Thank you Topo and Natu. I am lucky that I meet Natu in Hungary tour. He is humble and kind Eritrean boy. He spent with me some minutes and gave me plastic water bottle for remembrance. I am so happy by his achievement, may God bless you Natu as you believe him to live on his words.
Degafi Natu kuluka like rigex abzia ❤
ኣሰይ ዝሓወይ ኣባካ ዘሎ እምነትን ግርህናን ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ኣደይ ማርያም ምሳካ ትኩን።
Amin Amin Amin 🙏🙏🙏 wedi maryama you kehawi
Amennnn❤
Nay bihaki gerhi eyu natu ❤Egziabher yhaleweka bereketan rediatan nay adey maryam misaka ykun
ኣምነትካ እዩ የሕዉዩካ። እንቛዕ ንምሕረት ገበረልካ ናቱ።
ናቱ (ኣቹ) ገርሂ ጥዑም ተፈታዊ ሰብ ኣብ ኩሉ ትሓልፎ እግዚኣብሄር ምሳኻ እዩ ❤❤ ቅኑዕ ሰብ ክዕወት ክንደይ ደስ ዘብል እዩ ።
እምነት ማዕረ ክንደይ ሓያል እዩ፡ ምኽንያት ንዝኣምን ከሉ ይኾነሉ ይካኣሎን እዩ። ናቱ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹
ዝሓዘ ይሓዝ ናተይ ቀባጽ ኩለንትናካ ፍቅሪ ኢካ ❤ ኣምላክ ኩሉ ዘበንካ ይባርከልካ እምነትካ ኣድኒቀካ ❤
ኣምላኽ ምሉኡ ጥዕና ይሃብካ። ኣብ መጻኢ ውድድርካ ዓወት ይሃብካ❤
ናቱ ጅግና!
ቅብኣ ቅዱስ ጌሮም ደሪዞምልካ ።
ኣምላኽ ሰናይ እንቃዕ ብሰላም ኣውጸኣካ ደጊሙ ክሉ ግዜ ይሓሉኻ ኣምላኽ ኩሉ ዝከኣሎ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
እምነትካ ኣሕወየትካ ሰብ ኢካ ናቱ እቲ ሓቀኛ ቅኑዕ ትሑት ለዋህ ገርሂ ደስ ተብል ኢካ እግዚኣብሄር ምሳካ ዩ
ቶፖ ጽቡቅ ቃለ መሕትት ገይርካሉ ። ካብ ምስ ተዓወቱ ጥራይ ቃለ መሕትት ምግባር ግን ዋላ season off ምስ ወጹ ንኩሎም ተቀዳደምትና ቃለ መሕትት ግበረሎም ኢኻ ።
Good idea I agree with you ❤❤❤
ናቱ የዓኽ ምስኪን ዕዋላ ፡ ዋላ ከም Pro መጠን እኳ እዩ ዘይዕበ ተረር ተረር በቓ ። Congrats ናይ ብሓቂ ቻምፒዮን ዝግብኦ ተጻዋታይ 😊!
ናቱ ጅግና ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝገርምዩ መንዩ በዚ ሎሚ ወርቂ ሜዳልይኡ ንብጻዩ ዝህብ ዎው ደቂ ኤረይሲ ፍሉያት ኢኩም ኣብ ነንሕድሕድኩም ዘሎ ፍቅርን ምትሕልላይን ትሕትናን ኣብ ምንም ኣይተራእየን ኣምላኽ ፍቅርኹም ይባርኽ መመሊሱ ዓወትኩም የስምዓና
ንስኻትኩም ሲ እንቋዕ ደኣ ናትና ኮንኩም ኤረይ ኣናብስ ወሊዳ ኣብ መድረኽ ዓለም ሽማን ባንዴራኣን ዘንግሱ ዎው ❤🎉
Nay bhaki❤❤❤❤ Natu shkorrr
ናይ ብሓቂ ወላዲት ኣምላክ ምሳካ ትኩን ኣብ ትኸዶ
ናቲ ሽኮር እምነትካን ግርህነትካን ይርኣየልካ መዓረይ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ከምኡ'ውን ዓወት ይምነየልካ ሓወይ ናተይ🙏
ናቲ መትዓብይቲ ብሽምካ ኣብ ቶፖ ሾው ቀዳማይ ይውቅጥ ኣለኹ ❤
ናቱ ቅኑዕ ሰብ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉዕዞኻ ፈጣሪ ኣብ ዙርያኻ ይኹን 🙏🙏🙏
