NEW INTERVIEW ተስፋልደት TOPO ምስ መረብ እስቲፋኖስ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1 тис.

  • @da8387
    @da8387 2 роки тому +41

    ብውሽጥኽን ብደገኽን ኩለመናኺ ጽብቕቲ ኤርትራዊት ሓፍትና መረቢኖ ❤️ መጻኢኺ ብሩህን ፍቕሪ ዝመልኦ ናብራን ንምነየልኪ ዝባንኪ'ኻኣ ቆልዓ ይሽነሉ ብር ክትብሊ ተሓጎሲ 🙏🇪🇷🙏

  • @ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ

    መረበይ ጽብቅቲ ስደት ኩሉ ገሊጽክዮ ሰብ ኣብ ዓዱ ምስ ሕብረተሰቡ ጥራይ ዩ ዝሕጎስ ፡ስሓቅና ጠፊኡ ስደት ስዲ ፡ስደትና የሕጽረልና ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብታ ንፈታ ዓድና ይ ኣካክበና ፈጣሪ

  • @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ

    መረበይ ❤️ ብስም መረብ አስኪ ኣቅርስና 👍 ከይወግሐ ግዳ ገጽ ንፈትዋ ሪአና
    ሰናይ ምዓልቲ ደቅዛ ቅድስቲ መሬት 🇪🇷

    • @zkrientertainment
      @zkrientertainment 2 роки тому +3

      Zeydeqesna alena ab america

    • @ሜሎዲ
      @ሜሎዲ 2 роки тому +1

      @@zkrientertainment ewae emo meswegeh zeyrakaya kkkk

    • @girmaymogos1585
      @girmaymogos1585 2 роки тому

      @@zkrientertainment wela ane 😂😀😀😁

    • @edengebrihewet8633
      @edengebrihewet8633 2 роки тому

      Ay gerimin kwma yemasilena

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 2 роки тому +1

      እሞ ምስ ሓብትካ መረብ ጋል ሳሕለ፡ እንቃዕ ዳግም ኣራከበካ 🐫

  • @ፊልማዊትፊልማዊት
    @ፊልማዊትፊልማዊት 2 роки тому +87

    ኦ ልዑል ፈጣሪ ከምዛ ናይ መረብ ዕድል'ዶ ፍጠረለይ ናብቲ ጭዋ ህዝበይ ኣትየ ዘስተማቕሮ።
    መረበይ እናሻዓ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ። ምሉእ ጸጋ ኣለኪ ዘይ ውዳእ ጸጋ።

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 2 роки тому +2

      ምርጭሓቂ ተኾይኑ ኮ ክትኣትው ትኸሊ አኪ መን ከልክልኪ

    • @almazaskale7593
      @almazaskale7593 2 роки тому

      Yftereln amen

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 2 роки тому

      መን ከልኪልኪ ድዩ ንኸይ ትኣትዊ ዝተኣዘዝክዬ ተጌርኪ ።

  • @wediqeshihalal8748
    @wediqeshihalal8748 2 роки тому +158

    ቶቦ ዓርከይ ኣክሊሉ ተስፋጺን እባ ኣቅርበልና በጃካ🇪🇷❤✍️📚🎤🎸🎹

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 2 роки тому +68

    ጽብቕቲ ፍጥረት!
    ሰብ ክፉእ ሕልናን ዕላማን:ብዛዕባኺ ሕማቕ ከዕልሉን:ንኣሜሪካ ትምለስሉ ወረቐትኪ ከም እተበላሸወ ኢዮም ክዛረቡ ከሪሞም።ሕጂ ግን ሕርር ክምትር ክብሉ ኢዮም።ሃገረይን ህዝበይን ዝበለ ክቡር ኢዩ እሞ:ኣብ ሓጺር እዋን እንዳ ተመላለስኪ:ብሉጽ ጥበብኪ ከተርእይና ተስፋ ንገብር።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።

    • @henokm2024
      @henokm2024 2 роки тому

      Kla donqoro ewur ...qedem ika moyta zeleka mesilka ember...

