Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Well come ደቡብ ኤርትራ ቡሩክን ቁዱሱን ሰንበት ይግበረልና ⛪❤👈 ነዊሕ ኢዱ ኣብ ኮመንት ኣሜን ይበል ሃካይ ሓጺር ኢድ ድማ 👇 like ጽቆጡኒ።
ኣሜን ግን ክክክክክ መን እዩ ደቡብ ኤርትራ ?
@@ናብልብናንመለስ ናይ ቀደም ተጋሩ ሕጂ ደቡብ ኤርትራ ቅቅቅቅ
@@ድምጺልቢ 😂 Amen Men Eyu Debub Eritrea Ke🤣
@@ብትግራይዝመፀኒኣይፈትውን ሩዱእ እንዲዩ ኣብ ኢትዮ ዝነብሩ ትግሪኛ ቅቅቅቅ
@@ድምጺልቢ 😂Azan Eileka Aleku
ዋውውው ባሃንቀውታ ክፅበ ፀኒሐ ደቅታ ሓላል መሬት ፈልፋሊ ፃባ ሓሳቦም እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንታይ ክዎፆ ቅፅልዋ ብቻ ዝተቀደስ ስንበት ምሽት ይግበረልኩም ጁባዓተይ❤❤💔💔💘"ውበት ሲለካ ተጋሩ ነው ለካ"❤💘🇻🇳🇻🇳😍😍😍😍
ንፋኑስ ብጣዕሚ ሓብየያ በጃኹም ኣርግጹለይ ምሽ ተጋሩ ሰሜንን ደቡብን ኣሕዋት ኢና ፋኑሰይ ምቅርቲ love uu ንዓይን ንፋኑስን ዝፈቱ ላይክ ኣግርጭው የብለና
መፃወድያ እንብር መፃወድያ ። እንካዕ ብደሓን መፃኩም ፍቁራተይ ላይክ ኣይትረስዑ ርኢቶውን ምስኡ እንተ ኣነ ግን ቀፅልዎ ።
ኳዕ ድሓን መጻኩም ተጋሩ የሕዋትና ጽቡቅ ስራሕ ካብ ኤሪ እየ
ተጋሩ መቅሰናት ተከይፉኒ ኣለኩም ባእ ሓውኩም፡ካብ ወዲ ኤረ ካብ ሃገረ ካናዳ ነቲ ልሙድ ጽፍዑና ሳብስክራይብ ላይክን ጌርኩም ኣበራብሩኒ
💓💓🙌🙌🙌🙌🙌
ዕድመ ይሃብካ ወዲ ኢረይ ሓፍትካ ጋል ኣክሱም እየ ስደትኛ ካብ ኩዌት
@@burhanabraham2610 በሊ ናምበርኪ ስደድለይ ብዋሳብ ክጽሕፈልኪ
@@kbromgrmay19santi30 ዋትስኣፕ የብለይን ኢሞ እዩ ዘለኒ
1000 like brather kad suaudiya
ፅጋበኛ ዝኮነ ፊልሚ ቀፅልሉ ብሩካት አሓተይ አብ ጎንኩም አለና 💯👌
Eza brofaylka desktbl marrr
@@saraaaa767 natkiy wesde huby nilae
ተጋሩ ዓይነይ ኣሕዋተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ጓል ትግራይ ኩሑሎ
ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ ቀፅልዎ ደቂ ዓደይ ሽኮራት ትግራይና ንቅድሚት
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ናይ ባሓቂ መፃወድያ በርትዑ
ኩሉ ግዜ ብሃንቀዉታ ኢና ንፅበየኩም ደቂ ትግራይ ጀጋኑ
