Shabia denakurt first correct your spelling, Shabia denakurt I don't blame you isaias made you uneducated mhyme no university not many colleges in Eritrea
Under no circumstances TDF should be disarmed until the Pretoria agreement is fully implemented. The only guarantee for the survival of tigray at this time is TDF. Abiy's priority at this time is a completely disarmed tigray. Tigray's leaders should wise up. This isn't the time for choas, division and internal fighting. It is about the safety and security of the people not the ego of leaders. This dangerous adventure should end soon. The people already suffered a lot. Time to say enough is enough. God bless the people of Tigray.
@@Wellaitay no i didn't say eritrians i said our tigrigna speakers tigrayan brother in a places called Eritrea..just give it time we will show you soon. We will soon restore our beloved tigray as it exactly used to be.
@@Thellman1 ATE AGAME DO YOU UNDERSTAND IT....WE ARE NOTTTTT TEGARU WE HATE YOU MORE THAN DEVIL.....WE CALL YOU AGAME I RATHER DIE THAN CALL MY SELF AGAME NEVERRRR
Getachow banda is separated tegaru to fight against each other so this is not good idea and at this time #TDF he must take action on Getachow Reda for what his doing so
Think of how powerful, respected and feared we would be, if this came to pass. Yes, there would be no peace and sustained development as long as the backward, repressive Ethiopian Empire exists as it is. It is past due time Tigray gets its referendum and joins Eritrea. Eriytrawi: supporter of unification of Tigray and Eritrea. I hope Tigrayans will push for this blessed idea.
if ፡ ifit ፡ comecr ፡ to ፡ Tigray ፡ it ፡ is ፡ given ፡ the ፡ name ፡ Asmera ፡ by ፡ the ፡ King ፡ of ፡ G ፡ Kings ፡ Aste ፡ Yohancea. ፡ amd ፡ Alula ፡ also ፡ defited ፡ all ፡ the ፡ envanders! ፡ the African General. If ፡ this ፡ two ፡ came ፡ together ፡ the ፡ name ፡ have ፡ to ፡ cjange ፡ to ፡ the ፡ name ፡ Tigray-Tigrignet ፡ ፡
ብደም ህዝቢ ትቅልድ ኣላ ህዋሓት ፍትሒ ል ህዝቢ ትግራይ መራሕቲ ትግራይ ጆኖሳይደራት እያም 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣይትድከሙ በጃኩም ፌዴራል ትግራይና ትግራዋይ ኣይደልን ንቅሑ በጃኩም ትግራይ ሃገር ትኩን
ጌታቸው ረዳ ዋና ዕንቅፋት ሃገረ ትግራይ እዩ።ናይ ጄኖሳይድ መሰኻኽር ብምጥፋእ ትግራይ ፍትሒ ከይትረክብ ተጊሁ ይሰርሕሎ።ሰራዊት ትግራይ በቲኑ ህዝቢ ትግራይ ብዘይ ኣያ ኣትሪፉ ከምድልየቱ ክገብር እዩ ድልየቱ።
ሓድነት ትግራይ ታሪኽ ትግራይ ይመለስ መሬት ትግራይ ይመለስ
በጃኹም በጃኹም ናይ ቀፃላይ ዕድልና ኣይነፅልምት ብዘይግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ናትና ናይ ፅባሕና ዕድል ከነፅልምት ክንጥንቀቅ ኣለና።
ማይክ ሃመር ኣሚንካ ፡ብዝበሎ እሺ እናበልካ ፡ምኻድ ፡ንትግራይ የድሕንይ ።
ወያነ ን17ዓመት ተቃሊሱ ናይ ትግራይ መሬት ሀድሽ ክልል መስሪቱ ንአምሀራን ንኣፋርን ዘረከቦም ፀላኢ ሕዝቢ ትግራይ ዝኾነ።