    • @berhanetewolde3247
      @berhanetewolde3247 2 роки тому +8

      @@henokm2024 ኣንታ ነፋጥ ሓንጎል:መዓረስ! ንኤርትራውነት ከተዳኽሙ ከም ዕላማ ሒዝኩሞ:ግን ኤርትራዊ ኣብ ዝኸዶን ኣብ ዝወፈሮን ኩሉ ግዜ ዕዉት ኢዩ።ሕርር ኩምትር በል ወዲ ሕርካም:ወዲ መበለት።

    • @Samri3344
      @Samri3344 2 роки тому +1

      @@henokm2024 nesku eyu akmika.

  • @merhawittesfalem4951
    @merhawittesfalem4951 2 роки тому +77

    ቶፖ እቲ ውሕሉል ጋዜጠኛ ናይ ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ብልጽቲ ተዋሳኢት መረብ እስቲፋኖስ

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k 2 роки тому +21

    መረብ ቅኑዕ ልቢ ዘለዋ ሰብ እያ።ብዙሕ ክብሪ ኣለኒ። ብፍላይ መረብ ሕማቕ ዝብሃል፡ካብ ኣፋ ኣይወጽእ እየ። big respect ኣለኒ። ግልጺ ሰብ፥ ገሪሂ ሰብ፤ ፈቃሪ ሰብ big respect መረብ።
    Stay safe and healthy with your husband.

  • @almazdesale8329
    @almazdesale8329 2 роки тому +65

    አዋይ መረብ ሓብተይ መገዲ ስደት ገዲፍኪ ኣብ ዓድኺ ኮፍ ኢልኪ ሓደ ቆልዓ ተትወልዲ ምሓሽ መረብኖ ሓደራኺ 👍❤🇪🇷🙏❤💕

    • @numberone6038
      @numberone6038 2 роки тому

      >40

    • @Semi_semiblessed
      @Semi_semiblessed 2 роки тому +1

      @@numberone6038 40?

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 2 роки тому +4

      @@Semi_semiblessed ዕድል ኣለዋ 5 ዓመት

    • @Semi_semiblessed
      @Semi_semiblessed 2 роки тому +9

      @@kesetehabte1955 hawey ane 40 Entay maletka eyu edmia maletka diu zeaynetu eye meleket heto gerelu nezi hawena ember ab edel aytezarebkun dehar ka welad kab amlak ember kab Edeln edmen aykonen N Sara gual kndey amet diu hibewa welad egziabiher

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 2 роки тому +6

      @@Semi_semiblessed በሊ ከም ሳራ ይግበረላ

  • @asterghebrai517
    @asterghebrai517 2 роки тому +111

    መረበይ መረዓክን ውላድንክን ብሀንቀውታ ይጽበ🙏🙏🥰💙

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 2 роки тому +1

      ንማዓስ ሕጂ ኮ ወዳኣ እያ ዶስ ጋል 50 ምስኮነት

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 2 роки тому

      Time over for wedding her

    • @Salem-cb9kq
      @Salem-cb9kq 2 роки тому +4

      @@kesetehabte1955ደንቆሮ

    • @merhawittesfa8011
      @merhawittesfa8011 2 роки тому

      🤣🤣🤣🤣🤣ማማ ኣሪገን ኮ

  • @awetakale3118
    @awetakale3118 2 роки тому +14

    ቶፖ ሓወይ ናትካ መደባት ብጣዓሚ እዩ ዝካታተሉ ብጣሚ ጽቡቅ እዩ ንመርሃዊ መለስ ኣምጻኣልና ብጃካ ምሳይ ዝሳማማዕ like

  • @almazdesale8329
    @almazdesale8329 2 роки тому +114

    ኣሰይይይይ መረበይ ሽኮር ከም, ዛ ናትኪ ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ
    እምበር ስደትሲ እንዳበላዕካ ስቃይ እዩ 🙏❤👍🇪🇷❤🇪🇷

    • @benesh8192
      @benesh8192 2 роки тому

      Aemn

    • @etvchannel4888
      @etvchannel4888 2 роки тому

      Haftey subscribe hagzni please 🙏 sister

    • @astu4145
      @astu4145 2 роки тому

      Emo zaytikhedi haftey men do ab sidet niber bihayli zibleka alo adey Tsibuk ala Tsibuk timehader ala ele zeamin entekoynes ab sidet kof zebil mikniyat yele so nezi teamnilu entekonki adimhi kitatwi zetsegimeki yelen

    • @almaztesgay311
      @almaztesgay311 2 роки тому

      መርብ ሸኮር thanks ብዝአባ ስደት ጽቡቅ ገ ልጽኽ ዮ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @meazaaraya8080
    @meazaaraya8080 2 роки тому +35