Betami Des ktebl filmi
ጹቡቅ ስራሕ ኢዩ በርቱዑ ቀጹሉዎ ኣዚዩ ደስ ባሃሊ ፊሊምዩ ኣጆኹም ደቂ ትግራይ ሪኢቶይ ግን እታ ኣይ ተወደአትን ትብል ዘላ ኣብ መወዳእታ ግን ( ይቅጽል ) ግበሩዋ
ሃየ ከይረኣክዋ እየ comment ዝበኩም ዘለኩ እሞ በርትዑ ካባና ዝድለ ኩሉ ክንሕግ ድልዋት ኢና ቡሩካተይ
Esey enkao bselam mexakum tegaru brukat ahwatna gal Eri 🇪🇷 habtkum kab nerwey
የቀንየልና ፅብቅተይ
ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ💛💛❤❤❤❤
ብራቮታት ተጋሩ ቤላ ፊልም፡ በጃኹም ፊልሚ ትግራይ ክዓቢ ኣበርቲዕኩም ስርሑ፡ ፊልሚ ክትሰርሑ ከለኹም ከኣ ዘረባ ኣይተውሕዱ ኢኺም dialoge ብዝተረፈ ቤላ።
ብሓቂ ምስገና ይግብኣኩም ፍሊይትን ማሃሪትን ድራማ እያ ቀፅልሉ እንተኪኢልኩም እውን ደቂቃ ውስክ እንተብሉላ ኣይምፀላእናን
ብዙሕ ናይ ኣክሽን ጸገም ኣለኩም፣ ናይ ብሓቂ ድዩ ንፉዕ ተዋሳኣይ ተሳኢኑ...ወይስ ብብቕዓት ገዲፍኩም ብቤተሰብ ኢኹም ትማረጹ: ብሕልፊ እቶም አወዳት ብምልኦም ብዘይካ እቶም ዓበይቲ!
ይበል ደስብሃል እዩ ቀፅሊዎ
ደስ ትብል ፊልሚ ቀፅልሉ
ማራ ኬፍ ኣለዋ ቀፅልዎ ፍቱዋተይ 😍
እስያ ደስ ባህል
ቀፅሉ ተጋሩዋይ ❤️🙏💛❤️🙏🙏🙏
ተናፈቅቲ love u
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሃንቀውታ ክፅበ ፀንሐ ሽኮርናታት
22.523 ሰብ ሪኢዋ ላይክ ዝሃበ ግን 1.1k እንታይ ዩ እቲ ፀገም ላይክ እንተገበርና ደቂ ትግራይና እናመቀረት ትከይድ ኣላ ቀፅሉሉ ብሩካተይ
እታ ድራማ ጽብቅቲ ነይራ ግን እንታይ እዩ ንሓንቲ ግዜ ጥራይ እየ እሺ ዝብለካ ማለት አይነውሪን እንድዩ እዚ ዝብላዕ ምግቢ ወይከዓ ዝስተ ማይ አይኮነን ክብሪ እዩ ክብርካ ከዓ ምሕሳር አየድልን እና እዚ ቃላት አይትጠቀምዎ ዋላ እንጀራ ብጠስሚ ከበካ እየ ወይከዓ ብዝብላዕ ነገር ምቅያር ትክእሉ ኢኩም ጥር ኢልኩም ናብ ዝሙት ካብትኣትዉ
ክክክክ እንታይ ደኣ ጓለይ እዚ ኩሉ ክስታይ ኣበይዶ እሞ ሂባቶ እያ?....ፊልሚ ምዃኑ ረሲዕኽዮ ይመስለኒ!!
@@ggtheimmortal6394 ፊልሚ ሙካኑ አይረሳዕኩዎን ግን ከዓ ስነጥበብ መምህሪ እንዲዩ ካብዚከ ትውልዲ እንታይ ኢና ክንምሃር ብክብርና ሃባና ነንዝበሉና ክንወራረደሉ ንክእል ኢና ማለቶም እኮ እዩ
@@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ እህ!!
