ

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 29 днів тому +8

    ፅቡቕ😊 ገበርኻ ሕነኻ ፈዲኻ😂😂😂

  • @yes6292
    @yes6292 13 днів тому

    አረ በጃክን ደቂ መዳመይ 10kንእትዎ ጎበዝ እዩ እኮ ❤🎉❤🎉

  • @tigraweti6377
    @tigraweti6377 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤ቀፅልሉ ተጋሩዋይ❤❤❤ ሽኮራት❤❤❤

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ

    ፅቡቅ ገበረካ ባህትሽ 😂❤ቻኩረይ ወሓጣ ኢድካ ያ😂

  • @amsterdam1497
    @amsterdam1497 13 днів тому

    Mashalah bahta btami des tbl😅

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 28 днів тому +3

    ዋይ ጎዳፍ ወድዛ አይትበል ንማማዋይ አትፅረፋ

  • @ህያብ
    @ህያብ 29 днів тому +3

    ተጋሩ ለባማት ተፃወርት ሻኩር ትዕግስትኻ ይበል ዩ❤🎉

  • @selamgualtigrayhagertigray2296
    @selamgualtigrayhagertigray2296 14 днів тому

    ዞም ቆልዒ ግን ዝጥቀምሉ ዘለዉ ቃላት ከፅልእ 😏😏😏

  • @Africawit
    @Africawit 28 днів тому +5

    አረ እትጥቀምዎ ቃላት ፍለጥዎ ዋላ ንፕራንክ ይኹን ወዲ'ዛ ኣይባሃልን😕
    ብዝተረፈ ግን ይመችኹም ደቂ ሪመይ ❤✪⁠💛🥰

    • @ngstitgray
      @ngstitgray 20 днів тому +1

      ሳብሰክራይብ ግበረለይ መዓረይ❤❤🎉

    • @Africawit
      @Africawit 20 днів тому

      @ngstitgray ኢለኪ ኣለኩ ጓል ሪመይ መልሲ ንስኪ 'ውን😌🥰

  • @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ
    @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ 8 днів тому

    ደምራኒ አሕዋት ❤❤❤❤🎉🎉🎉ብተለይ ካማይ ስደተኛታት በጃክን ❤🎉🎉

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 23 дні тому +1

    ባህታ ይሞቸካ ቻኩር ግን ትዕቢት መሊኡ ፈሲሱ😂😂😂😂

  • @berihutes4668
    @berihutes4668 11 днів тому

    Nbahta ❤❤❤

  • @BeriAlemeshet
    @BeriAlemeshet 17 днів тому

    እዋይ ሻኩር ግን ትዕግስቱ ደስ ክብል❤

  • @ZhraZz-l6i
    @ZhraZz-l6i 13 днів тому

    አረ ወድዛ ኣይትበሉ ተጋሩዋይ😢❤❤❤❤😂😂

  • @KibromBerhe-qc2ej
    @KibromBerhe-qc2ej 18 днів тому +1

    ሰሪሑልኻ ሎምስ ክክክክ❤ እስከ like ግጨዩኒ ደቂ ሪመይ

  • @TagaKsa
    @TagaKsa 28 днів тому +2

    ተጋሩዋይ ሰላምኩም የብዛሓልኩም ናዓኩም ልከዊን መግለፅ ቃላት የይብለይን በቃ ፊትዉ ትዉ እየ ዘብለኩም💛❤💛❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

    • @arsemasis5738
      @arsemasis5738 28 днів тому

      ተጋሩ ፅሩያት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 9 днів тому

    እዚ ዝፃረፍ ዘሎ ግን ስዲ እዩ ዋላ ዓሰርተ ፕራንክ ይኹን ንምንታይ ወድዛ እናበለ ይፃረፍ ዓንጃል 🤔

  • @ተግራይዝዓደይ
    @ተግራይዝዓደይ 14 днів тому

    ጎበዝ 😂😂ሰሪሕካሉ😂😂

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ

    ዋዉዉዉዉዉ ባህታየይ ለባም ብራንኪ ምሰ መልእክታ❤❤❤

  • @Geeztube21
    @Geeztube21 9 днів тому

    በይዛካትክን ደቂ መዳም አሕዋተይ ደምራኒ❤

  • @ኣስድኣስድ
    @ኣስድኣስድ 28 днів тому +2

    ኣሰይ ገብርኽዮ ባሃታ ጅግና ❤

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 28 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ባሄታየይ ሑንኡያ ዝይክፍልሰ ወዲ አዳጊ ዲዮም ዝብሌዎ ሸኮርር ተረከብካ😂😂😂😂😂