    ኣየወ ዕረ ይጥዕመካ ናብራ ስደት መረበይ ፡ምክንያቱ እቲዘለናዮ ኣፍ ኣውጺኪ ብምግላጽኪ ጉዳይ ስደት ኣዚየ ክብ ዝበለ ምስጋናይ የቅርበልኪ ፡ እንዳ ነባዕኩየ ዝጽሕፋ ዘለኩ ፡ንሓንቲ መዓልቲ ከይፈተናዮ ንነብር ኣለና ፡ ሓላፍነት ከኣ ኩሉ ግዜ ኣብዝባንና
    ኮይኑ

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 2 роки тому +98

    መረብ, ጽብቕት, ዕድመን, ይሃብኪ, ስደትና,የሕጽረልና 🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🌹👍

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 2 роки тому +21

    መረቢኖ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዕድለኛ ኢኺ ዓድኺ ተመሊስኪ ተመስገን ዘለዎ ናብራ ምስ ስድራኻ ምንባር ጸጋ ዩ ኣብ ዓድኻ ብቋንቋኻ ትስሕቕ ትጻረፍ ሓጎስካ ትገልጽ ዘለናዮ ስደት ጸሪፎምና ኣይርደኣና ወዲሶምና ኣይርደኣና ስደት ስዲ ኣምላኽ ሃገርና ይባርኸልና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌹

  • @ኣስቴርማሓሪ
    @ኣስቴርማሓሪ 2 роки тому +141

    ስደትና የሕጽረልና ከም መረበይ ሽኮር ጓል ኤረይ 🇪🇷🇪🇷

  • @robelmajor5256
    @robelmajor5256 2 роки тому +13

    ግልጽነት ኣለኺ መረብ ቶቦ ንፉዕ ጋዜጤኛ ይበል 🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 2 роки тому +15

    መረብ ሽኮር ዕድመን ጥዕና ነዓኺ ይኩን ቶፖ ሓውና ውን በዚ ትገብሮ ምድላዋት ቀጽሎ ደስ ዝቢል እዩ

  • @hyabfkri3790
    @hyabfkri3790 2 роки тому +31

    እድለኛ ኢኪ መረበይ ኣድካ ምምላስ እድለኛ ዩ ዝረክቦ እድመን ትእናን ይሃብኪ ❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 2 роки тому +21

    ዉላድኪ የርእየና መረብ ሽኮር !

  • @traveltoeritrea7557
    @traveltoeritrea7557 2 роки тому +50

    I never understood how these minutes were spent! It was a very interesting interview.

  • @dh4343
    @dh4343 2 роки тому +3

    ብሓቂ ኤርትራ ሃገርና ምስቲ ጥዑም ህዝባን ምቹእ ኣየራን ባሕራን ለይትን ቀትርን ካብ ሓሳብካ ዘይትፍለ ተናፋቒትን ጽብቕትን እያ መረብ ሽኮር🇪🇷 ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምጭዋት ደቂ ኤረ🇪🇷💕🙏💕🇪🇷

  • @tomi7975
    @tomi7975 2 роки тому +8

    ኣየ መረብ እድሌና ኢኪ ናይ ስደት
    ጽቡቅ ገሊጽክዮ thanks

  • @ለምለምመሬትና
    @ለምለምመሬትና 2 роки тому +1

    ዋው ነዛ ብርሃን ገጻ ንፈትዋ ስነ ጥበበኛ መረብ እስቲፋኖስ ብምቕራብካ ብልቢ ነመስግነካ ቶፖ ሸው
    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ።
    ኮሙኡውን ኣብ ዝመጽእ ንኣክሊሉ ተስፋጽዮን ኸተቕርበልና ተስፋ ንገብር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ereyshikor3312
    @ereyshikor3312 2 роки тому +9

    Thank መረቢኖ ናብራ ስደት ጽቡቅ ጌርኬ ዝገልጽክልና, ከምእውን ሃገርና ውቅብትን ጥዐዕምትን ምጭውትን ከምዝኮነት ንዘይ ርድኦ ዘረዳእክልና፣ ኩልና ከምታንትምነያ ኩትኮነልና ቀሪባ እያ እሞ አምላኽ ይትሓወሶ 🙏፣ ዐዓወት ንሓፋሽ 💪🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

  • @ኤረትራዊእየ-ቀ9ዐ
    @ኤረትራዊእየ-ቀ9ዐ 2 роки тому +7

    መረበይ ነዴኪ ሙሉ ጥዕና ወላዲኡ ዘክበር ከቢሩ ይነብር እሞ ኩሉ ጊዜ ከቢርኪ ንበሪ

  • @geriegerie503
    @geriegerie503 2 роки тому +10

    መረቢና ኣምላኽ ጥዕናን ቅሳነትን ይሃብኪ!