@@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ Ati Aso ya gana aleki eski wala godelo yeblan eza Film Tm elki moral seb ayttenkfi👌 Wencharr kkkl
ሓጽራ ግን ሰሙን ሙልእ እዳ ተጸበናስ ንእሽተይ አንዉሕ አብልዋ ብዝፈረፈ Bravotat
እወ ናተይ ርእቶ እውን እዩ ብጣዕሚ ይሓፅር አሎ
ሽርናታት እንካዕ በሰላም መፅእኹም ንእሽተይ ደቂቃ ወስኽላ ብጣዕሚ ሓፅራ ምቅራተይ
እንኻዕ ብሰላም ተመለስኩም ምቁራት ሰንበት ብሪሞት ዘይትሓልፍ ኮይናትና ፀኒሓ ብዝኮነ ድሓን ገቡዙ ጥራይ❤
እንካን ብሰላም መፃኩም ምሪፃት ዘርኢ
Welcome ደቂ ትግራይ ሽኮራት♥
ዋውውዎ ኤሬ ሽኮራት
እንኳን ደሓን መፃእኩም ክፅበየክም ፀኒሐ ደቂ ትግራይ ማዓረይ
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ ሽኮር
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ፅቡቃት ቀፅልዎ
ኣንቆዕ ብሰላም መጻኩም ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይና ይኩን
Amen marrr
ኣሜን ዝሓፍተይ መን ዶ ኣለና ኣዩ ዘይ ትግራይ ኤትዪጲያ ንባዕላ ሎሚ ጽባሕ ትብል ኣላ
ስጠበቃቸው ነበረ ምርጥች
ብጣዕሚ ሓሪፍ ድራማ ኔሩ ግን እቲ ሰዓት ኣኒእስኩምዎ ማለተይ 7 ደቂቃ ሙሉእ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ሃይላት እናደንጎኹም ጊዜ ሰዓት ይሓፅር ስለለሎ አስተኻኽሉ ቢያንስ Totally ካብ 25 ደቂቃ ትገብርዎ 30 ደቂቃ ግበርዎ
ዋውው ገለ ዓይነት ድራማ ቀፅሉሉ
ፈተነኩም ፅበቅ ቁሩብ ተዋሳእቲ ዳሬክተር መድለዬም
U welcome xebukat yhwat good job 🇪🇷🇪🇹
ኣቱም ሓላላት ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ኣጀኩም በርትዑ ቀፅሉሉ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
ዋዉዉዉዉዉዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣቱም ብሩካት ዘርኢ ኣጀኩም ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ 100% like
ደ ኤሪትራ ክክክ አቲ ቅኑዕ መንነት ንሱ አዩ ነይሩ ግን ብሰንኪ ዶብን ዶላርን ወድሰብ ሕውነትን ዜግነትን ከምዝፈላለ ጌሮሞ ብዝኮነ ግን ደቡብ ኮነ ሰሜን ምድሪ ሓበሻ ፍቅርን ሰላምን ምዕባለን ክመልኣልና ኢና ንደሊ።
Waw enkua beselam mtsakum deki tgray mukurat😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪
ብርነሸይ ዓባይ ተዋሳኢት gual Asmera
❤❤❤❤❤ፅቡቃት😊
ቆንጆ እዩ ደቂ ዓደይ ሙቁራት❤❤❤
♥♥♥ ንፋዓት
Tegarway 10000 nberley mkuratey natey 💋💋💋💋💋❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊✍✍✍
ተጋሩዋይ😍🥰💚🙏
Nezeom zefetu eske like 👍
Good job guys keep going. 😘😍😘💞💖💗
ሸኾሪናታት ደቂ ትግራይ ዓደይ አጆኩም 😍😘😍😘😍😘😍😘👌🇪🇹
Waw nice film 😍😍😍😍😍
ብጣዕሚ ምስጋና ይግበኦኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ
እንቓዕ ዳሓን መፃኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ
Deki ngsti saba enka dhan metakum👉🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖👌👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Amne marey
ተጋሩዋኒ ዞም ህያባት ቀፅሉሉ
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት
Enkan be selam mesiahkm deki Tigery sehkiornata 👍 👌 like good job
Waw mara des zbl drama ketslulu
great job gn kurub haxira i am eritrean
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ሙቁራት🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💋💋💋💊💊💊💊💋💙💚💚💚💚💕
Wawww nice bteami konjo
ተጋሩ ኣሕዋተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ዘፍቅረኩምን ኣጆኹም ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ጸጽቡቁ ነዓኹም።
ፊልሞን ካብ ኤሪ
@@ሚቻኤልዓድና we love u too.