  • @MahletMahlet-ij4ox
    @MahletMahlet-ij4ox 28 днів тому +1

    Chakurey btaami ahzununiy😂

  • @YgggjfufchhhcJbkgjdidjf
    @YgggjfufchhhcJbkgjdidjf 18 днів тому

    ሰይ ወደይ

  • @የርዱጋልሃይልሽ
    @የርዱጋልሃይልሽ 28 днів тому +1

    ይመቸካ ብሮ ❤❤❤❤

  • @Mona.90-dm2pm
    @Mona.90-dm2pm 27 днів тому +1

    ይማችካሙ😂😂😂😂😂😂❤🎉

  • @FilimonGerie
    @FilimonGerie 15 днів тому

    welcome bahtawa xada ❤❤❤🎉

  • @genet3442
    @genet3442 28 днів тому +1

    ጎቦዝ ደሰ በሃሊ❤❤❤❤❤

  • @MohammedAli-k5b
    @MohammedAli-k5b 13 днів тому

    ዝሮ ይመቸኩም

  • @yostinaymane
    @yostinaymane 7 днів тому

    እዎይ ዘለዎ ትዕግስቲ ግን ይፍለዩ

  • @samuelAngosom
    @samuelAngosom 25 днів тому +1

    Way chakur rakibkaya lomi😂

  • @TomiAbrha
    @TomiAbrha 27 днів тому +1

    Waww😂😂😂😂🎉🎉🎉❤❤❤😂😂😂😂des zabul

  • @Maden-rb7ib
    @Maden-rb7ib 21 день тому

    ፅቡቅ ወለላታት

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 28 днів тому +1

    ባህታዋይ❤❤❤❤

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ 24 дні тому

    ❤❤ግን እንታዴካ ክብሎ ከሎ አደ ክብርቲያ በጃከም በደ ወኪልኩም አይትፃረፉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ 26 днів тому +1

    ኡይይይይ ፈንዲአ ክሞት ብስሓቕ😂😂😂😂😂😂

  • @LwamYemane-y9e
    @LwamYemane-y9e 24 дні тому

    ሕኖእያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ ድገሞ ባህታዋይ መቅሰንንን❤❤❤❤❤

  • @SihDiv
    @SihDiv 28 днів тому +1

    ዋይ ጨለ ገይርካ ባህታዋይ 😂😂😂😂

  • @YIu-y6l
    @YIu-y6l 29 днів тому +2

    ዋው ሻኩር ዓቅሊ

  • @مبرتاثيوبيا
    @مبرتاثيوبيا 24 дні тому +1

    በይዛኽን 10ሽሕ ነብፃሓዮ

  • @ChdjdhhdHdbxxjxj
    @ChdjdhhdHdbxxjxj 28 днів тому +1

    አወጀካ ናኢዱ እዪ 😂😂

  • @mullerm9648
    @mullerm9648 18 днів тому

    Betami meharit prank thni xgeb & 😅😅xeba xgeb

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu 29 днів тому +3

    ኣበሳ😂😂

  • @luyu-s4x
    @luyu-s4x 28 днів тому +2

    ዋይ ክንደይ መዓልቲ ዳኣ 😂😂😂😂😂

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 29 днів тому +2

    ሒነኡያ ዘይፈዲስ ወድአርግ ሒነካ ፈደኻ ዘሮ የመቺኹም❤❤

  • @MereR-i3n
    @MereR-i3n 28 днів тому +2

    ባህታሸኮር❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ትግራይ-ቘ7ኘ
    @ትግራይ-ቘ7ኘ 27 днів тому +1

    ባሃታ ሽኮር😂❤❤❤

  • @MerafTekiaMerafTekia
    @MerafTekiaMerafTekia 24 дні тому +1

    ሕንኡ ዘይፈዲ አይወለድ ባህታ ሽኮር ሓሪፊቲ ፕራንክ ሕነ ፈዲካ ዝገርም ቻኩረይ ተረኪብካባ