  • @senaitabraham8989
    @senaitabraham8989 2 роки тому +32

    መረበይ ቆንጆ ብኑግሁኡ 😘😍❤️
    ❤️🌹🇪🇷

  • @wehazittekle2773
    @wehazittekle2773 2 роки тому +13

    ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ መረብ ሽኮርር

  • @ONELove-q6n
    @ONELove-q6n 2 роки тому +3

    መረበይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍርጣሪ
    ኣርቲስ ሃገርና ብሌን ዓይንና ።

  • @dj_viki1908
    @dj_viki1908 2 роки тому +34

    Great interview merebino you aren’t only great artist you are smart as well thanks

  • @ማኣዲፍቅሪ
    @ማኣዲፍቅሪ 2 роки тому +13

    ኣክሊሉ ተስፋጽዮን ብቶቦ ሸው ክቀርብ ኣለዎ ትብሉ እስከ ላይክ ጽቀጡ

  • @merkebsemere7027
    @merkebsemere7027 2 роки тому +14

    መረበይ ንግስቲ ጥበብን ጽባቀን love you more "

    • @HAN-lx1nh
      @HAN-lx1nh 2 роки тому

      @@mnbaraydgemn9819 ኣቤት ድንቁርና መዓረ ክንድዚ እዩ እቲ ርእስኻ ተደፊኑ ምውሳእ ጥበብ ደይኮነን ከመይ ድዩ ዝርደኣካ ኣበይ ኮን ዓቢኻ ትኸውን

  • @gulsiumnhameda2029
    @gulsiumnhameda2029 2 роки тому +2

    መረበይ ውላድኪ የረየና ዝሓፍተይ ንሳ አና ንጽበ ካባኪ ሕጂ።ኣይትሕመቂ ዝሓፍተይ ኩሉ ናይ ዓለም ሓላፊ አዩ

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 роки тому +29

    በጃካ ተስፋት ሓወይ ንመርሃዊ መለስ ኣምጽኣልና ሕድርካ ብድሕሪዚኣ ትመጽ ንመራ ክንጽበየካ ኢና ሰላም ክኣ ኣይረሳኩን ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ሓላላት ❤❤❤❤

    • @dcshikor
      @dcshikor 2 роки тому +3

      Kkk 🤣beteseb sdraka klom kenekrbom ena ajoka.

    • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
      @ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 роки тому

      @@dcshikor ብልቢ እየ እኮ

    • @eritreaadey4672
      @eritreaadey4672 2 роки тому

      @@dcshikor 😂

    • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
      @ሩፍታ-ዸ7ጸ 2 роки тому

      @@dcshikor ከምኡ እተ ገይርኩም ክኣ ቤላ ነይሩ🤣🤣🤣

    • @neemrodgaim
      @neemrodgaim 2 роки тому

      @@dcshikor 🤣🤣🤣🤣

  • @meharigebreweldi8790
    @meharigebreweldi8790 Рік тому

    ኣዝየ ዘኽብረኩምን ዘድንቐኩምን ቶፖ ሓወና ከምኡ'ውን ምጭውቲ መረብ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ።

  • @ksanetnegash8053
    @ksanetnegash8053 2 роки тому +279

    Topo interview malet kemzi kikewn alewo good job. Bejaka Merhawi meles amxialna hanti kem gele eya hatitato

  • @saramisgana7775
    @saramisgana7775 2 роки тому +2

    እዋይ ቶፖ ሸኮር መረበይ ሽኮር ደስ ድብል ኢንተርቪው ። መረበይ ሽኮር ሐንቲ ነገር ከአ አብ 24 ሰአት 1 ሰአት ንዝፈጠረኺ አምላኽ ዘኽሪ ኩሉ ሐላፋይ ኢዩ ናይ አምላኽ ነገር ግን ዘልአለማዊ ኢዩ።