እንኳዕ ብስላም መፀእኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ
ደስ ብርሃሊት ድራማ ቀፅልሉ ግን ደቂቃ ውስክሉ ሓፅራ
Bhaki kexbykum xenhe mexawedya betami xebketi film Eya gen haxira
Betami tsbuke serah ajokum nefeat ketslewo
ይበል መጻወድያ ከመይ ድየ ዝናፍቐኩም ይቐጽል ደቂ ትግራይ
Waw deki adey mearey keslulu btaemi dessssss ybl
Welcome daqe Eritrean enka beselam mexakum yhwatey edmen tenan yhabkum fetari ajoka
ባሃንቀዉታ ክፅበ ቀንየ ሙቁራት ኣጆኹም ቀፅልዎ
ቀፅልዎ ጀጋኑ
Tezehuluna Alekum
መፃወድያ ናይ በሓቂ ጥዕምቲ ፊልም ኤርትራዊ ሓውኹም ካብ UK
Tegarway I love you mkuratey 💊💊💊💊💊💊💊💊
Welcome sekarenatata enka besalm maxakum edman xenan yehbkum faxare nebrlay nezalalm tagru sekarenatata kab hawekom Wade Eriy ey kab jareman
እንቃዕ መፃኹም ተጋሩ ማዓራተይ እንቋዕ ደስ በለና!!!:::
ኣጀኩም እስኪይ ፅብቃተይ
ዌል ካም ፈትወተይ 😍😍😍 ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
welcom.nafikekum ka keniye
ዋዉዉዉዉዉ እንካዕ ብደሃን መፀኹም ደቂ ዓደይ ሽኻራት ክመይ ዲኹም መሀነናት
ኣታ ናበይ ጠፊኤም ኣታ ቀልጢፍኩም ስደድዱልና ፓርቲይ 6 ኣይትጥፍኡ
Good job guys
Wow Behaki Zenead Serah Eyu 100%
አይተወደአ አይትበልዎ ይቅፅል አይበልፅን ግን
Wawww atum shikornatat entey kewxo srhkum aijoukm bertu heftkum gual eri
ሓሪፍ እዩ ግን ሓፂሩ
wawww gele ayinet 🌷🌷🌷🌷🌷⚘🌹🌹🌹🌹🌹
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሓላል
እንቓዕ በሰላም መጻእኹም መጻወድያ
Welcome
I love you allo the koro Film
ሙቁራት ደቂ ትግራይና ሸኮራት
እቲ ስራሕ እኳ ጹቡቅ እንተኮነ ነቀፌታ ክህሉ ግን ንቡር ዩ ጉድለታትና ክንእርም ድማ ግዴታ ዩ ስለዚ ትግርኛ ኣነጽሩ ብዝያዳ ክንፍውትወኩም ምታን ሺኮሪናታት ካብ ደራሲ እንተኮይኑ ቲ ጸገም ውን ኩቡር ደራሲ ኣማሓይሽ ካብ ተዋሳእቲ እንተኮይኑ ድማ ትግርኛ ዘይክእሉ ተዋሳእቲ ክቅየሩ ኣለዎም። ወድሓንኩም
Well come ደቡብ ኤርትራ ቡሩክን ቁዱሱን ሰንበት ይግበረልና ⛪❤👈 ነዊሕ ኢዱ ኣብ ኮመንት ኣሜን ይበል ሃካይ ሓጺር ኢድ ድማ
👇 like ጽቆጡኒ።
ኣሜን ግን ክክክክክ መን እዩ ደቡብ ኤርትራ ?