TDF ህዝባዊ ሠራዊት ትግራይ እዩ እቲ እንኮ ተሪፍና ዘሎ መማረፂ። ነቶም ምእንተ ስልጣን ተለኣኣኽነት ክብሉ ኣብክንዲ ክሰርሕዎ ዝግበኦም ስራሕ ዝሰርሑ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ክዘርጉ ምጉያይ እንታይ ዓይነት ዓይኑ ዘፍጠጥ😮 ክሕደት እዩ ተባሂሉ ክፅዋዕ። መሕፈርቲ መራሕቲ ፖለቲከኛታት ኢና በሃልቲ። ቀደሙውን ኢደእግሪ ዘየብሉ ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብክልተ ዝኸፍል/ዝፈሊ በንፃሩ ከዓ ነቶምካለኦት ዘሕብር ስትራተጂ ደናቑርት😮😮😮
Eritrea 🇪🇷 just too Eritrean
🇪🇷❤️
Shabia denakurt first correct your spelling, Shabia denakurt I don't blame you isaias made you uneducated mhyme no university not many colleges in Eritrea
ለገሰ ቱሉ ባዶ ቆርቆሮ ማለት ነው ።
Tebae jegna zkone hzibi❤❤❤
ህዝብና ናብመርበቱ ይመለስ ! ሰላምን ,ናፅነትን, ዕብየት ንህዝቢ ትግራይ :: ህዝቢ ትግራይ ይንቃሕ
ንመጀመርያ ግዘ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምዝራብ ነፃነት ሳላ ጌቹ፣ መፂኡ።
ኹሉ ዕጡቅ ኢትዮጵያ አይኮነን ድዩ ኣብ ልዕሊ ትግራይጄኖሳይድ ዝፈፀሙ እንኮላይ መከላከያ እዞም ኩሎም ዕጥቂ ከይፈትሑ ትግራይ ዕጥቂ ክትፈትሕ ከመይ ውዕል ተፈፂሙ።እዚ ክሕሰበሉ ይግባእ!!!
❤❤
AGAME ISSIAS SHABIA TOLD YOU GAME OVERRRRR ELELELE AGAME NOW KILLING EACH OTHER 😂😂😂😂😂 SHABIA ERITREA 🇪🇷 FOREVER
Tezarebti. Tigrigna zbehal yelen 9 bigerat ertira ke entay ykunu ezi himak wudit ezi gidefu
Hezbi Shere✊🏾
Under no circumstances TDF should be disarmed until the Pretoria agreement is fully implemented. The only guarantee for the survival of tigray at this time is TDF.
Abiy's priority at this time is a completely disarmed tigray. Tigray's leaders should wise up.
This isn't the time for choas, division and internal fighting. It is about the safety and security of the people not the ego of leaders. This dangerous adventure should end soon. The people already suffered a lot. Time to say enough is enough.
God bless the people of Tigray.
ሸረ ሰብሰረ ጀጋኑ ቀዲሙ ሐቂ ዝምሰክር ካልኦት ከባቢ እዉን ካብ ሸረ ሕዝቢ ተምሀሩ
I don't expect from shire to be shibhat corrupted group living for their advantage
ህዝቢ ኢንተተላዒሉ ዝዓግቶ ሓይሊ የለን
Ertrea ne Ertraweyan iya eta zenberetkume tegray hizkume mes Ethopia teredadeu mes Ertrea zelekume heto wele Aljeria teraye iyu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯👍
አጋመ ጂኒ ጃንካ እንዳበልኩም ፅንሁ ናይ ጠልጣል ኵሉ መሬት ኣብይ ክምንጥሎ ኢዩ።😂😅😜😂😝
Tigray serawita entelek8ka kiwihtiwa eyom harer ziblu.
❤❤❤❤❤
AGAME HASEWTI SEREKTI HASADAT .....SHABIA ERITREA 🇪🇷 FOREVER ...
ድሑራት መሕፈርቲ እዮም ሓሳቦም ብስርዓት ምሃብ ወይ ዘምምዓእ እንዳተክኣለ መሰል ካልኦት ምርባሽ ድንቁርና እዩ
፦ ረብሻ አይኮነን ናይህዝቢ ተቃውሞ እዩ።
ይብል ሐወይ
መብት ህዝብ ትግራይ ዝረገፅ ናይ ባንዳታት ስብስብ ሰብሰባ አይቅበልን።
ኾነ ተባሂሉ ልተገበረ ህውከትን ህዝቢ ናብ ዝገደደ ችግር ለአትው ናይ ዓያሹ ተግባር።
@@AregawiHadush-x2x ካብህዝቢ ልቢ ዝወፀ ሰብ እዚይ ምዝራቡ ይንእሶ እዩ።
ሓሳዊ ናይማጨው ታፔላ ሒዞም ውፁልና ክብሉኸለው ኣበይ ኔርካ?@@AregawiHadush-x2x
ሐዚ ንህዝቢ ዝሓስብ ዘሎ ኣይመስልን አረ ተሓባእ በሉልና ደብረ ፅንተት እዚ!