  • @danielkahsay5092
    @danielkahsay5092 2 роки тому +41

    ቶፖ ንመርሃዊ መለስ ወይ ካኣ ንባድሻ ወይ ካኣ ማይናስ ኣምጽኣዮ ካብዚኦም ንሓደ ናይ ግድን ኣምጽኣልና

  • @efremtesfai1743
    @efremtesfai1743 2 роки тому +2

    ናይ ብሓቂ መረብ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኣሜሪካ 7 ዓመት ጌረ ኣለኹ ግን ከምቲ ዝበልክዮ ተሓጉሰ ኣይፈልጥን እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን።

  • @selamyezdeli
    @selamyezdeli 2 роки тому +17

    መረብይ ጽብቅቲ ሓቅኪ ኣብ ስደት ሓጎስ የለን ሰብ ኣብ ዝተወለደሉን ዝዓበየሉን አዩ ዝሕጎስ ስደትና ይሕጸረልና

  • @beshirsaleh2958
    @beshirsaleh2958 2 роки тому +1

    Mereb ayney labam seb kbreley nbreley tnx. Topo leki kemze mes mereb kof ele ze elel znberku koynu tsmne neru 54 minutes gn yehxerkyo topo tnx for everything selam neakom deki eri

  • @tensahaile4774
    @tensahaile4774 2 роки тому +2

    ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤሬ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @aradomkahsay5018
    @aradomkahsay5018 2 роки тому +1

    መረብ መቅሰን ናይ ብሓቂ ቅዽም ንማማ እንቃዕ ሙሉእ ምሕረት ገበረላ ፈጣሪ ብምቅጻል ኣብ ኩሉ እወትኪ ፈጣሪ ይሓግዝኪ

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 2 роки тому +6

    መረበይ ሞዴል ኤርትራውነት ብናይ ደገን ውሽጣውን ጽባቐ♥♥♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንዓኺ ዝመስል ወይ ትመስል ውላድ ይፍጠረልኪ🙏🙏🙏

  • @ገበልገዛባንዳ
    @ገበልገዛባንዳ 2 роки тому

    ጋዜገኛ ስ ከም ባዓል ቶፖ ተኾነ እዩ እምበር ይበል ይበል ስራሕ ቶፖ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መረበየይ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ma favorite ❤❤

  • @bitanya1212
    @bitanya1212 2 роки тому +23

    Best eritrean artist ❤🙏zeytdgem kokob abaki abkieu tbeb

  • @habtemichaeltewelde2469
    @habtemichaeltewelde2469 2 роки тому

    መአረብ ናይ ባሓቂ መመስገኒት መሰርሕታ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ

  • @ekramy4453
    @ekramy4453 2 роки тому +20

    Enjoyed the interview, thank you Topo. Mereb shekor, I was looking forward to your work but disappointed to be onest. We expected you to work with the legends and bring some quality work. I am sorry to say I haven't enjoyed any of the work you've done recently except the show you've done with wari. Please come back strong.

  • @biniam.4324
    @biniam.4324 2 роки тому +2

    Topo,ይበል ስራሕ እንዳ በልና፡ን ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን ክተምጽኣልና ብትሕትና ንሓትት።

  • @salemsahlu6096
    @salemsahlu6096 2 роки тому +17

    መረቢኖ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቃለመጠይቅ አዛራርባኪ ደስ ኢሉኒ ሐሳብ ልብኪ የስምረልኪ 💟🇪🇷

  • @nazretberih1667
    @nazretberih1667 2 роки тому +1

    ኣሰይ መረበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ደቂ ኤረይ ምቁራት

  • @10RAS
    @10RAS 2 роки тому +3

    Topo is great interviewer and journalist. I enjoy his show relaxing atmosphere. Can you bring people behind the scene like writers, editors, makeup artists etc
    Keep up the great job!
    Thank you!

  • @ereytesfaalewafithi46
    @ereytesfaalewafithi46 2 роки тому +7

    ሓቕኺ መረቢኖ ኣብ ስደት " you are no one, but in your home you are some one" you did great decision, ፍልይ ዘብሎ ናትኪ ኣብ ጽንኩር ኩነታት Eritrea ወላሓንቲ ዘይብልና ግዜ ምካድኪ ፍልይቲ
    ይገብረኪ ❤

  • @ea-vk8uq
    @ea-vk8uq 2 роки тому +3

    Wowwww Merebey mkrti enkua dehan mexaki. Lomi kea kulu xbuk akedadnaki maetebki ybel kulu gize kemu kuni neti germaki germa weskulu. Thank you so Much Topo hawey. Edmen teenan yhabkum.