ኣቹ ገርሂ ጥዑም ርህሩሁ ጻዕራም ዕውት ሰብ
ናቱ ሽኮር ኣድናቂካ'የ ብጣዕሚ ለባም ዘረባካ ቕኑዕ፡ ገርሂ፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡
ብሃንቀውታ ክጽበ እየ ቀንየ😊 ናቲ ሽኮር እንቃዕ ሓጎሰካ ❤🎉❤
Topo aynye neska ente tehatoume kulu geze xebuk neru & Natu shikor gulxenteka & hagze tegbro nehwetka Mara eye zedQeka Qexlo good blessed bro 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Ya ms topo xbuq fukus elwom yellu topo shkorr😂❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nay bhaki I’m proud of Topo
Top show 🎉
Ya
Ya mann
ድምጺ ብጣዕሚ ሕማቕ ኣሎ Raum ቀይሩ ጸቢቡ መስለኒ መቃልሕ ይገብር ኣሎ
Eti studio eyu mesleni nixur aykonen
ጽቡቕ ኣለኻ ከምዚ ሹሽ ዝብል ረኣሺ ድምጺ ውን ኣሎ
ናቱ ገርሂ ሰብ ኢካ ከምቲ ግርህነትካ እንካዕ ተዓወትካ
ኩሉ ጊዜ ኣምላኽ ምሳካ ይኹን 🇪🇷🙏
ቶፖ ናይ ዓድና ተቀዳደምቲ ፡ ብባህላዊ መገዲዮም ዝነብሩ ዘለዉ፡ ግዜ ተቀይሩዩ፡ ብንእስነቶም ዝጀመሩ እዮም ዕዉታት ዝኮኑ 8-9-10- ።ቅድሚ ብሽክለታ ኣካላዊ ብቅዓት የድሊዩ፡ ድሕሪ ብሽክለታ ምድያብካ ድማ ናይ ዓለም ትሬኒንግ፡ዝህረም ግዜ፡ ዝሕኮር ዓቀበታት ፡ ኣቀዲምካ ምልልምማድ የድሊ፡ ፈደረሽን ፎርማ ጥራይዩ ሒዙ ዘሎ ፡ መገሻ የለን ፡ ዙራት ተሪፉ፡ ውድድራት ውሒዱ፡ ስለዚ ዝመጹ መናእሰይ ብኸመይ እዮም ነብሶም ክመዝኑ ፡ኣካይዳና ጌጋ ዘሎ ይመስለኒ ፡ብመንጽር ሸቶታትና፡ ሓኮርቲ ከነፍሪ ይግበኣና ኔሩ ሓደ ሓኳራይ ዝበሃል የብልናን
Natu gerhi,amlak megedka yhlefo,congra natu 🇪🇷🇪🇷❤
I LOVE MY PEOPLE I LOVE MY COUNTRY FOREVER ERITREAN BEUTIFUL SEKOR
Natu shikor edmen tienan yehabka fetari 🇪🇷 🙏🏻 🇪🇷 🙏🏻
ናቱ ገርሂ ሰብ ሙቁሉልን ፈቃርን አግዘኣቢሄር ኩሉ ግዜ ምሳካ ይኩን፡
ናቱ❤❤ቁኑዕ ሰብ❤❤❤❤
Degafi bini kuluka like Rigex
❤
ድምጺ ብጣዕሚ ሕማቕ
እንተ ናቱ ግን ጂግና
Congra Natu ab guzeka awet
Nati anbesa 🏆❤️ gerhi ,nefue , tahagagazi. mara kaf delewo❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷GBU🙏
ናቱ ብሓቂ መመሊስካ ትፍቶ፡ልዕሊ ኩሉ ኣብ ሃይማኖትካ ዘሎካ እምነት፡ ምእዙዝነት ቀጽሎ! ዓወት ንዓካ ከም ኩሉ ግዜ፡ፈጣሪ ይሓልካ።
መርሓባ ቶፖ ሓውና
ዕንቃዕ ሓጎሰካ ናቱ ሓበን ሃገር
ናቱ ሸኮር እምነትካ እዮ ዝረድአካ ዘሎ ❤❤❤
Wawwww topo shew tefikana eka nerka enkae neti nfetwo natu amxakalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
Natu, a humble young man. Bless you
Natuuuuuuu🇪🇷❤️💪💯👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻
Congrats Natu. GOD bless you bro.