@@ናብልብናንመለስ ናይ ቀደም ተጋሩ ሕጂ ደቡብ ኤርትራ ቅቅቅቅ
@@ድምጺልቢ 😂 Amen Men Eyu Debub Eritrea Ke🤣
@@ብትግራይዝመፀኒኣይፈትውን ሩዱእ እንዲዩ ኣብ ኢትዮ ዝነብሩ ትግሪኛ ቅቅቅቅ
@@ድምጺልቢ
😂Azan Eileka Aleku
ዋውውው ባሃንቀውታ ክፅበ ፀኒሐ ደቅታ ሓላል መሬት ፈልፋሊ ፃባ ሓሳቦም እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንታይ ክዎፆ ቅፅልዋ ብቻ ዝተቀደስ ስንበት ምሽት ይግበረልኩም ጁባዓተይ❤❤💔💔💘
"ውበት ሲለካ ተጋሩ ነው ለካ"❤💘🇻🇳🇻🇳😍😍😍😍
ንፋኑስ ብጣዕሚ ሓብየያ በጃኹም ኣርግጹለይ ምሽ ተጋሩ ሰሜንን ደቡብን ኣሕዋት ኢና ፋኑሰይ ምቅርቲ love uu ንዓይን ንፋኑስን ዝፈቱ ላይክ ኣግርጭው የብለና
መፃወድያ እንብር መፃወድያ ።
እንካዕ ብደሓን መፃኩም ፍቁራተይ ላይክ ኣይትረስዑ ርኢቶውን ምስኡ እንተ ኣነ ግን ቀፅልዎ ።
ኳዕ ድሓን መጻኩም ተጋሩ የሕዋትና ጽቡቅ ስራሕ ካብ ኤሪ እየ
ተጋሩ መቅሰናት ተከይፉኒ ኣለኩም ባእ
ሓውኩም፡ካብ ወዲ ኤረ ካብ ሃገረ ካናዳ
ነቲ ልሙድ ጽፍዑና ሳብስክራይብ ላይክን
ጌርኩም ኣበራብሩኒ
💓💓🙌🙌🙌🙌🙌
ዕድመ ይሃብካ ወዲ ኢረይ ሓፍትካ ጋል ኣክሱም እየ ስደትኛ ካብ ኩዌት
@@burhanabraham2610 በሊ ናምበርኪ ስደድለይ ብዋሳብ ክጽሕፈልኪ
@@kbromgrmay19santi30 ዋትስኣፕ የብለይን ኢሞ እዩ ዘለኒ
1000 like brather kad suaudiya
ፅጋበኛ ዝኮነ
ፊልሚ ቀፅልሉ ብሩካት አሓተይ አብ ጎንኩም አለና 💯👌
Eza brofaylka desktbl marrr
@@saraaaa767 natkiy wesde huby nilae
ተጋሩ ዓይነይ ኣሕዋተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ጓል ትግራይ ኩሑሎ
ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ ቀፅልዎ ደቂ ዓደይ ሽኮራት ትግራይና ንቅድሚት
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ናይ ባሓቂ መፃወድያ በርትዑ
ኩሉ ግዜ ብሃንቀዉታ ኢና ንፅበየኩም ደቂ ትግራይ ጀጋኑ
Betami Des ktebl filmi
ጹቡቅ ስራሕ ኢዩ በርቱዑ ቀጹሉዎ ኣዚዩ ደስ ባሃሊ ፊሊምዩ ኣጆኹም ደቂ ትግራይ ሪኢቶይ ግን እታ ኣይ ተወደአትን ትብል ዘላ ኣብ መወዳእታ ግን ( ይቅጽል ) ግበሩዋ