እንታይ እሞ ይኩን መራሂ ዘይብላ ክልል እንተሃለዉ መሬት ትግራይ ሸንሺኖም ንጎረቤት ክልል ዝዕድሉ መራሕቲ እዮም
Now it is time to work with our brothers with our tigrayans brothers in Eritrea..TIGRIGA SPEAKERS MUST START TO WORK TOGETHER..NOW...
Why??????
@@asebawi
Don't worry, He is Your qondaf Agame brother. No Eritrean with righ mind wants to join with twin heart and double tounge.
@@Wellaitay no i didn't say eritrians i said our tigrigna speakers tigrayan brother in a places called Eritrea..just give it time we will show you soon. We will soon restore our beloved tigray as it exactly used to be.
@@Thellman1
ኣንታ ቆንዳፍ ዓጋመ፡ ሊስትሮን ሮፋዕ ኪትከውን ምስ ጊዜ ተራአዩ ይፍቀደልካ ይኮውን፡ ሒቆካ ኪንሰብርካ አና ምስ መጻአካ ነርክበሉ።
ሕጂ ምጥሪ ሓፍትኻ ሓክም ሱቕ አልካ፡ አቶም ናይ ሳዋ መንደላይ ኣቅሲሉዎ ኣሎ።
@@Thellman1 ATE AGAME DO YOU UNDERSTAND IT....WE ARE NOTTTTT TEGARU WE HATE YOU MORE THAN DEVIL.....WE CALL YOU AGAME I RATHER DIE THAN CALL MY SELF AGAME NEVERRRR
ድብረጺን ኮነ ጌታቸው ንህዝቢ ትግራይ ኣይምጥኑን ክእለዩ ኣልዎም ትግራይ ነዚ ግዜዚ ዝምጥን ፖለቲክኛ ክትምራሕ ኣለዋ
ዶክተር ደብረፄን ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ ዝተመረጸ መራሒ ኢዩ : ጌታቸው ከዳ ግን ምስሌነ ኣብይ ኢዩ
የነበረ አስተዳደር ይመለስ
ሕዝቢ ትግራይ መዋጽኦ ይፍጠረልካ 🙏🙏
ትግራይ ኢቱኦጵያ ኢያ፡ ኤርትራ ክቡራት ደቃ ከፊላ ብሓይሊ ኣምላኽ ላኣላውነታ ዘኽበረት ሃገር እያ። ትግራይ ከኣ ኢትዮጵያውያን ኢኹም እሞ፡ ናብቲ ህዝብኹም ደኣ፡ ተዓረቑ፡ ልብና ሰማይ ካብ መሬት ከምዝርሕቕ፡ እዩ፡ ብምንም ዓይነት ዘይሕሰብ። ትደልይዎ እሞ ይዝንግዓኩም፡ ከም ጎሬቤት በቲ ሕገ መንግስቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተቐይድናን፡ ትሰማሚዕናን ብሰላም ክንነብር ንኽእል ኢና። ንሕና ኤርትራውያን ምሕረት ጌርናልኩም ኢና፡ ንዓና ክሕሸና። እቲ ምሕረት ዝገብር ህዝብስ ብጹእ እዩ። ምሕረት ዝተገብረልና ህዝቢ ኢናሞ፡ ንሕና ኸኣ ምሕረት ጌርናልኩም ኢና። ምስትውዓል ይሃብኩም፡ ይሃበና፡ ኣምላኽ ንኹልና ምሕረት ይግበረልና።
ዘይሓልፈላ ዑፍ መስከረም ትዓውር ድዩ ዝብሃል ሕውሓፍ ምስ ጉጅለ ህግድፍ ክዕረቕ ይደሊ አየ ይብል ኣሎ ክንብል ከለና ህውሓት ህዝቢ ትግራይ ከጽንቶ አየ ማለት አዩ ህግደፍ አታ አንኮ ዝሳማማዓላ ህዝቢ ዝረግጽ ንአሰያስ 1ይ ዓርኩ አዩ
ህዝቢ ትግራይ ነዚ ቡሱልን ሓቀኛ ፍታሕ ዘቕረቦ ለባም ሰባይ ኣጸቢቑ ይረዳኣዮን ይከላኸለሉን!!!!