ለዋህ ኢካ ብሓቂ ❤ ናተይ
ናቱ ገርሂ ክፈትወካ ኣነስ ናይ ባሓቂ ሰብ ኢካ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Thank you topo and good luck natu
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ናቱ ኣንበሳ ቆጽሎ ንባብ ጸወታኻ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Congra Natu shkorr
natuቑኑዑ ሰብ ኡዩ ብሃቅ
Thanks topo nnatu zemxakalna he so kindly and Hamble person 🙏 ❤️
Akshu abi seb conguratulation ❤❤❤
Topo show Bitaemi Des zebil Champion Eritrea , Natu ziademkayo thanks Tesfalfet. 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ናቱ ቁኑዕ ሰብ ❤
Ane kef iyu zhebni natu asli Layk eseke hably jema
ብጣዕሚ ጽብቅ ተፖ ሓውና
Nati shkor admen tianan yhabka fetari🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተቐዳዳማይ ኣኽሊሉ፣ እታ ናትናኤል ዝሃበካ ወርቂ ማዳልይኡ በጃኻ ምለሰሉ። ናይ ካልእ ሰብ ማዳልያ፣ ዋንጫ፣ ወትሃደራዊ ማዕርግ፣ ናይ ትምህርቲ ሰርቲፊኬት፣ ወዘተ ኣይውሰድን'ዩ። ጌጋ እዩ፣ ነውሪ እዩ። ኣኽሊሉ፣ እታ ጓል ዝገበረቶ ጌጋ ንስኻ ድማ ኣይትድገሞ። ጽዒሩ ስለዘምጻኣን ኣካል ታሪኽ ሂወቱን ስለዝኾነት፣ እታ ወርቂ መዳልያ ንናትናኤል ኢያ ትግብኦ። ናቱን ናቱን ጥራይ ስለዝኾነት፣ ንሱን ንሱን ጥራይ እዩ ክወስዳ ዘለዎ። እታ ወርቂ መዳልያ ንስኻ ወሲድካያ ኔርካ እንተትኸውን ድማ ንስኻ ጥራይ ኢኻ ክትወስዳ ዝግበኣካ። ዓገብ።
Natu shikor kulu geze amlak ab zuraka yekun kem emnetqa🙏❤️
መጀመርታ እንቋዕ ደሓን መጻኻ ቶፖ & ኮንግራ ከኣ ናቱየ ቶፖ ሓወይ ድማ ነዓኻ ርእይቶ ክህበካ ከም ሓደ ዓቢ ጋዜጠኛ መጠን ካልእ ስትድዮ እንተትቕይር ማለት ሲ እዛ ክሉ ግዜ ትገብረላ ዘለኻ ሲ ሰሓቢት ኣይኮነትን
የቐንየለይ❤
ንቱ ጅግና ግሉጽነትካ ከይብረዝ ጽቡቕ ባህሪ እዩ ቀጽሎ ከምዚ ከማኻ ገርህታት ክርኢ ከለኹ እዩ ደስ ዝብለኒ ኩሉኹም ተቐዳደምቲ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹንንንን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Topo ጡዑም ቀመም አንተርቪው❤❤❤❤
ane nutu kawet tmnitey nerni bzkone congra🎉🎉🎉 nwedi mule amxalna❤❤
Natu kiwt zblkum aby alkum
Congra natu shkor ygbaka yu❤
God bless you! NATU!!!!!
Thank you Topo and Natu.
I am lucky that I meet Natu in Hungary tour. He is humble and kind Eritrean boy. He spent with me some minutes and gave me plastic water bottle for remembrance.
I am so happy by his achievement, may God bless you Natu as you believe him to live on his words.
I love you Eritrean cycling ❤❤❤❤❤
thanks topo and bring to henok
Natu shikor edmen tienan yehabika fetari❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Natu shkor ab zmexe hiwetka edmen tenan yhabka fetari❤
ናቱ ኣንበሳ ❤❤❤
ናቱ ጻዕዳ ልቡ❤
Congratulations natu I proud of you. My dream came true.Fullthank, keep going up.
Welahanti aysemanan Topo
ሰላም ቶፓ መደብካ በጣዕሚ ጽቡቅ ብፍላይ ኣብ ስፖርት ንቢንያም ንስኻ ቃለ መሕተት እንተ ትገብረሉ ደስ ምበለና ግን ኣብ ካልእ studio ክትገብሮ ወይ ዉን እስቱድዮኻ ከተማሓይሾ ንምሕጸነካ
Tobo ka qexlo btami xbqti show eya edmen tanan yhabeka fetari ❤🙏🙏😘😘🤩👑💙💚💚💙💙💚💚💙💙
Natu jigna wedi halal meret edmn tenan yhabki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤ congra Natnael brother
Xaerka ybark
Natu ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Natu haway keep flying higher 💪u r no one🥇 we love you so much🚴
Natu asli amlak ab kulu tegebro yehalka ❤❤❤
Natu asli you done a good job may GBU 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Natitey anta jgna sebay eka elalka muqur kulu mara kif zeleka eka i love you
Natu shkor shkor haftey kbeka❤❤❤
Congratulations Natu shikor ❤❤❤
Nakile amxalna bejaka ❤❤❤
Topo arkey ni wedi mule amxelna please
Natu shikor❤ambesa
Simply very humble guy.Congratulations Natu
ኣኽሹ ሽኮር እንቃዕ ሓጎሰካ ቡሉጸይ ❤
ኣቹ ሕልናዊ❤
Achiu hawey. 🎉 cogrratulation🎉🎉🎉🎉
Natu amazing man amlak ybarka. Topo dmxi bzuh xbuq yelen .
ድምጺ ንጹር የለን
Natu shkor edmen tienan yhabka amlak xegue yebzehalka❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Tedalo trah ab grand tour 1st alatka natu gerhi seb 🎉🎉❤ God bless you natu jigna🎉🎉🎉❤❤
ናቱ ሽኮር ያከ ❤❤❤
Natu is one of my favourite cyclists. I love his humbleness, his faith to God….
ናቱ ጻዕዳ መክሰብ ኤሪትራ
Top Markey kmy Aleka Salam du Natu kef Aledo sembre amxayo
ናቱ ኣክሹ congrats arku🎉🎉🎉🎉🎉
The one and only Natu.