ሃየ ከይረኣክዋ እየ comment ዝበኩም ዘለኩ እሞ በርትዑ ካባና ዝድለ ኩሉ ክንሕግ ድልዋት ኢና ቡሩካተይ
Esey enkao bselam mexakum tegaru brukat ahwatna gal Eri 🇪🇷 habtkum kab nerwey
የቀንየልና ፅብቅተይ
ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ💛💛❤❤❤❤
ብራቮታት ተጋሩ ቤላ ፊልም፡ በጃኹም ፊልሚ ትግራይ ክዓቢ ኣበርቲዕኩም ስርሑ፡ ፊልሚ ክትሰርሑ ከለኹም ከኣ ዘረባ ኣይተውሕዱ ኢኺም dialoge ብዝተረፈ ቤላ።
ብሓቂ ምስገና ይግብኣኩም ፍሊይትን ማሃሪትን ድራማ እያ ቀፅልሉ እንተኪኢልኩም እውን ደቂቃ ውስክ እንተብሉላ ኣይምፀላእናን
ብዙሕ ናይ ኣክሽን ጸገም ኣለኩም፣ ናይ ብሓቂ ድዩ ንፉዕ ተዋሳኣይ ተሳኢኑ...ወይስ ብብቕዓት ገዲፍኩም ብቤተሰብ ኢኹም ትማረጹ: ብሕልፊ እቶም አወዳት ብምልኦም ብዘይካ እቶም ዓበይቲ!
ይበል ደስብሃል እዩ ቀፅሊዎ
ደስ ትብል ፊልሚ ቀፅልሉ
ማራ ኬፍ ኣለዋ ቀፅልዎ ፍቱዋተይ 😍
እስያ ደስ ባህል
ቀፅሉ ተጋሩዋይ ❤️🙏💛❤️🙏🙏🙏
ተናፈቅቲ love u
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሃንቀውታ ክፅበ ፀንሐ ሽኮርናታት
22.523 ሰብ ሪኢዋ ላይክ ዝሃበ ግን 1.1k እንታይ ዩ እቲ ፀገም ላይክ እንተገበርና ደቂ ትግራይና እናመቀረት ትከይድ ኣላ ቀፅሉሉ ብሩካተይ
እታ ድራማ ጽብቅቲ ነይራ ግን እንታይ እዩ ንሓንቲ ግዜ ጥራይ እየ እሺ ዝብለካ ማለት አይነውሪን እንድዩ እዚ ዝብላዕ ምግቢ ወይከዓ ዝስተ ማይ አይኮነን ክብሪ እዩ ክብርካ ከዓ ምሕሳር አየድልን እና እዚ ቃላት አይትጠቀምዎ ዋላ እንጀራ ብጠስሚ ከበካ እየ ወይከዓ ብዝብላዕ ነገር ምቅያር ትክእሉ ኢኩም ጥር ኢልኩም ናብ ዝሙት ካብትኣትዉ
ክክክክ እንታይ ደኣ ጓለይ እዚ ኩሉ ክስታይ ኣበይዶ እሞ ሂባቶ እያ?....ፊልሚ ምዃኑ ረሲዕኽዮ ይመስለኒ!!
@@ggtheimmortal6394 ፊልሚ ሙካኑ አይረሳዕኩዎን ግን ከዓ ስነጥበብ መምህሪ እንዲዩ ካብዚከ ትውልዲ እንታይ ኢና ክንምሃር ብክብርና ሃባና ነንዝበሉና ክንወራረደሉ ንክእል ኢና ማለቶም እኮ እዩ
@@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ እህ!!