  • @weinighirmay7093
    @weinighirmay7093 2 роки тому +2

    ኣዝዩ ደስ ዚብል፡ ቶፒኖ አቲ ትመርጾ ኣንግል ኣዝዩ መሳጢ አዩ። መረብ ሉል ኤርትራ።😍😍😍😍😍😍

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho 2 роки тому +7

    Ajokum deki Erieyy anbesa🐅
    🇪🇷🇪🇷☪️🔐✝️🇪🇷💙❤️💚🇪🇷💪🏾

  • @Senay999-n3p
    @Senay999-n3p 2 роки тому +24

    መሪቢኖ ሰላምኪ ይብዛሕ !!!

  • @tegaytegay3196
    @tegaytegay3196 2 роки тому +4

    መረብ ሽኾር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣስራሕኪ ኣሳልጦን ዓወትን

  • @samueltekletekle8445
    @samueltekletekle8445 2 роки тому +2

    we love u mama መርከብ ክብርቲ ኣዴናን ሓፍትናን

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai7459 2 роки тому +6

    መረቢና ናብራ ስድት ጽቡቕ ገሊጽክዮ!! ገንዘብብኸመይ ትመጽእ መብዝሕትኦም ኣይፈልጥዎን እዮም:: ብዘይመደብካ መደብሒዞም ሃየ ስደድ ይብሉኻ ;; ክንደይ ዓመት ገይሩ ይብሉኻ ...:: ንነብስኻ ክትከውን ከምዘለካ ኣይሐስብዎን:: ብዝኮነ ጎይታ ይርኣዮ ንዓድና ዝኸውን ዕድመ ይሃብና እዛ ዓድናወ

  • @elsaisaac6645
    @elsaisaac6645 2 роки тому

    መረበይ መረብና ጽብቕቲ እንቋዕ ጽቡቕ ግዜ ኮነልኪ ትፈትውያ ኣዴኺ ንዓኺ ዝወለደትልና ምሉእ ጥዕና ሃበልና በዚ ኣጋጣሚ ልብና ረኺብክያ ኣብ ስደት ዘለና በሊ ብሰላም ተመለሲ ኣብ ፈስቲቫል DC ክንርእየኪ ተስፋ ይገብር።

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 2 роки тому

      America rejeket her not come back to U.S. A

  • @helenakal5094
    @helenakal5094 2 роки тому +6

    Mereba haftey beautiful, you are intelligent, talented actress, so kind....so happy your back, because you are changing the film industry by promoting more for the new and old actresses....keep going Merba shoker...you will do more I believe....edmen tenan yhabki fetari amlak and your families.....love you Merab 🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️⚘🙏

  • @akberetghirmai9790
    @akberetghirmai9790 2 роки тому +1

    ቶኦፖ ሓወይ ካብ ቶም ኣዜ ዚፈቲወካን ዘክብረካን ኢየ ከም ኡ ዊን መረብኖ ምቅርቲ መቀረት ጎዶሎ ዘይ ብላ ትህቲና ልቦና ዕዲመን ጥዕናን ከምኡ ዊን ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ጋል ኤርይ መዓረይ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰🥰🙏🙏🙏

  • @abrehetyohannes5799
    @abrehetyohannes5799 2 роки тому +6

    ቃል አምላኽ (God's Word)
    --------------------
    ወንጌል ዮሃንስ 14
    27፤ ሰላም እሐድገልኩም፡ ሰላመይውን እህበኩም አሎኹ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘሎኹስ፡ ከምቲ ዓለም እትህቦ ኣይኰነን። ልብኹም ኣይሸበርን ኣይሰምብድን።
    Mereb haftey kemey aleki mikrti nay Alem hagos ytrefki nay Alem hagos mewedaeteu ywdae eyu ❤
    Bezi nay Alem hagos kontu eyu