Eritra naye eritrawi iya halewelewe ayitibelu🇪🇷😂😂
ንህዝቢ ሽረ ክትኣስር ድዩ ትዛረብ ዘለኻ ?
ብዝኾነ ህዝቢ ሽረ ባንዳ ዝሽከም እንግድዓ የብሉን።
አብይ፡ትግራይና፡ክቖራርፅ፡እንተሎ፡መራሕቲ፡ትግራይ፡እንታይ፡እዮም፡፡ዝገብሩ???
ኣንቱም ተኸፈልቲ ናይ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ሚድያን ብኣኼባን ብሓይሊ ቅርሺ ትግራይ ረቢሽኹምዋ። ይኹን እምበር ኣብ መወዳእታ ሓቅን ውፁዑን ህዝቢ እዩ ዝስዕር ። አብ ደምን መቓብርን ጀጋኑ ምስዕሳዕ ዋጋ ዘኽፍል እዩ
ተጋሩ ናብ ከብድ ቅልውላው ንወርድ አለና ካብ ስዳናውያን ባኒ ንእሱና እሎም ዝተጀመረ ናዕቢ እታይ አምፅእሎም አብ ከመይ ሓደጋ ወድቆም ክብ ናዕቢ አብ መድረኽ ቀርብካ ሓሳብካ ምግላፅ ወይ ዘይምኻድ አብ እኩብ ህዝቢ ራብሻ ሳዕበኑ ከብድ እዩ
ክተሰምዑና ዘይተደልዩ ውፁ ንምንታይ ይበሃል?
ጌታቸው ረዳ ምዕራብ ትግራይ ሸይጡዎ እዩ።ሓንቲ ማዓልቲ ስለግዝኣታዊ መሬት ትግራይ ተዛሪቡ ኣይፈልጥን።ኣብናይ ክልተ ዓመት ስልጣኑ ጥርትብል ስራሕ ዘይሰርሐ ናብ ከተማታት እናኸደ ድጋፍድዩ ኣኼባ ዘይፍለጥ ዝገብሮ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምብትታን ተፀሚዱ ይርከብ።ሓይልታት ፀጥታ ስጉምቲ ወሲዱ ደው ተዘየቢለሙዎ ናብ ዝኸፍአ ቅልውላው ክመርሐና እዩ።
thank you prof, Long live to you.
ተጋሩ ክሳብ ክንደይ ኢናደንቒርና ዘለን ብዛዕባ ብሰማይ፡ ምድሪ ከጥፍዖ ዝተበገሰ ኣብይ ብዛዞባ ሉኣላውንቱ ክግደስ።
እዚ ንጭውነት ህዝቢ ትግራይ ዘባላሹ እዩ
😢 ayy nskumsi bteami tehznu mskinay hzbi tgray yedengxeka fetari mlue selam yewrdelu eti zegerm etom muhurat . lhiqan behalti ekum selam kelikmo zelekum bejakum beti hzbkum aytxawetu selam habwo
May ur soul put in heaven
አይ ትግራይ ማይክ ሃመር አሜሪካ ኮይኑ ብዛአባ ትግራይ ፋሕፋህ ክትብል ፌደራል መንግስት ይሰርህ ከምዘሎ አናተረድኦ አብ ትግራይ ኮፍ ኢሉ ዘይርድ ኦ መነሰይ ክትር ኢ መሕዘኒ አዩ
ደብረጺዮን ንትግራይ አእጢካዮ
ጽናህ እበር አቢይ ንወልቃይት
ብርፈራንደም እዮ ክውስኖ ዝደሊ ዘሎ። ካብ ኦሮሞ ዝተፈናቀሉ አሸሃት አምሃሩ አብ ወልቃይት ሰፊሮም እዮም ስለዙይ አብይ ብሪፈራደም ክውሰን አለዎ ዝብል ዘሎ እቱ ወለቃይትን ካልኦትን ናምሃሩ
አገዛዝአ ከእትዎ ስለዝደሊ እዩ
ልምታይ ትግራይ ወሰን ወይም
ድምበር ምስ ሱዳን ንክህልዋ
አብይ አይደልን ምክንያቱ ከኧ
አጽዋር ይኹን ካለእ ከእቱው የክእሉ እዮም እዙይ ድማ ልስልጣነይ ሃደጋ እዩ ኢሉ አብይ
ስለዝፈርህ እዩ።
ኣቱም ተጋሩ ውዕል ኣልጀርስ እንዶሞ ሞ ኣተግብርዎ
Tigrigna Ab Tigrayn Tigrayn tiray eyu adi. Silemintay ekum niethiopia entezeytsenberkina enabelkum nati nabzi tiblu.