@@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ Ati Aso ya gana aleki eski wala godelo yeblan eza Film Tm elki moral seb ayttenkfi👌 Wencharr kkkl
ሓጽራ ግን ሰሙን ሙልእ እዳ ተጸበናስ ንእሽተይ አንዉሕ አብልዋ ብዝፈረፈ Bravotat
እወ ናተይ ርእቶ እውን እዩ ብጣዕሚ ይሓፅር አሎ
ሽርናታት እንካዕ በሰላም መፅእኹም ንእሽተይ ደቂቃ ወስኽላ ብጣዕሚ ሓፅራ ምቅራተይ
እንኻዕ ብሰላም ተመለስኩም ምቁራት ሰንበት ብሪሞት ዘይትሓልፍ ኮይናትና ፀኒሓ ብዝኮነ ድሓን ገቡዙ ጥራይ❤
እንካን ብሰላም መፃኩም ምሪፃት ዘርኢ
Welcome ደቂ ትግራይ ሽኮራት♥
ዋውውዎ
ኤሬ ሽኮራት
እንኳን ደሓን መፃእኩም ክፅበየክም ፀኒሐ ደቂ ትግራይ ማዓረይ
ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ ሽኮር
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ፅቡቃት ቀፅልዎ
ኣንቆዕ ብሰላም መጻኩም ሰላምን ቅሳነትን ንትግራይና ይኩን
Amen marrr
ኣሜን ዝሓፍተይ መን ዶ ኣለና ኣዩ ዘይ ትግራይ ኤትዪጲያ ንባዕላ ሎሚ ጽባሕ ትብል ኣላ
ስጠበቃቸው ነበረ ምርጥች
ብጣዕሚ ሓሪፍ ድራማ ኔሩ ግን እቲ ሰዓት ኣኒእስኩምዎ ማለተይ 7 ደቂቃ ሙሉእ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ሃይላት እናደንጎኹም ጊዜ ሰዓት ይሓፅር ስለለሎ አስተኻኽሉ ቢያንስ Totally ካብ 25 ደቂቃ ትገብርዎ 30 ደቂቃ ግበርዎ
ዋውው ገለ ዓይነት ድራማ ቀፅሉሉ
ፈተነኩም ፅበቅ ቁሩብ ተዋሳእቲ ዳሬክተር መድለዬም
U welcome xebukat yhwat good job 🇪🇷🇪🇹
ኣቱም ሓላላት ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ኣጀኩም በርትዑ ቀፅሉሉ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
ዋዉዉዉዉዉዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣቱም ብሩካት ዘርኢ ኣጀኩም ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ 100% like
ደ ኤሪትራ ክክክ አቲ ቅኑዕ መንነት ንሱ አዩ ነይሩ ግን ብሰንኪ ዶብን ዶላርን
ወድሰብ ሕውነትን ዜግነትን ከምዝፈላለ ጌሮሞ ብዝኮነ ግን ደቡብ ኮነ ሰሜን ምድሪ ሓበሻ ፍቅርን ሰላምን ምዕባለን ክመልኣልና ኢና ንደሊ።
Waw enkua beselam mtsakum deki tgray mukurat😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪
ብርነሸይ ዓባይ ተዋሳኢት gual Asmera
❤❤❤❤❤ፅቡቃት😊
ቆንጆ እዩ ደቂ ዓደይ ሙቁራት❤❤❤
♥♥♥ ንፋዓት
Tegarway 10000 nberley mkuratey natey 💋💋💋💋💋❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊✍✍✍
ተጋሩዋይ😍🥰💚🙏
Nezeom zefetu eske like 👍
Good job guys keep going. 😘😍😘💞💖💗
ሸኾሪናታት ደቂ ትግራይ ዓደይ አጆኩም 😍😘😍😘😍😘😍😘👌🇪🇹
Waw nice film 😍😍😍😍😍
ብጣዕሚ ምስጋና ይግበኦኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ
እንቓዕ ዳሓን መፃኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ
Deki ngsti saba enka dhan metakum
👉🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖👌
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Amne marey
ተጋሩዋኒ ዞም ህያባት ቀፅሉሉ
እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት
Enkan be selam mesiahkm deki Tigery sehkiornata 👍 👌 like good job
Waw mara des zbl drama ketslulu
great job gn kurub haxira i am eritrean
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ሙቁራት🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💋💋💋
💊💊💊💊💋💙💚💚💚💚💕