    • @kukukuku5502
      @kukukuku5502 2 роки тому

      Jesus is the kibgs of kings🙏🙏🙏

  • @rahwatedros299
    @rahwatedros299 2 роки тому +1

    እግዛቢሄር ዕድሜኺ ይባርኸልኪ ናትኪ ጽብቅኪ የርእየና ብርኽቲ ሓፍተይ

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому +31

    Thank you, Topo & Merebino! & Please, Merebino, continue to work on our culture 🙏 👍👌

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 роки тому +1

    መረቢኖ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ ንፈጣሪ ጋል ኤረ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🥰🥰❤️❤️💕💕

  • @Dolphin-98
    @Dolphin-98 2 роки тому +7

    ደስ ዝብል interview 🇪🇷🇪🇷‼️

  • @abraham-jx7du
    @abraham-jx7du 2 роки тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ Topo And Mereb ያ ቶፖ ዓርከይ ን መርሃዊ መለስ ከኣ ከምዚኣ ጌርካ ኣቅርበልና ሰላም ወ ሰናይ ንዓኹም ደቂ ኢረይ ጽቡቃት።

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow5260 2 роки тому +12

    መረብ Queen 🇪🇷 ኣነ አታ ናይ ቀደም መረብ love ኣነ ዝሕጎስ የለን ኣብ ስደት ።ናይ በሓቂ ንገርልና አስኪ መረበይ 🇪🇷

  • @semharberhe8748
    @semharberhe8748 2 роки тому +1

    Eweyy anes knee kem merb ymaslna nabza wkbti adena🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌷🌺🌷🌺 beautiful mrebb topo I enjoy your show keep it

  • @mussiehabtom5163
    @mussiehabtom5163 2 роки тому +11

    መረበይ ሲ ኣይትሕመምና ደኣ ጸላኢኪ,መረበይ ንግስቲ ጥበብ I love U👑👑👑🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖

  • @abeyemariam6829
    @abeyemariam6829 2 роки тому +1

    መረብ ሽኮር ከመይ ከም ዝፈትወኪ እኮ አይትፈልጥን😘😘😘😘😘ግን ምስ ኩሉ ዉላድ ፅቡቅ እዮ መዓረይ❤❤😘😘

  • @zaraexpress7333
    @zaraexpress7333 2 роки тому +5

    Thanks Sis. God bless you all. Thanks Topo, 🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @eyobelghebrhiwet383
    @eyobelghebrhiwet383 2 роки тому

    መረበይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቶፖ ሓወይ ድማ ቀጽሎ ኣዚኻ ንፉዕ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙቁራት❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘

  • @malak8975
    @malak8975 2 роки тому +87

    I miss the old Mereb
    Probably because she was more Natural. Please limit the make up you don't need it.
    Looking forward to see your new work 😍

  • @kukukuku5502
    @kukukuku5502 2 роки тому +1

    Erefti bi Eyesus Kirstos Tirah Eyu🙏🙏🙏 Genzeb waga yebilun, alem shenkolel eya kulu kentu eyu, Niuu Nab Eyesus Selam Erefti Kihbekum Eyu Eyesus Goyta Semay Goyta Midri🙏🙏🙏 Eyesus Birhan Semay Birhan Midri🙏🙏🙏

  • @E1991.
    @E1991. 2 роки тому +14

    Merebey mekeret always beautiful ❤️🇪🇷🌹⭐️ keep up the great Talent you have shikor 🌷Topo good interview.

  • @natnaelhaile7357
    @natnaelhaile7357 2 роки тому +13

    መረበይ ሽኮር ንስክስ እንቃዕ ኤርትራዊት ኮንኪ 🤗❤ ንስነ ጥበብ ናይ ሃገርኪ ከተዕብዪ ኢኪ ተወሊድኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝዓፍተይ

  • @wedilampen4798
    @wedilampen4798 2 роки тому +37

    Topo Show please እዛ ናተይ Comments ክትርእይዋ ብትሕትና ይሓትት ። ኣብ'ታ ጥቃ ሳሎን ዘላ መንደቅ እቲ ቀይሕ ሕብሪ ተቀሊጥኩም ኣሎ ሞ ብዝተኻእለኩም መጠን እታ መንደቅ ብቀይሕ ሕብሪ ለኺኹም ኣመሳስልዋ ። ምኽንያቱ ኣብቲ ቪድዮ ትቀድሕዎ ብብዝሒ ትርአይ ስለ ዘላ ናታ ሕማቅ ጎኒ ኣለዋ ።

  • @melleymehari7534
    @melleymehari7534 2 роки тому +1

    Topo hawey … good work keep it up 👍🏾 and Mereb shikor, I live in Oakland , I only see you one time at Eritrean community in Oakland for Mulala designer, you were host there . But when I see you here with topo show, you are very kind and discipline. Continues do and best luck for you 🙏🏾

  • @tadhab3092
    @tadhab3092 2 роки тому +17

    Jesus is the way the truth and the life.