Getachow banda is separated tegaru to fight against each other so this is not good idea and at this time #TDF he must take action on Getachow Reda for what his doing so
መለሳለስ የለም
ድንቁርና ተጋሩ መዳርግቲ አልባ እዩ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያ ትሻዓተ 9ቤሄት አለዋ ። አብ ክልሚ ክትነብሩ ኢኩም።
በአሳብ ብቻ ሳይሆን የትግራይን ችግር በተግባር ይሰራ
Ms agame dia wedey entay gernakum bhabar mnbar ytref 1maalti wn bhabar kthalfa aygbaen u
ገበነኛታት አ
ፈቲሕካ ሰዲድካ ምምሕዳር አይካአልን
Adi ፡ ደጃቸ ፡ አርኣያ ፡ ሀየሎም ፡ ብለሰ ፡ ዬ! ፡ if ፡
ናይ ጀርመን ተመራማሪ ከም ዝበሎ ናይ ትግራይ መራሕቲ ደንጉዩ ኢዩ ዝርድኦም ኢሉ ነይሩ: ኣማን ብኣማን ሓቁ ኮይኑ ሕጂ::
ኣዳግም ሽዓ
ኣሽዓ
አዲስ አበባና ድሬዳዋም ጭምር ሪፈረንደም ያስፈልጋል ለምን ትግራይ ብቻ
💛❤️
ሐቀኛ መራሒ ዝፈልጥ አዩ ህዝቢ ሸረ ትክክለኛ ዉሳነ እዩ
ህዝቢ ሽረ ትክክለኛ እዩ ንቃሕ ትግራዋይ ትሸየጥ አለኻ ብምሰሌኔ አበይ አይ ጌች ጋህታፍ
መን ንመን እዩ ዝኣስር ደንቆሮ ከምዚ ዝበለ ሽግር ቀሲንካ ተረጋጊእኻ ስራሕ ብቅንዕና ምስራሕ እምበር እቲ ዝአስር ዝኸፈአ ችግር ምፍጣር እዩ
መንግስቲ ኣቀዲሙ ብውዕል ፕሪቶርያ መሰረት ተፈናቀልቲ ናብ መረበቶም ምምላስን መሬት ትግራይ ምምላስን እምበርእዚ ዘይገበረ መንግስቲ መንግስቲ ኣይኮነን
ትግራይ ንከትወሰ እቶምዲቃላ ናይ ኤርትራምሰኤርትራ እቶ ዲቃላ ናይ አምሀራ ምሰአምሀራ እቶም ዲቃላ ናይ ኦሮሞ ከብተኑ እንተኮኖም እርትራ ከትማማ ትከል ኢያ
😂😂😂😂😂😂🎉
ሽሬ አብ ትሕቲ ድንቁርና አለና ሐሳቦና ብዝሰ 8:36 ልጠነ መንገዲ ክንገልፅ ይግባእ ረብሻ ግን አግባብ አይኮነን
ን400 ገበነኛታት ጽንተት ነፃ ዝሰደደ : ክቅተል እምበር ኔርዎ
🎉🎉🎉🎉
SHIRE ZIGERM SHAEBIYA KELO ABUEW DAAMO KEMUEW ZEIGEBRU.
ንሸዕብያ ዘይፈልጥ ድላዩ ሪኢቶ ክህብ ይኽእል እዩ 🤣🤣🤣
Mohammed ደፋሪ እበር ነብይ ኣይነበረን 😂😂
ሳይንሳዊ ሕቶ ናብ ጉባኤ ዘይአተወ አካል ናዓና ክመርሓና አይክእልን ።
ምክንያቱም ዓዲ ወየንቲ ተቃለስቲ ዓዲ ሽረ ኩቡራት ክብረት የሃብኹም ።
ካድሬታት ካም ቁርዲድን ኣለቅትን ተጣቢቅኩም ካብ ህዝቢ ትግራይ ክትወርዱ ኣይትኽእሉን ህዚ ግን ይኣክል ልብል ካብ ውሽጢ ሕዋሕትን ካብ ህዝብን ማዕበል ይመፅእ ኣሎ ይኣክል ኣነ ጥራሕ እየ ልፈልጠልካ !!!
ቀደሙ ዓዲ ሐየሎም ደፉርካ ምካድ ከቢድ እዮ ። ባንዳ አይቅበልን እዮ
ንምንታይ ብመፅሓፍ ዘይህተም ።
ኣታ ጋዚጠኛ እንተኮይንካ ኣይትወግን እቲ ሓቂ ናብ ህዝቢ ኣመሓላልፍ
ታይ ወጊንና ዲና🙏
መፍቲሓ ሓሳብ ዘቅረብኩምዎ ዝተሰዓረ ይመስለኒ፡
ኣየ ናይ ለምዘበን ኣቕሽትን ኣንስትን ዘምፃእክሞ ሓዊ ምጥፋእ ኣቢና።ሕቶኩም እንታይ እዩ ኢሉ ንዝጠየቀናስ ፀርፊ?ከምዚ እንተቀፂልናስ ቀረባ እያ እታ ፀድፊ።
What a disgraceful move from an illiterate mob 😢
ሞራል ሞራል ሞራል ጋህታፍ
እንታይ ሰሪሪሑ እዩ?
ሙሉ ነጋ ደኣ እንታይ ዶ እንታይ ጌሩና ነይሩ እዩ?
💊💊💊🎖🎖🎖🎖🎖✅✅✅✅😊
ቀደሙ ኸ ማኣዝ ፅፁይ ቋንቋ ኣምሂሮም ይፈልጡ ? እንኳዕ ታዓፀወ ።
😅😅😅😅😅 aye kadre menm atanetum
አነስ ተጋሩስ ርእሲዶ አለኩም እዩ ብምንተአምር ትግራይ ናብ ኤረትራ ገጻ ክትሐስብዎ ወይ ክትሐልሙ ከማን የብልኩምን ደናቁር።ትግራ ከብ ጥንቲ ጥቅምቲ ጸላእትና ኢኹም ብሐደ ነርና አይንፈልጥን ተሰዲድኩም ክትሰርሑ ግን ህዝቢ ኤረትራ ከም ተጋሩ የኽብረኩም ነይሩብሐንሳብ ዝብልግን ሕልሚ ጥራይ እዩ።
ጌትይቸው ረዳ እቲ ኽቡር ደም ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ከይረክብ የራኽሶ ኣሎ:: ፍትሒ ንዝተገፍዑ ህዝቢ ትግራይ!
btckl tsubuq geremwo sekaram shre Adisuhul Adi hayelom Adjeganu eyu
😂😂😂😂 etay elka eti thalmuo dyu khwesa hawawisu ywsedka🤑🤑🤑🤑
ዝደለየ ኤርትራ ይኽድ ንሕና ግን ኢትዮኢጲያን ኢና
ሓሳዊ ኣምሓራይ
Getachew entay eyu zikewin zelo. Bizaeba tigray kindi zikatae bizaeba siltan adi adi enakedka ane yihishekum mibal entay tikmi alewo nihizbi tigray. Adu zimelso eyu zedliyo. Getachew tikmi yebilkan kiliteamet edil tewahibika hanti sinzir zibele zigeberkayo yelen silezi nisikan debretsionin hade ekum kewti yebilkumn.
Asnkay welkait metema Ewin tigray eyu fesam amharay
ደም እቶም ንጹሓን የእዊ ኣሎ። ትግራዎት ሕጅ'ውን ብስረኹም እምበር፡ ኢሳያስን ኣቢይን ሓንቲ ፍረ ጣፍ እውን ኣይሰዱልኩምን። ብጥሜት ህዝቢ እናረገፈ ንዝተረፍኩም ንምጥፋእ ኣጽዋር ኣብ ምግዛእ ኢዮም። እቶም ቲ.ዲ.ኤፍ ኣበይ ኢዮም ሃጢሞም? ሰብ ክጭወን ክቕንጸልን ኣብ መቐለ ተጠጢቖም እንታይ ኢዩ ጥቕሙ?
Think of how powerful, respected and feared we would be, if this came to pass. Yes, there would be no peace and sustained development as long as the backward, repressive Ethiopian Empire exists as it is. It is past due time Tigray gets its referendum and joins Eritrea. Eriytrawi: supporter of unification of Tigray and Eritrea. I hope Tigrayans will push for this blessed idea.