  • @eelias3043
    @eelias3043 2 роки тому

    ንፉዕ ተስፌ ከምኡ'ዉን ኪነጥበብኛ መረብ እንቋዕ ብሰላም መጻኹም።
    መረብ እግዚኣብሄር ተገዲሱ ሰሪሑኪ ከሎስ ስርሑ ትጽይቕሉ ከይትህልዊ ናብ ካልእ ሰብ ጸሪኺ ሕሰብላ ምኽሪ ካብ ሓዉኺ።

  • @yakobequbamicael-vq3ti
    @yakobequbamicael-vq3ti 2 роки тому +7

    mereb the best an eritran artist we proud of you keep going on

  • @godislove1991
    @godislove1991 2 роки тому +1

    Thanks so much Topo hawey nimereb silezemxakalna .long live topo and merebino may God bless you abundantly

  • @mxm8807
    @mxm8807 2 роки тому +3

    . Mashallah aleikum
    Ayni hasad yedfenelkum deqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @elsafessehaye9397
    @elsafessehaye9397 2 роки тому

    Kemey Timnitky Yahebky Aemlak🙏🏻🙏🏻🙏🏻💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gedeygebru997
    @gedeygebru997 2 роки тому +4

    Thank u Topo and Mereb God bless you

  • @selumehari2213
    @selumehari2213 2 роки тому +1

    መረበይ ሽኮር ጽብቅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤🌹🌹🌹

  • @awet95
    @awet95 2 роки тому +3

    Edmen tenan yahabekum mereb & Top yehiwatina sdetna yhixrelna keme merbe kinmles Adina ♥♥♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazamanuel5437
    @almazamanuel5437 2 роки тому

    ናይብሐቂ መረብ አነ አብ አሜሪካ አለኩ ካብታ ዝመጻእኩላ ማዓልቲ ሓንቲ ማዓልቲ ታሐጉሰ አይፈልጥን እየ ናዓይ ተሐጉሰኒ ዓደይ እያ

  • @yonasfishaye8530
    @yonasfishaye8530 2 роки тому +7

    Thank u Topo and Mereb !!!!

  • @saramisgana7775
    @saramisgana7775 2 роки тому

    ተስፋልደት ንትኻ ትሐቶ ኢንተርቪው ብጣዕሚ ኢዪ ዘኀጉሰኒ ናይ ብሐበቂ ጋዜጠኛ " TOPO "

  • @freweiniteklemariam8055
    @freweiniteklemariam8055 2 роки тому +6

    Mereb shikor edmen tienan kokob 🇪🇷 thank you topo hawey

  • @timnityemane4438
    @timnityemane4438 2 роки тому

    ቦጣዕሚ ደስ ዘብል ገጽንፈትውም ይሕዋትና ሪኢና ደቂ ኤረይ ሓላል ዕድመን ጥዕና ይሃበና ኣኣብ ዘለናዮ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏

  • @godislove5105
    @godislove5105 2 роки тому +4

    top show ብጣዕሚ ሰሓቢን ኣዘናጋዕን መደብ ኣለካ ካብተን በሃንቀውታ ንጽበየን መደብ እያ ፡ በጃካ ን ባራክዮ ኣምጻኣልና and እዛ ቀያሕ ሕብሪ bagraund ናይ መረብ ዘላ ቀያሕ ሕብሪ ትቅለጥ ኣላ እሞ ሕብሪ ቀይረላ top habibi ቀጽሎ ኢካ

  • @nazraetk1679
    @nazraetk1679 2 роки тому +1

    Great interview deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @FILMON.3
    @FILMON.3 2 роки тому +53

    መረብ ዝፈቱ ላይክ ይግበር🥰🥰🥰👇👇👇

  • @robieltesfay7466
    @robieltesfay7466 Рік тому

    መረበይ ሽኮር ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ኣምላኽ ❤❤