ንብልጽግና ትጸርፋ ንሻዕብያ ትጸርፋ ኣብ መን ኢኽን ክትጽግዓ መጸግዒ ስኢንክን ክም ሱዳን ክትኮሳተራ ኢኽን ወይ ዓቅምኽን ፍለጣ ወይ ሱቅ በላ ናይ ባዕልኽን ጸገም ከይፈታሕክን መንግስታት ኣይትጻረፋ መራሕትኽን ትሪኦም ኣለኽን ነንሕድሕዶም ክኮሳተሮ ይዳለዉ ኣለኡ ስለዚ ዓቅምክን ፈለጣ ማይ ሃመር ሰላም ክገብር ዝመጸ ከይመስለክን ንTDF ዕጥቁ ከፍትሕ እዩ ዝጓየ ዘሎ ስለዚ ሰራዊት እንድሕር ዘይብልካን እንታይ ክትኮና ኢኽን ሕሰባሉ ቆማላት😂😂😂😂
ዘገርም እየ ዮዉሃንስ ካርታ ነይርዎ አረ ከመይዝመሰልኩም ደናቁር እኢኹም ኤሮፓዉይ ጺሒፎሞ ኢልካ ሃጠዉቀጠወ ።ኢትዮጵይ ብግዜ ዮዉሃንስ ኦጋዴን አይነበረን ኦሮሞ አይነበሩን ኢትዮጵይ አብ 1904 ኢይ ከምሃገር ዝተቆጽረት።
if ፡ ifit ፡ comecr ፡ to ፡ Tigray ፡ it ፡ is ፡ given ፡ the ፡ name ፡
Asmera ፡ by ፡ the ፡ King ፡ of ፡ G ፡ Kings ፡ Aste ፡ Yohancea. ፡ amd ፡ Alula ፡ also ፡ defited ፡ all ፡ the ፡ envanders! ፡ the African General. If ፡ this ፡ two ፡ came ፡ together ፡ the ፡ name ፡ have ፡ to ፡ cjange ፡ to ፡ the ፡ name ፡ Tigray-Tigrignet ፡ ፡
ልምዓት ጕጅለ ንሓደነት ተጋሩ ዶ ንረብሓ ጕጅለ?? ?
Resah eka entekone eti getachew zetfeo mneqefka niska eka bkebdka tgzae zeleka eusub
yelen da
ነቲ ኣብ ጥንቲ ፡ ምእኩል ስርዓት የልቦ ንጹር ዶባት የልቦ ፡ በብቕልጽምካ መሬታት ህዝብታት እንዳማትካ ብምውራር ፡ ዝካየድ ዝነበረ ምስፍሕፋሕ ፡ ናይዘበነ ዝምታን ኣረሜናዊ ግፍዒታትን ታሪኽ ፡ ሕጂ ንድሕሪት ተመሊስካ ከም መርትዖ ክትምጉተሉ ምፍታን ኣበየናይ ዓለምን ግዜን ኴንካ ኢዩ ?
እንታይ ደኣ'ሞ ነቲ " ካብ የመን ክሳዕ ህንዳዊ ውቅያኖስ ንገዝእ ነይርና " እትብልዎ ታሪኻዊ ጽውጽዋይከ ዘይትምጉቱሉ ?
ኣብ ነበረያ ነበረ ተመርኲስኩም ንክተስፋሕፍሑ ፡ ምስ ጎረባብቲ ህዝቢታት ክትናቘቱ ሕኒን እትብልዎ ኣካይዳ ፡ ነታ ዝተረፈት ትግራይ እውን ከይትስእንዋ የስግእ ። 😂
ሓቂ ንኽትፈልጥ ታሪኽ ሓዝ ! ታሪኽ መንነትዩ !
This is the most ignorant “prof” who is stack in the Stone Age stories!
ZEHWAY.ERITREA.MAN.ELKA.TGRENA.TRAAY.TZARBT1.30/100.TZARBTE.TGRENA.HEZBE.ERITREA. TFLTO.AYMSLANEEN.9.BEHAAR.6.GNGA.TRADEAKA.DW.BLES.KAM.GORBET.TKABABERLA.MNBAAR.NEMHAER.😢
እዚ አንጃል